ነሹ መጸ መጸ/ ሎሚ እቲ ጨካን ቑጥዐ ህዝቢ/ ካምፓላ ሕጂ ውን ጓል/ ሎዛ መቐለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • ነሹ መጸ መጸ/ ሎሚ እቲ ጨካን ክሕነቅ ኣለዎ ቑጥዐ ህዝቢ/ ካምፓላ ሕጂ ውን ጓል/ ሎዛ መቐለ

ความคิดเห็น • 165

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 24 วันที่ผ่านมา +6

    እዚ ናይ'ዛ ሕጻን ግፍዓዊ ቅትለት ብሓቂ ብሓቂ ልብኻ ዝሰብር ኣጋጣሚ ኢዩ። ዝገደደ ከኣ እቶም ክሽፍንሉ ዝጀመሩን ነዲኣ እውን ክቐትላ ምፍርራሕን ኢትዮጲያ ናብ ገሃነም ዘመን የርእየካ። ጽንዓት ይሃባ ነዛ ጻዕራም ወላዲት!! ግራሴ ነሹ

  • @user-hk5zn3bw7o
    @user-hk5zn3bw7o 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይ ናትና ነገር ክንበኪን ክንስሕቅን ዘይርደአና🥺😢😢😢 Thank you ነሹ♥️🙏😘

  • @zufan8097
    @zufan8097 24 วันที่ผ่านมา +13

    ኣየ ሎዛ ናይ ትግራይ ኣወል ስዒድ ፈከራ ኣየድልየናን ሰላም ኢና ንደሊ ኣቱም ሰባት ዉፅኢት ህወሓትን ህግደፍን ሓደ እዩ ህዝቢ ምጥፋእ

  • @aselin7015
    @aselin7015 24 วันที่ผ่านมา +9

    ኣብ ሓቤሻ ሙሉኮ ከም ነሹ ሸጌ ፃዕዳ እኽሊ ዝምችየኒ የለን😮😂❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 24 วันที่ผ่านมา +2

    ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ 😥
    ኣይ ሎዛ ስቅ ጥዑም

  • @SelamShishay-fw2ht
    @SelamShishay-fw2ht 24 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ይሕዝን ልብኻ ዝሰብር ኣብ ልዕሊ ህጻን ቆልዓ ክንድዚ ጭካነ ሰብ እንተሓሰመ እግዚኣቢሄር ኣሎ

  • @user-xn5rr1tn3w
    @user-xn5rr1tn3w 24 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሸንዳ ቀሪባ ነሹዬ 😊 ንሰላም ተስፋይ ሸር ክትብላ ናይ ኣሸንዳ ንፀበ ኣለና🤪❤️❤️

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6d 24 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ምሕረቱ የዉርደና😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 24 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ ናይታ ዝተደፍረት ቆልዓ ዝቀተላ ዝሕዝንዩ ከሙኡ ምስ አርአኻ ትምህርት ሐዘል ዘረባ ምኽሪ ወስኸሉ ፍቃድ አሎና ኪላህና ፍቃድኪ ድዩ ዓርከይ ክትኮኒ ከምንብሎ ስለዚ ነሹ ሐወይ ብዛዕባ ፍትሒ ብዛዕባ ፍቃድ ተዛረብ ፍቃድ ክቡር ክነብር ፍቀዱለይ ዝብል ሰሚዕና አሎና ፍቃድ ክንጋሰስ ከሎና ስለዚ ብዛዕባ ፍቃድ ተዛረብ

  • @LwamIssak
    @LwamIssak 24 วันที่ผ่านมา

    አዋይ ሓፍተይ ምዓረይ ጉድ ረኺባ አግዚኣብሄር ኣምላኣኽ ነብስ ይማር 😢😢😢😢😢

  • @yostinayostina6221
    @yostinayostina6221 24 วันที่ผ่านมา +2

    "Es bricht mir das Herz, was geschehen ist. Wie konntest du die Menschen so weit bringen, dass sie vor solch einer schrecklichen Wahl stehen? Dein Handeln hat Leben zerstört und Hoffnung geraubt. Jetzt sind sie gezwungen, Entscheidungen zu treffen, die niemand treffen sollte. Die Last deiner Taten wird für immer auf ihren Schultern liegen. Ich hoffe, dass dir die Tragweite dessen, was du getan hast, bewusst ist, und dass du die Verantwortung dafür trägst."

  • @RUTABEYIN9227
    @RUTABEYIN9227 23 วันที่ผ่านมา

    Fetari aboy mhertka laklna 🙏🙏🙏😭😭😭😭

  • @Eritrean1995
    @Eritrean1995 24 วันที่ผ่านมา +3

    Islmna kemu eu zbl kemzi aynet seb kqtel kem zelewo 😢

  • @Galhagereseb-w6s
    @Galhagereseb-w6s 24 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bhaki rukus menfes😢😢😢😢😢 nesu hawey❤❤❤

  • @angelayosef6425
    @angelayosef6425 24 วันที่ผ่านมา

    Nesheuy eze kezelezel eyu zelewo bezey mehert way geze gud rekebena ezegeyo way galey amelake beymane edu yekebela nexehete kolea 😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aexum1597
    @aexum1597 24 วันที่ผ่านมา

    Selam neshu hawey 🙏🏾 ezy zelo seytan aebie zeblwo nesun keytefu gena bzhuh kenrey ena fetary mehretu yewrdelna 🙏🏾💔😭

  • @FilaTs-hl3uw
    @FilaTs-hl3uw 23 วันที่ผ่านมา

    Selam neshu hawey tegediska ba melseley ezi minitary geru zelo mis za gal tesaelom delewu tegaru dyom kalie zega pls

  • @Tsgenay
    @Tsgenay 24 วันที่ผ่านมา

    Ufff eway gualey😢😢😢 mengste somay yewarski

  • @BizenAbrha
    @BizenAbrha 22 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 23 วันที่ผ่านมา

    ነሹ እታይ ሽግር አለዎ ናይ ሎዛ ሕማቅ እኮ አይሰረሐትን ።

  • @tomasgebrhiwet9009
    @tomasgebrhiwet9009 23 วันที่ผ่านมา

    Kqetel tray eyu zelo abnet kkewen alwo ezi rukus😢😢😢😢

  • @user-dv7ni9oy1y
    @user-dv7ni9oy1y 24 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @WiliQachil-hs2mf
    @WiliQachil-hs2mf 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  24 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @user-nb2he2xw8v
    @user-nb2he2xw8v 24 วันที่ผ่านมา

    Efff eway 😭😭😭😭

  • @wintamikial3748
    @wintamikial3748 24 วันที่ผ่านมา

    Fetari mhreta awrdelna

  • @BiniamHabtu-dc7kx
    @BiniamHabtu-dc7kx 24 วันที่ผ่านมา

    eway neshu arkey ❤❤❤❤❤❤❤❤ lomsi methazi tesainka

  • @Fretaxegay
    @Fretaxegay 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @seha8422
    @seha8422 24 วันที่ผ่านมา

    💔😢🙏seb ktblo ykebdeka u.

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 24 วันที่ผ่านมา

    ሜሮን ከልቢ ዓረብ

  • @TsegawitTse
    @TsegawitTse 23 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ አብ እጋንዳ ይሞቱ አለዉ ናብቲ ስርዓት ምልስ ኢልና እንተሪኢና ንሱ እዩ እቲ ጠንቂ ስለዚ ምቅላስጥራሕ እዩ ኩሉ ምተቃለሰ ነይሩ ሕጂ ዝዉድቦም የድሊ ሕጂ

  • @user-rn4ip4iu5f
    @user-rn4ip4iu5f 24 วันที่ผ่านมา

    ቅዱስ ሚካኤል ፍርዱ የውርደልና

  • @user-yu9sy8gq5b
    @user-yu9sy8gq5b 24 วันที่ผ่านมา

    Kemey zibelka resah eka alhamdelilah beli tibla rukus

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 24 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ጭካኔ አቀታትላ እዚኦም ሰብ ድዮም ዲያብሎስ ዝኾኑ ሰብ ሕጊ የለ ገለ የለ ነሹ ❤ ብኸምዚስ ኢሱ ዶ ይሐይሽ ሐቀይ? 😢😢😢😢😢

  • @user-vs4pg5rj5r
    @user-vs4pg5rj5r 24 วันที่ผ่านมา

    ነሹዋይ ማዓር ❤

  • @saraberhe183
    @saraberhe183 23 วันที่ผ่านมา

    Nay bahki nesho kulom hade

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 24 วันที่ผ่านมา

    Welcome Neshnesh

  • @merihteame1085
    @merihteame1085 24 วันที่ผ่านมา

    ነሹ መጸ መጸ ጽቡቕ መደብ 🩵🩵🩵🩵

  • @Richagamawit6035
    @Richagamawit6035 23 วันที่ผ่านมา

    ሎዚ ጌጋ ኣለዋ እወ ግን ብሓንቲ ጌጋ ዝኩሉ ፅቡቅ ዝገበረቶ ሪኣታ ንዘይትፈልጥ ትግራይ ክትብል ትሓምም ደገፍ ህዝባ ድምፂ ህዝባ ዘርዚረ ኣይውደኦን ግን ዝኩሉ ብዜሮ ክተራብሕዎ ኣይትክእሉን ተጋሩ ኣብዚ አለኩም ሕማቅ ብዛዕባኣ ትፅሕፉ ፅቡቅ ኣይኮነን።። ነሹ ከዓ ሙድ ኣይትሓዝ ዓሰርተ ግዘ ቃል ብተግባር ኣይትበል ፎቶ ምስ መራሕቲ ስለዝተልዓለት ደጋፊት ክትበሃል ኣይትክእልን ናማንም ደጋፊ ኣይኮንኩን ህዝበይ እዩ ዘገድሰኒ ኢላ እያ ተወዲኣ። ኣይተራስኑ

  • @teamehabteslase4437
    @teamehabteslase4437 22 วันที่ผ่านมา

    Neshi mtrgam yehguskani

  • @abedomgirmay9178
    @abedomgirmay9178 24 วันที่ผ่านมา

    ኣብ መመረቕታ በትምህርቲ ወይ ሕክምና ከይድካ ትምርቕ ትሕጎስ እምበር ሰብ ዝሃለቀሉ ከም ሓጎስ ክሪኤ የብሉን

  • @SelamNguse-z6o
    @SelamNguse-z6o 24 วันที่ผ่านมา

    Degeftom keysemeuka neshu wedi abeyti kkk

  • @Soli354
    @Soli354 24 วันที่ผ่านมา

    Qetali nay za qolea seb aykonen...ente nay kampala gn nabra azyu u kebid b flay teuy hagazi zeyblu😢😢

  • @WediErey-u2z
    @WediErey-u2z 24 วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ ነዚ ዊዕልዋ ዘሎ ኣብዛ ህጻን ኣብ መረት ከሎ ብሓዊ ክቃጸል ዘለዋ ሰብ እያ ብዝስካኽሕ ክመውት ኣለዋ ፡ወዲ ሽርምጣ ፡ ነታ ህጻን ከኣ ኣምላክ ብየመናይ እዱ ይቀበላ

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢💔

  • @fetaritium5552
    @fetaritium5552 24 วันที่ผ่านมา

    Neshu abi seb

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 23 วันที่ผ่านมา

    ቤተክርስትያን ክከዱ አለዎም መዝሙር ይስምዑ ናብ ልቦም ይመልሶም እዩ

  • @almaztesfaye6902
    @almaztesfaye6902 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @user-bw2pl6lx5l
    @user-bw2pl6lx5l 24 วันที่ผ่านมา

    Eway ata entay ena ngebro entay aynet kfue gize eyu ezi😢

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 24 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሚሪ ዝብሎ ዘሎ ጽብቅ ሓሳብ እዩ እቶም ክንብል ዝግባኣና ሱቅ እንተ ኢልና ዳኣ በልዎ።

  • @Habaathmu
    @Habaathmu 24 วันที่ผ่านมา +2

    Hadish dyu ab ethiopian ezi hgi hlina zeyblu hager mingstesemay yewarisa

  • @Ostirch
    @Ostirch 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤😢

  • @azmeramesfun3481
    @azmeramesfun3481 24 วันที่ผ่านมา

    Eizia haku eyu meron🎉🎉🎉

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r 24 วันที่ผ่านมา

    ቅድሚ ሎሚ 'ነሽ ነሽ እንታይ ማለት እንታይ ማለት'ዩ?'ኢለ ሓቲተካ ዝሃብካኒ መብርሂ "ዘለዎ ዝህብ" ዝበል ይመሥለኒ። በኻልእ ኣገላልፃ ''ነሽ ነሽ' ማለት ሕያዋይ፣ ለጋሥ፣ ሃያብ ማለት ዶ ይኸውን?

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 23 วันที่ผ่านมา

    ሜሮን ሐቁ እዩ ብሕልፊ አብሰደት ዘሎ ሐበሻ ምስናቶም ምቅርራብ እዩ ዘድሊ ብሕልፊ ቃቆኦም ባህሎም ብንእሽቲኦም ምምሀር አድላይ እዩ ።

  • @utsr5458
    @utsr5458 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢

  • @habtomtsegayhhabtom8476
    @habtomtsegayhhabtom8476 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷

  • @tirhasmedhanye8668
    @tirhasmedhanye8668 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 24 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰😢😢😢😢

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 24 วันที่ผ่านมา

    ነሹ እቲ ሽግር እቲ እሱር ብይግባይ ክፍታሕ ይባሃል ስለዘሎ እዩ ኩሉ ሰብ ንከይፍታሕ ዝቃወም ዘሎ ። ስለዚ ብይግባይ ከውጽዎ ደልዮም ኣሎዉ

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 24 วันที่ผ่านมา +1

    Weyane hzbi tgray telimomo esyas hade eyom

  • @keseteberhan7769
    @keseteberhan7769 24 วันที่ผ่านมา

    Neshu, Meron temerieyu diu? Kolut'ke alewo'do?

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  24 วันที่ผ่านมา

      No በይኑ ዩ ዝቅመጥ

  • @user-uj2jc5de1n
    @user-uj2jc5de1n 24 วันที่ผ่านมา

    Anewn kemaka iye
    Nbaela ewn tsibuk aykonen abtseheley

  • @NebayAsefa
    @NebayAsefa 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @filips9899
    @filips9899 24 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ አዩ ነሹ ኣብዚ ካምባላ 7 ወርሒ ገረ ኣብዛ ካንሸሎ ዘለክዋ ልዕሊ 7 ሓበሻ ኣለና ሽሞም ኣይፈልጦ ንሶም ውን ኣይፈልቱኒ ምንም ምትሕውዋስ የለን ኣብ ሳውዝ ሱዳን ከለኩ ማራ አዩ ፍቅሪ ኔርና አቶም ሓበሻ ኣብዚ ካማፓላ ግን ወልሓደ ምትሕውዋስ የለን 🎉🎉🎉🎉

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢 እዋይ ጭካነ ከመይዓይነት ሰይጣን እዩ። እቶም ተላኢኮም ዘፈራርሑ ካቡኡ ዘይሕሹ ሰይጣውንቲ ኢዮም ። ኣምላክ ብርትዐ ይሃባ ነታወላዲት እምበር እዝስ ከምሰብ ደው ኢልካ ክትከይድ ዝፍትን ከቢድ ሞጉዳእቲ እዩ።

  • @meronokbay3199
    @meronokbay3199 24 วันที่ผ่านมา

    Eway galey mengste semay yewars

  • @merhawitsegay3479
    @merhawitsegay3479 24 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ኣሕ ዘይሃሥስ በሰላ 🎉🎉🎉

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 24 วันที่ผ่านมา +1

    አዋይ ኣንታ ኣምላኽ መንዩ ሸይጣን ኒዓና ኢዩ ዝመስል አንታይ ዳኣሉ ዝግበር ኩሉ ሰብ ናብ ኣምላኽ ንመለስ ካልአ መፍትሒ የለን።

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 24 วันที่ผ่านมา +1

    ABE HEWWET WEDESEB AYTETEW❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  24 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom2411 24 วันที่ผ่านมา

    እዚ ዘድሊ አይኮነን ጀጋኑ ጀጋኑ ናይ አፍ ጨለ. ህግደፍን ህዋሐት ሐደ እዮም.

  • @user-tc6pm3wp9x
    @user-tc6pm3wp9x 24 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Mhret-sd1ty
    @Mhret-sd1ty 24 วันที่ผ่านมา

    ሎዛ ፎኳስ ግደፍዮባ ህዝብና ስላሙ ኣይትዝረግዮ ግርም እባ ቃል ብተግባር ኣበይ 😂

  • @merhawitsegay3479
    @merhawitsegay3479 24 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fyorikesete215
    @fyorikesete215 24 วันที่ผ่านมา

    Neshu ayney tnafk aleka mesleni 😂❤

  • @dawitbeyene5470
    @dawitbeyene5470 24 วันที่ผ่านมา +1

    Journalist Neshu😂😂 ኣንታ ኣነን ስድራቤታቴን 25 follow ኢልናካ ነዓ እባ commercial ግበረልና book alatni

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  24 วันที่ผ่านมา +1

      ክክክክ እሺ ስደደለይ

    • @dawitbeyene5470
      @dawitbeyene5470 24 วันที่ผ่านมา

      @@neshnesh_show Nshu abi seb thank for responding my comment emo messanger do kxhfelka messanger ttqem dika

    • @dawitbeyene5470
      @dawitbeyene5470 23 วันที่ผ่านมา

      @@neshnesh_show neshu Davi Davi tbl sedidelka aleku bfacebook

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 24 วันที่ผ่านมา

    😢 Seytan sererwo...😮

  • @user-uj2jc5de1n
    @user-uj2jc5de1n 24 วันที่ผ่านมา

    Neshu eta kobieka da nay fano tmesil

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 24 วันที่ผ่านมา

    Ab leli hadaren tselemti yhza

  • @NatuSelemun
    @NatuSelemun 24 วันที่ผ่านมา

    💏💏💏💏

  • @rahwabereketab7791
    @rahwabereketab7791 24 วันที่ผ่านมา

    Ya khneq alewo 100%

  • @Brtue
    @Brtue 24 วันที่ผ่านมา

    Ewae NeshNesh gazetena entekoynka smietawi keykonka eti zena kulu ngerena mknytau niaka nxbe alena ktzarebelu slezeydeleka niana kab habereta godolo tgbrena aleka..nayza hxan eti amaxi zgebera eye zizareb zeleku, blama diu hararidwa???

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  24 วันที่ผ่านมา

      Ewe blama ab nebsa

  • @user-kg1to9km2n
    @user-kg1to9km2n 24 วันที่ผ่านมา

    እዋይይይይ ወላዲ ዝረኽቦ!!!ኣምላኽ ኣቦይ ነዛ ህጻን መልኣኽካ ኣብ የማናይ ኢድካ ተቀበላ።ህጻናትና ብጸጋን ጥበብን የዕብየልና።ንመንእሰያትና ኣብታ ዘይትበርስ መንግስትኻ ተቀበሎም።

    • @Soli354
      @Soli354 24 วันที่ผ่านมา +1

      Amen bruk seb❤😢

  • @user-bw4gl5iv8v
    @user-bw4gl5iv8v 24 วันที่ผ่านมา

    ንፉዕ ነሹ ቖልዑት ዘይብልካ ሜሮን ብዛዕባ ቖልዑ እይትሞዐድ

  • @user-yu9sy8gq5b
    @user-yu9sy8gq5b 24 วันที่ผ่านมา

    Bihaki aslamay eka niska

  • @MERIMEHARIMERIMEHARI
    @MERIMEHARIMERIMEHARI 22 วันที่ผ่านมา

    ሕጎም ብልሹው ጋሕማጥ እዩ ።

  • @lightofhope-eo4hs
    @lightofhope-eo4hs 24 วันที่ผ่านมา

    Please, please, please fellow Eritreans brethren, pray 🙏🙇🙌 to GOD LORD Almighty. You have no right what so ever to take your own life. Eritreans brethren think of your parents who jointly raised you up as a child.

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 23 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ሐቅካ ኢካ እዚ ኪናት ተዘይ መፅእ እዚኩል አይምመፀን ነይሩ ብጣዕሚ የሕምም ቅርፀት እዩ መግስቲ ዘይብሉ ዐዲ ኤህ አብይ ዘሕምም ይፍጠረሉ ህዝቢ አጥፊእዎ ጌታ ይፍረዶ አሜን ።እተይ እምነት አለዎም እዞም እስሳ ።

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 24 วันที่ผ่านมา

    Aboa tgreway sle zkone du

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r 24 วันที่ผ่านมา

    ነሽ ነሽ:- ኣይትሓዘለይ 'ሻሎም' እንታይ ማለት''ያ? እታ ቃል ትግርኛ ድያ? በጃኻ ኣብርሃለይ።

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 24 วันที่ผ่านมา

    Ewy abida hazen hmak eyu thzn

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 24 วันที่ผ่านมา

    #ንፍቑራት እዚኣ ጋብዘለይ ነሹ#
    ፍቕርኺ እናሓደረ ዝምቅር ከም ወይኒ
    ባህታ ዘብዝሓለይ ኮይኑ ድራር ዓይኒ
    ለይቲ ይኹን ቀትሪ ነይትፍለይኒ💙
    ኣምላኽ ጸግዩኪ መልክዕ ምስ ቁም-ነገር
    ምጥማት ስኢኑ ዓይነይ ክደናገር
    መንገዱ ስሒቱ እንክብል ደንበርበር
    ጸግዒ ትኾኒዮ ከይወድቕ ከይስበር
    ዓለም ብዘይካኽስ ከመይ ኢልካ ይንበር💙
    ጋሻ ውሒዝ ኢዩ ፍሽኽታ ስንኺ
    ክመዝኖ ዘይደፍር ምልኣተ ቀልብኺ
    ዘብዐይና እንተዝኾን ከም እሙን ከልብኺ
    ልበይ ምረኸበ ባርኾት ዓስብኺ።
    ካብ ኮነ እዚ ዓለም፡ ኩሉ ብዕድሉ
    ልበይ እንተሃውተተ፡ ሱቕ ኢሉ እንድኣሉ
    ኣምላኽ ፈቒዱዎ፡ እንተረኸበ ተስፋ
    ክሕጎስ እፍትን፡ ዓለም እንታይ ትርፋ💙
    ኣ.ዓ. መኖክሰይቶ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 23 วันที่ผ่านมา

    እዚ እዳራአየ ኢዱ እግሩ ምቁራፁ ክጥልጠል አለዎ ግን አብይ ከምዚ እዩ ዝደሊ አብደቁ ስለ ዘይበፀሔ አይርድኦን እዩ ጌታ ይፍረዶ ።

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 24 วันที่ผ่านมา

    Mein Liebling neshu ❤❤💙🫶🏽💙

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  24 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 24 วันที่ผ่านมา

    Ewy abida hazen hmak eyu

  • @lightofhope-eo4hs
    @lightofhope-eo4hs 24 วันที่ผ่านมา

    You can't get away with murder. To commit murder and not get punished is unacceptable, so let the punishment fit the crime. Poor child innocent as a lamb killed brutally, at the period of her blameless or faultless childhood enjoyments. I'm heartbroken, angry and sad, because it's a wrong and unjust decision in a court of law. Obviously miscarriage of justice.

  • @seha8422
    @seha8422 24 วันที่ผ่านมา

    Ab alem wach ethiopia zelewu yehwatna kea hmak alewu may harimu wihj atiwo gezawtom beoom kea ente tzareb xbuk neru neshu ab Gbri Hyaway aleke atika ente trieyo xbuk neru sorry

  • @hdbd9547
    @hdbd9547 24 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ስነስርዓት ግበር በየናይ መለክዒ እዩ ህግደፍን ተጋሩን ሓደ ዝኾኑ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ እዚኣ ምዝራብካ ግን ሓዚነ

  • @user-sh9if5ol2v
    @user-sh9if5ol2v 24 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ሕወሓት ህግደፊስ ብምታይ መዐቀኒ እዩ ማዓረ ዝኮኑ

    • @user-jh2vh7dd4s
      @user-jh2vh7dd4s 24 วันที่ผ่านมา +2

      ክልቲኦ ካብ ስልጣን ክወርዱ ዘይደልዩ ፈተውቲ ኩናት ደገፍቶም ፈኸራ ዝፈትዉ ካብ ዘረሓሕቆም ዘቀራርቦም ይበዝሕ

    • @freweinihailemariam851
      @freweinihailemariam851 24 วันที่ผ่านมา

      Tay ke zefelali alewom kltiom rkusat

  • @tesfalememun681
    @tesfalememun681 24 วันที่ผ่านมา

    Ezi. Merom zbhal lekibat lemats beliwo