DW International ትግርኛ ዜና ሰዓት
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
- #dw #International #tigray
#ትግርኛ ዜና ሰዓት
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dimtsiweyan...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinter...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio
ገታቾው ካብ ዓይኒ ካመራ ከውልልና በጃኩም ደም እሕዋትና ዝሰተይ ኡዩ ፀላኢትና ለቃቁ ኢንታይ ክብለናኡዩ ዝራእየና ቁስልና እይትጉዳእና ተከወል
ቆንዲፍ ኣይኮነን ጌቾ ኣብ ኩሉ መዲሪኻ ፀፀት ዘገሊፂዋ ደብረፂንተት ወን ተጠሊዑ እዩ ኣይፈፀምን ዝብል ዘሎ😕
እሞ እታ ጌታቸው ፈሪሙ ዘምጽኣ ሰላምውንዶ ትሰረዝ ሕሙም ዝኸነ ህዝቢ ትማሊ ብጥሜት ሞትና መድሓኒት ሰኣና ዝብል ዝነበረ ህዝብ ብጀጋኑ ብድፍረት ጦርነት ጠጠው ክብል ኣለዎ ብዝብል ተፈራሪሞም ሰላም ዘምጸኡ መራሕቲ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ክንዲ ምድጋፍ መመሊስካ ምቅዋም እታ ክባን ዕጽዋን ምንፋቕ ኢያ ይመስለኒ ስለዚይ ተጋሩ ህድእ በሉ
ክንደይ ግዜ ሰሚዕናዮ ሰላም ሀብዎ ንህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢😢
ከነጮች ጋር ፎቶ መነሳት ለትግራይ ህዝብ ምንም እያገኝም ወጣቱን ወደ መሪነት አምጡ ሺ አመት እይኖር እባካቹ ተስማሙ አታዋርድን ህዝብ ጀግና ነው
አቶ ጌታቸው ትምህርትዎ ህግ ነው የዚህ እውቀት ያለው
እራሱ ደንብና ስሮአት የሚያፈርስ ሂልናው ይዳኘው።
አጠገብህ ያለፉትን አስብ።
ወጣትና ብዙ እድል ያለህ ነህ። ምርጫ አለህ ትክክሉን ምረጥ ።
Getachew no longer represents TPLF why is he still in his post the party already dismissed him
Entay yigebrulana ambassador ente metsu
Dw hashker abiyn getachew ekum bandatat
ጌቺ ናብ ቀልብካ ይመልሰካ ትግራይ ትሰዕር እናበሉ ናብ ገደል ዘፅደፍዎም ትግራይ ትሰዕር እናበሉ ሓዊ ዘቃፀልዎም ገበነኛታት ብናፃ ለቂቅካ ካልኣይ ሞት ፈርድካሉ ህዝብና 😭😭😭😭😭
Banedtat adew kibv tigery kietefo ney tigery hezebve tigery selam iyrkibven
አቱም ሙውታት ጋዜጠኛታት
ንህዝቢ ከሻቅል ይኽእል ኢዩ ትብሉ
ህዝቢ ኪሎም ብሕጊ ይትሓተ ቱ ይብል አሎ
እዙ ፣ ሓሰዊ እንታይ ኸቅደድ ዊዒሉ ፣ መሊኡ እንተይሸጠና እባ ሰጎጉልና ?
ኣብ ይ ዘሎ ህዝብ እናዞረ ይርብሾ ዞሎ ህዝብ ድዩ
መራሓትና ዋጋ የብለሞን አብ ሰዳን ማዓሰከራት አብ ሕማቅ ክነታት እንዳሃለው እዝኦም ንሰልጣን ይስሰዑ የሕዝን
Dimtsi.........Wayan...........Media........Tg............CITEY...........COUNTRY
😢😢😢😢
Dw bandatat wersemwo zahzen eyu.
ንክልቲኦም ቅተልዎም ብሰንኮም ህዝብና ፀኒቱ ይፀንትን አሎ
ህዝቢ ትግርይ ሎቢ ግበር
ሕደጉ እባ መን እዩ ጥፍአተኛ ንምባል አየብፅሕን ጥፋአተኛ ካብ ጥፍአቱ ይተአረም አብ በረካ አድሕኑና አብ ከተማ እዚ ሰላም ንክመፅ ክቡር ሂወቶም ከፊሎም ዘርኦም ዘይተክኡ መላምል አሕዋት አየሕዝንኩኩምን ፅባ ከምኦ ክብሪ ዘየብሎ መስዋእቲ ክናፍቀኩም ይክእል እዩ ሕደጉ ዝብኢ ቀትሪ አይትኩንዎ ንሕዝቢ ትግራይ መከረኛ ሕዝቢ
ንከይእከቡ ዝተአከቡ ትእዛዝ ዘዉረዱ መቀለ ዘለው ናብ ገምበላ ምውሳዶም
Genocider war tilalachuh .yihen yefetsemu wetaderochin tilekalachuh.min yemitibalu media nachuh ? Beka etv honachuh !
ንሕዝቢ 🇪🇹 ኣየሰማምእን ኢሉ ዘባልኦም ዘሎ አንቀጽ 39 እዩ ፤ ንሕዝቢ ትግራይ ኣያሰማምእን ኢሉ ዘባልኦ ዘሎ እቲ ዘይተጻህፈ አንቀጽ 93 እዩ ❗️ዘይተጻህፈ አንቀጽ 93. ማለት 👉 ( መለስ ዜናዊ፤ ስዩም መስፍን ፤ አባይ ጸሃየ ......) Va ( ገብረ አስራት፤ ስየ አብርሃ፤ ጻድቃን ገብትንሳኤ፤ አበበ ተክለሃይማኖት፤ ተረፍ ደቂ ደርጊ፤ ተረፍ ኢሰፖ፤ ፈታዊ ሸዋ ናይ አረና አባላት፤ ነብሶም ዝፈትው ዲያስፖራ ትግራይ) ናይ 93 ፍልልይ
ተጋሩ ንደሕንነትኩም ክትብሉ ንጌታቸው ደግፍዎ ።
ከምኣ ተዘይኮይና ግን ደብረ ጽዮንን ጌታቸው ኣሰፋን ገና ጦርነት ክካየድ ኢዮም ዝደልዩ ስለዚይ ኣነ ምርጫይ መእንተ ሰላም ንጌታቸው ረዳን ንሱ ዝመርሖ መንግስትን ኢየ ዝድግፍ ኩልኻ መንእሰይ ንግዚያዊ መንግስቲ ደግፍ ብሰላም ክትነብር ተደኣ ደሊኻ
Abyey neyru erkab lomey hafbetk zeblzelo. Weslata.
H
ህውሓት መስ ሻኧብያ ምስ ግብፂ ኮይነ ኢትዮጵያ ከፍረሳ እየ እናበለ ይመክር አሎ ገና ናይትግራይ አደታት ከብክየን እዩ ዝሓስብ ዘሎ ናይስልጣን ህርፋን ሰለዘለዎ
Make it Amharic why tigrighna
Our enemy is Eritrea
Be knowledgeable and smart and be lawyer for tigrayns
We are Ethiopians
Diaspora tigrayns USA Ethiopia tikidem Ethiopia forward
Just show up,
Getachew is pretend or acting like he is considering about Tigray, but already he compromised all Tigrays interest, everyone I mean tegaru don’t be confused Getachew is gone
great wedi reda
አረ ዓሶ ጥራይ አይኮነን ካብ ዓሶን አብዓለም መድሓኒት አልቦ አምፁኹምላ ከም ሑሙም ከልቢ በቲ አፀያፊ አካይዳ ግዝያዊ በዓለገ ለበዳ ፀለመ,ፀርፊ,ከባቢያዊ,ባጀትሰልዒኻ መናእሰይ ንአዴታትን አቦታትና ምዝላፍ,እስቲ ዜና አውፂኹም ንዓለም መድሓኒት ክፍላሰፍልና ስሩሑ.ተጋሩ ብባዓዲፀላኢን ብባንዳ ጃሱሳት ክብሪ ሲኢኑ ተሳልቁሉስ እዚአኸ አብ ኘሪቶሪያ አላዶ? ፈሪምኩም ዝመፃኹምላ ትመስል.ስለ ህዝቢ ን ወፅዓ ዘይዓጠኩም ንህወሓት ንምፍራስ ክስራሕ ህዝቢን,ዓድን ተፍርሱ አለኹም .እዚ መድሓኒት አልቦ እውን ይላበድ አሎሞ ዜና ይሰራሓሉ .
ሮያል ፋሚሊ ስብሐታውያን የአኽለኩም። ናብ ወረዳኹም ኪዱልና። ሕዝቢ ሞንዩኩም እዩ።