ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ትግራወይቲ እየ ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ካብ ትግራውት ፍልየ ኣይሪኤኩም ማራ እየ ዝፈትውኩም እግዛብሔር ኣምላክ ኣብ ዛሃለኩም ሓሊኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ፅቢቅቲ ፍልም ካዓ
love yuo too ንሕናስ ማራ እድና ንፈትወኩም ኣንቲ ምቅርቲ ሓፍተይ ሶ thanks ዘይበልክዋ ዝተረፈትኒ ኣላ እዞም ዳዕሽ ወይ ቅልውላው ዘሎዎም ክጸርፍኪ እዮም ኣጆኪ ግን የሕዋት ኢና
Nhena kea mara ena nixelakum meknatu Tegaru rugumat alet rugumat gorebet hasadat telamat ekum
Nana wen fettew noblkom.konjo gol tigray.
Gall agame nhnas kemey dina nfetwekum abey hager tnebri yqreta
ሰላም ጋል ዓጋመ ንሕና ከማን ማራ ኢና ንፈትወኩም ደቂ ትግራይ ሙቁራት Thanks
እዚ ስባኣይ ንዚ ውካዱ ክመክር ቶሎ ኣቦይ ንሓወይ ክመክር ሓወይ ክእብስ ምሸት ምሸት ወቀሳ ሓወይ ንሰምዕ ንምሺ ነይርና ሓቂ እዩ ደማ እዚ ስባኣይ ምክሪ ወላዲ ረካቢ እዩ ዝረክቦ ወለድና ነክብር እሕዋት ብውላዶም ክሕጎሱ ንፃዓር እምበር ኣይንጉህዮም እግዛቢሄር ይመስገን ሓወይ እኮ ፅበቅ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ኣብ ዓዱ
ለባም ወዲ ኤረይ ከማኻ ይብዙሑልና edmen ጥናን ይሃብካ ❤🇪🇷🙏
@@Metin2Freak58 ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ግን ጓል ትግራይ እየ ማዓረይ
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ሽኮርናታት ደቂ ኤርትራ አድናቅትኩም አየ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
Tg Gal Tigray we love u too haftey mearey 🇪🇷
Tg Gal Tigray thanks haftna, nhna wun srahat Tgray kem beal enda Gereemun azina ena nketatelo, Bruk mealti 🙏
መርሐባ ብሉጻት ደቂ ኤረይ ጸጋን በረከትን ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን , ነታ ኩለ ዝሀርፋ ቅድስቲ መሬትና ድማ ይባርክ
kem SARON REDIE Artist abza hager nay behaki zeytefetre. Ata wedi kitkielo, Ab tv diye zirie zeleku wela b Akal eyu eko Miridae Abiyuni nay behaki. Saroney you're the best one ever, i swear to God.
ኣሜን ኣምላክ ሃገርና ይባርክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወድታ ሓላል መሬት።
ኣሜን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ክክክክክክክ ኣታ እዚ ገረንሰአ ዝበሃል ሰባይ ከጸልለኒ እዩ ፊልሚ ናይ በሓቂ ተባእታይ ፊልሚ ከማን ኣይትመስለካን ሓቂ ይመስለካ ደራስን ተዋሳእትን ክምስገኑ ዘለዎም ናይ ብሓቂ።
ኣዝዩ ጥብቂ መጠንቀቕታ ንኤልሳ ...."ከቢርኪ ክትከዲእንተደሊኺ ወለደይ ኣኽቢርክለይ ኪዲ"
😍😍😍😍
ሓዳር ተካባቢርካ እመበይ ተደፋፊርካ ኣይከዉንን ሰለዚ ፅቡቅ ገይሩ እዩ ነጊርዋ ፅብቅቲ ድራማ😍😍💘💘💘
Gerensie zfetu like ygbereley
ስልየዋይ ከመይ ድየ ዝፎትወካ ፅብቅት ፍልም እያ ሓፋትኩም ካብ ትግራይ።
ኩናት ሳሊና መሰለት ድራማ ኩላ ኣብ ታርጌት ኢያ ዘላ ያ ጀምዓ ። ርሕቀትካ ሓሉ ፡ ብሩኽ ናይ ስራሕ ሰሙናት ይግበረልና ደቂ ኢሬይ መዓረይ ፡ሓላላትን ፈቃራትን ኢና ሞ ንኽሰበሎም ነዞም መምሃራንና ። 100% nic movie .
Tedi nay mudey netedi deftu like agerchew
Anko bselam mexakum deki eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ናይ ብሃቂ ናይ ህዝብና ናብራን ባህልን ዝዳህሰሰት ተኸታታሊት ፊልም 😍😍😍
ገሬ ዕድለኛ 'ዩ! ብሱል ዝኣተሓሳስብኡ ዓርኪ ኣለዎ። እንታይ 'ሞ፡ ኣብ ፊልም ጥራይ 'ዮም ከምዚኦም ኣዕሩኽ ዝርከቡ።
@Yonas Sbhatu እዝጊ ኣዛረበካ
አምላክ ይመስገን ከም ናይ ገሬማሓዙት ኣለዋን ኣነ እየ ዘይጥዒቲ እምበር
Eway adey mearey gerense guday dakilwa I can’t stop laughing 😂😂❤️
ጸሓይ ከኣ ከተጀርርያ ጀሚርኪ ገሬ ዓይነይ ደኣ ሓሳብ ልቡ የስምረሉ ክክክክክ።
እዚ ዓርኪ ገርየ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ናይ ብሓቂ ድስ ዝብል ዓርኪ ኢዩ ኣብ ሂወት ሓጋዚ ኢዩ
ቅቅቅቅ ገብረ ዓርከይ ጋል ብድንግልኣ ደልዩ።
ንፉዓት ታዋሳእቲ ጽበቅ ሲራሕ
ኣኤርትራዊ ምኻንካ ይሐበን ጹቡቅ ስራሕ
Like ታምራት ማሕታ (ሰርገንቲ) eske regexu
እውይይ ፊልም ከተጸልለኒ ያ ኣቤት ተዋሰእቲ ጥይት ንጥይት ኣቤት ድርሰት ደበሳይ ወልዱ ሰሎሞን ድራር ኬፍ ኣለዎ
ER ASD me to
ኣብ ውሽጢ ሓደ ሳዓት 13k ተዓዘብቲ 1.3k like ከምቲ ሃንቐው ኢልኩም ትጽበይዎ ዝነበርኩም ሲ ቺርስ ኢልኩም ዘይተሓልፉ ዓባይ መተባቢዒት ኢያ ንዕኦም ። አዞም ዲስ ላይክ ትገብሩ ከ ቕሩብ ኢንታይ ሽግርኩም ።
Ezom dislike zgebru mnalbat ni tigrinja xegem keyhilwom zyrdeom keykewn ele ygmt ane
Ane msaka aleku hasabka yqbelo ey etom dislaik tgebru entay gudlet riekum gudlet ente haliwom kea niaau zerm hasab zeytbwom ezi abi tmrti eu zeytmeharu gda
@@fuxum2248 anta hawey enti zerakb alewo ezi eko wilke seb eyu zelewo aflito nana nmhihar zhasebo amxiu alo tedelika triyo tezey delki tgedfo
@@fuxum2248 hansab hansab kone elna nxiyki alena mesleni amlak mhiretu yewrdelna
Wela niay zgermeni nisu eyu ! Suk ke zeyblu
ምክሪ፡ወለዶን፡መሓዙትን፡አዕርኩትን፡ንስማዕ።
Debesay weldu memhr hiwet 😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።
I Love Sasse & Garense 💐🎁😍
Welcome back deki Eri halalat admen tianan yihabkum yehiwatey amlak miskulena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውውውውውው ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Nice film i aprtciate u all actor and actress
ሰላም ምቁራት ፍጥረት ደቂታ ሐላል መሬት እግዝአብሄር ንሀገርና ይባርክ 🇪🇷🙏🏼
ክብረት ይሃበልና ኣባላት ማጨሎ ንደበሳይ ወልዱ ክኣ ኣብ ጥበብ ሞያኻ አዝጋብሄር የብርካ ብድሕሪ ሕጂ ውን ካልአ ካብዚ ንላዕሊ ከተቅርበልና ተስፋና ወሰን የብሉን ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኩም ደቂ ኤረይ
ሰብ ማጨሎ እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ኤሬና ሓላላት ኣላቪ ዩ እኮ
Gele aynet kexlwo deki Erey😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ደቂ ኤረይ እንቃዕ ድሓን መጻክም 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
I love this movie ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹
ዋዋዋው ገለ ዓይነት ፍልሚ ድሓር ከኣ ቀለልቲ ተዋሳእቲ ኣይኮኑን ኣብዝኣ ዘለዉ ኣታ ንዓይ ብስሓቕ ከብደይ ዘቑስለኒ ኢንተሎ ግን ዘረባ ናይ ገረንስኤ ኢዩ ክንደይ ይጸርፍ ኢዩ ዓፈል ኢልካ ጸርፊ ኸ ከመይ ኢዩ ዘኪርዎ ኢዋይ ብኡነት ኬፍ ዘለዋ ስራሕ ሰርሕኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት!!!!!!!"
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት❤️❤️🇪🇷❤️❤️
Welcome Deki Eriy God bless you ❤️🇪🇷👏💕👍
Enkea bdehan mexakum bhankewta knxbeyekum xenihna ftwat yehwat edmen teanan abzezelenayo Love you all my people
Tebatay zekone film Ajkum teray deki Eri jeganu men kemkum
ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረ 🌹🌳🌷☘️☘️☘️🥀🍁🌺🌺
ደራሲ ደበሳይ ወልዱ ( ደበሰ) ሳላኹም ክሳብ ሕጂ ሰንበት ድሕሪ ቐትሪ ነስተማቕራ ኣለና ምስጋና ይብጻሕኩም
Betami nufuat tewasaeti keep it up guys 👏👏👏👏👏
Nay behake bilxte serah efimen tenan yhabkum deki eray 💪💪👏👏
I love this movie ,is very educational and the reflection now days real life ,, of course Debesai Weldu is great 👍
እኻዕ ዳሓን መጻእኩም እዳ ማጨሎ እዋይ በጃኩም ገረንስአን ገብራይን ኩሉ ጊዜ ኣምጽእዎም ምእንቲ ክንስሕቅ ክንሕጎስ ብጣዕሚ ብልጽቲ ናይ ቡሉጻት ድራማ ደቂ ኤረይ ጽቡቃት
Nay bhaqi blxti srah
ገረንስአ ሃብላቝ ተሓዊስዋ ደኣ ነገር ፋሕ ላ 🤣
😀😀😀😀
ጸሓይ ትዘዉር መርየት ጥቐዉም
ተባዕታይ ፊልም ግና ግዜ ሓጺሩ ኤፐ
ጹቡቅ ስራሕ ንፉዓት ተዋሳእት ካብኢ ናብኡ ድማ ንመጺጽ ምእታውኩም ብጣዕሚ ጹቡቅ መጺጽ ኣብዚሃብካዮ ካራክተር ከምድላዩ ገይሩ ክሰርሖ ተዉህቦ ኣለዎ የቀንየለይ
ጹቡቅ ሲራሓ ኢዩ ቀጺሉዎ
Merhab Nice ❤❤❤👈
Ni bahqy bihnqwta ey zitsbe nere bitaemi des zibl thank you guys ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እፎ ዛየርዱዶ ናርዱዶ ትባሃል ፀላእኩ ጋሕሻር ከልቢ እፎ ክትድብረካ ጆሲ በጊዕ ኣክፊእካ
Wellcom ደቂ ኤረይ ሓላላት
ዋው ክጽበየኩም ጸኒሐ ደቂ ኤረይ ኣናብስ ኣናብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደብሸይ i like you
Deqi Erey mairey shihn waltan Kunu 😍😄😄😄😄🤝🤝🤝so Emden tonan yhabom Fetari selem qne ygberelna Egzabhier 🙏🙏🙏
Deki Erey kichin 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ♥️♥️♥️♥️ 🇩🇪
Tedros brhane & mexix best ❤️🥰🙏
from all this series this is the most interesting one
Xubuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇧🇪🇧🇪🇧🇪
Nice top film
ብታም ሽቡቅ ሰራሕ ደቂ ኤርይ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Yes mkrn maedan nayweladi edlena eyu zrekbo ❤️❤️👌🏼
Watching from Las Vegas Nevada . 100%Love it
Wlecome deki eri shikornatttttt 💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Blutsat ekum bkulu srahkum I proud of you deki Erey 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki erey 🇪🇷👍👌✌️🕌⛪😘😘😘
Btaemi tsbuk film mahberawi hiwet thinks yehwat
Good job deki eri
Wow nefu habou seti zebeli ❤
Wow kab tejemer ksab hji wedeti film beka bejakum eba nesele #snetebeberi keteblu kab eri aytewxu abzia telekum tewaseti🙏🇪🇷❤️
@Ye Barkon Abera ❤️🇪🇷
Selam selam diki Eriyyy
Ybel filim deki erey koreda entay kiwesakum 🌷🌷🇪🇷🇪🇷🌷😘🌷🌷❤❤❤🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ገርየ መራ ኬፍ ኣለዎ
ኣብ ዘይከውን ፈንጠርጠር ውን ፈረጥ ውን ኣሎ
Kkkkkkkkkkkkk mexix sahak qetiluni
ይገርምዩ
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
😂😂😂 i love you gebremesqel Anabs deqi erey
Eway gerenseA
Fantastic movie 🇪🇷😍👈
Merhaba deki🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eza hager🙏🏼🙏🏼🙏🏼💒
Pow aya Gerense atyuwa guday qalqal ela😂😂
konjo srah ketslelu
I love all of you guys 😍😍😍
Enkae bselam mexaekum sdrana
Good job , amlak edmen tienan yhabkom .
Nic job 💪💪
ደበሳይ ወልዱ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ
Wawww amlak xamakum yhabkum deqi erey
Deki za halalat Meret sibuk sirah 👍👍👍❤❤❤
የቀኔልና ደበሳይ ወልዱ ምስ ተወሳእቲ ሰንበት ብሃንቀውታ ኢና ንጽበያ
Welcom deqi eriyyyy eniqa bselam mtsakum mqratyyyyy
በጣዓም ጽቡቅ ፊልም ደቃ ሐላለ መሬት ኣንባሳት
Wooooo betam xebuki❤❤👍👍🌹🌹🌹👏👏👏
Gerye shikorrrr
Good Job
Welcome deki Eri xeda nice movie
ደቂኤረይ ጹፉፍ ስራሕ ምስ ብቁዓት ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ኒ ደራስን ዳይርክተርን ንኩሎ። ኣብዛስራሕ ዝዋሱኡን ሰሱኑልና።እሞ ለበዋ ኣላትኒ ሓደራኩም ቲ ዶኮመንታሪ ሓቓኛ ፍጻመ ቃልስ፡ ገድክን ተጋድኮን ውን ኣብቲ ወርቃዊ ግዝየኩም ኣብ ግምት የእቲኩም ኣምጹኡልና ብፍላይ ምስዚ ዘሎ ሓሸውየ ፖለቲካን ናይ ኣስፉሒም ዘይሓስቡ ጀነረሺና ዝኮኑ ብሉጻ መናእሰይና ጂሆ ሒዘሞ ዘለዉ ቢ ቅልውላው ተግባሮም ክምሃሩ ታሪክ ክፈልጡን ፡ብፍላይ ታ ትማሊ ትብል ፊልሚ ተትደግምዋሲ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ ብዙሕ ኮም ኡ ዓይነይ ፊልምታትት ይቅረታ ግን ትዕዝብተይ ህሉው ኩነታት ሰብ ጪርጪር ዓበደ ካብ ክርእዩ ዝውዕሉ ሓንቲ ቃል ይምሃሩ ዎ ድሓንኩም።
Eway Gerense zbehal Sebay 🤣🤣🤣🤣🤣👌
Ich hoffe alles gesund euch 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤
ትግራወይቲ እየ ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ካብ ትግራውት ፍልየ ኣይሪኤኩም ማራ እየ ዝፈትውኩም እግዛብሔር ኣምላክ ኣብ ዛሃለኩም ሓሊኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ፅቢቅቲ ፍልም ካዓ
love yuo too ንሕናስ ማራ እድና ንፈትወኩም ኣንቲ ምቅርቲ ሓፍተይ ሶ thanks ዘይበልክዋ ዝተረፈትኒ ኣላ እዞም ዳዕሽ ወይ ቅልውላው ዘሎዎም ክጸርፍኪ እዮም ኣጆኪ ግን የሕዋት ኢና
Nhena kea mara ena nixelakum meknatu Tegaru rugumat alet rugumat gorebet hasadat telamat ekum
Nana wen fettew noblkom.konjo gol tigray.
Gall agame nhnas kemey dina nfetwekum abey hager tnebri yqreta
ሰላም ጋል ዓጋመ ንሕና ከማን ማራ ኢና ንፈትወኩም ደቂ ትግራይ ሙቁራት Thanks
እዚ ስባኣይ ንዚ ውካዱ ክመክር ቶሎ ኣቦይ ንሓወይ ክመክር ሓወይ ክእብስ ምሸት ምሸት ወቀሳ ሓወይ ንሰምዕ ንምሺ ነይርና ሓቂ እዩ ደማ እዚ ስባኣይ ምክሪ ወላዲ ረካቢ እዩ ዝረክቦ ወለድና ነክብር እሕዋት ብውላዶም ክሕጎሱ ንፃዓር እምበር ኣይንጉህዮም እግዛቢሄር ይመስገን ሓወይ እኮ ፅበቅ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ኣብ ዓዱ
ለባም ወዲ ኤረይ ከማኻ ይብዙሑልና edmen ጥናን ይሃብካ ❤🇪🇷🙏
@@Metin2Freak58 ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ግን ጓል ትግራይ እየ ማዓረይ
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ሽኮርናታት ደቂ ኤርትራ አድናቅትኩም አየ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
Tg Gal Tigray we love u too haftey mearey 🇪🇷
Tg Gal Tigray thanks haftna, nhna wun srahat Tgray kem beal enda Gereemun azina ena nketatelo, Bruk mealti 🙏
መርሐባ ብሉጻት ደቂ ኤረይ ጸጋን በረከትን ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን , ነታ ኩለ ዝሀርፋ ቅድስቲ መሬትና ድማ ይባርክ
kem SARON REDIE Artist abza hager nay behaki zeytefetre. Ata wedi kitkielo, Ab tv diye zirie zeleku wela b Akal eyu eko Miridae Abiyuni nay behaki. Saroney you're the best one ever, i swear to God.
ኣሜን ኣምላክ ሃገርና ይባርክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወድታ ሓላል መሬት።
ኣሜን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ክክክክክክክ ኣታ እዚ ገረንሰአ ዝበሃል ሰባይ ከጸልለኒ እዩ ፊልሚ ናይ በሓቂ ተባእታይ ፊልሚ ከማን ኣይትመስለካን ሓቂ ይመስለካ ደራስን ተዋሳእትን ክምስገኑ ዘለዎም ናይ ብሓቂ።
ኣዝዩ ጥብቂ መጠንቀቕታ ንኤልሳ ...."ከቢርኪ ክትከዲእንተደሊኺ ወለደይ ኣኽቢርክለይ ኪዲ"
😍😍😍😍
ሓዳር ተካባቢርካ እመበይ ተደፋፊርካ ኣይከዉንን ሰለዚ ፅቡቅ ገይሩ እዩ ነጊርዋ ፅብቅቲ ድራማ😍😍💘💘💘
Gerensie zfetu like ygbereley
ስልየዋይ ከመይ ድየ ዝፎትወካ ፅብቅት ፍልም እያ ሓፋትኩም ካብ ትግራይ።
ኩናት ሳሊና መሰለት ድራማ ኩላ ኣብ ታርጌት ኢያ ዘላ ያ ጀምዓ ። ርሕቀትካ ሓሉ ፡ ብሩኽ ናይ ስራሕ ሰሙናት ይግበረልና ደቂ ኢሬይ መዓረይ ፡ሓላላትን ፈቃራትን ኢና ሞ ንኽሰበሎም ነዞም መምሃራንና ። 100% nic movie .
Tedi nay mudey netedi deftu like agerchew
Anko bselam mexakum deki eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ናይ ብሃቂ ናይ ህዝብና ናብራን ባህልን ዝዳህሰሰት ተኸታታሊት ፊልም 😍😍😍
ገሬ ዕድለኛ 'ዩ! ብሱል ዝኣተሓሳስብኡ ዓርኪ ኣለዎ። እንታይ 'ሞ፡ ኣብ ፊልም ጥራይ 'ዮም ከምዚኦም ኣዕሩኽ ዝርከቡ።
@Yonas Sbhatu እዝጊ ኣዛረበካ
አምላክ ይመስገን ከም ናይ ገሬማሓዙት ኣለዋን ኣነ እየ ዘይጥዒቲ እምበር
Eway adey mearey gerense guday dakilwa I can’t stop laughing 😂😂❤️
ጸሓይ ከኣ ከተጀርርያ ጀሚርኪ ገሬ ዓይነይ ደኣ ሓሳብ ልቡ የስምረሉ ክክክክክ።
እዚ ዓርኪ ገርየ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ናይ ብሓቂ ድስ ዝብል ዓርኪ ኢዩ ኣብ ሂወት ሓጋዚ ኢዩ
ቅቅቅቅ ገብረ ዓርከይ ጋል ብድንግልኣ ደልዩ።
ንፉዓት ታዋሳእቲ ጽበቅ ሲራሕ
ኣኤርትራዊ ምኻንካ ይሐበን ጹቡቅ ስራሕ
Like ታምራት ማሕታ (ሰርገንቲ) eske regexu
እውይይ ፊልም ከተጸልለኒ ያ ኣቤት ተዋሰእቲ ጥይት ንጥይት ኣቤት ድርሰት ደበሳይ ወልዱ ሰሎሞን ድራር ኬፍ ኣለዎ
ER ASD me to
ኣብ ውሽጢ ሓደ ሳዓት 13k ተዓዘብቲ 1.3k like ከምቲ ሃንቐው ኢልኩም ትጽበይዎ ዝነበርኩም
ሲ ቺርስ ኢልኩም ዘይተሓልፉ ዓባይ መተባቢዒት ኢያ ንዕኦም ። አዞም ዲስ ላይክ ትገብሩ ከ ቕሩብ ኢንታይ ሽግርኩም ።
Ezom dislike zgebru mnalbat ni tigrinja xegem keyhilwom zyrdeom keykewn ele ygmt ane
Ane msaka aleku hasabka yqbelo ey etom dislaik tgebru entay gudlet riekum gudlet ente haliwom kea niaau zerm hasab zeytbwom ezi abi tmrti eu zeytmeharu gda
@@fuxum2248 anta hawey enti zerakb alewo ezi eko wilke seb eyu zelewo aflito nana nmhihar zhasebo amxiu alo tedelika triyo tezey delki tgedfo
@@fuxum2248 hansab hansab kone elna nxiyki alena mesleni amlak mhiretu yewrdelna
Wela niay zgermeni nisu eyu ! Suk ke zeyblu
ምክሪ፡ወለዶን፡መሓዙትን፡አዕርኩትን፡ንስማዕ።
Debesay weldu memhr hiwet 😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።
I Love Sasse & Garense 💐🎁😍
Welcome back deki Eri halalat admen tianan yihabkum yehiwatey amlak miskulena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውውውውውው ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Nice film i aprtciate u all actor and actress
ሰላም ምቁራት ፍጥረት ደቂታ ሐላል መሬት እግዝአብሄር ንሀገርና ይባርክ 🇪🇷🙏🏼
ክብረት ይሃበልና ኣባላት ማጨሎ ንደበሳይ ወልዱ ክኣ ኣብ ጥበብ ሞያኻ አዝጋብሄር የብርካ ብድሕሪ ሕጂ ውን ካልአ ካብዚ ንላዕሊ ከተቅርበልና ተስፋና ወሰን የብሉን ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኩም ደቂ ኤረይ
ሰብ ማጨሎ እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ኤሬና ሓላላት ኣላቪ ዩ እኮ
Gele aynet kexlwo deki Erey😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ደቂ ኤረይ እንቃዕ ድሓን መጻክም 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
I love this movie ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹
ዋዋዋው ገለ ዓይነት ፍልሚ ድሓር ከኣ ቀለልቲ ተዋሳእቲ ኣይኮኑን ኣብዝኣ ዘለዉ ኣታ ንዓይ ብስሓቕ ከብደይ ዘቑስለኒ ኢንተሎ ግን ዘረባ ናይ ገረንስኤ ኢዩ ክንደይ ይጸርፍ ኢዩ ዓፈል ኢልካ ጸርፊ ኸ ከመይ ኢዩ ዘኪርዎ ኢዋይ ብኡነት ኬፍ ዘለዋ ስራሕ ሰርሕኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት!!!!!!!"
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት❤️❤️🇪🇷❤️
❤️
Welcome Deki Eriy God bless you ❤️🇪🇷👏💕👍
Enkea bdehan mexakum bhankewta knxbeyekum xenihna ftwat yehwat edmen teanan abzezelenayo Love you all my people
Tebatay zekone film Ajkum teray deki Eri jeganu men kemkum
ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረ 🌹🌳🌷☘️☘️☘️🥀🍁🌺🌺
ደራሲ ደበሳይ ወልዱ ( ደበሰ) ሳላኹም ክሳብ ሕጂ ሰንበት ድሕሪ ቐትሪ ነስተማቕራ ኣለና ምስጋና ይብጻሕኩም
Betami nufuat tewasaeti keep it up guys 👏👏👏👏👏
Nay behake bilxte serah efimen tenan yhabkum deki eray 💪💪👏👏
I love this movie ,is very educational and the reflection now days real life ,, of course Debesai Weldu is great 👍
እኻዕ ዳሓን መጻእኩም እዳ ማጨሎ እዋይ በጃኩም ገረንስአን ገብራይን ኩሉ ጊዜ ኣምጽእዎም ምእንቲ ክንስሕቅ ክንሕጎስ ብጣዕሚ ብልጽቲ ናይ ቡሉጻት ድራማ ደቂ ኤረይ ጽቡቃት
Nay bhaqi blxti srah
ገረንስአ ሃብላቝ ተሓዊስዋ ደኣ ነገር ፋሕ ላ 🤣
😀😀😀😀
ጸሓይ ትዘዉር መርየት ጥቐዉም
ተባዕታይ ፊልም ግና ግዜ ሓጺሩ ኤፐ
ጹቡቅ ስራሕ ንፉዓት ተዋሳእት ካብኢ ናብኡ ድማ ንመጺጽ ምእታውኩም ብጣዕሚ ጹቡቅ መጺጽ ኣብዚሃብካዮ ካራክተር ከምድላዩ ገይሩ ክሰርሖ ተዉህቦ ኣለዎ የቀንየለይ
ጹቡቅ ሲራሓ ኢዩ ቀጺሉዎ
Merhab Nice ❤❤❤👈
Ni bahqy bihnqwta ey zitsbe nere bitaemi des zibl thank you guys ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እፎ ዛየርዱዶ ናርዱዶ ትባሃል ፀላእኩ ጋሕሻር ከልቢ እፎ ክትድብረካ ጆሲ በጊዕ ኣክፊእካ
Wellcom ደቂ ኤረይ ሓላላት
ዋው ክጽበየኩም ጸኒሐ ደቂ ኤረይ ኣናብስ ኣናብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደብሸይ i like you
Deqi Erey mairey shihn waltan Kunu 😍😄😄😄😄🤝🤝🤝so Emden tonan yhabom Fetari selem qne ygberelna
Egzabhier 🙏🙏🙏
Deki Erey kichin 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ♥️♥️♥️♥️ 🇩🇪
Tedros brhane & mexix best ❤️🥰🙏
from all this series this is the most interesting one
Xubuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇧🇪🇧🇪🇧🇪
Nice top film
ብታም ሽቡቅ ሰራሕ ደቂ ኤርይ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Yes mkrn maedan nayweladi edlena eyu zrekbo ❤️❤️👌🏼
Watching from Las Vegas Nevada . 100%Love it
Wlecome deki eri shikornatttttt 💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Blutsat ekum bkulu srahkum I proud of you deki Erey 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki erey 🇪🇷👍👌✌️🕌⛪😘😘😘
Btaemi tsbuk film mahberawi hiwet thinks yehwat
Good job deki eri
Wow nefu habou seti zebeli ❤
Wow kab tejemer ksab hji wedeti film beka bejakum eba nesele #snetebeberi keteblu kab eri aytewxu abzia telekum tewaseti🙏🇪🇷❤️
@Ye Barkon Abera ❤️🇪🇷
Selam selam diki Eriyyy
Ybel filim deki erey koreda entay kiwesakum 🌷🌷🇪🇷🇪🇷🌷😘🌷🌷❤❤❤🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ገርየ መራ ኬፍ ኣለዎ
ኣብ ዘይከውን ፈንጠርጠር ውን ፈረጥ ውን ኣሎ
Kkkkkkkkkkkkk mexix sahak qetiluni
ይገርምዩ
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
😂😂😂 i love you gebremesqel Anabs deqi erey
Eway gerenseA
Fantastic movie 🇪🇷😍👈
Merhaba deki🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eza hager🙏🏼🙏🏼🙏🏼💒
Pow aya Gerense atyuwa guday qalqal ela😂😂
konjo srah ketslelu
I love all of you guys 😍😍😍
Enkae bselam mexaekum sdrana
Good job , amlak edmen tienan yhabkom .
Nic job 💪💪
ደበሳይ ወልዱ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ
Wawww amlak xamakum yhabkum deqi erey
Deki za halalat Meret sibuk sirah 👍👍👍❤❤❤
የቀኔልና ደበሳይ ወልዱ ምስ ተወሳእቲ ሰንበት ብሃንቀውታ ኢና ንጽበያ
Welcom deqi eriyyyy eniqa bselam mtsakum mqratyyyyy
በጣዓም ጽቡቅ ፊልም ደቃ ሐላለ መሬት ኣንባሳት
Wooooo betam xebuki❤❤👍👍🌹🌹🌹👏👏👏
Gerye shikorrrr
Good Job
Welcome deki Eri xeda nice movie
ደቂኤረይ ጹፉፍ ስራሕ ምስ ብቁዓት ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ኒ ደራስን ዳይርክተርን ንኩሎ። ኣብዛስራሕ ዝዋሱኡን ሰሱኑልና።
እሞ ለበዋ ኣላትኒ ሓደራኩም ቲ ዶኮመንታሪ ሓቓኛ ፍጻመ ቃልስ፡ ገድክን ተጋድኮን ውን ኣብቲ ወርቃዊ ግዝየኩም ኣብ ግምት የእቲኩም ኣምጹኡልና ብፍላይ ምስዚ ዘሎ ሓሸውየ ፖለቲካን ናይ ኣስፉሒም ዘይሓስቡ ጀነረሺና ዝኮኑ ብሉጻ መናእሰይና ጂሆ ሒዘሞ ዘለዉ ቢ ቅልውላው ተግባሮም ክምሃሩ ታሪክ ክፈልጡን ፡ብፍላይ ታ ትማሊ ትብል ፊልሚ ተትደግምዋሲ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ ብዙሕ ኮም ኡ ዓይነይ ፊልምታትት ይቅረታ ግን ትዕዝብተይ ህሉው ኩነታት ሰብ ጪርጪር ዓበደ ካብ ክርእዩ ዝውዕሉ ሓንቲ ቃል ይምሃሩ ዎ ድሓንኩም።