ማጨሎ (ክፋል 25) - MaChelo (Part 25), May 10, 2020 - ERi-TV Drama Series

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 573

  • @robelkahsaypitey5344
    @robelkahsaypitey5344 4 ปีที่แล้ว +61

    ማራ ዝፈትዋ ፊሊም ነዞም ስነ ጥበብዋን ዝፈቱ like muqrat deqi erey

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +79

    እዛ ዓለም ከም ኤልሳ ዝበለ ዝነብረላ ተትከውን ንሓቂ ዝቀውም ባእ ጅግና ኢለኪ ኣለኹ 👌

  • @kij435
    @kij435 4 ปีที่แล้ว +53

    ሰላም ንኹልኹም ተኻታተልቲ #ማጨሎ ደቂ እዛ ሓላል መሬት ስደትና የሕጺሩ ምስ ስድራና ንተሓቃቀፈሉ ግዜ የሪቡ 'ዩ ኣጆና ኣብ ገገዛና eri-tv ኮፍ ኢልና ክንከታተላ ኢና ኣሜን...

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +318

    ማራ ዝፈትዋ ፊልም
    ኣብ ስዓታ
    ነዞም ተዋሰእቲ ዝፈቱ ብlike 👈
    ፍትውትው እየ ክኣ ዘብለኩም
    ደቂ ኤሬይ
    ፀርፊ ግን ኣይፈቱን ከይትፀርፉኒ
    i love you my heart ካብ ልበይ ፍትውትው
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mehari4521
    @mehari4521 4 ปีที่แล้ว +11

    ኩልኽን ደቂ ኤሬይ አብ ውሽጥን ወጻእን ትነብራ ጀጋኑ happy Mother’s Day ጽብቃት ንሀገርና ድማ ምሕረት የውርደላ 🇪🇷❤️🌹🕌⛪️

  • @intertement2096
    @intertement2096 4 ปีที่แล้ว +59

    ዝሓሰብኩሞ ይስመረልኩም ደቂ ኤረይ ኣሜን ኣይትረስዑ

  • @yonasbelay7583
    @yonasbelay7583 4 ปีที่แล้ว +12

    አብ ወሰን ኮይና አርሲንኩምና ሰናይ ሰንበት ንተዋሳእትን ደራሲ ከምኡውን ህዝብናን መንግሥትና

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว +11

    እዚ ባሕሪ ሂወት
    ካብ ዓለም ይገፍሕ
    ደቂ ዓደይ ስደት መሪሩና ዓድና ናፊቅና ።

    • @selamg3325
      @selamg3325 4 ปีที่แล้ว +1

      Nybehaki sedet merirna 525 wedi ራስዳርማ ያኺ

    • @michealhaderaadam5417
      @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว

      @@selamg3325 ዓሰበይ ራሓይቶ ክሊማ ሓርሲለ ዶዶዕቶ ራስዳርማ ግንባር ቡሬ ጊብዶ መንካዕካዕ በይሉል ዕዲ ጢዖ ጋሕሮ ገልዓሎ ፎሮ ይገርም ኢዩ ጥዑም ሂወት ሓሊፉ ድሮ 10ዓመት ክንርስዖ ጀሚርና ተሓዋዊሱና'ካ

  • @teameeyob1206
    @teameeyob1206 4 ปีที่แล้ว +74

    ፈልሚ ኣብ ኤርትራ፡ክስራሓ ኣለዋ። እንቆዕ ብሰላም ነጻእኩም ደቂ ኤረይ።

    • @temyezemey1710
      @temyezemey1710 4 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ኣስሚረላ ኣለኩ ኩሉ ኣብ ዓዲ ምቁር ኢዩ

    • @selamawittewolde3296
      @selamawittewolde3296 4 ปีที่แล้ว

      Aebeu deae original life endyu zelo ezi ab kale adi mshademu zserhuwo Tbeb tbeb zeykone mekfeli Kary geza wey mekfeli meste krekbu Elon eyom zbgesu so art aeykonen .kem gele

  • @AmanuelTekie-k2g
    @AmanuelTekie-k2g 4 ปีที่แล้ว +16

    ደበሳይ ወልዱ እምነ ኩርናዕ ስነ ጥበብ ኤርትራ, ቡሉጽ ስራሕ 👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ንስድራይአየዝነብሪ
    @ንስድራይአየዝነብሪ 4 ปีที่แล้ว +11

    ስሌ ፈተዮ ከምት ደሌ አምላክ አቦይ ከም ስሌ ለባም ዓቃል ስብአይ ፈጠረለይ

  • @ዛፉነኝየአባቴቀበጥዜድየፍ
    @ዛፉነኝየአባቴቀበጥዜድየፍ 4 ปีที่แล้ว +9

    ኤሉየይ ፈትየኪ የኔ አስሊ ቀፅልሉ ሓቢብቲ ፊልሙኩሞ ካዓ መሊሳ መቂራ

  • @samerajamel3694
    @samerajamel3694 4 ปีที่แล้ว +9

    ዋውውውውው ይበል ሓያልፍሊም ብጣዕሚ ብሃቆውታ ኢየ ዝጸበያ ብጣዕሚ ንፎዓት ዝመጽእ ሰሙን ብሰላም የራኽበና ደቂ ኤረይ

  • @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ
    @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +18

    ዊንታ ሽኮር ጎል ኤሪ ይበል ከም ወትሩ ብልጽቲ ናይ ብሓቂ ፍቕሪ ቅንዕናን ንጽህናን እዩ ሕጉ

  • @tgihabeshawit9608
    @tgihabeshawit9608 4 ปีที่แล้ว +26

    ካብ ዝፈትዋ ፊልሚ እስቲ ንኤልሳ ዘድንቅ 👍ተይገጨየ ከይሓልፍ

  • @beyblademaster4445
    @beyblademaster4445 4 ปีที่แล้ว +2

    ጀሲ ቃል ክዳን ኩቡር እቲ አምላክ ዝአስሮ ስብ አይፍለዬ ቃል አምላክ ከ ንመን ንሃቦ

  • @teklit3568
    @teklit3568 4 ปีที่แล้ว +10

    Loved it, ነዚ ክትሪኢ ግዜ ተጥፋእካ ፡ከሲብካ ጥራይ ኢካ ትኸይድ, Thank u so much forthat and with best Wishes
    TM

    • @firiyatyemane
      @firiyatyemane 4 ปีที่แล้ว +1

      የሕዋተይ ንተሕጋገዝ subscribe ክገብረልካ(ኪ) ሞ subscribe ትገብረለይ ዶ?

  • @Zeben-fp7uq9gp5j
    @Zeben-fp7uq9gp5j 4 ปีที่แล้ว +59

    ከማይ ታሃንጥዩ ክጽበያ ዝቀነየ መን ኣሎ 🖒፡ መንካዕ ንቅድሚት ደቂ ኢረይ ሓላላት ገለ ዓይነት ማዓልታዊ ስደድዋ በጃኩም🙏

    • @bereketweldu2870
      @bereketweldu2870 4 ปีที่แล้ว

      እንታዩ ቁንቁኛኣ መንካዕ በጃኻ ኢለካ ዶስ?እዛ ናይ ሕማመይ ትብል ረማሲት ቅጽል ሙማታ ኢዩ?

    • @elizag8353
      @elizag8353 4 ปีที่แล้ว

      Berekhet Weldu 🤣🤣🤣🤣

    • @Zeben-fp7uq9gp5j
      @Zeben-fp7uq9gp5j 4 ปีที่แล้ว

      @@bereketweldu2870 kkkkk

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 4 ปีที่แล้ว +5

    ዋው ፊልም ኣብዚ እንሄለ።

  • @habtommehari8138
    @habtommehari8138 4 ปีที่แล้ว +48

    ፊልም ማለት ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤሪ ❤💯🇪🇷❤💯🇪🇷❤😍

  • @ጋልኤረይ1612
    @ጋልኤረይ1612 4 ปีที่แล้ว +2

    እዉይ ተወሊዐ ብራቦ ኢልሳ እዛ ደርፊ ብጣዕሚ ጥዕምቲ በላ ሽኮሪናታት HAPPY MOTHERS DAY

  • @GualRaya-vz4zz
    @GualRaya-vz4zz 4 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ተናፈቅቲ እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም

  • @tesfayfilmon502
    @tesfayfilmon502 4 ปีที่แล้ว +20

    ዋውውውውው ብሉጽ ስራሕ ድራሳይ 'ደበሳይ ወልዱ' ተዋሳእቲ ከማን በቦትኦም ብግቡእ ከንጸባርቅዎ ይረኣዩ ኣለዉ so keep it up ደቂ እታ ሓላል መርየት ::

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray6130 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ፍቑሩ የብዛሓልኩም ብጣዕሚ ማሃሪትን ሳሓቢትን ፊልም

  • @godisgreat3838
    @godisgreat3838 4 ปีที่แล้ว +3

    I look forward to watch it every Sunday ❤. It is a great sitcom. I Love and Admire each one of you 🙏🏽. Keep up the great work you do. I Love you guys for entertaining us from our beloved mother land Eritrea 🇪🇷.

  • @SamiSami-yx7fd
    @SamiSami-yx7fd 4 ปีที่แล้ว +8

    ከም ቲቲ ገርኢስ ትህሉ ኣብዚ እዋን ከብደይ እምበር በሊዓትኒ ምስክነይቲ እዚ ኩሉ ጉድ ተከዊልዋስ መሓዛይ ድማ ትብላ

  • @nighistighebrekristos51
    @nighistighebrekristos51 4 ปีที่แล้ว +1

    ablibna Seferkum deki erey shikorinatat ske belu xamakum yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌺🌹

  • @hyabnatey6317
    @hyabnatey6317 4 ปีที่แล้ว +35

    ዚፈትዋ ፊልም ክጽበየኩም አየ ዊዕለ wel come

  • @genetakeza4477
    @genetakeza4477 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ይበል ድራማ ናይ ስድራ ወኪላ ን ዘበናዊ ን ምጥልላምን ብእሓፈሻ ህልው ኩነታት ዝወከለት ማሃሪትን መሳጢትን ይበል ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም

  • @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ
    @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +17

    ዊንታ ሽኮር ጎል ኤሪ ይበል ከም ወትሩ ብልጽቲ ናይ ብሓቂ ፍቕሪ ቅንዕናን ንጽህናን እዩ ሕጉ i love you wintu shkor ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤሪ

  • @meronyonas563
    @meronyonas563 4 ปีที่แล้ว +1

    Abet abet wihlinet abet kielet anabis meglexi albo ekum derasi director koto kulom 🇪🇷🇪🇷🥰🤩🥰🇪🇷🇪🇷

  • @yishakweldemariamweldesila13
    @yishakweldemariamweldesila13 4 ปีที่แล้ว +14

    "Elsa" best character played by Feven! Feven, you're #1 in this film!!!

  • @mehariestifanos5450
    @mehariestifanos5450 4 ปีที่แล้ว +11

    ውውውው ደቂ ኤረይ እንቃዕ ድሓን መጻኩም ማራ ኢና ንፈትወኩም።

  • @samierigold6199
    @samierigold6199 4 ปีที่แล้ว +14

    ደቂ ትሽዓተ ብሄር ደቂ ሓንቲ ልቢ ደቂ ሓንቲ ሃገር ሓበን ይሰማዕኩም ሓበን ተሰሚዕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጥበብኩም ይሰስን ደቂ ኤረይ ሓላላት ከምዚ ከማይ ዝኾንኩም ላይክ ወቅጡኒ ሓባይብ

  • @ታሪክስወዲተምነዎዳኣይግለ
    @ታሪክስወዲተምነዎዳኣይግለ 4 ปีที่แล้ว +40

    ኣየ ኤልሳ ጅግና ኮታ ኣንበሳ ኢኪ ግን ነቲ ዝፈትዎ ኣክተረይ ቴዲ (ሰልየ) ተጭንቅለይ እንዳ ኮንኪ እምበር

    • @danielmehari8623
      @danielmehari8623 4 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ ደቂ ፡ኤረየ ሽኮርናታት ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ሰስኑ ሰስኑ ሽሒን ዋልታን ኩኑ ናይ ብሓቂ ሓንቲ እታ በሃንቀውታ ንጽበያ ፍልሚ ኢያ ቀጽልዋ ።

  • @jonasmera9626
    @jonasmera9626 4 ปีที่แล้ว +2

    Edmen tienan yehabkum fetari deki erey xada deki halal meret btami tbeb wana alewo kbahl abakum nreo alena bkulu nger blux serah ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @halamadrid7779
    @halamadrid7779 4 ปีที่แล้ว +11

    ኢዋይ ፊልም ማለት ካብ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ፍልም //ደበሳይ ወልዱ///🇪🇷🇪🇷🇧🇪🇧🇪🙏🙏👈

  • @andemariamlibsu3004
    @andemariamlibsu3004 4 ปีที่แล้ว +29

    ኣሽሽሽ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ማለት ፥ ብዛዕባ ፍቅርን ሓዳርን እዳተዛርብካስ ምናልባት እንተተፋታሕና ከ ኢልካ ውዲት ምግባርስ ኣይናይ ጥዕናን።

    • @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ
      @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@yonastes6172 dokoro druz kab winta tekone emo entay kefika kab agame agazian elomo elka keyreaka teamin temhar kab winta neakan kemakan eya tmhr zela

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 4 ปีที่แล้ว +2

      @@yonastes6172 mearey balka eka ko kedimka texarifka dahar ka nkndey hateftef zblu ela ya melsi kthb?? Nska ka nay balka mizan yhalka ok yesef da emo nmereb yeasirata msh ybl neru temelisu ka bgega ye kemu ele msh elu slezi xerfi newegd winta blxti seb ya

    • @mussietekle7957
      @mussietekle7957 4 ปีที่แล้ว

      Nay bihaqe xubq filme

    • @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ
      @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ 4 ปีที่แล้ว

      @@kesetemerhawi9674 nay behaki kubur seb meten nebsu yekbreka ,,,,,,,beal yosef agaziyan ena bhalti melhasom 10 gize zikeyayer sne tibeb hagerna kidekim eyu elamiom

    • @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ
      @ሜላትባናሓርነትንኤርትራ 4 ปีที่แล้ว

      @@yonastes6172 druz eleka aleku hji keman hangolika tetekemelu elomo elika aytimen winta kea nkndey denakur eya kitmlis hakinet tedelika abzi link atika simayo yosef hukar ezi agame zbelo facebook.com/eden.shekor.96/videos/vb.100039781753783/148667993135925/?type=3

  • @wedikahssay3101
    @wedikahssay3101 4 ปีที่แล้ว +12

    እንቃዕብሰላም መጻእኩም ደቂ ኤረይ እግዛእብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣጆኩም በርቱዕ ።

  • @yoyoshee9725
    @yoyoshee9725 4 ปีที่แล้ว

    ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሉጽ ፍልሚ ።ምስ ጎሮባብትና ክንዋዳደር ርሑቕ ሰጉምና ኣሎና ኣጆኹም ኩርዓት ሃገርና።

  • @thunderbrothers46
    @thunderbrothers46 4 ปีที่แล้ว +1

    ATA ELisa( febuyey mearey ) beluley ele do kiderifela eta haqi misaki eya zela kulu seb kemaki ente zikewin beqa wawww ❤️ adiniqeki aleku bika dahidihikiyo, eway nay sidon difiret kea ayni zewixe eyu, bitami des zibil film meharin keep going deqi erey xibuqat .aye kitshikura kea i love deqi za halal meret erey 🇪🇷 rihus qiniyat nexaneta deqi 👍🇪🇷🌍

  • @abaditkidane9491
    @abaditkidane9491 4 ปีที่แล้ว

    Deki Er jegnu kixelwo nay behaki mehri film thank s elsu she is best

  • @ሳሚማንቸስተራዊ-ጀ2ፈ
    @ሳሚማንቸስተራዊ-ጀ2ፈ 4 ปีที่แล้ว +1

    ማጮሎታት እንቃዕ ብሰላም መጻኹም።

  • @asmeretsolomon4694
    @asmeretsolomon4694 4 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba deki Eri halalat tsebukat ftret 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtomblackman9649
    @habtomblackman9649 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome deqi ere shkorinat enkea bselam mexakum ftwat yehwat bhankewta knxbeyekum xenihna so that best jobs this one movie

  • @zeritadhanom6027
    @zeritadhanom6027 4 ปีที่แล้ว

    ናይብሕቂ ጀጋኑ ኢኩም።

  • @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ
    @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ 4 ปีที่แล้ว +2

    ማሃሪት ዙኾነት ፊልም ኣሊሳ ሓቀኛ እያ ናይ ብሓቂ ዩሩዳ ሰራቅት ናይማታ ሰብአይ ፎታውት መስላ ትሓርዴ እያ ብዝተረፈ ፁቡቕቲ እያ ብጣዕም እነ ሃኒቆዉ እንበሊና ንፅብይ ኣለና

  • @abrhamlegese9245
    @abrhamlegese9245 2 ปีที่แล้ว

    ብግብርና፡ክሓፍር፡ይግበኣና።

  • @yonasgebre1350
    @yonasgebre1350 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ገለ ኣይነት ፊሊም ኣጀኩም ቀጽልዎ ኣምላክ ይሓልኩም

  • @burhanabraham2610
    @burhanabraham2610 4 ปีที่แล้ว +4

    ስለ ኦልሳ ላይክ ግጩኝ

  • @rthea5208
    @rthea5208 4 ปีที่แล้ว +1

    Robi God Bless You Your Words is Very Nice Lebi Temelis Amen

  • @ፍቅርበፍቅር-የ9ጘ
    @ፍቅርበፍቅር-የ9ጘ 4 ปีที่แล้ว

    ዋይ ኣንጠልጣላት ዝከነት ስራሕ እያ ኣጀኩም ምቅራት 😍❤😘😘😘😘

  • @isayasgebregergish6713
    @isayasgebregergish6713 4 ปีที่แล้ว +3

    Good job thanks 🙏 deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰

  • @wedisenafe2763
    @wedisenafe2763 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣነ ነዛ ኤልሳ ሒዛታ ዘላ ገጸባህሪ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ኣፍቂረያ ግን ኣስተውዕሉ ንኤልሳ ኣይኮንኩን ኣፍቂረያ ዝብል ዘለኩ ነታ ገጸ ባህሪ እየ ኣፍቂረያ ንኢልሳውን ካብተን ዝፈትወንን ዘድንቀንን ዝምክሓለን ተዋሳኢት እያ i love you ነታ ገጸባህሪ ደቂ ኤረይ ሽኮር

    • @eyobaaaaaa7336
      @eyobaaaaaa7336 4 ปีที่แล้ว +1

      ቁሩብ ንሰሎሞን ትሕይሎ ንስድራ ቤታ ካኣሞ ግደፎ ረብሻቶም ካልእ ተባዕታይ ስራሕ ፊቡ ሽኮር ኣዋሪዳታ ሎሚ

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 4 ปีที่แล้ว

      Btami kab zgermeka ms sebayey kulu gzei ena nkata ane hakegna terar wezleklek deytbl turgum kalkidan tfelt ya msh yblo nsu ka no ezi sdi ya ybleni kulu gzei

    • @wedisenafe2763
      @wedisenafe2763 4 ปีที่แล้ว

      @@kesetemerhawi9674 ኖእ እንታይ ይመስለኪ ምናልባት ናቱ ድልየት ክከውን ይክእል ዩ ኣነ ግን ብታሚ ፈትየያ ምክንያቱ ቀዳማይ ኣብ ሓዳራ ጽንእቲ እያ ካላይ( ኣብ ልዕሊ ማሓዝኣ ዝኮነ በደል ክወርድ ኣይትደልን)በዚኣ እታ ካለይቲ ዝፈተክዋ ሳልሳይ ንጌጋ ተጻዊርካ ናይምካድ ዓቅሊ የብላን ንዝጋገ ሰብ ብኣግኡ ምዝራብ ባህሪ ኣለዋ ስቅ ኢልካ ናይ ምራይ ዓቅሊ የብላን እዚ ዝብላኪ ዘለኩ ግን ኣብዛ ፊልም እየ

    • @eyobaaaaaa7336
      @eyobaaaaaa7336 4 ปีที่แล้ว

      @@wedisenafe2763 ኦይ ንሰብኣያ ሲ ኣሕሪራቶ ያ ግን ዳሓንያ ክዛረባ ከሎ ትም ያ ትብል ቀልጢፋ ካኣ ትርሰዖ

    • @wedisenafe2763
      @wedisenafe2763 4 ปีที่แล้ว +1

      @@eyobaaaaaa7336 እወ ትሕይሎ እያ ንሰባያ ግን ንሱ እዩ ዝጋገ ዘሎ ምክንያቱ ንሳ ዓርኪ ሰባያ ኣብ ልዕሊ ምሓዝኣ ስለ ዘሽካዕልል ዘሎ እያ እንበር ንሰባያ ማራያ ትፈትዎ ስቅ ኢላ ትሰምዖን

  • @rahwaargawirahwaargawi4274
    @rahwaargawirahwaargawi4274 4 ปีที่แล้ว

    በሃነቀውታ ክንፀበየኩም ኢና ዋው ዝኮነት ፍልሚ

  • @ghrmaygebreyesus385
    @ghrmaygebreyesus385 4 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ።ንዝገርመኩም ፊልም ኮይና ኣይት ስማዓን
    ብፍላይ ናይ ጆሲ ነገርን ናይ ሳሰን ሓቀኛ ዛንታ ዝፈልጦ ዛንታ
    አዩ። ኣብ ኩቱር ስሚዕት የትወኒ። አዚ ከኣ ናይ ደራሳይን ተዋሳአቲ ጥበብ አዩ።
    tekatatalikum kab gemagem atlantic wqyanos

  • @tasfalemgotiom5650
    @tasfalemgotiom5650 4 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መጸኩም እንዳ ማጨሎ ሳሰኣ ግደፍ

  • @rthea5208
    @rthea5208 4 ปีที่แล้ว

    I Love your Filem My People God Bless You All Happy Face

  • @thunderbrothers46
    @thunderbrothers46 4 ปีที่แล้ว +1

    Gin nigerenise yehimimiwo eti derasi qal qal kebila keynirie si, winitey shikor kea lebam abay seb eti mikiriki si bizey may ziwehat beqa ajokin deqi erey mearey kitxibiqa kea love u guys

  • @nabinabi3913
    @nabinabi3913 4 ปีที่แล้ว +48

    ሰብ ቀረባ ኢሎሞ ንፋጣሪ
    ካብ ዝኣምኖ ሓልወኒ እበሪ
    ንጸላኢ ፈጢርካ ኢካ በትሪ
    ኣብርሽ

    • @telejad7031
      @telejad7031 4 ปีที่แล้ว

      Nabi Nabi ,ezi eko Film machelo u bro, ?nay Abrham derfi dea entay amxo abzi?

    • @amenamen4709
      @amenamen4709 4 ปีที่แล้ว +1

      Anes akendian ferihe senihe abet bealika temsio sebeb ufffffffff

    • @nabinabi3913
      @nabinabi3913 4 ปีที่แล้ว

      @@telejad7031 ኩላ ዶ ሪኢካያ

    • @selamg3325
      @selamg3325 4 ปีที่แล้ว +3

      Nabi naybhaki geleaynet zereba zefetwa nay abraham derfi

    • @nabinabi3913
      @nabinabi3913 4 ปีที่แล้ว

      @@selamg3325 ያ ብጣዕሚ

  • @ኤረዓደይ
    @ኤረዓደይ 4 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ብዳሓን መጻኩም ደቂ ኤረ ጽቡቅ ፊሊሚ ቀጽልሉ

  • @semeremehari8761
    @semeremehari8761 4 ปีที่แล้ว +12

    Waww kef zelewa film so continue gus God bless you

  • @almazweldu3914
    @almazweldu3914 3 ปีที่แล้ว

    ኤልሳ ትስዓር ንገርያ መሬት ሐዊ ትኹን ሰለሙን ብጣዓሚ ትድነቅ እንዲኻ ንኤልሳ ኪኢልካ ትኸይድ አብዚአ ናይ ቲቲ ዘለዋ መርገጺ ኤልሳ ትስዓር ኤልሳ ንሰብአይኪ አኽበሪ

  • @mensurmehammed7461
    @mensurmehammed7461 4 ปีที่แล้ว +1

    ውይይ ብጣም ድስስ ክትብል ፊልም ቀጸሉሉ በጃኹም ግን ኣን ሓደ ከብል ኣብኡ ንሳስ ኩይኑ ዝስርሕ ስባይ በጣዕሚ ክይደንክው ኣይሓልፍን በጣምዕሚ እዩ ዝኽእል ዝርብኡ ኩሉ በጣዕሚ እዩ ክቢድ ርእስኻ እዩ ዝሃርምካ 👏👏👏

  • @merryghebre7768
    @merryghebre7768 4 ปีที่แล้ว +1

    Yorda, sidona btaemi nfeti tewasaey.❤️

  • @efremogbamicael729
    @efremogbamicael729 4 ปีที่แล้ว +59

    ኤልሳ ዋዕሮ ሓየት ከም ሰሌ ሰብኣይኪ

  • @kahsayaregay9856
    @kahsayaregay9856 4 ปีที่แล้ว +1

    Watching from USA.

  • @filmongoytom6183
    @filmongoytom6183 4 ปีที่แล้ว

    Bilixiti nay biluxat Film meharit Nic job Deqi Eza halalll merettt🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🏅🏅🏅🏅🏅.

  • @semharghebrehans5129
    @semharghebrehans5129 4 ปีที่แล้ว +3

    🇨🇦🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷nay Eritrea film 100%

  • @abrahamjohannes4408
    @abrahamjohannes4408 4 ปีที่แล้ว +1

    Wowwww welcome deki Eriy xada 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @matiwosmedhanie7160
    @matiwosmedhanie7160 4 ปีที่แล้ว +1

    merhaba deki Eri shkorinatat Enek beslam Abexhakum

  • @heluhelu106
    @heluhelu106 4 ปีที่แล้ว +1

    Waw kef zelewo film deqi Eri God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔✔✔

  • @teamesium8163
    @teamesium8163 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍሊም ቀጽልዎ።

  • @Money-o7l
    @Money-o7l 4 ปีที่แล้ว +17

    በጃኩም እዞም ኣብ ደገ ነዚ ስነጥበብ ተበላሽውዎ ዘለኩም ወይ ካብዚ ተማሂርኩም ስርሑ ወይ ግደፍዎ ነዚ ስነጥበብ ኣይተራክስዎ።

    • @bar8169
      @bar8169 4 ปีที่แล้ว

      Thank you

  • @js2974
    @js2974 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ መሳጢት ፍልሚ እያ አይትደንጉና ብቻ

  • @yaredabraha40
    @yaredabraha40 4 ปีที่แล้ว +2

    teamno lieka dkss hder elomo abotatna hji kea neamnekum abeyty tewasaety deki erey godolo kemzeyblkum bezi agatami nnegrekum nfetu👍👍👍👍👍👍

  • @godwithme8382
    @godwithme8382 4 ปีที่แล้ว

    Kemey diken Meqsenat deki 🇪🇷 eza film ktexleleni ya delya bejakom aytdongyona 😘

  • @edenshekor2560
    @edenshekor2560 4 ปีที่แล้ว +1

    Wintey shekor kulu zexebekela anbesa gele annet kalat , i love u

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 4 ปีที่แล้ว +10

    መርሓባ ደቂ ኤረይ እንቃዕ ብድሓን መጻክም ሽኮርናታት ፍጥረት❤️🇪🇷❤️

  • @semirseid7479
    @semirseid7479 4 ปีที่แล้ว

    Debesay ane bitaemi eka smart super intelligent keep it up wedi eri shikor

  • @merkebselam6456
    @merkebselam6456 4 ปีที่แล้ว +2

    Gerensie arkey hamima zeythamm sebeay hamimatna

  • @yonastesfay3017
    @yonastesfay3017 4 ปีที่แล้ว +5

    *ፊልም ከምዚ"ዝምህር ክኸውን ኣለዎ።የቐንየልና👐*

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።

  • @dubatop7581
    @dubatop7581 4 ปีที่แล้ว

    Febu best actress 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🎈🌿🌿🌿🌿

  • @tadesseokabatinsae6549
    @tadesseokabatinsae6549 4 ปีที่แล้ว +1

    Real machelo . I love this film

  • @weddishumirafale9107
    @weddishumirafale9107 4 ปีที่แล้ว +2

    Well come deqi erey tsubuq srah💕💕💕💕💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merhawitfisehatsion2035
    @merhawitfisehatsion2035 4 ปีที่แล้ว +1

    Deesay weldu yaho
    Maraske goez
    More admirers 😘😘

  • @ammm1273
    @ammm1273 4 ปีที่แล้ว +1

    What a nice movies Lovey you all my people ❤️❤️❤️😘❤️❤️❤️ I can't wait to next episode love love

  • @venusmichael932
    @venusmichael932 4 ปีที่แล้ว +4

    It's really really amazing film we love you both participants of the film.

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 ปีที่แล้ว +15

    ብሓቂ መልሓስ ዓፅሚ ዘይብላ ዓፅሚ እያ ትሰብር። እዋይ ውርደት ናይ ማሓዛካ ሰብኣይ ወሲድካስ ጥንሲ ካብ ከምዚኣ ማሓዛ ኣድሕነና ስዲ

    • @سارهعلي-ك6ق
      @سارهعلي-ك6ق 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን 🙏

    • @MM-yi4dg
      @MM-yi4dg 4 ปีที่แล้ว +2

      btesfa eye Znebr እወ ግን ዝተዋህበቶ ፖርሽን እምበር ናይብሓቂ ሂወታ ስለዘይኮነ ምጽራፍ ጽቡቕ ኣይኮነን

    • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
      @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 ปีที่แล้ว

      @@MM-yi4dg xbuk aleka kema aynet mehaza eye ele ember qararter mukanu da yrdani eu

    • @semhartedros4879
      @semhartedros4879 4 ปีที่แล้ว

      Amen

    • @ኣርሴማእናቴ-ቐ5ጸ
      @ኣርሴማእናቴ-ቐ5ጸ 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @sosweet6192
    @sosweet6192 4 ปีที่แล้ว

    👍👍👍🙏🙏🙏👌👌💗💗💗
    God bless Eretria and Eretrians
    Brothers and sisters

  • @burhanabraham2610
    @burhanabraham2610 4 ปีที่แล้ว +3

    ኤልሳ ሽኮር

  • @ቸልሲቸልሲ
    @ቸልሲቸልሲ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሲዶና ማራ እንደየ ዝፈትወኪ መራ ክኣ ጸሊኤኪ ዋላ ፊሚ ይኩን ቅድምሕጂ ብፊልሚኪ እየ ዝፈትወኪ ሕጂ ክኣ ቢፊልሚ ጽልእ ጽልእልእ ኣቢልውኪ

    • @thunderbrothers46
      @thunderbrothers46 4 ปีที่แล้ว +1

      ሰላማት ሰላማት Dehan ezi dea emo film endiyu ab simioit sile zetiwuka eyu eka kem qedemiki dea fitewiya best acter eya sidon shikor

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 4 ปีที่แล้ว +32

    ፊልም እዚ ዩ ፊልም ዝባሃል ጉዳይ ተቃጺላ ኣብ ገርንስአ ዓርከይ ከይበጸሐት ፊቡ ሽኮር ኣዋሪዳታ ዊንተይ ኣንበሳ ተራእዮን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ቅድሚ ቃል ኪዳን ትካል ደልየ ኣግሱሞ ኢልካዮ ነዛ ጎል

    • @MabuNatey
      @MabuNatey 4 ปีที่แล้ว

      ገረንሰኣ ዓርክኻ ድኣ መሊሱ ቃዛ ክቕይራ ዩ ሂዳይ ጉዳይ ጉዳይና ኣይኮነን ሃጸነ ፈጸነ መንካዕ ንቕድሚት

    • @eyobaaaaaa7336
      @eyobaaaaaa7336 4 ปีที่แล้ว

      ማሚየ ናፊቀያ ያላ እሞ ሻሕ በል ጉዳይ ካ እንተዘይኮይኑ ትም ኢልካ ጥራይ ተማሃር ፍለጥ ቃዛ ኣይኮነን ሶርያ ይቀይራ

    • @godislove7721
      @godislove7721 4 ปีที่แล้ว

      @@eyobaaaaaa7336 lkklklkkklll

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 4 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba deki Eri xebkti meharit film kulom tewasati betami beluxat eyom👍😍

  • @mhretsilekidane9469
    @mhretsilekidane9469 4 ปีที่แล้ว

    Shikorinatattttt Elsa ka akla xebibwa tog zeybelet eza zereba anyway stay blessed and live healthy all Eritrean 😘

  • @teklitrashahabteab4321
    @teklitrashahabteab4321 4 ปีที่แล้ว +14

    እንቃዕ ድሓን መጻኩም እንዳ መጫሎ
    ኣዝያ ምሃሪት ዝኮነት ፊልሚ ሰሱኑልና ደቂ ኤሬይ ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ተንቢቢ ዘለኪ ኣብ ሂወትኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም።

  • @edenasli9010
    @edenasli9010 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwww bitami xubuq sirah

  • @kemalnurhussen3381
    @kemalnurhussen3381 4 ปีที่แล้ว +1

    Can't wait for next week

  • @yordanoskedawi6040
    @yordanoskedawi6040 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome deqi ereyy thank you