ዘይተቐደሱ ቀዳሲያን። ዘይተወደሱ ወዳሲያን፣ዘረበኦም ካልእ ግብሮም ካልእ። ብመጋቤ ሓዲስ ቡሩክ ትስፋይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 13

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት ያስመዐልና አቦና ።

  • @merhawitbrhane8349
    @merhawitbrhane8349 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሓልካ ክቡር መምህር ፅቡቅ ኣገላልፃ እዩ ንኩልና ምእመናን ናብልቦናና ይመልሰና

  • @romangebre3222
    @romangebre3222 3 หลายเดือนก่อน

    Nemsigen አምሏኽ ይባሪካ

  • @JamelahM-w2w
    @JamelahM-w2w 3 หลายเดือนก่อน

    መምህር መጋቤ ሃዲስ ቃል ህይወት የስምዕልና ፀጉኡ የብዝሕልኩም ኣታ እዞም ናዓድና ቀሳውስት ድያቆናት ይስመዕልውድ ይክኑ 😢😢😢ኣቤተ እዛ ሲኦል 😂

  • @romangebre3222
    @romangebre3222 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሕይወት የሰመዐልና

  • @berhetesfay7714
    @berhetesfay7714 3 หลายเดือนก่อน

    ኣየ መምህር ንግግርኹሲ ብቃለ እግዚኣብሔር ዝተሓሰየ ስለ ዝኾነ ኩሉ ሓዲስ እወ ወደይ ናይ ኣቦነት መንፈስ ዘይብሎም ኣቦታት ተባሂሎም ክፅውዑ ትሰምዕ ተለኻ ተሓፍር።

  • @gene6075
    @gene6075 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሓልኹም ብቴሌቭዝን ምሕላፉ ዘይቐሪ ስበከት እውን ጀምሩልና ::

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 3 หลายเดือนก่อน

    ትክክል

  • @Azebsabawittube
    @Azebsabawittube 3 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 3 หลายเดือนก่อน

    ክክክ መምህረይ

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሎሚ ክምዚ ገይሩ ናይ ትግሳጽ ትምህርቲ ብድፍረት ዝምህሪ የለን አዩ አ8

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 3 หลายเดือนก่อน

    መምህረይ አዚ ትምህርቲ አዚ አብfb ክዝረጋሒ ጽብቅ አዩ

    • @omegatv120
      @omegatv120  3 หลายเดือนก่อน

      ኣብ FB እውን ኣሎ እዩ ክቡረይ። facebook.com/profile.php?id=100064457335913