ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህረይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም እምበር እቲ ሓቂ ሓቂ እቲ ጌጋ ጌጋ ምባል ፖለቲካ ኣይኮነን ሓድሕደ ዝመስሎ ኣሎ እና ኣምላኽ ይመስገን ንዓኹም ዝሃበና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ምግሳፅ ናይ መንፈስ ቅዱስ እዩ ሕማቕ ነገር እናረኣኻ ሱቕ ግን ሓጥያት እዩ ንሕና እውን ሰሚዕና ኣብ ተግባር ክነዉዕሎ ፍረ ክነፍርየሉ ኣምላኽ ፍቓዱ ይኹን 🎉🎉✝️✝️✝️
Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
Welcame,omega,tv❤
መምህርና🙏
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
ትክክል ሕሳብ አዩ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር መምህርና ናይ ብሐቂ እዮ ምእማኑ አፀጋሚ ኮይኑና ዘሉ ዘቲ ርሰዕ ነገር አላ ሐደ ሰባኪ ንህዝብ እንዳ ሰበካ እንተሎ ክንዲ ፍረ አድር እምነት እንተዝህልዎኩም ነይሩ እቲ ባሕረ ተከፈል እንትልኩምዎ ምተከፈለ እንዳበለ ክሰብክ ሰምዕዎ ክምላሰ ከሎ አብቲ ከበብ ባሕሪ ነይሩ እዚ ዝሰመዕ ሰብአይ ነቲ ባሕረ ተከፈል ምሰ በሎ ተከፍሉሉ ቀልጥፊ ገዝኡ አትዮ ብድሕሪኡ ባዓልቲ ቤቱ ቀልጥፍካ መፅካ ኢለቶ ብድሕሪኡ እዚ ሰብአይ ኩሉ ነገራ እም እዚ ምሰ ሰመዓተ እዚ ሰባኪ ገዛና ክመፅእ አለዎ በለቶ ሰብአይ ነዚ ሰባክ ንዐናይ ገዛ ኢሉ እንትዎሰዶ ብቲ ባሕሪ ተሻግሮም ክከዱ ኢሉ መረሕዎ አትዮ እቲ ሰባኪ ወንገል ደው አሉ ቀርዮ ግልፅ ኢሉ እንተረአዮ እዚ ሰብአ አበቲ ገምገም ባሕሪ ጠጠው ኢሉ ምሰ ረአዮ ናዓባ ምሰ በሉ ንሕና እኮ ሰበክት ዌንጌል ኢና እምበር አሻገርት አይኮነን ኢልዎ ኢሉ ሐደ ሰባክ ምሁርናስ በዚ ዝሰማዕክዎ ቃልኩም እዮ ዘክረያ ነዛ ምሰላ
@@haragozana3340 ክክክ ኣነውን ሰሚዐያ ነይረ:: ትኽክል እዩ:: ድሕሪ ሕዚ ሰባኪያን በቲ ንሰብኮ ሰማእያን ድማ በቲ ዝሰምዑዎ ክንነብር እግዚአብሔር ይሓግዘና::
Life is too short we shouldn't live permanently so you're what about talking, explanation, you're right!
ኦሜጋ እንታይ ማለት እዩ? መወዳእታ ማለት ድዩ፣ ከምኡ እንተኾይኑ ኣልፋ ቖሪጽካ ምትራፍ ጉቡእ ድዩ። መጀመርታ ዘይብሉ መወዳእታ ምምራጽ ጨለ ድዩ?
@@agedasimedia9611 ኣልፋን ኦሜጋንማ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ:: ክትቕስፈኒ ደሊኻ ድዩ?
😂@@omegatv120
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህረይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም እምበር እቲ ሓቂ ሓቂ እቲ ጌጋ ጌጋ ምባል ፖለቲካ ኣይኮነን ሓድሕደ ዝመስሎ ኣሎ እና ኣምላኽ ይመስገን ንዓኹም ዝሃበና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ምግሳፅ ናይ መንፈስ ቅዱስ እዩ ሕማቕ ነገር እናረኣኻ ሱቕ ግን ሓጥያት እዩ
ንሕና እውን ሰሚዕና ኣብ ተግባር ክነዉዕሎ ፍረ ክነፍርየሉ ኣምላኽ ፍቓዱ ይኹን 🎉🎉✝️✝️✝️