መልሰኒ / Melseni ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ Zemari D. kibrom mahari Tigrigna Orthodox tewahedo mezmur 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 167

  • @kibrommahariofficialtube8346
    @kibrommahariofficialtube8346  7 หลายเดือนก่อน +54

    ንቃልካ ስዒረ መሪፀ ደሊላ
    መልሰኒ
    ..........
    ኣብዚ ናይ ዝማሬ ኣገልግሎተይ ትገብርዎ ቅኑዕ ድጋፍይ ርእይቶይ ሕጉስ እየ። ኣብዘለና ቀፃሊ ኣገልግሎት ብዝገበአኩም መጠን ዋላ ኣይኹን ብዝኸኣልናዮ ብዘሐሸ ክንቀርብ ጸሎትኹምን ልሙድ ምክትታልኩም ኣይፈለየና ፡ የኽብረለይ ።

    • @ድንግለይዋሕሰይእያ
      @ድንግለይዋሕሰይእያ 7 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ድያቆን ሓዉና ዕበየልና ንቀፃሊ ሰራሕካዉን አብ ጎንካ አለና
      እግዚአብሄር አምላክ ካብ ሰደት መሊሱ ብዓይነ ሰጋ ምሳኹም የራኽበና ብሓቂ ምሰ ዘመርቲ ሓቢርካ ምዝማር ከመይ ሃረርርር ይብሎ😢😢

    • @DomenDol
      @DomenDol 7 หลายเดือนก่อน +1

      ጸሎት እመ ብርሃን ኣይፈለኻ ዲያቆነይ❤
      ንሕና ዉን ሕጉሳት ኢና ብኣኻ ተመሰገን

    • @ሰላምሃማርያም
      @ሰላምሃማርያም 7 หลายเดือนก่อน

      ዲያቆን ሓወይ እግዝኣብሄር ብምክንያት እዩ ፀግኡ ኣፍሲሱልካ!! ብናትካ መዝሙር ንፅናዕናዕ: ነመስግን:ናብ ቤቱ ንምለስ' ጸሎት እመ ኣምላክ ኩሉ ግዜ ካባካ ኣይፈለ🙏

    • @abigere4132
      @abigere4132 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@ድንግለይዋሕሰይእያ0:08

    • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
      @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 7 หลายเดือนก่อน

      ብጣዓሚ እዩ ዝምስጠና መዝሙራትካ ኩቡር ሓወይ ኩለን በብሐደ አምፅአልና እተን ናይ አልበም መዝምራትካ ሓወይ ናተይ 💚💚💚

  • @TitiG_LifeTube
    @TitiG_LifeTube 7 หลายเดือนก่อน +10

    መልሰኒ መልሰኒ ናብ ትማሊ
    ጋልሀለይ ትናይ ሓጥያት ከዉሊ/2/
    ንቃልካ ስዒረ መሪጸ ደቤላ
    ጸጋይ ተቀንጢጡ ቐሪበ ናብ ዋዕላ
    ሰባት ኣበይ ኣሎ ኣምላኻ እናበሉ
    ኣብ ኢዶም ወዲቐ ከባጭው ይውዕሉ
    ኣዝ። ~~~~~~~
    ከለኹ ኣብ ቤትኻ ነበረ ጉልበተይ
    ሎሚ ስኢነዮ ጠሊሙኒ ሓይለይ
    ቛሕሰም እንተበልኩ መንገዲ ጠፊኡኒ
    ክዛውን ይውዕል ተስፋይ ጸቢቡኒ
    ኣዝ። ~~~~~~~
    ቃልካን ግብረይን ከቶ ኣይተራከቡን
    ደንዲኑ እዩ ልበይ ከም ቀደም የለኩን
    ነብሰይ ተሃዊኻ ሰላም ሃዲሙዋ
    ናይ ትማሊ ህይወት ሰናይ ሓሪምዋ
    ኣዝ። ~~~~~~~~
    ብግዚያዊ ረብሓ ብዓለም ሰዲዐ
    ብጽሒተይ'ዩ ኢለ ካብ ሕቁፍካ ወጼአ
    ወይከ ኣይጠዓመንን ገዲፈ ንዓኻ
    ተቀበለኒ ኣቦይ ዝጠፋእኩ ወድኻ
    ኣዝ። ~~~~~~~

  • @merhawihaftom3773
    @merhawihaftom3773 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ቡሩክ ሓውና ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና
    እግዚኣብሄር ንኩላትና ይመልሰና

  • @ArsemaBrhane-i1m
    @ArsemaBrhane-i1m 29 วันที่ผ่านมา +1

    Zmare melaekt yasemaln D/kubromey

  • @MtslalBrhane
    @MtslalBrhane 6 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ድያቆን ሓወይ ❤❤❤ ንዓና ከኣ ንሂወትን ንትሕትናን ይግበረልና ልብና ተሪሩዋ ስቡር ልቢ ዓድለና ኣቦይ😢😢😢

  • @KafuCreative
    @KafuCreative 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብግዚያዊ ረብሓ
    ብዓለም ሰዲዐ
    ብፅሒተይ 'ዩ ኢለ
    ካብ ሕቅፎኻ ወፅየ
    ++++++++++
    ወይከ ኣይጠዓመንን ገዲፈ ንዓኻ
    ተቀበለኒ ኣቦይ ዝጠፋእኹ ወድኻ🙏🙏🙏

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 25 วันที่ผ่านมา

    ዝማረ መልአክቲ የስመዓልና ዲያቆንይ ❤❤❤

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆን ክብሮም ሓውና❤

  • @soshitube7215
    @soshitube7215 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆነይ ሓወይ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ዲያቆነይ ብመዝሙራትካ ብዙሕ ኢየ ተባሪኸ😔💙🙏✝️
    መልሰኒ
    መልሰኒ ናብ ትማሊ
    ጋልሀለይ ትናይ ሓጥያት ከውሊ
    ንቓልካ ስዒረ መሪፀ ደቤላ
    ፀጋይ ተቀንጢጡ ቀሪበ ናብ ዋዕላ
    ሰባት ኣበይ ኣሎ ኣምላክካ እናበሉ
    ኣብ ኢዶም ወዲቐ ከባጭዉ ይውዕሉ😢

  • @እመብርሃነይእያዋሕስነብሰ
    @እመብርሃነይእያዋሕስነብሰ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን፫ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡርሓውና ዲያቆን ክብሮም ❤

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና በዓል ጡዑም ልሳን❤

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲ/ን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbAb-wp1em
    @AbAb-wp1em 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆን እግዚአብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ
    ኩሎም መዝሙራትካ ብጣዕሚ እዮም ምሰጥቲ ፍሊ ዝበሉ 👏ብሓቂ ናብ ቤቱ ይመልሰና ፈጣሪ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @HulufBrhane9871
    @HulufBrhane9871 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም ሓውና ዝማሬ መላእክት የስመዐና አብ ቤቱ ናገልገልካ የንበርካ

  • @DomenDol
    @DomenDol 7 หลายเดือนก่อน +6

    መልሰኒ መልሰኒ ናብ ትማሊ
    ጋልሀለይ ትናይ ሓጥያት ከዉሊ
    ዝማሬ መላእክት የሰመዐለና ዲያቆን ሓወይ❤

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 4 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓወይ

  • @ry8319
    @ry8319 7 หลายเดือนก่อน

    _ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ክቡሩም ዘመንካ ይባረኪ❤❤_

  • @regbeadhanomkidane8003
    @regbeadhanomkidane8003 4 หลายเดือนก่อน

    ❤ ቃል ይስምዓልና ዲያቆን ኩብሮም ሓውና። መዝሙር ናትካ ሲ መግቢ እዩ ኣምላይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ

  • @EfuEf
    @EfuEf 7 หลายเดือนก่อน

    ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም ሓውና ጥዑም መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና መዝሙራትካ ኩሎም ሰሚዕኻ ዘይፆጽገቡዮም በርተዓልና ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲ/ን ሓወይ ጸጉኡ የብዝሕ❤👏 ኩሉ እቲ ኣልበም በብሓንቲ ተትሰዱልና ❤👏

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና ኩቡር ኣቦና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩብር ሓውና❤

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት ያስመዓልና ዲያቆነይ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ አብ ቤት እግዚአብሔር ያንብርኻ🙏💗

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐልና ዲያቆን ሓወይ አምላክ ፀጉኡን በረክቱን ይብዝሕልካ 🙏🙏🙏🙏🥺

  • @Bሓፍቲንጉሰ
    @Bሓፍቲንጉሰ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆን ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫ ❤❤❤

  • @AKLILU-HAGOS-
    @AKLILU-HAGOS- 7 หลายเดือนก่อน

    መልሰኒ እወ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ኹቡር ሓውና በርትዕ ❤

  • @MeryLoveuw6cd
    @MeryLoveuw6cd 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ድያቆነይ መልሰኒ ናብ ትማሊ ጋልሀለይ ትናይ ሓጥያት ከውሊ
    ኦ ጎይታ ኣብ ትመፅእ መንግስትካ ዘክረኒ😢

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውን ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተቲየጋልተዋህዶ
    @ተቲየጋልተዋህዶ 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ሓፍቲየሚፍቅር
    @ሓፍቲየሚፍቅር 7 หลายเดือนก่อน +1

    መልሰኒ ኣምላከይ
    ኣሜን ፫ ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ጥዑመ ልሳን መዘምር ዲያቁን ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ዲያቆን ክብሮም አሜን
    መልስኒ ናብ ትማሊ
    ጋልሀለይ ትናይ ሓጥያት ከዉሊ
    ኦ ጎይታ ኣብ ትመፅእ መንግስትካ ዘክረኒ😢

  • @SemratAraya
    @SemratAraya 7 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ድያቆነይ

  • @21-ot6dm
    @21-ot6dm 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና አሜን(፫)

  • @TitiG_LifeTube
    @TitiG_LifeTube 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኬቢ ሓወይ ጥዑመ ልሳን ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይበርክ❤❤

  • @Fjch-cm9wd
    @Fjch-cm9wd หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yesmeAla kbur hawna eanes kulu mezmuru yeshbeni 🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 6 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ክብሮም ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ናብ ቤቱ ይመልሰና አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @HiwotGebretsadik-lc1gh
    @HiwotGebretsadik-lc1gh 7 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ መላእኽቲ ዝማሬ የስምዐልና🙏🙏🙏 እግዚኣብሄር ብፀግኡ ብጥበቡ ይሓሊኻ ሓወይ መዓረይ🙏🙏🙏❤

  • @ኪዳንጋልተዋሕዶ
    @ኪዳንጋልተዋሕዶ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ደጋግሞ ዘይፀግብ ጥዑም መዝሙር ዲያቆን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዲያቆን ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ❤❤❤❤❤

  • @tenetgerechal5546
    @tenetgerechal5546 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ብጣዕማ ደስ ዝብል መዙሙራትካ❤❤❤

  • @OfficialSamri1221
    @OfficialSamri1221 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኬቢዋይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይብዝሐልኻ ፍቱው ሓው❤️‍🩹🙏

  • @AmanTesfamariam-m5j
    @AmanTesfamariam-m5j 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን❤❤❤መልሰኒ ናብ ትማሊ?? ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ሐውና ዲያቆን።

  • @32asdb
    @32asdb 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዘማሪ ዲያቆን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ አብዚሑ ይዓድልካ 👏👏👏

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ድያቆን ሓወይ

  • @hayelomgebrehiwet1870
    @hayelomgebrehiwet1870 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኦውውውውው! ኣታ ከመይ ድዩ ዝምስጥ፣ ብፍላይ ኣብ ጽምዋ ኾይንኻ፣ ብዛዕባ ነፍስኻ እላሓሰብኻ፣ እዚ ዓለም ኣረሲዑ ናብቲ ዳሕረዋይ ህይወት ብመንፈስ ወሲዱ ኣዕፅምትኻ የለምልም፣ ላብ ንስሃ የቕረብ፣ ጎይታኻ ክተስታውስ ይሕግዝ! ኦ እኁየ ዲያቆን ጥቀ ጥዕምት ወሰናይት ይእቲ ዝማሬከ፣ ያስምዕ ለከ ቃለ ህይወተ!

  • @almazhyline7680
    @almazhyline7680 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና 👏

  • @Elsabietgalmelaketsehay21
    @Elsabietgalmelaketsehay21 7 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤ ኬብዋይ ሓወይ ጥዑም ልሳን ጸጋኡ የብዝሓልካ ብሩኸይ

  • @Segenet-ZeKrstos
    @Segenet-ZeKrstos 7 หลายเดือนก่อน

    ኬቢሻዬ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና🙏❤ ፀግኡ የብዝሐልካ🙏

  • @ወንቅእሸትምዳራዊገነትወን
    @ወንቅእሸትምዳራዊገነትወን 7 หลายเดือนก่อน +2

    zemira melkita yesmlna dekona kibrom hawey egzabhar amlka nay agilgalta zaminka yebirkalka
    mezmurka sima aytsgboman

  • @almazalema
    @almazalema 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ዲያቆን ሓወይ❤🙏

  • @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ
    @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ 7 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ዝሜሬ መላኣክቲ የስመዐና ብጣዕሚ ንፎትወካ ድያቆነይ ናብ ዝዓበየ ደረጃ የብስሕካ መዝሙርካ ብሓቂ ናብ ህይወትካ ይመልሰካ ተመሰረገን እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን በቃ ናትካ መዝሙር እየ ናሰማዓኩ ዝውዕል ❤ 😢

  • @edenlastname835
    @edenlastname835 7 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይባርካኩሉ መዝሙርካ ፍሉያት ዘይፅገቡ ተመስገን አምላክ::

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 7 หลายเดือนก่อน +3

    Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kbur dyakon hawuna egzabiher tsegueu yebzehelka ❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 7 หลายเดือนก่อน +3

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @MeriGoytoam
    @MeriGoytoam 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልናካ

  • @Kdsan-r2m
    @Kdsan-r2m 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @መይራሞጓልዕሰራዓድድንግለ
    @መይራሞጓልዕሰራዓድድንግለ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ መልሰኒ ናብ ትማሊ ! አምላክየ😢
    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ድያቆንየ ፅቡቅ መዝሙር ቀፅለሉ❤

  • @salmamahmeed-ll1qq
    @salmamahmeed-ll1qq 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን❤ ዝማርየ መላእኽቲ ይሰመዐልና❤ ፀግኡ የብዘሐልኻ ድያቅየን ሓወይ❤❤❤

  • @690Hani
    @690Hani 7 หลายเดือนก่อน

    ተባረኽ ኬቢ ሓወይ ኣሕዋት ሸር እንዳ በልና ነተባብዓዮ

  • @titi1401
    @titi1401 7 หลายเดือนก่อน

    Zema tee melaeketi yesemeelena kubur haw!!! Thank God ❤❤❤!!!

  • @majedmousa
    @majedmousa 7 หลายเดือนก่อน +1

    ፀጉኡ የብዘሐልካ ዘማሪ ኩቡሮም ሓዉና ኣብቤቱ የንብርካ 🤲❤

  • @abchigrmai8202
    @abchigrmai8202 7 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሀወት የስማዓልና ድያቆን ሓውና ❤❤❤😢😢

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ኩቡር ሓውና ❤

  • @SaldAmln-bs6tb
    @SaldAmln-bs6tb 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏♥️🌿🌿

  • @MerkebYoutube-ኣራንሺ
    @MerkebYoutube-ኣራንሺ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ድያቆነይ ዝማሬ መልእክቲ የሰምዓልና ወዲነይ ❤💚🙏

  • @TeklehaymanotKiros-x3p
    @TeklehaymanotKiros-x3p 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዲያቆን ሓውና አሜን ፫ እግዚአብሔር አምላክ ንኩላትና ይመልሰና

  • @LatshAthuobia
    @LatshAthuobia 7 หลายเดือนก่อน

    አሜንንንንን አሜንንንንን አሜንንንን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና⛪️✝️🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏❤❤❤😍

  • @solomongidey9298
    @solomongidey9298 7 หลายเดือนก่อน

    Zimare mealekti yesmealna kibur hawna diakon kibrom mehari! Ab gezu yetsnieka

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ክቡር ዲያቆነይ❤❤❤

  • @titigaltigray
    @titigaltigray 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @MebartMehari
    @MebartMehari 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤❤❤

  • @WerkeyHaregot
    @WerkeyHaregot 7 หลายเดือนก่อน +1

    😢ቃልካን ግብረይን ከቶ ኣይተራኸቡን
    መዝሙር መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ፍቱው ሓውና 💟

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ኈ3ቐ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ኈ3ቐ 7 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ እግዚአብሄር ኣምላክ ይመልሰና ዝምለስ ኣእምሮ ይሃበና እንበር ኣነስ ብሓጥያተይ ደኺመ😢😢😢😢🤲ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ኩሉ ግዜ ንነብሰይ ዝሓተሉ መዝሙር ሰለ ተቅርበልና ክብሪ ይሃበልና ኣብ ቤቱ የፅንዐልና🙏🙏🙏ክፍሊ ኣካላተይ ትብል መዝሙርካ ካብ ውድቀተይ ካብ ተባራብረኒ ሓንቲ እያ ተመስገን❤❤

  • @chdjpotgewasv3787
    @chdjpotgewasv3787 7 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የፅንዕካ መዘምረይ❤❤❤

  • @morimord6775
    @morimord6775 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን🙏🙏🙏🙏

  • @ሶልያና-ዀ4ጰ
    @ሶልያና-ዀ4ጰ 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ❤

  • @ftawwftwww2822
    @ftawwftwww2822 7 หลายเดือนก่อน

    አምአሜንንንንአሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክትየስመዐልና

  • @meronmeron5612
    @meronmeron5612 7 หลายเดือนก่อน

    amen amen amen zmer malekit ysmalena

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን 🙏🙏🙏 ዝማሬ መልዓክ የሰመዐልና

  • @dawitniguss
    @dawitniguss 7 หลายเดือนก่อน

    Zimare melakti yesmelna Zhwna .Egzabher edmen tinan yihbka.Nay aglglot zemenka yibarkelka.

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 7 หลายเดือนก่อน

    Zimare meleakti yesmealna Amen Amen Amen 🙏

  • @YohanaKahsay-il7mx
    @YohanaKahsay-il7mx 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማረ መላእክቲ የስመዐና🙏🙏🙏🙏

  • @Jerusalem-m2q
    @Jerusalem-m2q 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስምአልና

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ❤❤❤

  • @ተመስገንንክሉአምላክይ
    @ተመስገንንክሉአምላክይ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን የብካ ዝማሬ መላእክት የስመዕልና❤❤❤

  • @Mgbeyምግበይyoutubechannel
    @Mgbeyምግበይyoutubechannel 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክች ይስማዐልና♥♥♥👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐👏👏🌾🌾🌾🌾🌾

  • @theWiseMan100
    @theWiseMan100 7 หลายเดือนก่อน

    god bless you Kb it is amaizing mezmur

  • @melatbeyene-ve8jg
    @melatbeyene-ve8jg 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን 🙏

  • @foxclanyt830
    @foxclanyt830 7 หลายเดือนก่อน

    Zimare melak yesimelna egzabihr amlk yisman 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤

  • @merhawiweldegerima191
    @merhawiweldegerima191 7 หลายเดือนก่อน

    Kibrshey kalehiwot zmare melaekti yesmealina 🙏

  • @Gualasa-f2x
    @Gualasa-f2x 7 หลายเดือนก่อน

    Amen zmari melaekti yesmelna 👏🏻

  • @muzeyleul1813
    @muzeyleul1813 7 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen kalehiwet yemealna kbur diyakon hawey kbromey mezmurka btaami eye zsemo❤

  • @weinizerea8791
    @weinizerea8791 7 หลายเดือนก่อน

    Amen zemare melekti yesmeana

  • @ተመስገንንክሉአምላክይ
    @ተመስገንንክሉአምላክይ 7 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጥዕም መዝመር

  • @Rayaራዩማ
    @Rayaራዩማ 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክት ያሰማልን😢

  • @WgshyWhfgh
    @WgshyWhfgh 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን

  • @ZewduAnagaw
    @ZewduAnagaw 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን 🙏 አሜን 🙏 አሜን 🙏 ዝማሪ መላክትን ያስማልን አሜን 🙏❤🤲🤲🤲❤🙏

  • @GenetGebreslase
    @GenetGebreslase 7 หลายเดือนก่อน

    ተባረክ ብሩክ ዘርአ ሓወይ✝️❤🙏 አብ ፅሎትኩም ዘክሩኒ ብሩክተይ