ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጽቡቕ ኣገላልጻደጋግሞ።ቅድሚ 60 ዓመትውን ብኸምዚ ኢዩ ተጀሚሩ ዝነበረ።ሳላ በላሕቲ ወለድና ግና በርዒኑ።
Thank you WediTaba for your very important topic.
Welcome wedi Eri keep up the great work jegna brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9️⃣🐪🐪🐪🫶🫶⛪️🕌🫶🫶
,መርሓባ ወዴ ጣባ
መርሃባ ጣቢኖ 👍👍🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
You are Amazing I’m proud off you God gives you healthy…❤❤❤
መሬት ዓድዋን ኣድያቦ መሬት ኩናማ ምበልካዮ ዶ?
ኣምር ሓድነት ዝኾልዐ ፣ ብሄራት ብጥምረት ፣ ሓፋሽ ይወደብ ፣ ይንቃሕ ፣ ይትዓጠቕ እዩ ።ህዝባዊ ግንባርን መሪሕነቱን ክፈርስ ዝደልዩ ንህዝቢ ኣባሊዖም ንኤርትራ ጎዛዝዮም ንምውናን እዩ ።
ልክዕ!!!ሕጅውን እቲ ጭርሖሓፋሽ ይንቃሕ ይወደብ ይትዓጠቕ ኢዩ።
Eritrawi kubur meninet
ንዝሓለምዎ ሕልሚ ንኸነሳሲ ግዜ የብልናን ። ኣብ ህንጻ ሃገር ስጡም መስርዕ ዝሳተፍ ዝደሊ ይምጻእ ክህውትት ዝደሊ ከኣ መሰሉ እዩ ይሃውትት።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏
ሓንጎልና ጸጽብቑ ጥራሕ ንምልኣዮ። ብዛዕባ ስልጣኔን ሳይንስን ፡ህንጻን ጥራሕ ንመያየጥ። ኣብ ዝሓለፈ ጋም ማን ምባል ንግደፎ።
ወዲ ጣባ ለይቲን ማዓልትን ኢየ ዝጽልየል በርከ ኣጽፊፍክ ስለትምህረና ።ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷❤️❤️❤️💪❤️💪💪💪
ትግሪኛ ዝበሃ ኣብ ኢትዮጵያ የለን። ትግሪኛ ብኹሉ ሸነኻቱ ኤርትራዊ ኢዩ።እዚ ሓደ ላህጃ "ትግሪኛ" ዝዛረብ ህዝቢ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ኢትዮጽያ ዘሎ፣ ብሽም እታ ክልል ክጽዋዕ እምበር ትግሪኛ ኢዬ ክብል ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን።
መሬት ናይ መንግስቲ ክሳብ ዝኮነ ፡መንግስቲ ማለት ከኣ ህዝቢ ማለት ስለዝኾነ ዘባእስ የብልናን።ካብ ኮራፕሽን ነጻ ዝኾነ መንግስት ስለዘለና ዝበሉ ተበሉ ብዓል ኣመሪካ ዝገብርዎ ነገር የለን። ኣይትሰከፉ። ብነብስናን ብመንግስትናን ክሳብ ዝተኣማመናን ከፍርሰና ዝኽእል ሓይሊ የለን።
Nesgnka tabino ab lbna yhdro
❤☪️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏😘💪
Merhaba bruckat.
ካበይ amtsikaya እዛ ዜና
ህዳርብ
ወዲ ጣባ ኣብዚ ተቅርቦ ዘለኻ ታሪኽ ብሓቂ ሓቂቅ ዝኾነ ሓቀኛ ታሪኻዊ ትንተናታትን ምቅራብካ ኣዚዬ ተሓጒሰ ነዚ ክቡር ታሪኽ ከተቅርብ ጌርካዮ ዘለኻ ኣለባብሳኻ ድማ ነቶም ጽሩያት ኣዝማሪኖ ናይ እንዳሊያልፍ ሱት ምስ ናይ ኢታሊያን ፕትሊስ ጎልፎ ኣለባብሳ ኣፋሩ ኣዝማሪኖ ኣዘኻኺሩኒ ብሉጽ ታሪኽ ኤርትራውያን ተቅርብ ኣለኻሞ ኹልሻዕ ዕዉት ኢኻ ብዘይ ነሓፍነት ነቲ ኹሉ ሓቀኛ ታሪኽ ብትብዓትን ብርትዕን ኣቅርቦ ነቲ መንእሰይ ትውልዲ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ቀጺልካው ብመጽሓፍ እንተትገብሮ ነባሪ ሞኾነ ይብል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድማ ዕድመን ጥዕናን የብዝሓልካ።
እዚ ብግዚዬ ሃይለስላሴ ኔሩ ትብሎ "ኣውራጃዊ" "ምምሕዳር" ፣ በት ናትካ ኣገላለጻ ድሕሪ ሃይለስላሴ ተሪፉ ደሎ ዋላ መልክዑ ቀይሩ ቀጺሉን ይቕጽላሎ? እንታይ ምበልካ?
እዚ ብሄር ብሄራት ዝብል ኣምር ካብቲ ማርክሳዊ ሌኒናዊ ንኤሮፓዊ ኣቃውማ ሕብረተሰብ ንኽገልጽ ዘቐመጦ ትርጉም nation/nationality ዝተቀድሐ ዲዩ ዶስ ነት መሰረታዊ ግእዛዊ ትርጉሙ ኢኻ ትህቦ ዘለኻ?ንኣብነት እቲ ኣብ ከበሳ ኤርትራ ትግሪኛ ዝዛረብ ኣዝማዱ ( ብስጋ ብትውልዲ ) ኣብ ሳሕል ዘለው ትግረ ዝዛረቡ 2 ዝተፈላለያ ብሄራት ኢየን ክበሃል ዲዩ?እቲ ኣሜሪካ ተወሊዱ አንግሊዝ ዝዛረብ ኤርትራዊ ምስቲ ኣብ ስዊዲን ተወሊዱ ስዊዲሽ ዝዛረብ ኤርትራዊ ኣበየናይ ብሄር ኢኻ ትምድቦም?
ቀደም ንመንግሰቱ ዝቃወሙ ነይሮም ማለት ከም ኢህአፓ ግን ሱማሌ ንኢትዮፕያ ክወርር ክመፅ ከሎ ምሰዑ እዮም ጠጠዉ ዝበሉ
ድምፂ የለን ወዲ ጣባ
ዝሓሰኻ ተሓሰኻ ዝሕሽሸልካ ስኢንካ መለኽበጢን ዋሒድ
እዚ ናይ ማይክ ሃመር ትብሎ ዘለኻ ነቲ ውጥን ናይ ወያነ ዲኻ? እዚ ሓዲሽ ኣይኮነን። ሎሚ ሓዲሽ ዝገብሮ ኣሜሪካ ዓቢ ባጀት ሰሊዓትሉ ትሰርሓሉ ስለ ዘላ ኢዩ።
ድሀዋ ኤርትራ ወደ ፌደራዊ ኢትዮጵያ 🇪🇹 እንድትቀላቀል ብዙዋቻችሁ ትመኝላችሁ ግን መቼም አይሆንም.... ኢትዮጵያ 🇪🇹 አሁን ከ አፍሪካ 5 ኛ ሀብታም ሀገር ናት GDP $ 156 billon.... ኢትዮጵያን 🇪🇹 እንዳለማችሀት ትኖራላችሁ ግን መቼም ኢትዮጵያን 🇪🇹 አታገኝ ዋትም
Ate dedeb yemtelewin takaleh wey weshetam dedeb leba zekache
@@saricho5203 አንተ አህያ ከማውራትህ በፊት አፍህ ታጠብ... አህያ
Ate dedeb wesha koshasha mane indehonk awekihalehu .Ata kondaf komal malelit busheti wetha kezi gim ye gim digse
@jupiterplanet1316 ነገር ዓጋመ፣ ኩልግዚዬ የስሕቐካ 😂😂ስማዕ እስኪ እዛ ርግምቲ ክልልካ፣ ን 4 ክትምቀል ኣብ መስርሕ ኣላ፣ እንታይ ክትገብር ኢኻ?ወሎ (ራያ እንደርታ ተምቤን)ሰሜን (ወልቃይት ጸገዴ ሽረ)ኩናማ ( ዓድዋ ኣድያቦ)ዓጋመ (ዓጋመ ኣኽሱም)እንታይ ኢልና ኢና ክንጽውዓካ?ወሎዬ?ሰሜናይ?ኩናሜታ?ዓጋመ?እንታዋይ ኢኻ መን ኢኻ?🤭
ጽቡቕ ኣገላልጻ
ደጋግሞ።ቅድሚ 60 ዓመትውን ብኸምዚ ኢዩ ተጀሚሩ ዝነበረ።ሳላ በላሕቲ ወለድና ግና በርዒኑ።
Thank you WediTaba for your very important topic.
Welcome wedi Eri keep up the great work jegna brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9️⃣🐪🐪🐪🫶🫶⛪️🕌🫶🫶
,መርሓባ ወዴ ጣባ
መርሃባ ጣቢኖ 👍👍🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
You are Amazing I’m proud off you God gives you healthy…❤❤❤
መሬት ዓድዋን ኣድያቦ መሬት ኩናማ ምበልካዮ ዶ?
ኣምር ሓድነት ዝኾልዐ ፣ ብሄራት ብጥምረት ፣ ሓፋሽ ይወደብ ፣ ይንቃሕ ፣ ይትዓጠቕ እዩ ።
ህዝባዊ ግንባርን መሪሕነቱን ክፈርስ ዝደልዩ ንህዝቢ ኣባሊዖም ንኤርትራ ጎዛዝዮም ንምውናን እዩ ።
ልክዕ!!!
ሕጅውን እቲ ጭርሖ
ሓፋሽ ይንቃሕ ይወደብ ይትዓጠቕ ኢዩ።
Eritrawi kubur meninet
ንዝሓለምዎ ሕልሚ ንኸነሳሲ ግዜ የብልናን ። ኣብ ህንጻ ሃገር ስጡም መስርዕ ዝሳተፍ ዝደሊ ይምጻእ ክህውትት ዝደሊ ከኣ መሰሉ እዩ ይሃውትት።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏
ሓንጎልና ጸጽብቑ ጥራሕ ንምልኣዮ። ብዛዕባ ስልጣኔን ሳይንስን ፡ህንጻን ጥራሕ ንመያየጥ። ኣብ ዝሓለፈ ጋም ማን ምባል ንግደፎ።
ወዲ ጣባ ለይቲን ማዓልትን ኢየ ዝጽልየል በርከ ኣጽፊፍክ ስለትምህረና ።ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷❤️❤️❤️💪❤️💪💪💪
ትግሪኛ ዝበሃ ኣብ ኢትዮጵያ የለን። ትግሪኛ ብኹሉ ሸነኻቱ ኤርትራዊ ኢዩ።
እዚ ሓደ ላህጃ "ትግሪኛ" ዝዛረብ ህዝቢ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ኢትዮጽያ ዘሎ፣ ብሽም እታ ክልል ክጽዋዕ እምበር ትግሪኛ ኢዬ ክብል ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን።
መሬት ናይ መንግስቲ ክሳብ ዝኮነ ፡መንግስቲ ማለት ከኣ ህዝቢ ማለት ስለዝኾነ ዘባእስ የብልናን።ካብ ኮራፕሽን ነጻ ዝኾነ መንግስት ስለዘለና ዝበሉ ተበሉ ብዓል ኣመሪካ ዝገብርዎ ነገር የለን። ኣይትሰከፉ። ብነብስናን ብመንግስትናን ክሳብ ዝተኣማመናን ከፍርሰና ዝኽእል ሓይሊ የለን።
Nesgnka tabino ab lbna yhdro
❤☪️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏😘💪
Merhaba bruckat.
ካበይ amtsikaya እዛ ዜና
ህዳርብ
ወዲ ጣባ ኣብዚ ተቅርቦ ዘለኻ ታሪኽ ብሓቂ ሓቂቅ ዝኾነ ሓቀኛ ታሪኻዊ ትንተናታትን ምቅራብካ ኣዚዬ ተሓጒሰ ነዚ ክቡር ታሪኽ ከተቅርብ ጌርካዮ ዘለኻ ኣለባብሳኻ ድማ ነቶም ጽሩያት ኣዝማሪኖ ናይ እንዳሊያልፍ ሱት ምስ ናይ ኢታሊያን ፕትሊስ ጎልፎ ኣለባብሳ ኣፋሩ ኣዝማሪኖ ኣዘኻኺሩኒ ብሉጽ ታሪኽ ኤርትራውያን ተቅርብ ኣለኻሞ ኹልሻዕ ዕዉት ኢኻ ብዘይ ነሓፍነት ነቲ ኹሉ ሓቀኛ ታሪኽ ብትብዓትን ብርትዕን ኣቅርቦ ነቲ መንእሰይ ትውልዲ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ቀጺልካው ብመጽሓፍ እንተትገብሮ ነባሪ ሞኾነ ይብል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ድማ ዕድመን ጥዕናን የብዝሓልካ።
እዚ ብግዚዬ ሃይለስላሴ ኔሩ ትብሎ "ኣውራጃዊ" "ምምሕዳር" ፣ በት ናትካ ኣገላለጻ ድሕሪ ሃይለስላሴ ተሪፉ ደሎ ዋላ መልክዑ ቀይሩ ቀጺሉን ይቕጽላሎ? እንታይ ምበልካ?
እዚ ብሄር ብሄራት ዝብል ኣምር ካብቲ ማርክሳዊ ሌኒናዊ ንኤሮፓዊ ኣቃውማ ሕብረተሰብ ንኽገልጽ ዘቐመጦ ትርጉም nation/nationality ዝተቀድሐ ዲዩ ዶስ ነት መሰረታዊ ግእዛዊ ትርጉሙ ኢኻ ትህቦ ዘለኻ?
ንኣብነት እቲ ኣብ ከበሳ ኤርትራ ትግሪኛ ዝዛረብ ኣዝማዱ ( ብስጋ ብትውልዲ ) ኣብ ሳሕል ዘለው ትግረ ዝዛረቡ 2 ዝተፈላለያ ብሄራት ኢየን ክበሃል ዲዩ?
እቲ ኣሜሪካ ተወሊዱ አንግሊዝ ዝዛረብ ኤርትራዊ ምስቲ ኣብ ስዊዲን ተወሊዱ ስዊዲሽ ዝዛረብ ኤርትራዊ ኣበየናይ ብሄር ኢኻ ትምድቦም?
ቀደም ንመንግሰቱ ዝቃወሙ ነይሮም ማለት ከም ኢህአፓ ግን ሱማሌ ንኢትዮፕያ ክወርር ክመፅ ከሎ ምሰዑ እዮም ጠጠዉ ዝበሉ
ድምፂ የለን ወዲ ጣባ
ዝሓሰኻ ተሓሰኻ ዝሕሽሸልካ ስኢንካ መለኽበጢን ዋሒድ
እዚ ናይ ማይክ ሃመር ትብሎ ዘለኻ ነቲ ውጥን ናይ ወያነ ዲኻ? እዚ ሓዲሽ ኣይኮነን። ሎሚ ሓዲሽ ዝገብሮ ኣሜሪካ ዓቢ ባጀት ሰሊዓትሉ ትሰርሓሉ ስለ ዘላ ኢዩ።
ድሀዋ ኤርትራ ወደ ፌደራዊ ኢትዮጵያ 🇪🇹 እንድትቀላቀል ብዙዋቻችሁ ትመኝላችሁ ግን መቼም አይሆንም.... ኢትዮጵያ 🇪🇹 አሁን ከ አፍሪካ 5 ኛ ሀብታም ሀገር ናት GDP $ 156 billon.... ኢትዮጵያን 🇪🇹 እንዳለማችሀት ትኖራላችሁ ግን መቼም ኢትዮጵያን 🇪🇹 አታገኝ ዋትም
Ate dedeb yemtelewin takaleh wey weshetam dedeb leba zekache
@@saricho5203 አንተ አህያ ከማውራትህ በፊት አፍህ ታጠብ... አህያ
Ate dedeb wesha koshasha mane indehonk awekihalehu .Ata kondaf komal malelit busheti wetha kezi gim ye gim digse
@jupiterplanet1316 ነገር ዓጋመ፣ ኩልግዚዬ የስሕቐካ 😂😂
ስማዕ እስኪ እዛ ርግምቲ ክልልካ፣ ን 4 ክትምቀል ኣብ መስርሕ ኣላ፣ እንታይ ክትገብር ኢኻ?
ወሎ (ራያ እንደርታ ተምቤን)
ሰሜን (ወልቃይት ጸገዴ ሽረ)
ኩናማ ( ዓድዋ ኣድያቦ)
ዓጋመ (ዓጋመ ኣኽሱም)
እንታይ ኢልና ኢና ክንጽውዓካ?
ወሎዬ?
ሰሜናይ?
ኩናሜታ?
ዓጋመ?
እንታዋይ ኢኻ መን ኢኻ?🤭