'ኣቱም ሰማያት ስምዑ! ኣቲ ምድሪ እውን ፅን በሊ" ት.ኢሳ 1፥2 (መልእኽቲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝቐረበሉ መደብ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 28

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም ሰባት እዚኦም ልቦም ሰለ ጨከነ ጎይታናን መድሓኒትን ኢዮሰሰ ክርሰቶሰሰ ናየ ኢዶም የሐቦም ንሕብትራይ ከአ ሕዝቢ አምኽ ሰለዝኮነ ተሰፋና ኢዮሰሰ ክረሰቶሰ ኢዩ አጆና ተሰፋ ከይቆረፅና ፀሎትና ንቀፅል 😭😭🙏🙏

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መምሕር፡ፊፁመይለ፡ይቀንየልናኣቦ፡ሓቂ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 วันที่ผ่านมา

    Amen.. Egziabher. mehaeret. Aurdelena. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️

  • @መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ
    @መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ วันที่ผ่านมา

    Amen Amen amen 🙏🙏🙏💒❤️❤️❤️

  • @ሮቤልደሳለ
    @ሮቤልደሳለ วันที่ผ่านมา

    እግዝኣብሕር ፍትሒ ኣጥፀአልና😢😢❤❤❤ኣሜን

  • @app9839
    @app9839 วันที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ይሐግዘና

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 วันที่ผ่านมา

    Egziabher. Tesfana. Ahwatey. Uaye. Gud Egziabher. Ferad. ☝️😢🙏

  • @bfhghfthfhfg5798
    @bfhghfthfhfg5798 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉❤❤❤😢

  • @MebrhitHaftu
    @MebrhitHaftu 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mabRihit
    @mabRihit วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @ሮቤልደሳለ
    @ሮቤልደሳለ วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @ደየደጀኘጀ
    @ደየደጀኘጀ วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hwjshu3727
    @hwjshu3727 วันที่ผ่านมา

    ❤🤲🤲🙏🙏🙏🎉🎉

  • @manamengesha6938
    @manamengesha6938 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @እዝራዩቱብ
    @እዝራዩቱብ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሕፈርቲ ብሓቂ ህፃዉንቲ ኣሕዋትና በየ ሽንጥሮታት ቃርዮም ዓለም ሓድጎምስ ስልጣን ምሕዳግ ክኣብዮም እግሮም ኣብ ጉድጋድ ኣትዩ ኣረጋጉት ሰባት ስልጣን ካብግሆም😢😢😢

  • @እዝራዩቱብ
    @እዝራዩቱብ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @Tsion-u3t
    @Tsion-u3t 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    የትግራይ ሀገራችን ነገር እንደዚ መሆኑ ያሳዝናል💔😭💔😭💔😭 ጌታቸው ረዳ ወደ ቀልብህ ተመለስ ለዚ ምርጥ ህዝብ አታሳዝን አክሱም ፅዮን ማርያም እናቴ ምንም የጦርነት ድምፅ አታስሚን😭💔😭💔😭💔😭💔🙏🙏🙏ክቡር አባታችን ለትክክለኛው መልእክት እግዚአብሔር ይስጥልን ተባረኩ🙏🙏🙏❤️

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😊ሃገረ ዝሸጠ እግዜአብሄር ዝካሓደ እዩ ሰብ ዘሳቂ ፈሮኦን ማለት እዩ

  • @bfhghfthfhfg5798
    @bfhghfthfhfg5798 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢

  • @NetsanetLeakeLemlem
    @NetsanetLeakeLemlem 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዙይ ንኽፈድዩና ደምናን ደም ደቅናን ቅሊብና ብዝባና ተሸኪምና ክነብቅዕ ብዘርኢ እናኸፋፈሉ ከባልዑና ደልዮም ቅደሙ ዘይዛ ደቅና ከይኸዱ

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እረ፡ሕዝቢ፡ትግራይ፡ልቢ፡ግበር፡እት፡ምንጭብጭብ፡ግደፉ፡ልመራሕት፡ሓይማኖት፡ትምሕርት፡ንከተል😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @redaejembere2076
    @redaejembere2076 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቕዱስ አሃዱ አምላክ አሜን። ብጣዕሚ ተገርም ሰብ ኢካ። ናይ ሃይማኖት መምህር ዘይኮንካስ ፡ ብ ሽም ሃይማኖት ዝተጎልበብካ ፖለቲከኛ ኢካ። እግዜብሄር መንፈስ ቅዱስ እንትተገልጸልካ ኔሩ፡ እዞም ዝጠቀስካዮም ጥቅስታት ነቶም መራሕቲ ፖለቲከኛታት ዘይኮነስ፡ ንዓካን ነቶም አቦታት ትብሎም ዘለካ፡ ህዝቦም ክጋስዩ ዝግቦኦም እዩ ኔሩ። ነዚ ኩሉ አብ ትግራይ ዝነብር ህዝቢ እዚ ኩሉ ሕልቂትን መከራን ዝምጻኩሙሉ ንስካትኮም ኢኩም። ነዚ ከየጋጥም ኝክሊቲኡ ወገናት( ንመንግስቲ ኢትዮጵያን መራሕቲ ወያነን ) ዓገብ አይበልኩምን። ተራ ናይ ሓደ ጋሳ አባጊዕ ( ሃዋርያ አይፈጸምኩምን። አብ ቅድሚ ሰብ ብዘረባ ክእለትኩም ነቲ ቃል እግዚአብሄር ከምድላይኩም እንዳጠወኩም ሰማዒ ወይ ሳዓቢ አይትስእኑን ኢኩም አብ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዚአብሄር ግን ካብ ፍርዲ አይተምልጡን ኢኩም። እዛ ኩላ ዉላዳ ባዓልቤታ ዝሳአነት ነፍሲ፡ ክምቲ ሄረዶስ ን ክርስቶስ ክቀትል ዝቀተሎም ሕጻናት። ኣብ ሰማይ ኮይኖም ዝከሱ ዘለዎ። ንስካትኩምእዉን እንተዘይተነሲሕኩም። ናይዛ ኩላ ዝተሰወአትን ዝሰንከለትን ንፍሲ ክትከሰኩ እያ። ድሮዉን ትከሰኩም አላ። አነ ዝምንየልኩክም እዚ ኩፉእ ናይ ምፍልላይ መንፈስ ካባኩም አርሒቁ ናይ ፍቅሪ መንፈስ ከፍስሰልኩም እየ። ንሕዝብኩም እትክሕስሉ ዕድመ ይሃብኩም።

    • @Tsegatesfay-v8p
      @Tsegatesfay-v8p 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዋይ ዕብዳን አብ ዝሓለፈ ዓመታት አብ ርእሲ መሬት ኣይነበርካን ዲካ

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 วันที่ผ่านมา

    Poor reading performance.why can’t you print out in a paper form. 🖨️🖨️🖨️📝📝🗒️🗒️🗒️🗒️

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዞም ሰባት እዚኦም ልቦም ሰለ ጨከነ ጎይታናን መድሓኒትን ኢዮሰሰ ክርሰቶሰሰ ናየ ኢዶም የሐቦም ንሕብትራይ ከአ ሕዝቢ አምኽ ሰለዝኮነ ተሰፋና ኢዮሰሰ ክረሰቶሰ ኢዩ አጆና ተሰፋ ከይቆረፅና ፀሎትና ንቀፅል 😥😥😥🙏🙏🙏