ኣዋጅ ኣዋጅ ንቕሑ ካብ ፅባሕ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ንዝተሓብኡ ከነቃልዖም ኢና ኣብ ተዋህዶ ንፅናዕ Tewahdo Zebeaman ብመ/ም አማኑኤል
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
- ኣዋጅ ኣዋጅ ደቂ ተዋህዶ ንቅሑ ሃይማኖትና ትሽየጥ ኣላ ንንቃሕ ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna kubur memhrna
ቃል ሂወት የስመዓና🙏🙏🙏❤❤❤
Amen amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna
Qale hewet yesmaelna egzabher amlak Amen 🙏 🙌 👏 ❤️
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣማን, ነቦና ድማ ካብ ጌግኦም ዘይእረሙ እዮምሞ አምላኽ ይገስጾም
አግዛብሄር ናብ ልቦም የምለሶም 🙏🙏🙏
Amen ❤ Amen A🙏Amen ❤Kale Hiwet Yesmeaena Memhrna.
ቃለ ሂውት የስምዓልና 🙏❤️🇪🇷
ቃል ህይወት ያስመዓልና
Bietechritiana Orthodox Tewahdo nzelealem kitnebr eya!!❤
Aytinawetsin eya.
Hayli entezihluwom si qedem qedem mefresuwa nerom gn Aykealomn eyu! Fitsum
Edmen Tienan yehabkum netom Qinue Menghedi hiwet Timhruna Mehahrana
Qalehiwet yesmealna ❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona abxeletkum zekurna
ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና
ኤፈሶን 5 - 11
ግንሕዎ ደኣንበር ነቲ ግብሪ ጸልማት ኣይትሕበርዎ ከምዝብለና መናፍቃን ቆርበት በጊሕ ተከዲኖም ዝመጹ ቶካሉ ብፍላይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢና እናበሉ ዘዳንግሩ ዘለዉ ጉዶም ፡ክቃላዕ ኣምላክ መንፈስ ሓይልን ብርትዐን ይሃብኩም ንዓይ ንወድኩም ከኣ ኣብታ ትገብርዋ ጾሎት ዘክሩኒ ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን❤
AMENE qalehiwet yesmaelna❤🎉
Ezgeo aboye negebro aynefeleten Ina emo yekre belelna Amen
Amlak tsegeu yebzehalkum ❤❤❤
🙏🙏🙏
❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓና።
ብኡነት ንመማሃራና ክብሪ ይግብኦም
ዉሕዳት መማህራን ኣቦታትን ዮም ብትኽክል ኣብ ሚድያ ወጽዮም ዝጋፈጡ ዘለዉ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።
Kale hiwet yesmealna
ቃል ሂውት ይስማዕን ክብርት መምህርና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስማዓልና
Kahiwet.. Eysmalna a men... Amen amen
ቃለወት የሰማዓልና አቦና እግዛአቤር ይሐግዝኩም ❤❤❤❤❤❤❤
naka zsemau btami zehznu eyom nbealka tekzn nebska mermr atay tzareb kemzeleka
ቃለ ሂወት የስምስልና መምህር
ቃለ ሕይወት ያስምዓልና መምህር ቤተ ክርስትያንሰ ትትሜሰል በጽርሐ አርያም ዘላእሉ ወቅድስት ድንግል በሰረገላ እሳት ዘይጸውርዎ ኪሩቤል.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኢልኻ ስቅ ምባል ለሚድና እምበር ንስኩም ሲ ፍቅሪ ትሕትና ልውሃት ሓልዮት ዲኩም ትምህሩና ዘለኩም ዋላ ጽልኢ ተንኮል ክፍኣት ቂምታ ረብሓ። ሓንቲ እሰከ ኸሓተኩም ካብ ቆራጽ ቢዶ ናይ መዓስ እዩ ብዛዕባ እንታይ እዩ ነይሩ ተቃናቢሩ ዲዩ ዋላ እንታይ ንሕዝቢ ከ ዝጠቅም ዲዩ ዋላ ዝጎድእ ከይተረዳኩም ብስሚዒት ትምህሩ ዘለኩም እሞ ከኣ ኣብ ሰድት ኣብ ኣዲስ እንዳነብርኩም ንባዕልኩም ዘይነብርኩምላ ዓዲ ከይትዓጥቁ ሃዲምኩም መስቀልኩም ገዲፍኩም ሕጂ ጅግና ሰባኪ ክትመስሉ ኣይትፈትኑ ግን ከኣ ቀተልቲ ኣቦታቶም ምካንኩም ኣይትዘንግዑ። ግዜ ተቓያያሪ ምካኑ ከኣ ከዘክረኩም ይፈቱ። ግን ትስከፉ ወይ ታሓፍሩ ኣይኮንኩምን። ኩሉ ሰብ ዝበለዖ እዩ ዘጉስዕ ንስኩም ውን ናይ ኣቦ ንመን ናሃቦ ደቂ ቀተልቲ ስለ ዝኮንኩም ካባኩም ንጽበዮ እዩ። ብዝኮነ ጽባሕ እንታይ ከም ዝኮነት ኣይንፈልጥን ኢና እሞ ንኣምላኽ ንግደፎ ኩሉ እንዳበረሀ ሓቂ እንዳወጸ ክከይድ እዩ ንስኩም ግን ገንዝብ ክትእክቡ ጽንሑ ሕማምኩም ገንዘብ እንዲዩ። ገንዘብ ክቆጽራ ዛዓወራ ዓዕንቲ ብዛዕባ ኣምላኽ ክሪኣ ኣይክእላን እየን።ብዛዕባ እምነት ሓለይቲ ወይ ታሓለቅቲ ክትመስሉ ልዕሊ እቶም ሂወቶም ዝከፈሉል ሰማእታት ክትኮኑ እንዲኩም ትደሊዩ ዘለኩም። ኣምላኽ ኩሉ ከግህዶቭተስፋ ኣለና።
ይቅሬታ ኣቦታት ናይዞም ጳጳስ ሙሉእ ቪድዮ ይደሊ ኣለኹ ኣበይ ክረኽቦ ይኽእል?
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ አምላክ አሜን
ኣብ ሂወትኩም ፍጹም ሰላም ኣብ ኣገልግሎትኩም ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልኩም ኣማናዊትን ኣጽናፋዊትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ክትነብረ ያ ኤፌ 4:5 ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቀት ሓደ ጎይታ እግዚአብሔር ካብ መናፋቅነት ክሕደት ስሕተት ይሰውረና ኣፋታ ወልድ ዋህድ ተዋህዶ ጸኒዕና ክንነብር እግዚአብሔር የጽንዓና
ወስብሐት ለእግዚአብሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን❤❤❤
Qale hiwet yesmana egzabher edmn tenan yehabkum
❤! ቃል ህወት የሰማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ጸጋ መንፍስ ቁዲስ ይዕሰሎ ኣምየን ።
❤❤❤amen amen amen
Amen kela hewit yesmalna
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም፡ማእምር መጋቤ ሐዲስ ዘኣማኑኤል ሰናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ጽቡቅ ኣገልግሎት እዩ ቀጽልዎ ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Qale hiwet yesmalna memhr ❤❤❤
Eigzabehr amelk miheratu ywerdalna weldeta dengl maryam
Yqera tebaleln meste rhrhe weda
We aboy yqera geberln amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 🙌 👏 ❤️
ሐደ አምላኽ ሐንቲ እምነት ሐንቲ ጥምቀት።
❤💒❤
nay hasot mdyatat temermren mexneati tegeru kfshla alewen
ata hzb kea suk elka amen mbal lmdi aykunka
አሜን አቦና ቃሉ አብ ልቡ የሕድረልና።❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Kal hiwet yesmana abona
Kal hiwet yesmaelna Amen🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡራን መምሃራና። እግዚኣቢሄር ጸጋኡ የብዛሓልኩም። የቐንየልና።
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና ❤❤❤❤
ክቡራርት ኣቦታተይ ቡራኬኩም ይብጽሓኒ🙏🙏🙏 ሓደራ ጓኖት ኣብሞንጎኹም ኣትዮም ከየብጻብጽኹም ተጠንቐቑ. ሓደራ ቸኩልኩም ከይትውስኑ. ኣቦታተይ ሎሚ ብመዓር ዝተለወሰ ዕረ ዝኾነ ወይከዓ ሓሶት ሓቂ ኣምሲሎም ደጋጊሞም ዝዛረቡ ሰባት እንተልዮም ብጽሞና ስምዕዎምን ኣስተዉዑሉዎምን. እቲ ግልጺ ትምህርትኹም, ጽኑዕ እምነትኩምን ጸሎትኩምን ኣብልዕሊኦም ለሎ ጸላእትሰናያት ክንብርከኽ እዩ. ኣምሕርኹም ስደድዎም. ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልዘለዓለም ትንበር 🙏🕯️🙏🕯️🙏🕯️መምህራንና ቃለህይወት የስመዓልና 🙏
ቁሩብ መምህር ዘኣማኑኤል ጽቡቅ ቅናኣት ቤተ ክርስቲያን ኣሎካ። ግና ኣብ ልክዕ ርእሰ ነገር መልሲ እንተትህብ፡ ካብ ስምዒት ወጺካ ጽቡቕ ኢዩ።
Kale hiwet yesmalna
Ane hadene ger gbl
Hray menafkan alewu
Nebel anen nskatkum wn kemey gerna kabeu nblesom ftah ndle please abana zelo xegem bush eye
Mexhaf kdus ms zjazenu hzenu
Ms tehagosu tehagosu hzebna Abey alo meglexi ayedlyon eyou
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር መጋቢ ምስጢር ዘኣማኒኤልን ዳያቆን ሓውናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ልኡል እግዚአብሔር
❤❤❤ qalehiwet
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ።
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ምስጢር ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ።
ኣባ መቃርዮስ እንታይ ኢዮም ዝኮኑ ዘለዉ ምስ ሰዓብቶም?
ምላልባት ምስ መናፍቃን ተጸጊዖም ወይ ተማሳሲሎም ንቤተክርስትያን ዋልታ ይከንዋ ከይህልዉ።
ከምዚ ዓይነት ተግባራት'ሞ ካብ ጳጳስ ክትሰምዕን፡ክይርእ ከለካ ይገርመካን፡ይድንጽወካን።
ብዝኮነ እግዛኣብሔር ምሕረት የውርደሎም።
ንቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ከኣ ንዘላእለም ይሓልዋ እግዛኣብሔር ኣምላክ።
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪
ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ
ምሕረት የውርደሎም
ቃለ ህይወት የስመዓልና።
1ይ ቆሮንጦስ ምዕ 6 ስለ ምንዝርና ጽቡቅ ጌሩ ይነግረና ምኽንያቱ ሰብነትኩም ናይ ክርስቶስ ምኻኑ ዶ አይትፈልጡን ኢኺም ስለዚ እዚአቶም ሰብነቶም አፍሪሶም ናይቶም ሕዝቢ ድማ አፍሪሶሞም አምላኽ ልቦና ይሃቦም
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
ከምቲ ንአቦና ሙሴን እያሱን እግዚአብሔር አምላኽ ጸጉኡ የብዘሓልኩምምም❤❤❤❤❤❤❤
Kale hiwot yesmealna kbur memhrna 🙏
እግዚኣብሄር ኣቦይ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቅረ በሎሎም ነታ ኣጽናፋዊት ሃይማኖትና ካብ ኩሉ ፈተና ናይ ድያብሎስ ሐልወልና።
Amen kalehiwate yesmalna memhrana edmen teanan yhabkum Egziabher Amlak❤
አሜን አሜን አሜን ቃአል ሕወኤት የስመዐልና
ኩቡሪ ምህረና❤❤❤🌷🌷🌷🌷
Amen Amen Amen qale hywet yesm'alna abona xeg'u yebzhalkum 🙏🙏🙏
ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ትጠፍእ ኢዩ ነገሩ
መማህራንና ኣምላኽ ጉልበትኩምን መንፈስኩምን፡የበርትዓዮ።
ቃለ ህይወት የስማዓልና ፣ በጃኹም ኩላትና ነዚ ቪድዮ share nbelo.
ኣሜን❤ቃልሂወት የስመዐልና, ነዛ ቅድስቲ ታቦትናን ሃይማኖትናን ትቃለሱላ ዘለኹም እግዚኣቢሄር ኣምላኽ "ዓስብን" ሓይልን ይሃብኩም 🙏🙏🙏💒
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህርና፡፡
Amen Amen Amen
Aqli xibet zeyghebro yeblun nay Abeom Diablos wesidom gn Egzeabhier Amlak nay niseha Edme yehabom yedenqutsuni eyom bexlot nizekirom
Debre bizen afrom jigna zkone memhr wedi fadl
Egziabher ymesgen
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓል መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኑኤል
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስርዓታ ትውፊታ ጽፉፍ እና ጹፉፍ እዩ።
ሲጀመር ቤተ ክርስትያንን ፖለቲካን ርክብ ሃልይዎም ኣይፈልጥን ፡ ብቻ ናብ ልቦም ይምለሶም ከቢድ ዩ ዘመኑ
ከማኻትኩም ጌሩ ቤተክርስትያን ዝኸፈላ የለን መደናገርቲ ኣምሰሉታት
ሓቂ በልኻ ኣበይ እሞ ክርደኦም ለዋህ ህዝቢ ከኣ ጡዑይ ዝምህርዎ ዘለዉ መሲልዎ ከየማዛዘነ ከይፈለጠ ኣሜን ይብል።ናይዚኦም ፍረ ጽባሕ ክሕፈስ እዩ ዳሓን ንግዜ ንግደፎ
ንህዝቢ ኤርትራ ንምፍልላይ እዮም ዝጥቀሙሉ ዘለዉ እምበር ሽም ኣስላማይን ደራፋይንድኣ ንምንታይ ምጥቃስ ተደሊዩ
ንቅሑሑሑሑሑሑሑ ህዝበ ክርስትያን
ቶኩላ ካብቀደም ዝነበረ ኢዩ
Orthodox nezelaleme tenberlena share liki subscribe geberu nekulu kebaxahe 👍 👌
bhaki nbetekrstyan nhali antekona ayntehaba tedewilkum aytelalu ms zkone medya wexikum ktmagotu aytkalu hbuat xle drarom mshom
bdhri megareja konka mdngar srahna elkum hizkumo
Abrar Osman, derafay ab maekelom alo.
Tetemiku dyu??? Wala poletica eyu negeru???
abe kekste tmeqel gerem abona antonyos zekahade kahdamat Ayom anta rukes metgeta bizen temhire tebl azan wahede
መጋ/ምስ/ዘኣማኑኤል ጽቡቕ ትንተና ተቕርቡ ኣለኹም፡ንእትሕተትዎ ዘለኹም ሕቶ ብሰፊሑ ዘይኮነስ ብሕጽር ዝበለ እንተትምልስዎ ኣዝዩ ምጠዓመ
Grm eba akadadna axebika ab masmediea tezergihka ab aynka zelo gundi zeyrakas ab ayni hawka zelo beser nrayi eba grm zey nskum men atifiwo hzbi tekalu
ተካል ኣዛን ምርኣዩ ጸገም፡በዓል ኣብርሃ ካሳ ከ እንታይ ኢዮም😂
ከፊልኩማ እንዲኹም እሞ ካብ ቃል ኣምላኽ ስርዓታ ሰብ ክትምህሩ ትውዕሉ ሸየጥቲ ኣብኦም
ካብ ንሰብ ምግዛእ ንቤተ ክርስቲያን ምፍላጥ ምሓሸካ ሓወይ
ናይ ብሓቂ ንቤተ ክርስቲያን ትፈልጥዋዶ እቶም ኣቦና ኣቦና ትብሉ። ብዙሓን ኣቦታት ዝተሰምዩ ኔሮም ኢዮም ግና ንትምህርቲ ቅዱሳን ኣቦታት ዘይክተል ኩሉ ብምንታይ ኣቦ ክበሃል ይከኣል፡ ካብ ስምዒት ንውጻእ የኣኽለካ
@@user-kc3bk1vq7l ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ንስካ ሓደ ንሓቂ ዝጸሓፍካ ኣምላክ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ።
@@MmWeredeaway anta hmaq seb ksab Hji do aytemeharkan zeleka, anda hgdef zelewu moytayom iya nea dea nebska adhna,
Seb bzey frdi ayasern iyu
@@selteneyohannes6469 ጸወታ ላግጺ ገዲፍካ ቑምነገር ሕሰብ። እስከ ኽሓተካ ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ። ቅዱሳን ዋጋ የብሎምን ኢሉ ንዝምህረካ ናይ መናፍቓን ትምህርቲ ንዝሓዘ ሰብ። ክሳብ ክንደይ ድንዙዝ ኣእምሮ ከም ዘለኩምዩ ዝገርመኒ ናይ ህግደፍ ገለ ግደፎ። ኣብ ሰባት ዘይኮንካስ ኣብቲ ፍረ ነገር ናይ ንጹር ዕላማ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኣተኲርካ ተዛረብ።
ኣወል ስዒድ ዶ ክብለካ ፡ ወዲ ካሳ ፡መፍሰስቲ ደም ኩሉ ናትኩም
ንስኻ ንባዕልኻ ካብቶም ከተጥቅዖም ትደሊ ዘሎኻ ኣይትፍለን ፡ኣብተን ክትጠቅሰን ዝጸናሕካ ናይ ካቶሊክ ቤተክርስትያን ታቦት ኣሎሞ ፈሊጥካ ኣስተምህር ።ንስኻ ኣባጊዕ ክርስቶስ ክትእክብ ዘይኮንካስ እትብትን ኢኻ፡ መምህር ኮንካ ካብ ቀረብካ ፡ክትምህር ብቁዕ መምህር ኮንካ ቅረብ።
ንስኻትኩም ኣብ ትሕቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጳጳስ ዲኹም ትማሓደሩ? ከምኡ እንተኮንኩም ናይ ፖሎቲካ ሃይማኖት እምበር ናይ ተዋሕዶ ቤተክርስያን ኣይኮንኩምን። ነቦኹም ኣቡነ ዝኸሓድኩም ንኢሰያስ ተምልኹ ኢኹም።
Orthodox hkena haymanot ya
Bela guluhita hanti senay kmegarkum tsehay ktarbekum eya rkusati felaleyti
ናይ መናፍቓን ሥራሕ ፍሉጥ ኢዩ። ግብ.ሐዋ 20፥28 ግን ሎሚ ቀንዲ ጸገማ ባዕሎም ደቃ ኢዮም። ምክንያቱ መጀመርታ ኣብ ንሓድሕድና ንነቓቐፍ እዚ ፍጹም ነውሪ ኢዩ። ኣብ እምነትካ ዘሎ ሰብ ብጉባኤ ዝተማእከለ ኢዩ ዝንቀፍን መኣረምታ ዝወሃብ፡ ከም ተወሳኺ ኣብ ደገ ወከልቲ ኮይኖም ብቅዱስ ሲኖዶስ ንደገ ዝለኣኹ ኣገልገልቲ ኣብ ኤርትራ ምእመናን ዘሐለሉ ኢዮም። ስለዚ ንቤተ ክርስቲያን ክንዲ ዝሃንጹ ብዛዕባ ገንዘብን ዓደይን ዓድኻን ክበኣሱ ይውዕሉ። በዓል መቃርዮስን ማርቆስ ደባስን ድማ ከም ድሌቶም ንሕዝቢ ይበታትኑ ኣለዉ።
@@MmWerede ዱሁል እንትይ ኣፍልጢካ።
@@davidasgodom5895 ሓደ ካብቲ ስድነትካ መለለዪ ኢዩ። በኣካል ስለ ዘይትፈልጠኒ ብዙሕ ጸገም የብሉን፡ እቲ ዝገርም ግና ተሓቲትካ ክትምልስ ዘትክእል ምዃንካዩ። ሓበሻ ነጻ ሜድያ እንተረኪብኩም ጸገም ኢኹም። ካብ ስምዒት ውጻእ፡ ሓቅኛ እንተኾንካ፡ተለፎንካ ሃበኒ ጽቡቕ ገርና ከነዕልል
ብካድራ ህግደፍ ትርገጽ ዘላ ቤተክርስትያን ሕዝካስ ናብ ካልኦት ዊጥዊጥ።
😂😂 ደምብያ ኣወል ሲዒድ እንድዪ ኣምላኽኩም. ብዓሌትነት ሰብ ክተጽንቱ ቤተክርስትያን መቀመጢ ካራታትን ሽጉጥን ካብ ገበርኩማ ካብ ሕጂ ኩሉ መንእሰይ ምሳካትኩም ሓደ ሃይማኖት ክህልዎ ኣይደልን ኩሉ ኣስላማይ ምኻን ኣይተርፎን እዪ. ቀደሙ እውን ናይ ኣምሓሩ ጠንቆልቲ እንዳኣላ ድሕሪ ጳጳስ ምቅታላ ክርስትያን ዝብሃል የለን ሓሰውቲ