ካህናት ናብ ሳዕስዒት ክሕተቱ ኣለዎም tewahdo zebeaman ብመ/ምስጢር ኣማኑኤል መ/አብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • ካህናት ኣብ ሳዕስዒት መርጌታታት ኣብ ኣይዶል ዓገብ ንበሎም ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

ความคิดเห็น • 51

  • @AwetKesete-cx5lb
    @AwetKesete-cx5lb หลายเดือนก่อน +8

    ኣቤት ድፍረት ምሕረት የውርድ መድሃኒኣለም መምህረይ ቀጽሎ ንቅኑዕ ቅኑዕ ንጌጋ ጌጋ ንበል ኩልና መምህረይ እግዚኣብሄር ምስ ኩልና ይኩን።

  • @evenezerhabrom4055
    @evenezerhabrom4055 หลายเดือนก่อน +8

    ቃል ህይወት የስምዓልና መርጌታ ዘኣማኑኤል፡ናይ ብሓቂ ትብዓት ዘልዎ መምህር ኢኻ ብዘይውዳሴ ጸጋ የብዝሕ፡ንጌጋታ ብዝራኣኽምሉ ቀታ መልሲ ክትህቡ ትብዓት ዝሃበኩም ኣምላከ ቅዱሳን ይመስገን፡ዘመነጨፈራ ኢዩ ኣምላኽ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና

    • @samuelyehdego
      @samuelyehdego หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤ በአማን ናይ ብሓቂ

  • @abuneendryas203
    @abuneendryas203 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የኔታየ መዶሻ መናፍቃን ኣንተ ውእቱ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @filimonbrhane5998
    @filimonbrhane5998 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዝሕፍር ንክትርእዮ ኦ ኣምላኽ ይቕረ በለልና

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ብጣዕሚ ጥንቃቀ ዘድልዮ ዘመን በጺሕና ።

  • @fusfv877
    @fusfv877 26 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ድፍረት እግዞኦ ምሓረና ክርስቶስ ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ጸጋም ናብ የማን ምሎሶም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 หลายเดือนก่อน

    በስምአብ በወልድ ወ መንፈስ ቅድስ ወ ጌታ እቕረ በለልና ብሃይማኖትና እቑመና እሜን ክብርት መምህርን ጾሎት ግበረልና ዓለምና ዘፍርሃካ ነገራት ይጋላበጥ ክብ ስል ምውት ይሰዉረና ፍጥር አሜንንንንንንንን

  • @MehariMehari-kw9uj
    @MehariMehari-kw9uj หลายเดือนก่อน +1

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ አምላክ ኣሜን
    ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትኩም እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልኩም
    እግዚአብሔር ካብ ስሕተት መናፈቃን ክሕደት ይሰዉረና ካብኡ ሓሊፎም ክሓስቡን ክሰርሑን ዘይምክኣሎም የሕዝን ህዝበይ ሰኣን ፋልጠት ይጠፍእ ኣሎ ሆሴ 4:6 ቀጽልዎ
    ወስብሐት ለእግዚአብሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ❤❤❤

  • @fusfv877
    @fusfv877 26 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኩቡር ሓወይ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹💒💒💒❤️❤️❤️🌹🌹

  • @venireichert161
    @venireichert161 หลายเดือนก่อน +1

    ብሃቂ ኩሉ ጌጋ እዩ አምላክና ምሕረት የውርደሎም ቃል አምላክና መላገጺ አይትግበሩዎ አባ ቀሲ ቃል ሂወት የስማልና አሜን 🙏🙏🙏

  • @ereyalemey190
    @ereyalemey190 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስማልና መምህር

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓውና ተዋሃዶ ንዘልኣለም ትንበር❤❤❤

  • @user-gy7ub1js5k
    @user-gy7ub1js5k หลายเดือนก่อน +4

    አቤቱ እግዚአብሔር አምላክ ይመሃረና🙏 😭 ቃለ ሂወት የስመአልና አቦና🙏

  • @aziebtadesse3411
    @aziebtadesse3411 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኦ ምሐረና ክርስቶስ ይቅረ በለልና።

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet Yesmaelna Amlaek mihretu Yewrdelna Amen🙏🙏🙏

  • @saa4252
    @saa4252 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zewdi0987
    @zewdi0987 28 วันที่ผ่านมา

    Abyet Ezigiyo meharena fetari yqre belelna🙏🙏🙏🙏😭

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae1484 25 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና

  • @OkubaymichaelKidane
    @OkubaymichaelKidane 20 วันที่ผ่านมา

    ዘኣስተማሰሎ በተውኔት ለማኅሌተ ንግሥኪ ዝንቱ
    ጌጋዩ ወሐጢዐቱ እይትሓደግ ሎቱ

  • @birikitialemayo3516
    @birikitialemayo3516 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ኣምላኽናን ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶት ንዛ ቅድስቲ ሃይማኖትናን ቅኑዓት ሓለውታን ባርኽ🙏ብዓይኒ ርህራሄኻ ጠምተና🙏ኩቡር መምህርና ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን❤🙏🌹💒.

  • @zg3061
    @zg3061 หลายเดือนก่อน +1

    Eway difret egzio meharena 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @ኣየግዜ1939
    @ኣየግዜ1939 หลายเดือนก่อน +1

    መጋቤ ምስጢር ዘአማኑኤል መጀመርያ ንዓና ንመእመናን ከተንቅሕ ትገብሮ ዘለካ መፈሳዊ አጎልጉሎት እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልካ ናይ አጎልጉሎት ዘመንካ ይባርክ።ቀጺለ ሎምሎምስ ሓቀይ ትብዓት ዶ ጌርካ ማለት ብፍላይ አብዛ ዘይትግባእ ብስጋዊ ሂወቱ ተዓዊቱ፡ብመንፈሳዊ ከምዝተዓወተ አምሲሎም ተዓዊትካ ኢሎም ዝዘመርሉን ዝገጠሙሉን ሊቃነ ጥፍአት ብትብዓት ዓገብ ምባልካ ከየድነቁካ ክሐልፍ አይደልን ግቡእካ እዩ ክአ።እዚ ትብዓት እዚ ክትቅጽሎ ተስፋ ይገብር።
    ሰላም ወሰናይ

  • @TesfahiwetHaylu
    @TesfahiwetHaylu หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ይምሓር

  • @NebyiDebretsion
    @NebyiDebretsion หลายเดือนก่อน

    Amen memhr Qale hywet yesmalna,gayla bjeca n kahn nkali ke yifqedo dyu

  • @nwayshu2053
    @nwayshu2053 หลายเดือนก่อน +3

    ትንቢተ ኢሳይያስ 52:5
    ሮሜ 24:2
    2ይ .ጴጥሮስ 2:2
    ምህረት የውርደልና ::

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 หลายเดือนก่อน +1

    Kalehiwet..yesmalna. .amen. amen. Amen

  • @michaelasfeha888
    @michaelasfeha888 หลายเดือนก่อน +1

    Temesgen enqa ab hagerna eritrea zey halewe .qale hiwet yesmalna Amsal Paulos hawna.

  • @user-ce7uk8li5w
    @user-ce7uk8li5w หลายเดือนก่อน +1

    amen qale hiwet yesmealna

  • @milietetsegatesfamichael2197
    @milietetsegatesfamichael2197 หลายเดือนก่อน +1

    Egzabiher mehrtu yewrdlka

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu1241 หลายเดือนก่อน +3

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪
    ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ
    "ኢትዝክር ለነ ኣበሳነ ለህዝብከ"
    😭😭😭
    "ሰብእሰ እንዘ ክቡር ውዕቱ
    ኢያእመረ ወኮነ ከመ እንስሳ
    ዘኣልቦ ልብ"።

  • @samueltewahdo2721
    @samueltewahdo2721 หลายเดือนก่อน +2

    የሕዝን ብጣዕሚ ነውራም ጥራሕ

  • @RishanAbraham
    @RishanAbraham 29 วันที่ผ่านมา

    Kalhiwet yesmoʻna❤❤❤❤❤

  • @ferawinnie4996
    @ferawinnie4996 26 วันที่ผ่านมา

    አዝጋብሄር ጸገየዘሓኩም ኣበና

  • @MikeleAndat-zx2se
    @MikeleAndat-zx2se หลายเดือนก่อน +1

    Kalehiwet

  • @AptayMasgenaaptay
    @AptayMasgenaaptay หลายเดือนก่อน +1

    Amen kal hiwet yesmalna abona

  • @YohannesSolomon-p5d
    @YohannesSolomon-p5d 29 วันที่ผ่านมา

    Amlak mhret yewrdelna,

  • @KaleiAsress
    @KaleiAsress หลายเดือนก่อน +1

    ኣየየየ መም,ዘኣማኑኤል በትሪ ለባማት

  • @zenebesh6600
    @zenebesh6600 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @negestyhaylu5321
    @negestyhaylu5321 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢

  • @vhhhhf5887
    @vhhhhf5887 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasgebrehiwet5532
    @yonasgebrehiwet5532 หลายเดือนก่อน +1

    Qal hiwet ysemealina abona kihato deley zelku mezamurna ewen anfetu ysehit alo netom mazamur sansure tezigibre xbuq nere

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 หลายเดือนก่อน +2

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጸፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ።
    ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ምስጢራት ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ።
    እቲ ዝገብርዋ ዘለዉን፡ዝብልዋ ዘለዉ እንተ ዝፈልጥዋ፡ምሕፈሮምን፡ከምኡ ክገብሩ ወይ ክራረቡ ኣይምከኣሉን።
    ንሕና ንፈልጥ ካህን ታህቦት ይዓጥን፡ይዝምር፡ይውድስ፡ይቅድስ፡ከብዚ ወጻኢ።ግን ኣብ ናይ ዓለማውያን ኣደራሻት ክስዕስዕን፡ክዕንድር ኣይግድን።
    እዚ ዘሬኤካ ከኣ ብሕጊ ቤተክርስትያን ዘይምእዛዝን፡ስርዓት ዘይምክታል ኢዩ።
    ሲኖዶስ፡ወይ ጳጳስ ዝገንሕን፡ዝመርሕን ስለ ዘይብሎም።ስዲ ከይዶም ኣብ ዘይተደልየ ሩኩስ ተግባራት ወዲቆም።
    ንሕና ንብሎን፡ንገብሮን የብልናን፡እግዛኣብሔር ኣምላክ ግን ይቅረ ይበሎሎም ከም ህዝቢ ነኔዌ።
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ግን ንዘላእለም ከቢራን፡ተሓፊራን፡ተቀዲሳን ክትነብር ኢያ።
    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!

  • @selamkiflemariam3706
    @selamkiflemariam3706 หลายเดือนก่อน +1

    Mhreti yewird fetary

  • @HailomGoitom
    @HailomGoitom หลายเดือนก่อน +3

    ንምታይ ኢና ሕግ ቤተክርስቲያን ነፍርስ ዘለና
    በጃኹም በተለይ ቤተ ክህነት ካሃን መርጌታ ዲያቆን መዘምር ተመሲልካ ንቤተ ኣምላክ ምጽራፍ
    ካብ ኣብ ካልእ ሓሸውየ ፖለቲካ ንኣቱ ንቤተክርስትያን ጸግዓ ንኹና ጽባሓ ክንሐተት ኢና ዓገብ ዓገብ ዓገብ

  • @merontekleabwedisaryam
    @merontekleabwedisaryam หลายเดือนก่อน +5

    ብዛዕባዚ ኣዚኹም ዶንጊኹም መልሲ ሂብኩም ኣከኩም መርጌታ፡ ነዊሕ ጌሩ ዩ ካብ ዝረአ፡
    ኣነ ብጣዕሚ ኣሰኪፍኒ ዘሎ እዚ ዝወጽእ ዘሎ መዝሙራት ብፍላይ ከኣ ናይ ውልቂ መዝሙራት ዝኾነ መልሲ ዘይምሃብኩም ቅር ትብልነኒ ኣላ። pls ተገዲስኩም ተቢዕኩም ስርሑሉ ኣብቲ መድረኽ ስለ ዘለኩም፡
    ያ ይርደኣኒ ዩ ዋላ ናዕና ይግባኣና ዪ ክንዓዪ እንተኮነ ካብ comment ዝሓልፍ ኣይኮነን ናትና ታራ። ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም ይበርኽ መርጌታ።

  • @tewoldegebrewold2632
    @tewoldegebrewold2632 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaki mehferti zeyhafru ke mhret yewrdelom mergieta kea kal hiwet

  • @user-yq6wp9dn9g
    @user-yq6wp9dn9g หลายเดือนก่อน +1

    ኤህ
    አንታ እንታይ ኢና ክንርኢ አየ መከራ

  • @meharighirmay7345
    @meharighirmay7345 หลายเดือนก่อน

    Mhret yewrdlena

  • @LemlemChalo
    @LemlemChalo หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉p q