Hi Natu haway, why Thadikan doesn't bring his kids and fight for Tigrai people. He is helping Abbey for his own benefits. Shame on him. Shabia takes care of his people and country why don't Thadikan do the same if he cares about his Tigrai people. We are proud of Shabia. ❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tsadkan eagerly wants to see a war between Ethio & Eritrea so badly. His intentions since 1990’s is the same & unchanged. Please tell him to bring his young adult children to join his military personnel so that he will start to develop anti war feelings.
Tigray's political system is poor they know nothing they just open their big mouth without controlling their mouth and without thinking for the future. This is the sign of infuriate and complex problem God bless Tigray
Aye xadkan balika hirai neti ab dobat zolo hizbi yeklabet alo yeblena alo ok eti niso tekwaxaxirwo zolo aditat da entay koino selam dey gebrelo nigoho nigoho awalid yektlan yemxan alewa elo zahto do seno ayyy
HADAMI Woyane,,, At least he's telling the truth, exposing your TPLF's war crimes against the Ethiopian & Eritreans. It's too bad you are having a hard time swallowing the bitter truth. Face it, the game is over.
ሃይ ናቱ
ሰላም ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ትግራይን ክመጽእ ማለት ዘበት እዩ ምኽንያቱ ኩሎም ዩ-ቲዩበር ተጋሩ ጽልኢ ክሰብኩ ስለ ዝውዕልን ዝሓድርን እዩ እዚ ወድሓንካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I agree with u ጽልኦም ምስ ኤርርትራ አዩ
አዞ ካብ ድንቁርና ዝተበገሰ ጽልኢ ኸእ ኣበይ ከምዘብጽሖም ክንርይ ኢና
EXCELLENT!!!❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናቱ በሊሕ ወለዶ 🙏❤️❤️❤️
ሓቐኛን ኩርዕ ሕቡን ትግራዋይ ናትናአል ስለቲ ሚዛናዊን መሃርን ትሕዝቶ ፕርግራምካ ክብርን ምስጋናን ይግባኣካ። ወቃዊ ስራሕካ ንኽልቲኡ ህዝቢ ዘርብሕ ስለ ዝኾነ ቀጽሎ ዓአርት ምሳዝኻ ይኹን።
ናቱ ያንተ አስተሳሰብ ከ20 ዓመት በኋላ ነው የሚገባቸውሰ❤🎄
🇪🇷❤️🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️
የቀኒየልና ናቱ እንበሳ ሐውና እምላክ ይባርካ 💕🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽
NATU keep it up. Good job❤
ነዚ ሐዎና ብሐሶት ዝተዓወተ የሎን በለልና
Good job Natu
ሚሊሽያ ብልጽግና ጻድቃን ምስ ጌታቸዉ ረዳ ፦
ሕወሓት ካብዝማረኾም አሽሓት ወተሀደራት ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰለማዊ ህዝብን ምሩኻን : ዝረሸኑ : ደቀንስትዮ ዝዓመጹ : ጀኖሳይድ ብዝብል ተፈልዮም ተአሲሮም ዝነበሩ ። ብሕቡእ : ምስ ድኩመንቶም ከምዝፈትሕውም : ዝፍለጥ እዩ ።
ሕጂ : ከጭበርብር : ጀኖሳይድ ተፈጺሙና ኢልና ሓቲትና ።
ጸድቃን ክክክክ ፍሹል ጀነራል።
ኹሉ ግዜ ሓቂ ምዝራብ ንዘይጡዑያት የሰንብድ: ንቑኑዓት የሕጉስ!!! ናቱ!! በርትዓልና ጥራይ!!!!!::
ናቱ ኣዝማሪኖ👌
God job 💪
Selam. Natu. Hawna. ❤❤❤❤❤❤
ነዚ ጻድቃን ንምንታይ ክንድዚ ይጻወርዎ ግን፧
Hi Natu haway, why Thadikan doesn't bring his kids and fight for Tigrai people. He is helping Abbey for his own benefits. Shame on him. Shabia takes care of his people and country why don't Thadikan do the same if he cares about his Tigrai people. We are proud of Shabia. ❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Natu ❤❤❤❤❤
Natu nebsi ❤❤❤
Hasawi
ሚሊሽያ ብልጽግና ጻድቃን ፦
ባድመ ፣ ኢሮብ ፣ ጉሎምኻዳ : እንዳበለ : ዋለ ከእዊ ዉዒሉ ይሕደር ። ኤርትራ ካብቲ ብዉዕል አልጀርስ ብይግባይ ዘይብሀለሉ ብይን ዓለምለኻዊ ቤት ፍርድ አብካርታ ናይዓለም ዝተሓንጸጸ መሬታ ዝንቅንቃ የለን ።
ነዚ አሚኖም ከአ መለስ ዜናዉን አቢ አሕመድን : ከምዝተቀበልዎ ብኽታሞም አብ ቅድሚ ዓለም አረጋጊጸሞ እዮም ።
ኤርትራ ካብ መሬታ ወጻኢ ግን ሓንቲ ኢንቺ እዉን መሬት ኢትዮጵያ አይትደልን ።
በዚ መሰረት አብመሬት ኤርትራ ዝነብር ዘበለ ኹሉ ኤርትራዊ ወረቀት መንነት ክወሀቦ መሰሉ እዩ ። አብኤርትራ ዝነብሩ ኢትዮጵያዉያን አለዉዶ ? እወ ! ከምዝኾነ ወጻእተኛ መሰሎም ተሓልዩ ኸአ ይነብሩ አለዉ እምበር ኤርትራዊ መንነት ብዘይ ድላዮም ከምዘይዉሀብ ግን ማንም ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ። ናይዚ መደናገሪ ዘረባ ዝአምኖ የለን ።
ጻድቃን ( ሓጥአን ) ካብ ዝተዛረቦ ፦
" ከምቲ ሓደ ጉጅለ ( መሪሕነት ሕወሓት ) ምስሽዓብያ ወደኽደኽ አይንብልን : አይበልናን "
ታይድአ : ምስቶም : ናይዉልቂ : ረብሓና ዝሕልዉ ንብረትናን ሀብትናን ዝመልሱልና አብአዲስ አበባ ዘለዉ ጎይቶትና : ኢና ወደኽደኽ ንብል እዩ ዝብልዘሎ ።
እቲ ሓቂኸ አብዱባይ ምስሽዓብያ ተራኺቡ ዝተባህለ : ባዕሉ እዉን ዝአመነሉ ግን : ጌታቸዉ ረዳ ( አሽከራቸዉ ረዳ ) እምበር : ደብረጽዮን ( ደብረሸይጣን ) አይኮነን ።
አብመጨረሻ : መንእሰይ : ትግራይ ፣ አዴታት ትግራይ ።
ጻድቃን ኮነ ጌታቸዉ : ገንዘብ ናይ : DDR : መፋነዊ ሰራዊት ክንህብ ኢና ብዝብል መታለሊ ዘረባ ። አብአዲስ አበባ ዝርከብ ሀብቱ ፣ በላሶታቱ ፣ ገንዘቡ ፣ ከምልስ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ። እተን ናይ መፋነዊ ገንዘብ ዝህባ ምዕራባዉያን ሀገራት ድአ እምበር : አቢ አይኮነ ጌታቸዉ አይኮነ ።
በዚ አቢሉ ኸአ ሰራዊት ፈደራል ንትግራይ ዓዲሙ መንእሰይ ትግራይ አኽቲቱ አብ ኩናት ምስ ፋኖ ኮነ ምስኤርትራ አእትዩ : ከምልማዱ መናእሰይ ከጥፍእ እዩ ዝሓስብ ዘሎ ።
አብመጨረሻ ኸአ ንግምገማ አኪቡ መልቀስ ይገብር ሕጅዉን ከምልማዱ ።
መደምደምታ ፦
ብመሰረቱ : ጻድቃን ዘይርድኦ ደንቆሮ ሚሊሽያ ስለዝኾነ ድአ እምበር : ፈደራል ሰራዊት ዝብሀል ሽም እምበር አብመሬት ምስፋኖ ክዋጋእ ዘይከአለ ምዓልታዊ በአማኢት ክማረኽ ንርእዮ ዘለና : ካብ ከተማ አዲስ አበባ ወጻኢ : ክንቀሳቀስ ከምዘይክእል : ንማንም ሰብ ርዱእ እዩ ።
ቀደሙ እዉን ዓቅሚ ከምዘይነበሮን ሕወሓት ከይተረፈ እንዳኾኮበ : ሽዋሮቢትን ደብረብርሀንን አብአፍደገ አዲስአበባ : አብጽሒዎ ዝነበረ ድኹም ሰራዊት : ምዃኑ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ ።
እዚ እዩ እምብአር ጻድቃን : ናብዶብ ኤርትራ ዓዲሙ : እታ ህልቂት መናእሰይ ኢትዮጵያ ክደግማ ዝህቅን ዘሎ ።
- " ቀደም ይመስለክን ዉሕጅ ይወስደክን " ከምዝብሀል :
ቀደም ብክላሽ አማኢት አሽሓት ሰራዊት ኢትዮጵያ አብዶብ ኤርትራ ይጠፍኡ እንተኔሮም ። ሎሚ ተአታትዩ ብዘሎ ቴክኖሎጂ : ንኤርትራ ገጹ ክወርር ዝመጽእ ከምዘይምለስ 200 ⁰/₀ ከረጋግጸልኩም ይፈቱ ።
ስዒቡ : ድሌት ጻድቃን : ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክዕጾ እዩ እዚ ሕቶ ጻድቃን : ብመንግስቲ ኢትዮጵያ እንተቀሪቡ ፦
ብወገን ኤርትራ ጸገም የብልናን : ካብኢትዮጵያ ሓንቲ ኢንቺ መሬት እዉን አይንደልን ።
ካብኢትዮጵያ ዝመጽእ ካሊእ ነገር ንደልዮ እዉን የብልናን ።
ስለዚ : ብ20 ሜትሮ ዝቁመቱ 20 ሜትሮ ዝስፍሓቱ መንደቅ እዉን ጌርና ክነድቆ ዘኽእላ አሽሓት ማሽኔርታት አለዋና ።
።
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
ናቱ ጽልኢ ዝሰብኩ እንዳምጽኤ እቲ ኣክሱማይት ሜድያ ከመይ ጌሩ እዩ ሰብ ሳብስክራይብ ላይክ ክገብርሉ?
Tegaru should be join Eritrea, then they can be automatically part of majority group.
WEYZERO XADQAN ???
NAY RIESE MITHAT ZIQETELO TGRAWAY????
ናቱ ነዚ ጻጥቓን ንምታይ ናብ ኤሪትራ ምሳይል ደርቢኻ ኢልካ አቕረበሉ ድሕሪ ሚሳይል መሰላ ተጠቒማ ኤሪትራ አቲያ
ንፍትሒ እናፈርሐ ዝነብር ሰብ እንታይ ዓይነት ሰብ ክኸውን ኣለዎ????!!!!!!
ብሰንኪ ከምባዓል ጻድቃን እኮ እዩ ሻዕብያ ህወሐት ማንታ ርእሳ ዝብልዋ ናቱ ጀግና.
ኮሜንት ቦታ ብጌጋ ታዓፅዩ ኔሩ ይቅሬታ ንሓትት TMN
Dekun sebeytun ab Boston usa akemitu gena hizbi tigray ketifiea yihasib allo satkan kiteluwo
ኣያጻድቃን በቃ ዘረባኻ ኽምዞም ናይ ቆልዑ ትዛረብ ናይ ሻሂ ስራሕ ሰሪሒኻ ኣሎኻ ሓሳዊ ኢኻ ኢለዮ ትብል ነርማል እዩ ቆልማጽ ኢኻ ጻድቃን ኽቅንጸል ኣለዎ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹💪🏾
ጻድቃን ሪሲ ዶንጎላ እሞ የለን ባድመ ናይ ኤርትራ ኢዩ።(ሃሃሃ ላኽባጥ
እዚ ጻድቃን ዝበሃል ሰብ ምስ ሞተስ ይጸድቕ ዶ ይኸውን? መሲ ንኣምላኽ ይምልከት❤
እዚ ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
ናቱ Brilliant ነዚ እቲ ሐቁን ልክዕን መልሲ ሂብካዮ . ከም ጻድቃን ማንታ ስለዝኮነ ግን እቲ ነገር ናብ ኤርትራ ከሳብቦ ይፍትን አሎ.
ጻድቃን ኤርትራ ሐገር እያ ምሰ ትግራይ ዘራክብ የብልናንን እቲ ጆኖሰይድ በአልኩም ወያነ ዝፈጸምክዎ እዩ
Tsadkan eagerly wants to see a war between Ethio & Eritrea so badly. His intentions since 1990’s is the same & unchanged. Please tell him to bring his young adult children to join his military personnel so that he will start to develop anti war feelings.
Tigray's political system is poor they know nothing they just open their big mouth without controlling their mouth and without thinking for the future. This is the sign of infuriate and complex problem
God bless Tigray
Xadekan
ፅቡቕ ገበረ ሓሽከር ድሑር ኣተሓሳስባ
ናቱ ሓቂ ንምዝራብ ን ንጌታችው አንተደጊፍካ ን ጻድቃን ምድጋፍ ምዃኑ ትፈሊጥ ኢኻ
ድሊየትካ ከሙ አዩ አዩ ኔሩ
ኣይትሓዘለይ ግን ካብ መጀመርያ ንነግረካ ኔርና
Xadekan, the gungaster of tigray people,
እየሱስ ክርስቶስ ትግራዋይ እዩ ዝበሉ ውን ኔሮም😂
እዘን ዶክተርን ጀነራልን ዝበሃላ መዓርጋት ይበዝሓ ኣለዋ!! ናይ ጥዕና????::
Natu hawey Muhurat Tegaru Merigem eu Delewom ewa eritrea balina fetirinaya Ata ezom etra Hamasin Hasasait zibluwos abti Timihirti win hijemo keydo eway mihirt yewridelikum ente natu gin Abayka
Natnael ezi segadi nebae tsadkan hizbi tigray zewarede nezi kehadi beshasha kinegidu kabzi ziabi wirdet yelen kab halengi shaebya temilit keymesileka anita tsahitsahi
Jonesaid sile zeytefexeme guday mis gize kitlihlihya
ኣንታ እዚ ሰባይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ባዕልና ኤና ፈጥርናያ ክብለና እዩ ። እንታይ ኣለዎ ብፍቅሪ ክሉ ገድፍና ብፍቅሪ ክነብር ዝይንሰርሕ
ፅቡቕ ገበረ
Xadkan nska zgeberkayo ke menyu zhateka 20 amet aynrson ena
ንኤርትራ ንፈጠሩ ድማ ኣለዉ😂
ሓደ ሓደ መራሕቲ ወያነ: እምበርዶ ነዛ ጌ ኖ ሳ ይ ድ ትበሃል ቃል ትርጉማ ይፎልጥዋ???:: ባዕልኻ ዝጀመርካዮን ዝገበርካዮን ናብ ካልኦት??? ዘሕዝን!! ዘሕዝን!!::
izi sadkan ziblo zelo Bizaba Eritrea haki deyu Eritrea ab meret Tigray ala dia
Anta ember ke Dr diu nay bhaki ezi? Beal men eyom merahti tgray koynom bzaeba Eritrea zkurkoru? Tegele zeyblu halay
Zeyy natka ,kemyy gerka ika tserhh .Buda.
Ezi general satkan ziketlo seb tesaenu allo
Aye xadkan balika hirai neti ab dobat zolo hizbi yeklabet alo yeblena alo ok eti niso tekwaxaxirwo zolo aditat da entay koino selam dey gebrelo nigoho nigoho awalid yektlan yemxan alewa elo zahto do seno ayyy
ኣንቱም ልሂቃን ተጋሩ አንትዳኣ ናይ ዓሌት ጽንፍርት ተፈጺሙኩም አንታይ ኢኹም ትጽብዩ ዘሎኹም። ንምንታይ ሕጋዊ መስርሕ ዘይትወስዱ። አቲ ሽግርኩም ግሉጽ ኢዩ። ብሓሶት ስለትንብሩ ካብ ምሕሳው ሓሊፍኩም ብፖሊቲካ ይኹን ብሚሊታርይ ክንድ ኣድሪ ት ኣክል ኣይተምጽኡን። ዕላማ የብልኩም ር አሳ ከም አተቆርጸት ደርሆ መኣዝን ኣልቦ። ስርቅን ሓሶትን ክፍ ኣትን ጥራይ።ከም ናትና ኤል ዝ ኣመስሉ ክሳብ ዝመጹ ብተስፋ ምኻድ ኢዩ።
Ata Ezia hybey 10 Aleka tadkan hadamit melhasa zeymote kabta Addis Abeba win hanikna kinemtaki ena 0 haleka tadkan kkkkkkk
Aye tgray kemey elu kihalfela, kem bal gazetegna Abrha Belay welida. Meles Asmera atina ni shaebya keyndmsso melisna. Yiblena alo . Ata denkoro afnchu mstesebre eu temelisu. Hasewti meles tray aykonen hmak sdrihu kulatkum kabu zgededkum ekum.
አታ ወዲ ንስካን አኮታትካን ናይ ኤርትራ ዘርኢ ስለዘለኩም ሕማምኩም እታይ ምካኑ ንፈልጦ ኢና።
HADAMI Woyane,,, At least he's telling the truth, exposing your TPLF's war crimes against the Ethiopian & Eritreans.
It's too bad you are having a hard time swallowing the bitter truth.
Face it, the game is over.
Amanuel mulu .senef himak
@@yonaskahsai7078 ትክክል ዲቃላ ዘይምካነይ