Teddy Press ህየሳዊ መልሲ መምህር ቦኽረ ኣብ ቃል መምህር በየነ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 221

  • @venireichert161
    @venireichert161 ปีที่แล้ว +12

    እቦና እዚ ትገልጽዎ ዘለኹም ባህልናን መበቆልናን ትምህሩና ዘለኹም ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ይህብና እሜን ❤

  • @gm5215
    @gm5215 ปีที่แล้ว +5

    እሞ በዚ ምኽንትዚ እዮም ተጋሩ ምጥፍእ ዝድለ ዘሎ
    ጽቡቕ ሐበረታ መምህር ቦኽረ የቐንየልና መምህር ብዙሕ ተማሂርና ጽቡቕ ገርኩም ስንዱልና ብፍላይ ንሐድሽ ወለዶ

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 ปีที่แล้ว +15

    ሰላም ቴዲ ነዘቕረብካልና ጋሻ ኣቦና መእምር ቦኽረ እናመስገንኩ፣ ኣብዚ ዓውዲዚ ሰፊሕ ኣፍልጦ ዘለዎም ኣቦና ጸሓፊ መምህር ኣማኑኤል ሳህለ፣ ንምዝኽኻር ጸሓፊ ዓምዲ "ሓንቲ ዓለም" ውን ከተቕርበልና ሓደራ ይብለካ።

  • @redbag3453
    @redbag3453 ปีที่แล้ว +17

    Teddy press!
    ንመምእር ቦኽረ ፡እንቛዕ ትምህርትኹም ዓቢጥኩሞ ትም ኣይበልኩም!!
    ትምህርትኹም ኣባና ኣብ ድውቀኹም ተዘሪኡ ቦቑሉ ዓምቢቡ እዩ !!
    ክብሪ ይሃብኩም ጎይታ ❤

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele ปีที่แล้ว +10

    መምህረይ እንቋዕ ደሓን መጻኹም❤❤

  • @zelalemmihretaab7109
    @zelalemmihretaab7109 ปีที่แล้ว +12

    መምህር ቦኽረ ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ👍👍

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +4

    የቀንየልና ኣቦና ቦኽረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።

  • @brawa4kokob
    @brawa4kokob ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብደሓን መጻኹም
    መምህር ቦኩረጽዮን ዕድመን ጥዕናን 💞🙏💞

  • @tube-pe5tl
    @tube-pe5tl ปีที่แล้ว +4

    ኣቦይ ቦኽረ ሓቐኛ ኣቦይ ኣነስ መግለጺኹም ኣዝየ ስለ ዝፈተኽዎ ይመስለኒ ክረኽበኩም ብሂገ ናይ ብኃቂ ኃቐኛ ኣቦ

  • @s.michael3035
    @s.michael3035 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና መምህር ቦክረጽዮን ሳላ ትምርትኩም ብዙሕ ፈሊትና ኢና

  • @mesgenaa4590
    @mesgenaa4590 ปีที่แล้ว +5

    ኣቤት ግርማ: ኣቤት ብስለት: ኣቤት ልቦና። ኩሉ ተጠንዚዝዎ ዘሎ ህዝብና ክሰምዖ ትራሕ'ዘይኮነስ ዋላ ክሽምድዶን ክምርመረሉ ዝግባእ ምህሮ። ክብረት ይሃበልና ክቡር መምህርና: ተዲ ውን ምስጋና ይግባኣካ።

  • @asternegusse9904
    @asternegusse9904 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ቦክረ እንታይነትና ብምግላጽኩም ኩሉ ግዜ ክንሪኤኩም ንደሊ ኢና

  • @abebekesete
    @abebekesete ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ መምህር ቦኽረ ዓሚቕ ፍልጠት ዝወነኑ መምህር ታሪኽን ፍልጠትን ዕድመን ጥዕናን እምነየሎም

  • @solomon2666
    @solomon2666 ปีที่แล้ว +2

    አብዚ ነሀለ ወግዒ የቀንየልና ቴዲ ከምኡውን አቦና ፍልጠት።

  • @samihalibay6286
    @samihalibay6286 ปีที่แล้ว

    መ/ር ቦክረ እግዛብሐ‍ኤር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏

  • @hagos4601
    @hagos4601 ปีที่แล้ว +5

    Excellent! What a knowledge! Thanks!

  • @michaelh599
    @michaelh599 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና መ/ር ኣቦና ቦክረጽዮን :
    ብሓቂ መሃሪ ሙደብ እዩ ብቀጻሊ ክትሞጹና ተስፋ እገብር እሞ የቁንየልና ክቡር ኣቦ ።🙏🏾🙏🏾🙏🏾👌👌👌👍👍👍♥️

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 ปีที่แล้ว +1

    Aziyu Des Zebl Megletsi Kemti Lmud Kbret Yhabelna Meemr Bokretsion❤ and thanks Teedy .

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 ปีที่แล้ว

    ክቡር ኣቦን መምህርን ቦኽረ ካባኾም ንጽበዮ ሰነድ ታሪክና ክትጽሕፉ ለበዋህና ንሓትት ። ንትገብትዎ ቃልሲ ልባዊ መስጋናህና ዕድመህን ጥዕናን ይሃብልና ፨

  • @seeker3963
    @seeker3963 ปีที่แล้ว +3

    ✋️ ሰላም ንኹሎም ደለይቲ ሐቂ መምህር መእምር ቦኽረ ብዙሕ አብዚ ሜድያታት አይራይኡን እዮም ምስእዚ ኹሉ ፍልጠትን ሐቅን ብዛዕባ አንሕና መንኢና ብፍላይ እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾና ክብርን ስርዓትን ልምድታትን ዘለና ዝሕብርን ዝገልፅን ብሐፈሻዊ ከም መእምር ቦኽረ ዝፈልጥ ስለዘየለ መእምር ቦኽረ እዚ ኹሉ ፍልጠት ንስለምንታይ እዮም ከምቲ ዝድለ አብዘን ሜዳታት ናይ ደለይቲ ፍትሒ እንዳቐረቡ ብቐፃሊ አስተምህሮ ዘይልጉስልና እንዳበልኩ ይሐስብ 🤔 ምኽንያቱ So far አብዘን ኩለን ሜድያታት እንዳቐረቡ ብዛዕባ እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾና ንዓና ዝገልፅ ብግቡእ ስለዘይተሰምዔ ስለዚ ተስፋ እገብር መእምር ቦኽረ አብዚ ሜድያታት እንዳቐረቡ ሐቀኛ አስተምህሮ ክልጉስልና ብዝተረፈ እዛ ደርፊ ናይ ይክኣሎ 👍👍 ብጣዕሚ ጥዕምቲ ዘይትምኖ ነዞም ክብርታትን ስርዓታትን ባህልታትን ናይ ትግርኛ ዘለና እትገልፅ እያ ሰላም ንኹሎም ደለይቲ ለውቲ

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde1332 ปีที่แล้ว +2

    የቐንየልና መእምር ቦኽረ።

  • @abrehetkahesay4614
    @abrehetkahesay4614 ปีที่แล้ว

    መምህር ቦክረ ጽዮን ፈጣሪ ነዊሕ እድመን ጥእናን ይሀብኩም

  • @gm5215
    @gm5215 ปีที่แล้ว +2

    መምህረይ እንቋዕ ብሰላም መጻኹም

  • @shishaytesfamicael8662
    @shishaytesfamicael8662 ปีที่แล้ว +4

    በጃኹም የሕዋት ነዛ ቻነል ነዕብያ ተዲ ካብቲኦም ፍትሓዉያን ዓበይቲ ሰባት ዩ like like like like place

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu ปีที่แล้ว

    መምህር ቦኹረ ንዓና ምእንቲ ክጥዕመና፥ ነዞም ብሱኑዕ ታሪኽ ንዝዓወርና ዓይኒ፥ ንዝጸመምና እዝኒ ክትኮኑናስ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም።

  • @BekTesfa
    @BekTesfa ปีที่แล้ว +8

    ታህጋርያን ! I like it 👍🏽 😊

    • @SesinaGedle
      @SesinaGedle ปีที่แล้ว

      DONT YOU KNOW COLONAIL BORDER.

    • @SesinaGedle
      @SesinaGedle ปีที่แล้ว

      LIKE WEYANES EHO WANT THAT DOESNT BELONG TO THEM.

    • @SesinaGedle
      @SesinaGedle ปีที่แล้ว

      You already dumped zhawey.

    • @SesinaGedle
      @SesinaGedle ปีที่แล้ว

      Hyaw

    • @SesinaGedle
      @SesinaGedle ปีที่แล้ว

      MEDANAGERI EKA

  • @j4pnet418
    @j4pnet418 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና ኃው ቴድሮስ፡ የቐንየልና ማእምር በኹረጽይዮን። ሓቀይና ፍልጠት ሓይሊ እዩ። ተዲ ፕረስ'ውን ነዞም ምእንቲ ከይንጠፍእ እግዚኣብሔር ዝዓቖረልና ዝተማሕሩ (ናጻ ዝወፍጹ፡ ምሕረት ዝወነኑ) ኣቦ መምህር ቦኹረ፡ ደጋጊምካ ከተምጻኣልና፡ ካብቲ ብኹልንትናና ብመንነትና ገሽናዮ (ግዒዝናዮ) ዘሎና ክንምለስ ምእንቲ፡ ሓደራ ንብለካ።

  • @mebrahtutsehay9536
    @mebrahtutsehay9536 ปีที่แล้ว +3

    ቴድሮስ ሓውና ክብረት ንዓኻን ንመዕምር ቦኽረ ዝኸበረ ኣዝዩ ብሉፅን ዕውቀት መሊዑ ዝውህዝ ዘለዎ ኹቡር ሓው ,ኣቦ ምቅራብካ ኣዝየ ትሓጊሰ : ብዛዕባ እዘን ፊደላትና ኩለን ምስ ሬትናን ምስ ወርሒ, ኾኾባትና , ፀሓይን ዝተታሓሓዘ ምኻ ኑ ብዙህ ገሊፆሞ እዮም :: ክንርባሓሎም አሎና!!!

  • @mikegeorge5471
    @mikegeorge5471 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Memhir BokreTsion and Teddy Press! We (Eritreans) need to learn more about our history and ancestors. I agree with Memhir BokreTsion - Eritrea is just a name given to our land by Italian colonizers/fashists. I love the name Eritrea and I am proud to be called Eritrean, but We should think outside the box (outside our recent history). Furthermore, we should NOT just believe the current dictatorial regime in Eritrea who have been working for years to divide us and create hatred among neighboring people and languages. Hope to see and learn from people like Memhir BokreTsion more in the media. THANK YOU!

  • @ghemaek
    @ghemaek ปีที่แล้ว

    ኣቦና በኩረ እግዛብሓር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማሃርን መካርን ።ነገር ግን ጽባሕ ንጉሆ መወከሲ ዝኮነና ብጹሑፍ መጽሓፍ ጺሒፍካ እንተትቅርበልና እዞም ናኣሽቱ ወለዶ ጽቡቅ ነይሩ።

  • @habteteclehaimanot1797
    @habteteclehaimanot1797 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ቦኽረ ኣምላኽ ጸጋ ጥዕና ይሃብካ

  • @merihwuldey6468
    @merihwuldey6468 ปีที่แล้ว +2

    ዓቢን ዓሚቑን ምህሮ 👋🏼 ኣዚና ነመስግን ❤

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet ปีที่แล้ว +5

    መምህር ቦኽረ ሓጹር መንነትና ከመ ቀዲማውያን ኣበዊነ ዳግማዊ ሓርበኛ ሃገራዊ ወል ወል 💚❤✊

  • @mussiehadish2009
    @mussiehadish2009 ปีที่แล้ว

    አቦና ዕዱመን ጥዕናን ይሃቦም ብዙሕ ትምህርቲ ክንከስበሎም አሎና ሰብ ነባሪ አይኮነን

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 ปีที่แล้ว +21

    ዓሚቁ ሞያዊ ፍልጠት ዘለዎም ምሁር ሰብኣይ: ብዙሕ መድረኽ እንተዝርከብ ክንደይ ነገር ምመሃሩና ኔሮም!
    Thank you.

  • @ghebreselassieghebregziabi597
    @ghebreselassieghebregziabi597 ปีที่แล้ว

    መእምር ቦኽረጽዮን፡ ምስጋናና
    ወሰን የብሉን።
    ንባህልናን ታርኽናን መበቆልና
    ን ከጥፍኡ ዝደልዩ፡ ንህዝብና
    ን ሃገርናን እስላማዊት -ዓረባ
    ት ክገብሩ ዝደልዩ እያቶም።
    ኣዕራብ ነዞም ሰባት እዚኣቶም
    ዓብድ እዮም ዝብልዎም።
    ንን

  • @tesfumichael6214
    @tesfumichael6214 ปีที่แล้ว +3

    Wow!! Impressive!!!

  • @BekTesfa
    @BekTesfa ปีที่แล้ว +2

    Teddy Press, excellent interview!!

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Teddy press for the great interview with the great intellectual.

  • @dandanny5331
    @dandanny5331 ปีที่แล้ว +7

    መእምር ቦኽረ ኢልና ኣብ ዩትዩብ TH-cam ንስዓቦም ኢና ❤

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 ปีที่แล้ว +3

    Memhir Bokre ❤you are a living legend ❤

  • @efremghebremedhin6873
    @efremghebremedhin6873 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ። ትምህርቲ ኣቦና❤

  • @redbag3453
    @redbag3453 ปีที่แล้ว +2

    Thanks memier Bokure ❤

  • @achotse4427
    @achotse4427 ปีที่แล้ว

    Kbret yhabelna kubur memhr 🙏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle1705 ปีที่แล้ว +5

    የቐንየልና ቴዲ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። መእምር ኣቦና ከኣ ከም ክሉ ግዜ ብዙሕ ምሂርኩሙና።

  • @medhanieneraio5141
    @medhanieneraio5141 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ መሞህር
    ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብ ቶክ ቀው ቃለ መሕተት ጌረ ራሻይዳ ብሔር ናይ ኤርትራ ኣይኮነን ስለዝበልኩ

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 ปีที่แล้ว +3

    መእምር ቦኽረፅዮን; እዞም በየነ ቀላቲ ዝተባህሉ ዝብልዎ ዘለው; ኩሉ ንባዕሎም የዋቕዕዎ ኣለው:: ኣምሓርኛ - ኣምሓራ; ኦሮምኛ - ኦሮሞ;ሲዳምኛ- ሲዳማ; ወላይትኛ- ወላይታ; ዓፋርኛ- ዓፋር; ትግርኛ ትግራይ እንተኾይኑ; ኤርትርኛ- ኤርትር ናብ ዝብል እዩ ዝወስደና::እቲ ካልእ ግና ዳርጋ ኹሉ ወዲ ኣስመራ ውን ዝብሎ እዩ::ካብ ኣስመራ ውፅእ ኢሎም እቲ ናይ ጥንታዊ ገጠር ኤርትራ ህዝቢ ታሪኽ;ባህሊ; ሃይማኖት; መንነት ይኹን ካልእ ክርድእዎን ክቕበልዎን ኣፀጊሙሎም ኣሎ::በቃ እዚኣ ናይ ኣስመርኛ ቅልውላው መንነት ብግልፂ ተሪአና ኣላ: ብሓደ ወገን ሓቆም እዮም: ከምቲ ባርያ ቀደም ጥልያን ናብ ዓዲሓበሻ ምስ ኣተወ: ካብ መስፍናዊያን ገዛእታ ሓራ ክትወፅእ ምእንታ: ኣደይ ማርያም ንጥልያን ሓግዞ ኢላ ዝበሃል:ንሶም እውን ከምታ ባርያ ናይ ጥልያን ምትእትታው ተለማሚዶም ዝፀንሑ ስለ ዝኾኑ ኣይተሓዘሎምን::ኣይተ በየነ ጥራይ ዘይኮኑስ ካልኦት ምሁራት ኤርትራ እውን እዚ ትኽክለኛ ታሪኽ ናይ መእምር ቦኽረ ምቕባል ኣፀጊምሎም ከም ዘሎ ፍሉጥ እዩ::ብዝኾነ ግን እቲ ካልእ ጉዳይ ካብ ማዕከላይ ዕድመ ንላዕሊ ዝኾኑ ሰባት ክትልውጥ ከቢድ እዩ::ሎሚ ቅኑዕ ታሪኽ ብትኽክል ክመሃር ጀሚሩ ዘሎ:እቲ ካብ 40 ንታሕቲ ዕድመ ዝርከብ መንእሰይ እዩ::

  • @dc8625
    @dc8625 ปีที่แล้ว

    ኣቦይ መም ቦክረ ❤ ግን ቃላት ክጽብቅ!❤

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 ปีที่แล้ว +4

    ጉቡዕ መልሲ ኣቦና ቦኽረ
    ክብረት ይሃበልና ንሕናን ህዝብናን
    ብተማሂርናን ንፈልጥኢናን ዝብሉ ዩ ዝጠፍእ ዘሎ ሞ ጽቡቕ መልሲ

  • @tewoldetesfay6251
    @tewoldetesfay6251 ปีที่แล้ว +1

    ነዞም ክቡር ዝኾኑ መምህር ቦኽረዝዮን ብሓዊ መምህር ሚንጪ ናይ ፍልጠት ኢዮም'ሞ ከመስግኖም እፈቱ።ቅጺለ ከኣ ነዚ ፍልጠትኩም ብግቡእ ናብ ህዝቢ ምእንት ክትሕልፍዎ መጽሓፍ ክትጽሕፉ ሓድራ እብል ብዝተረፈ መዋእልን ጥዕናን የሃብኩም።

  • @ቅናትHewan
    @ቅናትHewan ปีที่แล้ว +2

    Memhray edmen tinan yhbkum ❤

  • @gezaegrmay2963
    @gezaegrmay2963 ปีที่แล้ว

    እዞም ኣቦና መምህርና ፈላስፋና ንዕኦም ዝመስል ሰብ ተኪኦም ተዝሪኦም ይምነ ❤️

  • @michaelweldu4457
    @michaelweldu4457 ปีที่แล้ว +6

    ኣየ እወ እዚ ኩሉ ፍልጠት ምሳኹም ሒዝኩሞ ከይትኸዱ ሓደራ ናብ ህዝብኹም ኣሕልፍዎ

  • @matthewshaile5072
    @matthewshaile5072 ปีที่แล้ว

    Woooow thanks very much you so brilliant man ❤❤❤

  • @shamram6200
    @shamram6200 ปีที่แล้ว

    Discovered this channel by algorithm. 😊 great content + new subscriber. Thank you.

  • @efremkidane6597
    @efremkidane6597 ปีที่แล้ว

    መምህር ዝባሃል ከምዚ ዝበለ ዓሚቕ ፈልጠት ዝወን ኮይኑ፡ ንህዝቡ ሓቂ ዝነገር እዩ።

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ መደብ

  • @LuwamAsmelash-z4g
    @LuwamAsmelash-z4g ปีที่แล้ว

    ትግርኛን ተጋሩን ብሰንኪ ለቑዛይ ታሪኻዊ ኣጋጣሚታት ኣብዚ ሕዚ ዘለናዮ ደልሃመት ኣለና።ሕዚ ኣብ ዝረኸብናዮ ኣጋጣምታት ንምሃር ንመራምር ኣሽሓት ማኣምራን ፈጢርና ናብ ንቡር መንነትናን ስልጣነናን ክንምለስ ኢና።

  • @alemasghedom1037
    @alemasghedom1037 ปีที่แล้ว +1

    ምስጋናይ ንዕዱም ኮነ ንጋዜጠኛ ይብጻሕኩም። መምህር ፍልጠቶም ብጣዕሚ ሰፉአሕ'ዩ ብወገነይ ብዙሕ ተማሂረ የቐንየልና። እንተ ተኻኢሉ ብቐጥታ ንኽተረኽበኒ ፍቓዶም እንተኾይኑ ሕተተለይ። ካብ'ዚ ቃለመጣይቕ ወጻኢ ግላዊ ሕቶታት ኣለዋኒ። ካብ ትዕዝብተይ ኣዕጋቢ መልሲ ክረኽብ እኽእል'የ ዝብል እምነት ኣለኒ። ምስ ብዙሕ ይቕሬታ።

  • @redbag3453
    @redbag3453 ปีที่แล้ว +7

    Teddy press
    Your'e doing a great job!
    We really apprciate you brother !!
    መንነትየ ❤❤❤ል

  • @araya3733
    @araya3733 ปีที่แล้ว

    Memhr bokrezion wow Jegna mhur abona edmen tienan yhabkum. ata eziom si Eyesus chrstos eyu sedidlna God bless you we love you memhrnan abonan

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 ปีที่แล้ว

    Thanks ❤❤❤

  • @Berekettesfaye05
    @Berekettesfaye05 ปีที่แล้ว +1

    ዝብልዎ ኹሉ ምስ ፍልስፍናዊ መቦቀሉ እዩ። መጻሕፍቲ ተዝጽሕፉ ወለዶ ብዙሕ መልሲ ምረኸበ ፣ ዩኒቨርሲቲታት ምተሓገዛ ነይረን።
    በይዘኦም መጻሕፍቲ ይጽሓፉ!

  • @MerhawiBahta
    @MerhawiBahta ปีที่แล้ว

    Aye haki edmen tenan yihabkum kbur abonan memhrnan kexluwo bejakum🫶💝💝💝🙏

  • @meharigerhlase2700
    @meharigerhlase2700 ปีที่แล้ว

    Abona Egzabeher Amilak Edemen tenan yhabkum❤❤❤

  • @SamSamson-v6x
    @SamSamson-v6x ปีที่แล้ว

    ከመይ ዘርእካ ይቦንቆር መ/ር በየነ ፀቡቅ አለው ሐሳድ ዐጋመ

  • @johannestedla1429
    @johannestedla1429 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሐዉና ተዲ ነመስግነካ ነቶም ምህር
    ናይ ታሪክ ክቡር ኣቶ ቦክረ ምስጋና ይኩኖም

  • @kushitefromrome5830
    @kushitefromrome5830 ปีที่แล้ว +3

    Wow. . . .Geo is a geez term. ✊🏾

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ነብስኹም ክትግዕሩ ዝኽልክለሉም የለን እንተ ኤረትራ ናይ ኤረትራውያን እያ

  • @mussielegese8072
    @mussielegese8072 ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 ปีที่แล้ว +2

    ዋዉው; እዛ ደርፊ እዚኣ ምስ ሒዛቶ ቀሪባ ዘላ ታሪኻዊ ቦታታት ክንሰምዕ እንከለና:ኣዒንትና ንብዓት ይመልእ::ክቡር ኣቦ ዓሚቕ ታሪኽ ምድረ ትግራይ ትግርኚ መእምር ቦኽረፅዮን;ብጣዕሚ ኢና እነኽብሮምን እንፈትዎምን:: ብምቕፃል ኣቦ ኩሉ ተዘራቢ ትግርኛ እዮም: እሞ ቅኑዕ ዕላማ ወይ ቃልሲ ብሓንሳብ ቦግ ኢሉ ደጋፊ ኣይረክብን:ቀሰይ ፈኸም እናበለ እዩ ደጋፊ ዝረክብ እሞ ሎሚ ታሪኽ ዝተረደኦ መንእሰይ ብድሕሪኦም ይዓስል ስለ ዘሎ ካብኡ ብዝበለፀን ብዕቱብን ምቕፃል: ካብኡ በይኖም ከይኾኑ ምእንታ ምስ ከምኦም ዝበሉ ተጋሩን ኤርትራዊያንን ብምትእስሳር እንተኾይኑ ቅልጡፍን ዕውትን ውፅኢት ከምፅእ ይኽእል እዩ::

  • @paradisoasmara3151
    @paradisoasmara3151 ปีที่แล้ว

    መ/ በኹረ-ጽዮን ዘርአ-ዮሐንስ
    ናይ ቅዱስ ያቆብ ሂወት ታሪኽ
    ክትርእይዎ ደስ ምበለኒ
    ስርዓተ ግዕዝ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 ปีที่แล้ว +1

    እዚ እዩ ቲ ሓቂ ሓቂ ሓቂ ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

    ብቐዳምነት ነቲ ኩሉ ኣበርክቶኡ ንቴዲ ፕረስ ምስጋና ይብጽሓዮ። ንመምህር በኵረ ውን ኢቲ ዝለዓለ ክብረትን ምስጋናን ይብጸሓዮ።
    ከም መምህር በኵረ ዝኣመሰሉ ሊቃውንቲ እሞኸኣ ብ ብዙሕ ዓውድታት ናይ ባሕረ ልሳን ፣ ቋንቋታት ፣ ኣንትሮፖሎጂ ፣
    ታሪኽ ፣ ኢትኖሎጂ ፣ ኣርኬሎጂ ፣ ስነ ግብጺ ወዘተ ዝሰልጠኑ ካብ ህዝብታት ምድረባሕሪ ትግራይ ወይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምርኣየይ ኣዝየ ኣመና ሕጉስ እየ። ከምዚ ተመሳሳሊ ኣዝዩ መሃሪ መደባት ይቐጽል።
    እቲ ዘሕዝን ህዝብና ብግቡእ ቅኑዕ ታሪኽን መንነትን ስለዘይመሃርን ስለዘይርክብን ዘሎ ፡ ብዙሕ ሓሶትን ናይ ኣምሰሉ ጽውጽዋያትን ፈቐድኡ ተነዚሑ ይርከብ። በዚ መንነቱን ክብሩን ፣ ጠፊኡን ረኺሱን ፡ ህዝብና ብዙሕ ጸገማት ይወርዶን ይሕልፍን ኣሎ።
    ኣብዚ እዩ ፡ ናይ ሊቃውንትን መምህራንን ከም በዓል መምህር በኵረ ፡ ልጓምን መፍትሕን ኮይኖም ዘድልዩናን ዝኣልዩናን።
    እቲ ዘሕዝን ንኣና ናይ ጥንቲ ታሪኽ ፣ ሃገር መንነት ስርዓት ፣ ጽሑፍ ሕጊ ፣ ወግዕን ልምድን ዝነበረና እዮም ፡ "ትማሊ ጣልያን ፈጢሩና ፣ ብ1961 መብራህቲ ተወልዒልና ፣ ዓረባዊ ግብጺ ቋንቋ ኣስተምሂርና ፣ ኣባሓጎታትና ደናቑር ኔሮም ፣ ቅድሚ ዓረብን ጣልያንን ታሪኽ ኣይነበረናን" ፡ እናበሉ እቲ ናታቶም ሕማም ርእሰምትሕትን ድንቁርናን ናባና ከስርጹ ለይትን መዓልትን ዝሰርሑ ዘለዉ።
    ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ታሪኹን መንነቱን ከኽብር ክኹስኩስን ክሕሉን ይግባእ። እንተዘይኮይኑ ንሕና ውን ከምቶም ኣብ የመን ፣ ሱዳን ፣ ሶርያ ፣ ግብጺ መንነቶም ክብሮም እምነቶም ጸኒቱ ፡ ሎሚ ምስ ጥፉኣት ተሰሪዖም ኣብ መጽሓፍቲ ጥራይ ሰፎሮም ዘለዉ ዝጃጀዉን ዝለምሱን ሰባት ከይንኸውን።

  • @BekTesfa
    @BekTesfa ปีที่แล้ว +2

    ብሓጺሩ፦ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ተዛረብቲ ትግርንያ፤ ምስቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ተዛረብቲ ትግርንያ፤ ብሓደ መንነት ንኸይ ጽዉዑ ብምባል፤ ተጋሩ ኣይኮናን ኤርትራውያን ኢና ይብሉኣለው።

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976 ปีที่แล้ว

    ,TP ቅድሚ ሕጂ አብ Erisat እኹል ቃለ ምልልስ ተገይሩ ሕጂ ንዚ ጽሉል ቦኽረ ምምጽእካ ብዝያዳ ጽሉል ምዃኑ ትጋልጾ አሎኻ ። ይቀንየልና ።

  • @BahLebi-gd5fj
    @BahLebi-gd5fj ปีที่แล้ว +6

    አቦና እድመን ጥ ዓናን የሀበልና

  • @yonasgebreslassei3155
    @yonasgebreslassei3155 ปีที่แล้ว +4

    "እዞም ሓወይ ወፊሮም እንድዬም ዘሎው ብድሓን ይምለሶም" መምህር ቦኽረ ንመምህር በየነ ሙኻኖም እዩ ቂቂቂ

  • @zemengabir780
    @zemengabir780 ปีที่แล้ว +1

    አንታይ የተወካ ብሀራትና ባአልና ኣለናዮ

  • @selamdelina2568
    @selamdelina2568 ปีที่แล้ว +1

    The artist has explain Eritrea more than memhir Beyene by far

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 ปีที่แล้ว

    any bhakti xibuk tmret thank you

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 ปีที่แล้ว

    በብሔሮም ማለት በብሃገሮም ማለት አይኮነን በብህዞም ማለት እዩ ብሔረ ኩናማ ማለት ህዝቢ ኩናማ ማለት እዩ ዘይትፈልጡዎ ደጊምኩም ደጋጊምኩም አይትዛረቡ እዚ ብድሕሪኹም ዘሎ መጻሕፍቲ አንብብዎ ኩሉ አብኡ አሎ

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح ปีที่แล้ว

    M.r kbret yhabkumnimehar alena edme yhabkum

  • @johngoitom2533
    @johngoitom2533 ปีที่แล้ว

    Kbret yhabelna kubur Abona.

  • @ots2023
    @ots2023 ปีที่แล้ว +3

    መምህር በየነ ቀላቲ .ቁኑዕ አለው ኩሉ ሓሳቦም ብግልጺ ነጊሮም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር ❤

    • @mulerfesahaye4440
      @mulerfesahaye4440 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂 ሓደ በይንካ ውላድ በየነ ቀላቲ ጸንሕካ

    • @dandanny5331
      @dandanny5331 ปีที่แล้ว

      ሓሳቦም ብግልጺ ምዝራቦም ኣይኮነን እቲ ጌጋ ፡ ገለ ካብ ዝተዛረብዎ ዘረባ ግን ፍልሰት ኣለዎ ኢና ንብል ዘለና ።

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 ปีที่แล้ว

      Lekbat beyene danda sheyati nebso

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 ปีที่แล้ว

    እቲ ሌላ ሲ ሌላ ምዃኑ ተረሲዑስ ሩእሱ ዝኸአለ ነነነነነዊሕ መእተዊ ኾይኑ ንዓይኳ ሰልችይኒ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

    እወ ኣብ ቆላ ህዝብታት ትግረ ትግራይት ኩናማ ናራ ብሌን ዝወረደ ግፍዕን ባርነት መወዳእታ የብሉን። እዚ ዝሰካሕክሕ ውርደትን ኣደራዕን ቅድም በቶም ጨካናት ጂሃዳውያን ናይ ኦቶማን ቱርኪ ደሓር ስዒቡ ከኣ ብ ዓረበ ግብጽን ብናይ ሱዳን ማህዳውያንን እዩ። እዚ ተኸታታሊ ኣደራዓት ነዚ ህዝቢ እዚ መንነቱን ኣንፈቱን ኣጥፊኡ መጻዋቲ ተበለጽትን ገዛእትን ኮይኑ እዩ።

  • @especially4657
    @especially4657 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ስብዚ ደኣ ብጥሜት ምስ ተስሓገ ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ ገዳም ገዳም ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ እንድዩ ስለዚ ትግራዎይኻ ኣብ መዓኾርኻ ወትፎ ንሕና ኤርትራውያን ኢና

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ኣነ ዓረብ እየ ፡ ንሕና ቋንቋና ናይ ሱዑድያ ዓራቢ እዩ ፡ ኣይበለን። መን ደኣ በለ፧
      መን እዩ ብናይ ክራይ መንነት ፡ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ፡ ወድኽደኽ ዝብል ዘሎ፧

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

    ....... ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኤርትራ ብዙሕ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ናይ ኤርትራን ኣብ ኤርትራ ውን ኣብ ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ዘይሕተሙ ብዙሕ ኣርእስትታት ኣለዉ። እቲ ዘገርም እዞም ሰባት እዚኦም ነቲ ታሪኽ ናይ ወጻኢ ሃገራት ብኵርዓት ዝምጕሱ እዮም።
    ገለ ካብዚ ንምጥቃስ ፡ ገለ ተማሂርና ኢና ዝብሉ ኤርትራውያንን ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ንተማሃሮ ዝወሃብን ፡- ብዛዕባ እቲ ናይ ሓሙሽተ ሺሕ ዓመታት ዝገበረ ታሪኽን ቅርስታትን ናይ ግብጺ ፣ ብዛዕባ እቲ ልዕሊ ሰለስተ ሺሕ ዓመት ዝገበረ ታሪኽ ናይ ቻይና ፡ ኢሳያስ ከይተረፈ ኣብ ናይ ለንቀነ መገሻኡ ኣብ ቻይና ብኣድናቖት እተዓዘቦ ፡ ብዛዕባ ናይቲ ኣርባዕተ ሺሕ ዓመታት ዝገበረ ታሪኽ ስነ ጽሑፍን እምነትን ናይ ህንዲ ወዘተ።
    ኣብ ታሪኽ ናትና ግን ብዙሕ ልዕሊ ሰልስተ ሺሕ ዓመታት ዘቑጸረ ታሪኻዊ ፍጻመታት ፣ እተወቕረ ኣኻውሕ ፣ ዝነበሩ ነገስታትን ሃጽያትን ፣ ባሕረነግስታት ፣ ኣድባራት ፣ ናይ ብራና ጽሑፋት ወዘተ ክዛረብሉን ክጽሕፉሉን ኣይደልዩን እዮም።
    ካልእ ይትረፍ ሚእትን ሓምሳን ዓመት ዘሕለፈ ፍጻሜታት ናይ ባዕዳውያን ዓረባውያን ግብጺ ወራር ፡ ኣበዋትና ነዚ ወራር ኣብ ምምካትን መንነትና ቋንቋታትና ኣብ ምሕላው ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኣብ ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ኤርትራ ኣይዝከርን እዩ።
    እዞም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣብ በዓል ጉንደት ጉራዕ ጎዳጉዲ ኣንጻር ባዕዳውያን ወረርቲ ዓረባውያን ግብጺ እንተዘይምከቱ ኔሮም ፡ ሎሚ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ወይ ብሌን ዘይኮነ ፡ ከምቶም ባራዩ ናይ ካርቱምን ዖምዱርማንን ብዓረብኛ ምደረፍና ምሳዕሳዕና ፡ ጀለብያ ዓረብ ውን ምተጎልበብና ኔርና። ሎሚ ግና ነቶም ኣንጻር ነዚ ባዕዳዊ ዓረባዊ ግብጺ ዝመከቱን ዝተሰውኡን ፡ ይትረፍ ሓወልቲ ኣብ ናይ ኤርትራዊ መጽሓፍቲ ውን ኣይዝከሩን።
    እቲ ዘገርም ነዚ መስተንክር ታሪኽ ሓቀኛ ተጋድሎ ኣበዋት ፡ ብዙሓት እንግሊዛውያን ፈረንሳውያን ጀርመናውን ኣብ መጽሓፍቲ ሰኒዶሞ ኣለዉ።
    ኣብ ኤርትራ ግን ናትናን ናይ ገዛእ ርእስናን ስለዘይነኽብር ፡ ኣብ ሃገርና እተሓትመት ሓንቲ መጽሓፍ ውን ንሽም የላን። ንዝኽሮም እንተሃንጸ ሓወልቲ እሞ ብሕልሚ ውን ዝሓሰቦ መንግስቲ ወይ ዉዱብ የለን። ብዛዕባ ውልቀመለኽቲ ናይ ሃገራት ዓረብ እሞ ንፕሮፓጋንዳ ተባሂሉ ክንደይ ብዛዕባ ቱሩፋታት ናይ በዓል ቀዛፊ ፣ ሳዳም ሑሴን ፣ ጋማል ዓብደል ናስር ፣ ሓፌዝ ኣሳድ ተጻሒፉን ተለፍሊፉን እዩ።
    ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

  • @kemmenbibu8246
    @kemmenbibu8246 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሸንኮለል ቋንቋ ድዮም ኣጽኒዖም ጽቡቕ ዋላሓንቲ ትሕዝቶ ይኹን መልሲ ኣይረኸብኩን ከም ኢሳያስ ሸንኮለል ግን በዚሑ ። እዚ ህዝቢ ሰላምን ፍትሕን እዩ ዝደሊ ዘሎ ብዛዕባ ቋንቋ ሽግር ኣለኒ ኣይበለን።

  • @fishoimrara
    @fishoimrara ปีที่แล้ว

    መምህር ቦኽረ ትግራዋይ

  • @janalfredssonengmalm1512
    @janalfredssonengmalm1512 ปีที่แล้ว

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

    እቲ ዘሕዝን ንኣና ናይ ጥንቲ ታሪኽ ፣ ሃገር መንነት ስርዓት ፣ ጽሑፍ ሕጊ ፣ ወግዕን ልምድን ዝነበረና እዮም ፡ ትማሊ ጣልያን ፈጢሩና ፣ ብ1961 መብራህቲ ተወልዒልና ፣ ዓረባዊ ግብጺ ቋንቋ ኣስተምሂርና ፣ ኣባሓጎታትና ደናቑር ኔሮም ፣ ቅድሚ ዓረብን ጣልያንን ታሪኽ ኣይነበረናን ፡ እናበሉ እቲ ናታቶም ሕማም ርእሰምትሕትን ድንቁርናን ናባና ከስርጹ ለይትን መዓልትን ዝሰርሑ ዘለዉ።
    ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ታሪኹን መንነቱን ከኽብር ክኹስኩስን ክሕሉን ይግባእ። እንተዘይኮይኑ ንሕና ውን ከምቶም ኣብ የመን ፣ ሱዳን ፣ ሶርያ ፣ ግብጺ መንነቶም ክብሮም እምነቶም ጸኒቱ ፡ ሎሚ ምስ ጥፉኣት ተሰሪዖም ኣብ መጽሓፍቲ ጥራይ ሰፎሮም ዘለዉ ዝጃጀዉን ዝለምሱን ሰባት ከይንኸውን።

  • @wedibayru1568
    @wedibayru1568 ปีที่แล้ว

    ተዲ ናይ ጽራይን ሓተላን ጽምዶ ክትገብረልና
    ንላቦ !!! ማለት መ/ቦኹረ ንመ/በየነ ናብ
    ጉዕሽ መሊሶም ድዮም ከፍልሕዎም
    ናብታ ዘለዉዋ ቦታ ሓተላ ከትሕዝዎም
    ቁምነገር ሓተላ ግን ረሲዐ ኣይኮንኩን
    ሓተላ ንብዕራይ ምስ ተዋህበ በጋባብ
    እንተ ሰትዩዎ ይጠቕሞ ልዕሊ ዓቐን
    እንተ ኮይኑ ግን ካብ ከብቱን ዋነቱን
    የህድሞ። ተድን መ/ቦኹረን ግን ክብረት
    ይሃበልና !!!

  • @WediKbrom
    @WediKbrom ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @SesinaGedle
    @SesinaGedle ปีที่แล้ว

    Abay Tigrai

  • @negsamedhane6423
    @negsamedhane6423 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪

  • @kemmenbibu8246
    @kemmenbibu8246 ปีที่แล้ว

    ቅድሚ ደግያት ተሰማ አይነበሩን ድዮም በዓል ደግያት ማሕራይ ደግያት ንጉሰ ደግያት ኪዳነ ብዙሓት እዮም ቅድሚ ደግያት ተሰማ ዝነበሩ ንሳቶም ምስሞትሎም ደግያት ተሰማ ብህይወት ስለዝነበሩ ለባማት ተኣኪቦም ራእሲ ዘይብልና ከይንተርፍ ብምባል እዮም ንራእሲ ተሰማ ሂቦሞም እምበር ኲናት ውዒሎም ኣይፈልጡን እዮም ሞያ ነይርዎም ብሉጽ ሞያ ኣፍራዪ ፍሩታታት እዮም ኔሮም ክሳብ ሕጂውን ኔሩ እዩ በዚ እዮም ዝፍለጡ ስለዚ ደቂቲ ምድሪኮ ኣለና ኣይሞትናን ጀጋኑ ደግያታት ብጅግንነት ኣብ ዓውዲ ኩናት ዝረኽብዎ ።

  • @tesfa2118
    @tesfa2118 ปีที่แล้ว

    አዞም ኣረጊት ሰባይ ቲግራዋይ አዩ ሰለምንታይ አዩ ብሃይልይ ነዝዪ አሪትራዊ ህብረተሰብ ቲግራዋይ ኩን ዝብልዎ ብተሚ ይህፈሩ ኣረጊትን ሃሳወን

  • @matiyashati1251
    @matiyashati1251 ปีที่แล้ว +3

    God bless you teacher Bokure