Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 18) - One Day With Alena Walta Hager

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
    Join this channel to get access to perks:
    / @alenawaltahager
    © Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
    #AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
    #AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

ความคิดเห็น • 922

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHager  หลายเดือนก่อน +94

    Subscribe Share Like Zelle 602 321 6482 join Monthly membership th-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin💛😊

    • @merhawigerye7582
      @merhawigerye7582 หลายเดือนก่อน +2

      ❤ናይ ቃልኪዳን ኢያ

    • @TediRos-kt1gh
      @TediRos-kt1gh หลายเดือนก่อน +1

      ❤🎉

    • @samsonsamson5465
      @samsonsamson5465 หลายเดือนก่อน +4

      ቴሌፎን ስደደልና ናይቶም ዝህገዙ አባልነት እንታይ ክፈሉ ካብትብል ሰራቂ

    • @simonghebru7176
      @simonghebru7176 หลายเดือนก่อน

      ​@@samsonsamson5465ብሓይሊ ሓግዝ ዝበለካ ኣሎ ድ ዩ እንታይ ዘጻርፍ ኣለካ ወይስ ስድነትካ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ

    • @user-cr3tp6ry2n
      @user-cr3tp6ry2n หลายเดือนก่อน +1

      ❤️❤️❤️🙏🙏🙏💪💪💪🥰🥰🥰

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 หลายเดือนก่อน +153

    እቲ ዘዛናግዕ ሙዝቀኛ እንተ ተኻእሉ ማዓበልኖ መምስ ዕድምኦም ዝኸይድ ደርፊ ጽቡቅ ነይሩ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

    • @gidegoitom6225
      @gidegoitom6225 หลายเดือนก่อน +2

      Right ✅️

    • @yirgalemghilay3403
      @yirgalemghilay3403 หลายเดือนก่อน

      ​@@gidegoitom6225 nay bihaki

    • @user-el9ll8cs8d
      @user-el9ll8cs8d หลายเดือนก่อน +5

      ኣንታ ከመይ እንጀራ ዓለም ብላዕ እዛ ኣብ ልበይ ዘላ መን ነጊርካ ❤

    • @shkortv7035
      @shkortv7035 หลายเดือนก่อน +1

      Rodas betami keb zdenken neashtu mneseyat adalewti medeb kurub ab htotatki xbuk tedaliki temexi zeleki koynu aytsmeann ms ykreta mknyatuu si zereba ytfeaki alo betami!!!

    • @nazrietkbreab4584
      @nazrietkbreab4584 หลายเดือนก่อน +3

      እዝግሄር ኣዛረበካ

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 หลายเดือนก่อน +52

    ወናም ብዓል ክራር ነዝስ ኩሉ ግዜ ኣምጽእዎ ሓደራኹም።

    • @mihretyemane7190
      @mihretyemane7190 หลายเดือนก่อน +4

      ብጣዕሚ ምቕሉል መንእሰይ ከም ሮዳስ

  • @user-vo6fz4uy3o
    @user-vo6fz4uy3o หลายเดือนก่อน +25

    ንጽሕፎ ጠፊእና ሎምሲ😢❤❤ማዕበል ሓወይ ከርሲ ወላዲት ትመርቅካ

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 หลายเดือนก่อน +71

    መግለጺ የብለይን ከም ወትሩ ኣለና ዋልታ ሃገር እምበር ዋልታ❤🇪🇷❤❤

  • @leulaweldeab4962
    @leulaweldeab4962 หลายเดือนก่อน +50

    ሕጉስ በሊ ኣደይ ማዓረይ ኣነሞ ማዕረኺ እየ ታሓጉሰ ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @user-dv1gf5rb8p
    @user-dv1gf5rb8p หลายเดือนก่อน +31

    ሃገርካ ምፍቃር ማለት ተኻፋሊ ጸገም ህዝብካ ምዃን ማለት እዩ ካልእ ምንም ኣይኮነን ክብረት ይሃብኩም ዋልታውያን ❤❤❤❤❤መልሲ ናይ ሕቶኺ ሰዓት ይመስለኒ ንዓይ ሮዲ ምቅርቲ

  • @youngsimon-up7pz
    @youngsimon-up7pz หลายเดือนก่อน +9

    ናይ ብሓቒ ካናሪ ዝኮነ ድምጺ ጥዑም ደራፋይ ካልእይ ጊዜ ድገሙና ነዚ❤

  • @WintaAwate
    @WintaAwate หลายเดือนก่อน +34

    ኣምላክ ዘውጻኩሞ ይተካልኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት

  • @user-sb7mp4eh4u
    @user-sb7mp4eh4u หลายเดือนก่อน +26

    ኣታ እዚ ቆልዓ ማዕበል ጠቅላላ ተቀይሩ
    ጸርፊ ግደፍ ተቃውሞ ክግድፎ እየ❤

    • @Surbana15
      @Surbana15 หลายเดือนก่อน +7

      ኩላትና ክንገድፎ ኢና ጸርፊ, የሕዋት ኢና ኣይንበዳደልን ኢና ❤️❤️✌️

    • @Dilfavor
      @Dilfavor 29 วันที่ผ่านมา +1

      Dangola gerka Eritrawi mesbar ke mesgedefkomo do ?

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 หลายเดือนก่อน +21

    ደቂ ኤረይ መዓረይ ሽኳሪናታት ዓይኒ አባኩም። እዞም አብ ዓድና ዘለዋ መንእሰያት ጻዕዳ ልቦም። ካብዞም ጥማዕ ወያነ ደርበይቲ እምኒ ሪኤካን ነዞም ጻዕዳ ከም ጸባ ህብሮምን ለውሃቶምን ክብረቶምን መንፈስ ቁድስ ዘለዋም ሁድአት። እንቋዕ አብ ሃገርኩም ሃለኩም ብክብረትኩም።
    የድህነና ካብዞም ሸየጥቲ ሃገሮም ። አሜን አሜን አሜን 👆❤️🇪🇷🌹✊💪🦁👑

    • @Dilfavor
      @Dilfavor 29 วันที่ผ่านมา

      Nayzeom gedefka tezareb, adeom gedefom hateneom zenafko

  • @Michael_miko721
    @Michael_miko721 หลายเดือนก่อน +15

    OMG እዚ በዓል ክራር ክንደይ ከሐጉሰካ ኢዩ በጃኹም ነዚስ ኩሉ ግዜ ኣምጽእዎ

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237 หลายเดือนก่อน +38

    ሮዳስ ሓፍትና መስኣለና ዋልታሃገር ትገብርዎ ዘለኹም ንጽጉማት ብልቢ ነመስግነኹም ኣምላክ እሕፊሱን ኣበርኹቱን የሃኹም ብጣዕሚ ንሕና ሓጉሳት ኢናበኣካትኹም ብሕልፊ ኣለናዋልታ ሃገር ምስመሳርሕትኹም🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtemichaelkiflehabtino6014
    @habtemichaelkiflehabtino6014 หลายเดือนก่อน +14

    ብጣዕሚ ንፉዕ ደራፋይ ፡ቶን፡ ቅላጸ ,ድምጺ ምሉአ ክአለት ዝወነነ ክሕገዝን ኣብ በሪኽ ክወጽአን ዘላአዎ አዩ ❤

  • @semsem4563
    @semsem4563 หลายเดือนก่อน +14

    ገለ ዓይነት ደራፋይ ብጣዕሚ ንፉዕ ❤
    ጽቡቕ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር❤

    • @mihretyemane7190
      @mihretyemane7190 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ንፉዕ፡ ጽቡቕ መደብ ኣለና ዋልታ ሃገር

  • @selamitgerie7754
    @selamitgerie7754 หลายเดือนก่อน +13

    አለና ዋልታ ሃገር ዘዉጻእክሞ ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ይሃብኩም ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💚♥️💛💙🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senayitbirhane4665
    @senayitbirhane4665 หลายเดือนก่อน +29

    ማዕበል ሐወይ ኩሉኩም ምስ መሳርሕትካን ይሕዋትካ ኤርትራዊያን እትገብሮ ክብር ዝግበአኩም እዩ እግዝአብሄር ጥዕናን ጸጋ ይሃብኩም እነግን ምስጋናይ ወሰን የብሉን ከምዝ ክብል ከለኩ ንብዕተይ ምቁጽጻር ይአበየኔ አብስራሕኩም አሳልጣ ክህብ ይምነየልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏

    • @ghenetteklay9553
      @ghenetteklay9553 หลายเดือนก่อน

      Adey mearey mama zbluki rekibki eki amo Eritrawit mkanki kulu gize nAmlakki amesgnyo tehabeni beli adey 🇪🇷🐆❤️🇪🇷🐆❤️🇪🇷🐆❤️🇪🇷🐆❤️🇪🇷🐆❤️🇪🇷🐆❤️🇪🇷🐆❤️🇪🇷🐆❤️🇪🇷🐆❤️

  • @teklalegese4981
    @teklalegese4981 หลายเดือนก่อน +15

    😢😢❤❤ናይ ብሓቂ ደስ ይብል ኣደይ ሓላል በይና ኢያ ከኣ ትነብር ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀጽልዎ ኣብ ሙሉእ ሃገር ኽትዛወሩ ተስፋ ይገብር🫶😍😍

  • @AdeGoytaTv
    @AdeGoytaTv หลายเดือนก่อน +32

    ናይ በሓቂ ኣዴታትና ኣብነታውያን እየን💐🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷

  • @edenasfaw9409
    @edenasfaw9409 หลายเดือนก่อน +72

    I am my mother’s daughter… my heart is always breaking whenever I see these mothers… it just makes me cry. All Eritreans who go to Asmara this winter, please go to this mother’s kiosk and buy her merch.. help out.

    • @kibromgebremeskel2906
      @kibromgebremeskel2906 หลายเดือนก่อน +7

      Kbur seb kbur hasab yehasb
      Good Job

    • @user-kk4wj2kn9z
      @user-kk4wj2kn9z หลายเดือนก่อน +2

      yes I Will

    • @LilySw-zq7no
      @LilySw-zq7no หลายเดือนก่อน +3

      Yes, I will travel to Eritrea next week and i promise to visit her😍

    • @amenblessed8388
      @amenblessed8388 หลายเดือนก่อน

      Ab Negho kadmi gezawetena zezireya adetat naybin nebelen❤ .

    • @Fyon686
      @Fyon686 หลายเดือนก่อน +1

      Ja, privat kulna kngebrelom alona.
      Abotaten Adetaten shigrom teteqimka Bi youtube Business ktsereh gin aygeden !!!
      800,00 - 1000 Dollar hibka ashihat atawi ktgeber gin yetehasaseb eyu.

  • @user-uh9sl7tg2p
    @user-uh9sl7tg2p หลายเดือนก่อน +23

    ሮዳስ ሓፍትና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ዘውጻእኩሞ ይተከኣልኩም ሓንቲ ከም ርእይቶ ናተይ እቶም ክራር ዝሃርሙ ምስቶም ተዓደምቲ ዝከይድ ናይ ቀደም ተዝከውን

  • @solomontekeste715
    @solomontekeste715 หลายเดือนก่อน +31

    ነመስግን ማዕበሊኖ ዞባ ቓዛ ኣስምራ ዘኪርካያ ሮዳስ ነመስግን ህዝቢ ኤርትራ ደላይ ሰላም ካብ ሓሳዳት ይሰውረልና ኣሜን

    • @yonasmehari4265
      @yonasmehari4265 หลายเดือนก่อน

      ሰለም ሰላም መደብ ደሃይ ቤትና አለና ዋልታ ሃገር መደብኩም ብጣዕሚ ጽበቅ ንከታተሎ ኢና በርቲዕኩም ቀጽልዋ ናይ ብሐቂ ዋልታ ሃገር
      ንኢሽቶይ ሪኢቶ አላትኒ እቶም ሙዚቀኛታት ሙዚቃ ባህሊ ሃገርና ጓይላ ሕውስ እንተተብሉላ ከንደይ ምመቀረት
      ነቲ ዕድምና እውን ሐጎሱ ዝያዳ ምገለጸ
      የቀንየለይ እዚአ ሪኢቶይ ኢያ

  • @user-cr3tp6ry2n
    @user-cr3tp6ry2n หลายเดือนก่อน +5

    አሜን አሜን አሜን እናታችን እድሜ ጤና ይስጥልኝ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea หลายเดือนก่อน +8

    አለና ዋልታ ሄልዋት ኩኑ ህዝብን መንጌስትን ኢድን ጊንትን ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 หลายเดือนก่อน +4

    ደቂ ኤረይ መዓረይ ሽኳሪናታት ዓይኒ አባኩም። እዞም አብ ዓድና ዘለዋ መንእሰያት ጻዕዳ ልቦም። ካብዞም ጥማዕ ወያነ ደርበይቲ እምኒ ሪኤካን ነዞም ጻዕዳ ከም ጸባ ህብሮምን ለውሃቶምን ክብረቶምን መንፈስ ቁድስ ዘለዋም ሁድአት። እንቋዕ አብ ሃገርኩም ሃለኩም ብክብረትኩም።
    የድህነና ካብዞም ሸየጥቲ ሃገሮም ። አሜን አሜን አሜን 👆❤️🇪🇷🌹✊💪🦁👑 ቢኒ ብጣዕሚ ንፊዑ ቀጽሎ።❤️❤️❤️

  • @hanibalweredebrhan3411
    @hanibalweredebrhan3411 หลายเดือนก่อน +13

    ኣለና ዋልታ ሃገር ከም ሽምኩም ትድነቁ በላሕትን መስተው ዓልቲን ኢኩም እሞ ኣዝየ ተመሲጠ ክብረት ይሃብኩም ። እዘን ኣደና ቆልዑ ዘይብለን ኣብ ጽምዋ ገዛ ራዲኦ ይኩን ተለቭዥን ዘይብለን ኢለ እናጎሃኩ ኣብ ዝነበርኩሉ ሮዳስ ሒዛታ ናብ ኣደና ዘምጽኣታ ዲሽ ምስረኣኩ ዘይሓሰብክዎ ንብ ዓት መጺኡኒ። ጽጉማት ወገንና ኣለሊኹም ትገብርዎ ዘሎኹም እቲ መጽሓፍ ቕዱስን ቑር ኣንን ጽጉማት ርድኡ ዝብል ብዝድነቅ መገዲ ብግብሪ ተርእዩና ኣለኹም። ዝ ዓበናን ዝነኣስናን ካብዚ ሰናይ ተግባርኩም ንመሃር ኣሎና። በርትዑ ቀጽልዎ!!!

  • @naomi7942
    @naomi7942 หลายเดือนก่อน +27

    ኣዝዩ ጽብቅ ስራሕ ኩላትኩም ኣቅረብቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ።እግዚኣቢሄር ይባርክኩም ከምዚ ጌርኩም ንህዝቢ ኤርትራት ምሕጋዝ ኣዝዩ ዝድነቅ ስራሕ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GdeyGeremicheal-nl5ly
    @GdeyGeremicheal-nl5ly หลายเดือนก่อน +5

    ምስ ኣደይ ገብርላስ ኣነ እኮላይ ተሓጊሰ ፅድመን ጥፅናን ይሃብኩም ኣለና ወልታ ሃገር❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hayilehereity7883
    @hayilehereity7883 หลายเดือนก่อน +12

    ሩዳሰ ሐፈትና ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም እቲ ሞዚቃ ምሰ ዕድሚኤን ዝኸይድ ናይ ባዓል ጻሃይቱ በራኺ ክትግብርሉን ማሐሽን

  • @edentecle818
    @edentecle818 หลายเดือนก่อน +19

    Alena walta hager keep doing the awesome work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 หลายเดือนก่อน +21

    Xbuq gerky teqblkyen Rodi shkorina ❤🙏🇪🇷🌺

  • @alula763
    @alula763 หลายเดือนก่อน +10

    ደስ ዝበለትኒ አዛ መደብሲ በሓንቲ ወንጭፍ ክልተ ዝበሃል ዩ። ንጽጉማት እንዳሓገዝካሲ ንዘይንፈልጦም ደረፍቲ ከኣ ተፋልጠና ። ዓቢ ሓገዝ ዩ ነቶም ብዙሕ ኣብ መዲያ ዘይንሪኦም ደረፍቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-rh6mp6lm3y
    @user-rh6mp6lm3y 3 วันที่ผ่านมา

    ሮዲ ሽኮር ክብርቲ ፍጥረት እንቋዕ ኤሪትራዊት ኮንኪ ናይ ብሐቂ ፍቅሪ ኢኺ
    🌿💞🇪🇷💞🌿

  • @eritreamassaw3059
    @eritreamassaw3059 หลายเดือนก่อน +13

    ደረፍቲ ምስትዬ ፕሮግራም ትከይድ ደርፊ ድረፋ እባ ብዝአባ አደ ዝድረፍ መሊዩ ❤

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 หลายเดือนก่อน +6

    አዘን አዴታት ሐንቲ ካብ ሐንቲ ዘይትሰነፍ ፈተውቲ ሥራህ ሐቦኛታት ሮዳስ አምላክ ይባርኪ ሐጎሰ ይሐብኪ

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 หลายเดือนก่อน +5

    አሜን አሜን አሜን ማማ ሽኳር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ። አደ ማለት ሃገር እያ 👆❤️👆🇪🇷🌹✊💪🦁👑🫶

  • @Helenteame
    @Helenteame หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ህዝብና ንዝሕግርዝ ክርምዚ ምግባር ሰናይ ዩ❤❤❤❤

  • @naomi7942
    @naomi7942 หลายเดือนก่อน +14

    ማማይ መዓረይ ኣዝኪ ኢኪ ጅግና ኣጆኪ ጎይታ የሱስ ሓይሊኪ እዩ I love You Mamay.

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 หลายเดือนก่อน +17

    ቃል ኪዳን'ዶ ትኸውን!

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 หลายเดือนก่อน +15

    ኣለና ዋልታ ሃገር ንዘልኣለም የንብርኩም ❤❤❤❤❤❤❤
    ነዓኽን ዘታልሉስ ኣይጸድቑን እዮም ናይ ብሓቂ ተጋግዮም መርገምክን ክልክሞም እዩ 😢😢
    ቃል ኪዳን ዶ ትኸውን😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @layneteshome7090
    @layneteshome7090 หลายเดือนก่อน +11

    ዋውውውው ኣለና ዋልታ ሃገር መደብ ዳሃይ ቤትና ኣበርክቶኹም ኣዝዩ ዝድነቅ ኮይኑ ኩሉ ሰብ ክስዕቦ ዝግባእ ሰናይ ተበግሶ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

  • @shipe6489
    @shipe6489 หลายเดือนก่อน +22

    የማነይቲ ኢደይ ብጸጋማይ ኢደይ ጥራይ እየ ክሕዛ ዝኽእል ስለዚ እታ መልሲ የማነይቲ ኢደይ እያ።

    • @rigattesfamarim874
      @rigattesfamarim874 หลายเดือนก่อน +2

      Away ane kea kemey kbl xenihe❤👍

  • @Miryam-s8o
    @Miryam-s8o หลายเดือนก่อน +13

    ኤሬትራውነትና ክቡር መንነትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pw6vu7yg8y
    @user-pw6vu7yg8y หลายเดือนก่อน +5

    መርሐባ አለና ዋልታ ሃገረ እምበር ዋልታ ሃገር ከም ሽምኩም ማዕበለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መሳርሕትኻ ከምኡውን ሮዳሰይ ሽኮር ብርሃን ገፃ ኩሉ የፀብቀልኪ ማሻአላህ ጅግና ኢኺ ረቢ ይሕፈዝኪ ዓይኒ አባይኩም ይደፈን ❤🎉❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @MeseHeraro
    @MeseHeraro หลายเดือนก่อน +4

    ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣለና ዋልታ ሃገር ከማኹም ይብዝሑ

  • @briktybahta5026
    @briktybahta5026 หลายเดือนก่อน +5

    መርሓባ ኣለና ዋልታ ሃገር ድሃይ ቤትና እንቋዕ ድሓን መጻእኪ ብርሃን ገጻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን እናብኩም ምስ መሳርሕትኺ

  • @HeruMuzit
    @HeruMuzit หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤሬይ 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @banamicheal9721
    @banamicheal9721 หลายเดือนก่อน +3

    I love my People , Big respect and am proud to be Eritrean when I see a lot of kindness ❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 หลายเดือนก่อน +6

    ክራሪስታ ድማ ብጣዕሚ ብሉጽ ዋውውውውው ኣቤት ድምጺ ተባረኽ ወደይ ብሩኽ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪🌟

  • @yonastadessehabteyonastade1714
    @yonastadessehabteyonastade1714 หลายเดือนก่อน +6

    መጀመሪያ ኣብ ስራሓኩም ኣሳልጦ ይምነየልክም ቀጺለ ብዛዓባ ንዓበይቲ ሰባት ምዝንጋዓ ትገብርዎ ምሶም ዝከይድ ደርፊ ደኣ ክደርፉ ኣለዎም እንበር ሞንጎኛ የለን ዲዩ ኢልካ ንዓቢይ ሰብ ክትደርፈሉ ,ሲ ዓገብ ንብል ማዓበል ካኣ ገለ መእረምታ ክትገብረሉ ንምሕጸን

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 หลายเดือนก่อน +3

    እታ ህቶ አብ ጸጋም ጥራህ ትታሃዝ ዝበልክያ ተስፋ ያገብር ቃል ኪዳን እያ።

  • @senayitbirhane4665
    @senayitbirhane4665 หลายเดือนก่อน +8

    አሜን አደደይ ምዕረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @EseyasYemane
    @EseyasYemane หลายเดือนก่อน +11

    ናይ ባሓቂ መግለጺ የብለይን ኣለና ዋልታ ሃገር ከማኩም ይብዙሑ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 หลายเดือนก่อน +3

    አመን ጥዑም መልሐሳ ጥዑምቃላ መደብዋልታ መመሊስኪ ሰስኒ ሮዳስ ጋለይ ተባረኪ ክብርቲ አደና ወይሐብትና ጽብቅቲ ጥዑም ዕላላ ኩላትኩም ካብሮዳስ ጀሚርካ አርቲስቲ ብንያም ሀራምክራር ቀረጽቲ ስአልቲ ቢድዮ ንፉዐት ዐወት ንሐፋሽ 🇪🇷💐🍇🙏✝️🐫🐫🥀🥀🎆🌺🇸🇪🌹🌽🌽❤️

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤አሰይይይ ዕድመን ጥዕና ያሀብክ አዴታት ኤሪትራ ❤❤ሮዳሰይ ጽብቅ ምስ መሳርሕትኪ ዝያዳይ ማዕበሊኖ ፊሉይ ብሉጽ ምስ መሳርሕትካ ጽሎት ሰድራካ አይፊለየካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @ledia9514
    @ledia9514 หลายเดือนก่อน +2

    Beautiful job as usual. God bless Alena Walta Hager

  • @user-fs4rg6jw6p
    @user-fs4rg6jw6p หลายเดือนก่อน +9

    አታ ደራፋይ መንእሰይ ጽቡቅ መልክዕ ናይ ዝኮነ ሱስ አይሐዝካ መብዛሕትኦም አብደርፊ ግዜ ናይ ሽጋራ መስተ ይኮኑ ይበላሻው ሐደራ ምስ ወዝካ ክትነብር መንእሰይና አለና ዋልታ ሀገር ትገርሙ የቀንየልና

  • @ebu266
    @ebu266 หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤❤❤❤ደው ኢለ የጣቃዓልካ ኣለኹ ማዕበሊኖ ምስ መሳርሕትኻ "ዓባየይ ኮይነን ይስመዓኒ ኣለዋ እዘን ኣደ😢 ስራሕ ይዕበ ይንኣስ ክብሪ ሙኻኑ ዝምህሩ ዝተፈላለዩ ኣቦታትን ኣዴታትን ንሪኢ ኣለና ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።

  • @yohanakesete8749
    @yohanakesete8749 หลายเดือนก่อน +4

    Alena walta hager edmen tenan yhabkum amlak zewxaekumo ytekalkum ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brukmg1284
    @brukmg1284 หลายเดือนก่อน +6

    እታ ዝበለጸትን ዝፈትዋን ዘይትምኖ መሃሪት መደብ one day with Alena walta ❤❤❤ may God bless the whole team crew 🙏🙏🙏🦁🥰🦁😍🦁😍🦁♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️

  • @abrishwedi9922
    @abrishwedi9922 หลายเดือนก่อน +3

    ኣለና ዋልታ ሃገር ፡ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ " ሓደ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር" ❤
    ኣምላክ ይሓግዝኩም ቀጽልዎ!!!
    ሪኢቶ፡ኣብታ ደርፊ ምስቶም ወልዲ ዝከይድ ማለት ናይ ጸሃይቱ ባራኺ፡በረከትመንግስትኣብ፡ተክለንኪኤል ግብሩ፡ ወዘተ እንተትግብሩ፡

  • @user-bx9hl8ji5y
    @user-bx9hl8ji5y หลายเดือนก่อน +10

    ኣለና ዋልታ ሃገር ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ፡ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ይሃብኩም ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ሮዲ ሞ ንቅልልነት ፍሉይ ዉ ዋዕሮ ብሓቂ ❤❤❤🎉🎉❤።

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 หลายเดือนก่อน +9

    Rodi birikti zeri, asey Adey mearey enque tehagoski.🙏🇪🇷❤️

  • @Sim-rv8rl
    @Sim-rv8rl หลายเดือนก่อน +2

    I couldn't stop crying when i hear her story..I am so proud of you guys.. Egziabher xegiu yebzihalkum kulukum Emebrhan texililelkum..

  • @RuftaTsegay
    @RuftaTsegay หลายเดือนก่อน +4

    Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shwayetekleab4472
    @shwayetekleab4472 หลายเดือนก่อน +3

    ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ዘሕጉስ መድብ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ❤❤❤❤❤

  • @rimeytsfomtesfom8064
    @rimeytsfomtesfom8064 หลายเดือนก่อน +5

    ዋው ንስካ ኣዚካ ጂግና ኣብነታዊ መንእሰይ ኢካ ♥♥♥ኣዚዩ ብሉጽ ስራሕ♥

  • @sarahkebede1728
    @sarahkebede1728 หลายเดือนก่อน

    Thanks againAlena Walta Hager.🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @brhaneghebrab5716
    @brhaneghebrab5716 หลายเดือนก่อน +3

    ሕልና ዚዕግብ ስራሕ። ደስ ዚቢል አለና ዋልታ ሃገር። ምስ አድና ገብር ኤላ ዝገበርኩሞ ብጣዕሚ ጽቡቅ። አፍታ ናይምዕጃብ ምዚቃ ብዋጣ አንተትካእ ምስ ዕድሜኤን ዝከይድ ምኮነ ይቢል። እቲ መንእሰይ ክራርስቲ አዙዩ ቡሉጽን ክእላን ምካኑ ክቢሪ ይሰማዓዮ። ንእትሰርሕዋ አሳልጦ ይምነይ። ጸጽቡቁ ደቂ ኤረይ። ጠሊ ዘልዋ አክራማት ክኾነልና ይምነ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @militeteklemariam6504
    @militeteklemariam6504 3 วันที่ผ่านมา

    አለና ዋልታ ሀገር ርኤ ግጸግብን ክአግብን አይካአልኩን ኩሉውን ይሪኦለኹ ክርኤውንየ ንቲትገብርዎ ኩሉ ካብአምላኽ ርኸብዎ
    Love you all and be safe

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 หลายเดือนก่อน +5

    ጉሐፍ ዝኾነ እንባባ ታይ ክገብር አተወ ንሃገርና ሳእቤኑ ዝገደደ

  • @Batman-fl5wh
    @Batman-fl5wh หลายเดือนก่อน +1

    The courage they have this people are so strong and amazing!!!! She is humble and soft spoken yet strong!

  • @Erei1
    @Erei1 หลายเดือนก่อน +6

    አለና ዋልታ ሀገር አምላክ ክብር ይሀብኩም 🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @bettysolo3226
    @bettysolo3226 หลายเดือนก่อน +12

    Team Walta Hager God bless you ❤ classical music betami fetinayo. Thank you🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

    • @yordanos77
      @yordanos77 หลายเดือนก่อน

      መጋናፈሊ ቡን እያ ትኸውን ብጸገምካ ትተሐስ ሮዳሲና ሽኮር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼

  • @semirabiede3798
    @semirabiede3798 หลายเดือนก่อน +3

    Nayi behakiy xibuk program Egziyabhir yihagzkum AlenawaltaHager 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtomyemane2401
    @habtomyemane2401 หลายเดือนก่อน +8

    ጽቡቅ ዩ ምዝንጓዕ ግን ናይ ዓበይቲ ዋጣ
    ናይ መንእሰያት ከኣ ክራር ምሓሸ ንብል ሮዳሰይ🎉🎉🎉🎉

  • @EFREMWeldu-tr3xq
    @EFREMWeldu-tr3xq หลายเดือนก่อน +9

    ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤሬይ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamitgerie7754
    @selamitgerie7754 หลายเดือนก่อน +5

    ሮዳስ ሽኮርፀናይ ብሓቂ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚♥️💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @misskine6388
    @misskine6388 หลายเดือนก่อน +8

    Rodi shikor and the team excellent job!! ❤️🇪🇷❤️

  • @shewitmengstab8727
    @shewitmengstab8727 หลายเดือนก่อน +5

    ከምቲ ዝበልኦ ኣፍሲሱ ብብዙሕ ዘውጻእክሞ ኣምላኽ ይመልኣዮ ❤❤❤❤❤❤

  • @beleygeberemreyam276
    @beleygeberemreyam276 หลายเดือนก่อน +1

    አለና ሃልዉ ንኩሉ ጊዜ ብፍላይ እዛ ዘዋሪት ካሜራኩም ዕድመን ጥዕናን ይ ሃብኩም መዲሂና አለም (አቲ ጽብቅተይ አዛሸምክሰ አይግድንን እያ )

  • @esutewelde1771
    @esutewelde1771 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውውውውውው ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷(🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MeronHans
    @MeronHans หลายเดือนก่อน

    Tanikis God alena walta hager

  • @amaiemick6905
    @amaiemick6905 หลายเดือนก่อน +8

    ጹቡቅ ስራህ ኣለና ዋልታ ሃገር ❤

  • @lulrbahri
    @lulrbahri หลายเดือนก่อน +4

    ንሓይልኣብ ብዓል ዋጣ እባ ኣምጽዎ በጃኩም። እንዳ ኣዛነቅኩም ❤❤ው

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 หลายเดือนก่อน +10

    ቃል ክዳን እያ እታ ሕቶ

  • @abebatekle2987
    @abebatekle2987 หลายเดือนก่อน +8

    Team Alena Walta Hager As always we are so proud of you ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @okubazgihergebremicael5660
    @okubazgihergebremicael5660 หลายเดือนก่อน +12

    ብጣዕሚ ልብኻ ዘረስርስ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ቀጽልዎ። ሮዳስ ሓፍትና ብጣዕሚ ብሉጽ ኣቀራርባ ንሕቶኺ ግን ጸጋማይ ኢድ ጥራሕ ትሕዞ ናይ ቃል ኪዳን ቀለቤት ዶ ትኸውን ?

  • @selamtesfai5645
    @selamtesfai5645 หลายเดือนก่อน

    Proud of you alena waltae hager Bini kae jegnae

  • @selamaraya5711
    @selamaraya5711 หลายเดือนก่อน +4

    Mamaye enqa hagoseki rodi guley edmen tenann yhabki fetari amen 🙏 ❤🎉🇪🇷⚘️

  • @dhhdhdhd8261
    @dhhdhdhd8261 29 วันที่ผ่านมา

    Walta hgar rabe ybarkum ansala🤲

  • @Miryam-s8o
    @Miryam-s8o หลายเดือนก่อน +8

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-pe5jb1cc9c
    @user-pe5jb1cc9c 15 วันที่ผ่านมา +1

    ማብለዓ እዩ

  • @betitsegay4089
    @betitsegay4089 19 วันที่ผ่านมา

    May God bless you Alena walta Hager ❤❤

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 หลายเดือนก่อน +6

    ዋውውው ማዓበልኖ ዘይምኖ ኣምላኽ ብርኽ የብልኩም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mn8kv6si7p
    @user-mn8kv6si7p หลายเดือนก่อน +1

    በዚ ሰናይ ተግባርካ ብሓጎስ ነቢዐ እግዚኣብሔር መመሊሱ ይባርክካ
    ማዕበል❤❤❤❤🇪🇷💪bravo

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 หลายเดือนก่อน +3

    ኩላ ከይ ርኣክዋ እንድየ ኾሞንቲ ጺሕፈ ነይረ ምስ ኹላ ምስ ርኣክዋ ዲጊመ ክጽሕፍ ተገዲደ ናይ ብሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ እንተ ንዋልታ ሃገር ዝተመረቀ ይንጻሕኩም መግለጺ ሲኢነልኩም ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Munira-rc2zs
    @Munira-rc2zs หลายเดือนก่อน

    Maebeley jigna wedi jeganu Asey xubuq sirah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👌👌💪💪💪

  • @timinetimine3126
    @timinetimine3126 หลายเดือนก่อน +4

    ቃል ኪዳን

  • @almaztewelde1605
    @almaztewelde1605 หลายเดือนก่อน

    Good job Nardi. & Nice musik i love all his Vois🙏🏾❤️🙏🏾❤️💚💚🇪🇷🇪🇷