If you Like This video Consider for Subscribing our video Follow Me On website : hiwetna.com/ TH-cam: / hiwetna Facebook: / robelnatna Tiktok: / robelkidane892 Instagram: / robellife Email: robelwisdom1@gmail.com
btami des zbl tmrti yu xbuk eleka traye khalf zkel ab guezo hiwetey buzuh zteasaser zelewo yu ms nebsey kmaker ms zdeli ab kala yu zxenhani God blees you moraleyyy 🤲🤲🤲
Thank you, baba Robel powerful words 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሐቂ ብሐቂ ደስ ዝብል ምህሮ አምላኽ ይሐግዝካ ሮቤል ሐውና ።
በቃ ዝሃቡኻ ኮሊስካ ምኻድ ኣየናይ ኢዩ ደስ ዘብል ሕሰብ/ቢ እባ :: ሮቢ ማንጅስ ወዲ 70 ተዛሪቡ ኢልኩም ጨብጨብ 🤔🤔
ኣቦይ ሮብየል ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ ፈጣሪ
::
ንኣምላኽ ክነግረልካ እየ!!!!!❤❤❤
Hej hej selam Aboy keshi nisukumi weni gele boluna ba
ሀይ ሰላም ኣቦይ ቀሽ ማሃሪ ኣይተረዳተን ማቱሳላ አንታይ መለት ዪ
ባባ ሮቢ እዚ ትምህርትኻ ኩሉ ኣይሕልፈንን ኢዩ ብጣዕሚ ድማ የድንቀካ ግን እንዳ የሕጸርካዮ
Docter robi nay bhaqi khalfena zeybelu tmhrti tegdeska bnaxa knmhar abi xari tgeber zelka eka mo edmen tenan yhabka 🥰🥰🥰 thank you
I love ur each video......may God bless u our father🥰
የቀነልና ሮበል ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቅ
ግዳ መጻምቲይ ዝደሊይ ይመዝገብ እልካ ነርካ
ተመዝግብና መልሲ ኣይረኸብናን ስለዚይ
መልሰልና ባ ዘረባ ጥራይ ከይከውን
የቀነለይ
Thanks መምህር ሮቤል video ግን ትዝሕለና ኣለኻ 🙏
ዶ.እንቃዕ ብድሓን መጻእካና ።ትምህርትኻ ብዝቀለለ እዩ ዝርድኣና ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ውን ዘይምኖ እዩ፡ ሜላ ኣመሃህራኻ ብጣዕሚ ዩ ዝስሕበካ።ኣብ ነፍሲ ወከፍ ትምህርትኻ ከይስሓቅኩ ውን ሓሊፈ ኣይፈልጥን። እንቃዕ ናትና ኮንካ።
ብትክክል እዩ። ክቡር መምህር
መምህር ሂወት አምላክ ጤና ይሃብካ love
Superb presentation and delivery with full of substance.
Robi great Influential psychologist👏👏👏
Whenever I hear you I always happy en motivation. The best thing is I lear it from my fout.
Thank you dear Father just teach what ever you knowledge y
ነዚ ምኽሪ ወይ ተጠቀመሉ ወይ ኣመሓላልፎ።
ጽብቅቲ ኣበሃህላ ብወገነይ ወሲደያ ሸር ድማ ክብላየ
Thank you Memhr. God bless you more 🙏
Keep it up Mr.Robel we r proud of u God bless u🙏🙏🙏
Wow baba robi aemroka egziabhier yteqemelu azyu eyu zteqmeni natka hasabatn tmhrtn tebarek
ብሓቂ የቀንየልና መምህር ! ምሁር ሰብ ተበላጺ እዩ ንስካ ኩሉ እንዳኮንካሉ ንሱ እዛ ጽፍሩ ኣይሰደልካን እየ ብከምዚ ክኣ በይኑ ሂወት ዝሕልፎ።
ኣምላኽ ብዙሕ ዕድመ ይሃብካ ብሉጽ መምህርና ኩሉ ግዜ ትህበና ትምህርትን መኽርን ምቸም ቀሊል ኣይኮነን እሞ ኸኣ ኣብዚኣ ናይ ክፍኣትን ሓሶትን ዕግርግርን ግዜ ነዓኻ ብሉጽን ሙቁልልን መምህርን ኣያን ምርካብና ንኣምላኽ የመስግኖ
Thank you 🙏🏽
God blessed you
Waw des zebl Dr robel tebarek
Thank you kbur hawena 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾💕🙏🏽🙏🏽
መምህረይ ዕድመ ይሃብኩም
Absolutely true and thank u Dr robii
Yeqeniyelna baba Robel ,sle kulu tmhrtkum ,aziyu hagazi eyu neana,
ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናኻን ይሃብኻ
btami des zbl tmrti yu xbuk eleka traye khalf zkel ab guezo hiwetey buzuh zteasaser zelewo yu ms nebsey kmaker ms zdeli ab kala yu zxenhani God blees you moraleyyy 🤲🤲🤲
Thank you dear robi ,Amazing motivational. Take the risk or lose the chance. Nothing creat comes without a risk.
Memher hiwet nay behaki betami ena nemsgen
Meknayatu nata kesme kelku keglxo zey kel wesh.......... so thank you so mach
Thank you More Doctor GBU us usually..
I’m proud of you Robi shikor 👍 ❤️❤️❤️
1. ሐዳር ምግባር ግድነት ድዩ? ሐዳር ምርጫ ዶ ኣይኮነን?
2. ንስኻ ኸ ካቶም በላሕቲ ስለ ዝበላሕካ ዲኻ ሐዳር ጌርካ?
3. ብጥቅሉል እዞም እቲኦም ኢልካ ክትዛረብ ከለኻ ኸ ለባም ዶ ይገብረካ ወይስ ብሃም?
4. ሐዳር ዘይምግባር ከ ቃንዛ ድዩ?
5. ብሃሰስለባም ዘረባ ፈላጥ ኮንካ ምቕራብ ከ ብልሒ ድዩ?
6. ስነፍልጠታዊ ኢየ እንዳበልካ ዘይስነፍልጠታዊ ዘረባ ክትዛረብ ከለኻ ባህላዊ ዲኻ ክትብሃል ዋላ ሺርሓዊ ወይ ፀቢብ ኣእምሮ ?
7.እቲ ትዛረቦ ቅንጥብጣብ መወከሲ ግበረሉ : ንስለ ኣታዊ ኢልካ ብሓፈሻዊ መኽደን ምዝራብ ምድንጋር ኢዩ:: ናትካ ዶ ትዛረብ ኣሎኻ ኢኻ ንስኻ ናይ ካልኦት ዶ ኮንካን ትዛረብ ዘሎኻ ኣካውንታንት ናይ ሐዳር :: ሞኮምብያ ጢጡ ዶ ኾንካ ሓቀይ
5. ገንዘብ ማለት ዓወት ኢዩ ንዓኻን ከምዚከማካን ሃርጋፋት ተረኽበ ኢሎም ሃልወሳ ዘጋውሑ:: Money is not the measurement of success ምናልባት ብድኽነት ቆርፈድፈድ ኢልካ እንተዓቢኻ ኔርካ ኣይፈልጥን.
6. ስለምንታይ እዮም youtubers ሃርጋፋት እንተበልኩስ ትኽክል ኣይመስለንን :: ወዲ 70 ዓመት ሮቤል ሮቢኖ ኣብዚሕክዮ ስቅ ኢልና እንተሰማዕናክስ ዘረባኺ ልጓም በቲኹ :: 👊 counterpanch! ቅድሚ ምዝራብካ ክልተ ግዜ ሕሰብ ዝተማህረት ሐዳር ዘይፈተነት ጓልካ እንታይ የጋጥማ ኣይፍለጥን ኢዩ ባሻይ ሮቢኖ:: ክላእ ጓል እዚ ሓሜን ኣብ youtub ሓዳሩ ኢሎም ከይሃድምዋ ኣስተውዕል ማንጅስ 👊 መልሲ ካባኻን ካብ ተካታተልቲኻን ይጽበ :: ተኸታተልቲ ሱቅ ኢልኩም ኣሜን ኣይትበሉ ቅዳሴ ኣይኮነን ሓሳብት ሃቡ ዘዝሃቡኩም ኮሊስኩም ኣይትኺዱ ተነፍሕኩም ደው ክይትብሉ ከም ቡላ ኣድጊ እናዳቦይ ሮቢኖ
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣቦና ናይ ስደት። ኣብዚ ግዜ እዚ ብዙሓት ከምዚ ከማይ ኣለዉ ኣባኦም ኣዲኦም ሓዎም ዓርኪ ኣብ ከባቢኦም ስኢኖም ሓጋዚ ስኢኖም ዝሳቀዩ ዘለዉ። እሞ ኣይትትፍኣና ምኽንያቱ መደባትካ ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ።❤❤❤❤❤
ከምዚኦም ሰባት ንግርህና ህዝብና ተጠቂሞም ንድኻም ናይ ሰባት ናብ ገንዘብ ዝቕይሩ ክጋለጹ ኣለዎም። እዚ ሰብ ድማ መጀመርታ ዶክተር ኣይኮነን ክኸውን ዝኾነ ናይ ስነ ልቦና ትምህርቲ የብሉን። ከምነፍሲ ወከፍና ከርተት ብምባል ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን ዝተቐመጠ ናይ ዘረባ ክእለት ዘለዎ እምበር ብትምህርቲ ዝኣከቦ ፍልጠት የብሉን። ደሓን ትምህርቲ ከኣ መምዘኒ ኣይኹን እስኪ፡ ንክንደይ ሰባት ብፍላይ ሰብ ሓዳር ኣነ ዶክተር ናይ ስነ ልቦና እየ እናበለ፡ ምእንቲ ረብሓ ናይ ገንዘብ ሓዳራት ፋሕ ዘብል ዘሎ እዩ። ንዓይን ንበዓል ቤተይን ንእሽተይ ዝነበረት ሽግርና ቓል ቓል ኣቢሉ ኣዕንይዋ ኔሩ። ስለ ለባማት ዝረኸብና በጃኩም ካባና ተማሃሩ ሽግርኩም ባዕልኹም ፍትሑ እዚ ሰብ እዚ ኣይጠቕመኩምን እዩ ዝበሉና እንሀለና ብሰላም ንነብር። ሕጂ ከኣ ከምዚ ከማና ከይትኾኑ ብምባል ኢና ኣብዚ ንነግረኩም ዘለና። አምበር መርትዖ ደኣ ስለምንታይ እዚ ሰብ እዚ ካብ ኤሮፓ ሃዲሙ ሕጂ ኣብ ኣፍሪቓ ይቕመት ኣሎ? ብዙሕ ዝገበሮ ገበን ኣሎ ኣብ ቐረባ እዋን ክወጽእ እዩ። ንበዓልቲ ቤቱ እንታይ በዲልዋ? ንመሳርሕቱ እንታይ ኣጠፋፊእዎም? ክንደይ ሞ ምዘርዘርኩልካ ኔረ ግን ነዚ ገርሂ ህዝብና ከይጎዲእ ሕጂ ከማን ብፍላይ ሰብ ሓዳር ከምዚ ናተይን ናይ ሰበይተይን ከይትጉዲኡ ብምባል ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ወደሓንካ ምኸሮ ምኸሮ እንተ ዘይሰምዐ ሽግር ይምከሮ ኮ ተባሂሉ ዩ።
@@habenhagos2469 ሰላም ዝሓወይ ኣነ ከም ሰብ ኣብ ዩቱብ’የ ዝፈልጦ። ግን ከኣ ኣይጸላእክዎን ትሕዝቶታቱ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ክኣ ኣይመስልን እዩ። ብዙሕ ግዜ ተኸታቲለዮ ኣለኹ ግን፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧ የቐንየለይ ምኽርኻ።
@@iloveyoumysweethomeeritrea2162 @haben hagos kemza kemay do agatimatka wedey. lebam elka thasbo seb kemzi ktrekibelu keleka yehmm yu. edme n youtube robel dea flut endiyu bbuzahat sebat mtlal edme n youtube dea ysetrom alo beza melhasom. haben krekbea deliye aleku bwshti rkebeni. teakibna hgawi sgumtu kenewhbo ena bezi seb ezi xegem rekibna zelena. wedehanka
@@habenhagos2469 ህይ ሰላም ገረምን ኮ አዋይ ዘገርርምም ዪ ኣበይ ሃገር ኣሎ ዳኣ
@@taamemahari7442 ab ruwand alo semie aleku
Amazing 😂😂😂😂😂😅 one of the best in today’s youth life lessons
Thank you. Doctore
Zibezhu habtamat kurub eshuw zibelu eyom! Melieya aleku!
Fascinating!!! Thanks a lot .
Thanks Love Robel the Great Megbi Nay Yemro We Love U my dear 😍🥰
Thanks my Teacher & Father
thanks Dr robel kidane
ሮቤል ስለአየሁህ ደስ ብሎኛል እሙ አአ
Thanks Docter robel
Thank you kubur hawuna 👏👏👏👏👏👏
Thank you doctor robel GBU
Wowwww what a powerful word 👏 🙌 thanks more!!! keep it up
God bless you 🙏
Dr yaho
Selam dyu
Tefiekana endika
Wawww tanks kbor hawena robel 🙏🙏🙏💯💯💯👍🏽👍🏽
Wwww tanks kbor hawena robel
💕💕💕💕💕💕💕
I wait more from you dear robe thank you 🙏 ❤
እዛ ርእሰይ ሲ ክመልጣ ከምዛ ናትካ ዶክቶረ ጸግሪ ተሰኪማ ጥራይ ትከይድ ሓሳብ ካብደይ ተብቁል ነዊሕ ኮይኑ
Thank you
Thx Dr.
Yikenelna kubur memihina doctor Robel
Please don't lose us, we need you mosttime. GBU and family
sili ny sebeytey tetekimka aleka keyro hawey🙃🙃🙃
@@ቀስተደመናናተይመምህርፍና thank you bro but she is my teacher
እዞም ምሁራን ሓበሻ ጋሎም ወዶም ከምዞም ፍረንጃውያን ወላ መልክዕ ኢዮም ዘማርጹ፡ ከምዚ ከማይ ተራ ሰብ ግን ተመጽዋቲ ለማናይ መሰል የብሉን ከማርጽዩ ነገሩ🤣 ረቢ ንመን ክምርዓዎ መን ክምርዓዋ ዝብል ለባም ስነሓሳብ እንተዘይምህዝ፡ ሕጂ ህዝቢ ዓለም 8 ቢልዮን ኣይምበጽሐን መስለኒ፡ ይመስገን ብኩሉ ኣይወጽዓናን🙏🏼 ገለ ሊቃውንቲ ሃብታም ምስ ሃብታም ምጽማድ ኣመልኪቶም ኣብ መርዓ ዴስነት እንተዝህሉ፡ ጸጋ ዓለም ኣብ ውሑዳት ጥራይ ተወሲኑ ኣይምስተረፈን ክብሉ ሓቆም ኢዮም👍🏼
🙏🙏🙏🤝🤝💟💟💟🐎
@@dawitgebrat1878 ምሁራት መልክዕ የማርጹ ትብል ዘለኻስ ርእካዮም ዲኻ ዋላ ናይ ሮቤል ማንጅስ ዘረባ ክትደግም ደስ ስለ ዝበለካ ኢኻ? ብጥቅሉል ሙሁራት ኢልካ ብሓንቲ ኮቦርታ ከዲንካ ሰባት ከተቁሺሽ ትክክል ኣይመስለንን :: ደድሕሪ ኣድጊ ዝከደስ ሃ እንተዘይለመደስ........ መልኣዮ ለባም ኢኻ
ኣዜን ደስ ዝበላኒ ቃላት ከም ማይ ትኪ ቦርቴሌ ናይ ብሓቂ መምህር ኣብ ልብና የሕድሮ
teacher robi Great
Our hero Thanks
Thanks brother
Waweeee intressting thank you
ኣብዛ አካ ኣይሰማሞዕን አየ ቁንዓት ስለዝኾኑ ቃሎም ከክብሩ አዮም ብሕስማት ሰነፋትን ሰባት ግዛም ዝቀትልሎም አምበር ነብሶም ዘዝፈትዉ ዘዝፈትዋ ከከም ገጹ ምከድዎ ለባምን መስተዎዓልን ሰብ አዩ ጊዜ ዝሓልፎ ካብ ነብሱ ንላኦዕሊ ስለ ሰብ ስለዝነብሩ
ባባ ሮቤል ብሓቂ ፉሉይ መምህር ❤❤❤❤
Well come back Doctorey.
እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህር ሂወት ብርዕኻ ይሰስንንንን❤❤❤❤❤❤❤
Thanks so much dr robel
More keep it up
So thanks
Thank u memhar and edemen tienen yhabeka
ከማካ የብዘሓዮም ዶክቶር ሮቤል ግን በዚ ናትካ መንገዲ ወይ ትምህርቲ ብዙሕ ሰብ ዝቅየር ኣሎ እሞ ቀጻሊ ተመላለሰና የቀንየለይ
Aseyyyyy tebarek
ከምቲ ኩሉ ግዜ ዝበለጸ ትምህቲ የቐንየልና መምህር
Well said Dr Robel!!!
Thank you memher
Merhab 💖 👈🏿
Nay behaki ❤❤❤💯💯💯 thanks
Thanks so much for everything so good job you are contient ,💪👂
Welcome Robi 🙏
Thank you 🙏
Well said 👏
True. You are right
You are right dr robiel
Thank you robi hawey.
Egzabher yhabelna ❤️❤️❤️
Really good job
be contiune bravo very nice
God bless u
ብሳላኻ ሰብ ኮና ሮቢ
ብተወፋይነትካ ምስጋናይ ደረት የብሉን።
Dr Robel bizaebay eka tezaribka! Eti shigrey men negiruka?
Thanks
Thanks baba robel
You broke ma heart doctor am an accountant
I like this guys’ advice.
I am really happy by ur advice
Good morning
Good job 👏
Thanks ❤❤❤
ብብዙሕ ነጥቢ ነኣይ ተንኪፍካኒ ሮቢ 😒👍
Tnx
Thank you 😊 eta mexhaf abey kinrekba nikel please 🙏.
Gbu 🙏🏻🌺
Takk skal du ha når jeg se dine program jeg håre alle som du kommer på TH-cam jeg bør i Norway ❤❤❤
thank you for infooo