ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
*ባባ ሮቤል ኣይትጥፍኣና እንተዋሓደ ኣብ ሰሙን ቅልቅል በለና::ስንቂ ናይ ሰሙን ሃበና::ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::*
ሮቤል ሐወይ መድሃኒተይ ኢኻ ካብ ዝሰማዓካ መዓልቲ ሐውየ ምስግናይ እሞ መግለጺ ደረቱ አብ ሰማይ እዩ ዝበጽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሜን❤️🙏🏽🌺
ናይ ብሓቂ መምህር ሮቤል ብኩሉ ትምጽኦ ሓሳባት ኣዜየ ዘመስግንካ ክብርት ይሃብልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ከማካ ይቡዙሕልና ሕብረተሰቦም ከምዚ ጌሮም ዝምህሩ።የቀንየልና🙏 ኩቡር ኣቦና።
I REMEMBER 11 YEARS A GO YOUR WORDS CHANGE MY LIFESTILL I THANK YOU MANWE R PROUD OF YOU ALL THE TIME
ከመይ መቅሰን ዝኾነ ሰብ ነውሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ ኩበር ኣቦና ❤❤
ናይ ብሓቂ ሰብ ሎሚ ብጣዕሚ ሕማቕ ኣሎ ከምዚ ዓይነት ስነልቦናዊ ትምህርቲ እዩ ዘድልየና ዘሎ: ብልቢ ነመስግን ኣቦናን መምህርናን ዶክተር ሮበል❤
እንቃዕ ብሰላም መጻእኻና መም ሮቤል ሰላምካ የብዛሓዮ ፈጣሪ
ሳላምካ ይብዛሕ መ/ም ሮበል
Welcome Dr.Robel ከም ርዲኢተይ ብሓፈሻ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ናይ ምጽዋር ዓቕሙ ጎዲሉ ኣሎ
ክሳብ ምኣስ ሰብ ክጻወረካ ሎምስ ኣብርዮ ነቲ ዝጻወር ዘሎ ንስኻ ምጽዋር ፈትኖ ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምኻኑ ክትፈልጦ
የቀንየለይ 🥰🙏ዋላ ኣነ ገናእየ ኣበሰልኩን ብስሚዕት እየ ዝውስን 😢
ብጣዕሚ መሳጢ ትምህርቲ ነብስካ ዘፈትሽ !! የቐንየልና መምህረይ ፡፡
ኣብ ሂወተይ ሳላካ ብዝሕ ለውጢይ ኣምጽኤ❤❤❤ዕድመ ይሃብካ ባባ ሮቢ❤❤
ናይ ብሓቂ ባባ ሮቤል አቲ መፍቲሒ ግን አንታይ ኢዩ አዞም ብስሚዒት ዘይበሰሉ ሰባት ድንጋጸ የብሎምን ኣዝዮም ጨካናት ኢዮም ብፍላይ ንዝሕምቅዎ ሰብ ልክዕ ከም ሶፍቲ ኢዮም ዝርኢዎ ክሳብ ምኣስ ክንርደአሎም ክሳብ ብደም ብዝሒ ንመውት ኣነ ብወገነይ ዓቅሊ የብለይን በዛራርብኦም ስለ ዝፈልጦም ቀልጢፈ ኢየ ዝርሕቆም
ሰላም ሮቤልዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓቢ መምህር ኢኻ። እዚ ትምህርትኻ ንኩሉ ሰብ እንተ ዝበጽሕ ክንደይ ሰብ ቅሳነት ፍቅሪ ዕርቂ ይቅረታ ምተማህረ እሞ ቀሲኑ እዛ ገዛ ክራይ ዝኾነት ዓለም ዕድሚኡ ብሰላም መሕለፎ።ሰሰናዩ ጸጽቡቁ ንዓኻን ንስድራኻን ክቡር መምህር ሂወት ኢኻ የመስግን።ኣነ ብዙሕ መጻሕፍቲ ዘንብብ እዩ ግን ብቋንቋ ኣደይ በቲ ልዙብ ቃልካ ሰምዖ ከሎኹ ግን ደስ ይብለኒ እቲ ፍልጠተይ ድማ ይህብትም ክብረት ይሃበላና።
❌️ አብ ምሉእ ዓለም ዝተፈጸመን Still ዝፍጸምን ዘሎን ውግኣት Wars ካብዘይ ምርዳእ ካብዘይ ምስትውዓል ከምኡዉን ካብዘይ ምፍላጥ አይኮነን ምናልባት ውሑዳት Wars ብሕርቃን ብሰንኪ ዘይምርዳእ ብጌጋ ውሳኔታት ተፈጺሞም ይኾኑ እዮም ግን ዝበዝሑ Wars ብመደብ ኮነ ኢልካ ብሐደገኛ እምነት ዝብልዎ ንሰባት ክቐትሉን ከጽንቱን ብመደብ ዝፈጸምዎን ዝፍጽምዎ ዘለዉን እዩ ከምአብነት ሰውራ ኤርትራ አንጻር ጨቆንቲ ገዛእቲ ጸላእቲ እየ ን 30 ዓመታት ተቓሊሰ ዝብል ክነሱ ካብ 1991 ስጋዕ ሕጂ ዝፍጽሞ ንዘሎ ዝተፈላለዩ ገበናትን መጽነትን ብፍላይ አብ ልዕሊ ተዛረብቲ ትግርኛ ካብቶም ቀዳሞት ገዛእቲ ዝነበሩ ጥልያን ሃይከስላሴ መንግስቱ ሃይለማርያም 👍ሻዕብያ ዝገደዱን ዝጨከኑን ዝገበኑን ዝዛረቡ እንስሳታት አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸምዎን ዘለዉን ዘስካሕክሕ ገበናት ይኸፍእ ከምኡዉን አብ ልዕሊ ትግራዎት አብ ዓበይትን ሕጻናትን ብፍላይ ብፍጹም መግለጺ የብሉን ስለዚ ዝኸበርካ አቶ ሮብየል ጠንቂ Wars ካብዘይ ምፍላጥ ካብዘይ ምርዳእ አይኮነን የግዳስ ኮነ ኢሎም ብመደብ ንሰባት ክቐትልዎምን ከጽንትዎምን ስለዝደለዩ እዮም ✋️
ኦኦኦኦ እዚኣ ብምልእታ ስመይ ኢኹም ዘጠቀስኩምኒ እምበር ኩላ ባህርያተይ ገሊጽኩምኒ ስለዚ ጊዑዘይ ናብ ጸድፊት ተ'ሃልዩ ካብዛ ንግሆ ኣትሒዘ ሉጋም የድልየኒ ኣሎ ማለት እዩ የቀንየለይ ባባ ሮቤል😢❤
የከነየልና ባባ 👍👍👍👍
edmen tenan yhabka fetari memherRobel yekenyelna betaemi Ina nemsgen
ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ቡዛሓት እዮም ዘይበሰሉ ሰባት ወረ ሎምስ ከኣ ገዲዶም
ኣበይናይቲ ዓለም ከም ዘለው ኣረድኣልና በጃኻ ሮቢ
ዋውው ጽቡቅ ትምህርቲ ደስ ዝብልግን ዘይበሰሉ ዘይበሰሉ ኢልካ በል ኣብሲልካና
Enka dhan mxka kbur abona Dr Robi zbla zereba
ነዊሕ ኮይኑ መምህር ኡንቃዕ ብዳሓን መጸካ 🤝
Yes kab kubur kubur mekri yeflfel yekenyelna 🙏❤️
እቲ ዝኸፍአ ኣነ ዝጸላእክዎ ጽልኡ ንብል ሰባት እውን ኣለና
ናይ በሓኪ ከመኡ አንተዘይገርካ ከኣ ጉሩብ ኮይነን ነዓካ ይንጽላካ ግን ነቲ መን ኣለዎ አዝጊ ኣለዎ አዩ
@@tsehaytekle1947 ብርአሰተኣማንነትን ብህድኣትን ተኼድካ ግን እተን ዝንጽላኻ ኣብ እግርኻ ኢየን ዝሰግዳ።
አቦታትና ክምስሉ ከለዉስ ሰያብ ኣትጽው ዖ. ለባም ጽውዖ ይብሉ ነይሮም
እስከ ኣነ ከዓ ክምርቀኩም ከም ናይ ኣዴኩም እድመ ይሃብኩም ❤❤❤❤
የቀንየልና ዶ/ር ሮቤል ኣዝዪ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዬ፡ ፡ ሰባት ከመይ ኣቢሎም እዮም ስምዒታዊ ብስለቶም ዝዓቢ ቪድዮ ንኽሰራሕካልና ብትሕትና ይሓትት ፡ ፡ ደጊመ የቀንየልና!
ስለ እቲ ወትሩ ትልግሰልና ጽቡቕ ምኽርታትካ የቐንየልና ዝኸብርካ ሮቤል፣ ክቡር ንነብሱ ከቢሩ የኽብረካ፣ ንዓና ውን ኣኽቢርካና፣ እዛ ናይ ሎሚ ኣርእስትኻ ውን ብጣዕሚ ኣገዳሲት እያ፣ ከምቲ መኪና ብ ስተርሶ ንሕና ደቂ ሰባት ውን ስምዒት ን ኩሉ ምንቅስቓሳትና ኣብ ቅኑዕን ዘይቅኑዕን መንገድታት ስለዝመርሓና ስሚዒታትና ተቆጻጺርና ንኽንከይድ ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ ዝልገስካልና ብልቢ ነመስግን።
Baba robiel edmen tienan yhabelna ab thti fetari eti zeynfelto tefltena aleka 🙏
የቀንየልና ክቡር ሐው መምህር ሮቤል:ቀጽሎ ነዚ ኣዝዮ መሃሪ መደብካ.
የቀኒየልና ኣቦና ሮቤኤል
እዚ ምኽሪ እዙይ በሓቂ ጠቓሚ እዩ የቐንየልና
😂ብታአሚ ጹቡቅ ሓበሬታ ክብረት ይሃበልና ባባ ሮቤል
Edmen tenan yhabka baba robel nay bhaqi bslet nay smeit zwehadena bezihna ena eza alem selam seina zela amlak ms muleu naxinet kinebra neza alem hibunan fetirunan gna ke kulu aninet hizu ytefe alo amlak bmhretu yrayena
Welcome መምህረይ ናይ በሓቂ ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብ
ናይ በሓቂ ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፊጣሪ
Very Great teaching Mr Rober thank you so much God blesse you. 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
Welcome to back D. Robel kidane thanks moreeee memhreyy GBU 🎉
ኣቦይ ሮብየል ኣምላኽ ይባርኻ.::ኣብቲ ዝውሰድ ስልጠና ብከመይ ክወስድ ይክእል;;ሓበረታ ይደሊ ኣለኩ
ባባ ሮቤል ሕቶ ኣለኒ ተገዲስካ መልሰለይ ወይ ቪድዮ ስርሓላ ደቂ ሰባት ንነብስና ክንገልጻ ንኽእል ዶ መብዛሕትኡ ሰብ ሰብ እዩ ዝገልጸካ እዩ ዝብል ኣነ ግን ኣይኣምነሉን እየ መልሰለይ እባ
ኣቦናን መምህርናን ሮቤል ብጣዕሚ አየ ዘመስግነካ ስለ እቲ መሃሪ ዝኮነ ትምህርትካ ቀጽሎ ኣብ ሕጽር ዝበለ ጊዜካ ኣይትፋኣና ኢካ
ባባ ሮቤል ሃናጺ ናይ ኩሉ መንእሰይ በጃኻ ኣይትፈለየና ምስግዜኻ ኣጻቢብካ ንደክም ኣለና ደቅካ!
ከምዚኦም ሰባት ንግርህና ህዝብና ተጠቂሞም ንድኻም ናይ ሰባት ናብ ገንዘብ ዝቕይሩ ክጋለጹ ኣለዎም። እዚ ሰብ ድማ መጀመርታ ዶክተር ኣይኮነን ክኸውን ዝኾነ ናይ ስነ ልቦና ትምህርቲ የብሉን። ከምነፍሲ ወከፍና ከርተት ብምባል ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን ዝተቐመጠ ናይ ዘረባ ክእለት ዘለዎ እምበር ብትምህርቲ ዝኣከቦ ፍልጠት የብሉን። ደሓን ትምህርቲ ከኣ መምዘኒ ኣይኹን እስኪ፡ ንክንደይ ሰባት ብፍላይ ሰብ ሓዳር ኣነ ዶክተር ናይ ስነ ልቦና እየ እናበለ፡ ምእንቲ ረብሓ ናይ ገንዘብ ሓዳራት ፋሕ ዘብል ዘሎ እዩ። ንዓይን ንበዓል ቤተይን ንእሽተይ ዝነበረት ሽግርና ቓል ቓል ኣቢሉ ኣዕንይዋ ኔሩ። ስለ ለባማት ዝረኸብና በጃኩም ካባና ተማሃሩ ሽግርኩም ባዕልኹም ፍትሑ እዚ ሰብ እዚ ኣይጠቕመኩምን እዩ ዝበሉና እንሀለና ብሰላም ንነብር። ሕጂ ከኣ ከምዚ ከማና ከይትኾኑ ብምባል ኢና ኣብዚ ንነግረኩም ዘለና። አምበር መርትዖ ደኣ ስለምንታይ እዚ ሰብ እዚ ካብ ኤሮፓ ሃዲሙ ሕጂ ኣብ ኣፍሪቓ ይቕመት ኣሎ? ብዙሕ ዝገበሮ ገበን ኣሎ ኣብ ቐረባ እዋን ክወጽእ እዩ። ንበዓልቲ ቤቱ እንታይ በዲልዋ? ንመሳርሕቱ እንታይ ኣጠፋፊእዎም? ክንደይ ሞ ምዘርዘርኩልካ ኔረ ግን ነዚ ገርሂ ህዝብና ከይጎዲእ ሕጂ ከማን ብፍላይ ሰብ ሓዳር ከምዚ ናተይን ናይ ሰበይተይን ከይትጉዲኡ ብምባል ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ወደሓንካ ምኸሮ ምኸሮ እንተ ዘይሰምዐ ሽግር ይምከሮ ኮ ተባሂሉ ዩ።
@@habenhagos2469 ewae hakiki diki Sweden ykimet neru ymesleni kidmi hji kemey abilu da Africa merixu?? Sebeytu keman xaeda eya hakey?
Thanks father Robel
Nay bhqey doktor robeb yekenylna zemnka ybarek kabka bzhu temherty kensteby eina välkommen ♥️♥️♥️👍👍👍💯💯💯
ብጣዕሚ የቐንየልና ኣቦና ሮቤል ዕድመ ይሃብካ
Amlak ybarka Ato Robel
Dr Robel kidane nay bhaqi smaai zeyblom abuyat nseb keyemakeru baelom zwsnu hasab smait seb zeyrdu nbeyney ytameni zblu haqka zeybeselu kemti zbelkayo tre bsldinga eyom Tebarek kbret yhabelna xbuq tmhrti eyo Edmen tenann yhsbka
ሓጺርን ገላጽን የቀንየልና መምህር ሮቢ
ናይ ብሓቂ❤
መምህር ሮቤል ዓቢ ሰብ ንስካ ናህና እቲቭ ሃርቪ እካ ካባና ከምዚ ዓይነት ልቦና ትምህርቲ ዘይኮነ ትዕድልቲ ብትክክል ድማ ትጥቀመሉን ትነብረሉን ስለዘለካ ካባይ ካብቲ ዘጠቅም ሰብ ብጀካ ውግእን ወረ ውግእን ንሱ ድማ ብዘይ ብስለት ዕድሜና ሓሊፉ እሞ'ከድአ ሕጂ ልክዕ ከምቲ ኣልበርት ኣነስታይን ዝበሎ "ካብ ሕሉፈይ ንላዕሊ መጻእየይ እዩ ዘገድሽኒ ኣብኡ ስለዝነብር" ክብረት ይሃበልና መም ሮቤል "ብስሚዕት ምብሳል" ወሳኒ እዩ ሓደ ካብ ኣድነቅትካ ሓውካ ኣፎም
Thank u our great father Robel u r building our body and also our mind God bless u
ሰላም ሰላም ኣያ መምህር ሮቤልነዞም ዘይተማሃርና ገለስከ በለና?በጃኻ ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ ኣጋጣሚ ሓሊፉኒ ከይከውን? ኩሉ ጥዑምን ምቁርን እዩ ምኽርኻን ምምህርናኻን ክንነብሮ የብቀዓና ልዑል ፈጣሪ ከም ጻዕርኻ ሰሰናዩ
ሰላም ኣያና ወትሩ ብሉፅ ሓሳብን ስራሕን ምስ ኣቅረብካልና የቐነልና ❤
ሰላም ናካ ዩኩን ሮበል ሓውና እዚ ትምህርቲ ትህበና በታዕሚ ጠቓሚ ኢዩ ፡ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ ሂወት ሰብ ሓዳር ዘጋጥም ዘሎ ኢካ ገሊጽካ ኣብዚ ምዕራብ ሃገራት ንነብር ዘለና ሕብረተ ሰብ ኣፍሪቃ ብታዕሚ ምስምማዕ ሲኢና ኣሎና፡ ኣብ ክንዲ ብርድኢት ንከይድ ብዝመስለና ስለንከይድ ክንራዳዳእ ኣህካልናን ከም ሕብረተሰብ፡ስለዚ ነዚ ትህበና ትምህርቲ ደኪመ ከይብልካ ከጻሊ ኣብ ግዜ ትረክበሉ ክትምህረና ተስፋ ይገብር።
ዋዉ ናይ በሓቅ ፅቡቕ ትምህርት እዩ የቐንየልና ኣቦና
ናይ ባሓቂ መምሐርይ
Woww very amazing and powerful Class Thank you so much D.r Robel kidane
ናይብሓቂ ኣብ ልቢ ነብስወክፍ ዝኣቱ የቀንየልና
:You are a leader who thinks about the future🥰✅️
Wow kbret yhabelna kubur abona Dr .Robel kemezi kemaka ybzuhulna. GBU🙏
ናይብሓቂ ባባ ሮቢ ኣይበሰልናን ምክንያቱ እንተንበስል ምተጻዋወርና ኔርና
Edmen tenan yhbka Pappa Robel
ዋውውውውው ይበል ኣገላልጻ ብሓቂ ብስምዒት ዘይምብሳል ኣብዚ ሰዓት አዚ ብዙሕ ጸገም የምጽአ ኣሎ
ሮቢል ዕደመና ጥዕና ይሃብካ
Admen tianan yehabka fetari Papa Robial
First Thanks baba robelመፍትሒ ናይዚ ከ ምነገርካና ዶ
ባባ ሮቤል ብሱል ሰብ ብሓቂ መሊስኩም ሰስኑ
You are blessed መሃርን ቁምነገርን ዘሎዎ እዩንሕብረተስብና ድማ ኣዚዩ መምሃሪ እዩ።
@@habenhagos2469 Nusu zey emen entekoynu? Niskas bkemey knamneka?
@@habenhagos2469 Seb mizntal mihsad newri !!Niseb hagzo entezeykalka aytgudayo !!
Selam naka ykun dr robel mexahafti eka tenebibu zeywidae zeyeselchu mehari aytekarixo thanks
ሰላም ክቡር ኣያናን መምህራንን ሮቤል ኪዳነ እንቋዕ ሰላም መጻእካ🙌😍ቀጺለ ክረኽበካ ቢ ወትስ'ኣብ ፈቲነ ቴለፎን እውን ደዊለልካ ነይረ ክረኽበካ ኣይክኣልኩን ዝክኣለካ ተኾይኑ ክትድውለለይ ይላበወካ thank you!ሰላምካ ይብዛሕ!
ሓወይ ተጠንቐቕ መታለሊ እዩ ኣብ ኢሮጳ ብዙሓት ሰባት ኣታሊሉ ብሕጊ ምስ ተደልየ ናብ ኣፍሪቓ ሃዲሙ ኣሎ። ስለዚ እዩ ተሌፎኑ ዓጺዎ። ተሓቢኡ እዩ ዘሎ በጃኻ ተጠንቐቕ
@@habenhagos2469 ክሳብ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ ክንድዚ ክትጽሕፍ ክኢልካ እንድዒ: ግን ሰባት ንምንታይ እና ንሰባት ክሳብ ክንድኡ ኣብ ሂወትና ቦታ ንህቦም ክርድኣና ኣይክእልን’ዩ? ኣነ ኒ ሮቤል ብዝህቦም ትምህርትን ምኽርን ስነ ልቦናዊ ትምህቱን የኽብሮ'የ ካብ ትምህርትታቱ ድማ ዘድልዩንን ንሂወተይ ዝምጥኑን ዝብሎም ይወስድ ሕጂ ንትብለኒ ዘለኻ ነገር ክኣምኖ የጸግመኒ’ዩ።ዝኾነ ሰብ ሂወቱ ኣብ ሰባት ከመርኩሳ ከምዘይብሉ ንስኻ ንባዕልኻ ተማሂርካ ኣለኻ: ንኻልኦት ድማ መምሃሪ ትኸውንእዚ ማለት ግን ብዛዕባ #ሮቤል ኪዳነ ዝሃብካኒ ሓበሬታ ኣሚነዮ ኣይኮንኩን!ኣነ ኣብ ሂወተይ ዘጣዕሰኒ ነገር ንሰባት ክሳብ ክንድኡ ዝኸደ ቦታ ስለ ዘይህብ ብኣይ ወገን ኣጆኻ! ንኻልኦት ግን ዲንቂ ትምህርቲ እያ💁
@@teweldhhagos8742 ኣነ ብግርህናይ ስለ ዝተበደልኩ ከይትብደል ኢለ የ ዝሓወይ። ስለቲ ጽፉፍ መልስኻ የመስግነካ።
@@habenhagos2469 ክቡር ሓው ንሰባት ዘለካ ኣመለኻኽታ እንታይ ይመስል ኣይፈልጥን’የ ንዓኻ እንታይ ኣጋጢሙካ'ውን ከምኡ:እንተ ንዓይ ዝሃብካኒ ምኽሪ ኣነ'ውን የመስግነካ ዝያዳ ግን ካብ ንዓይ ንኻልኦት ከምዚ ከማኻ ብግርህና ንሰባት ካብ ፈጣሪ ንላዕሊ ዘምልኹ ንኸስተውዕሉ ጽቡቕ ሓገዝ'ዩ።ኣነ ግን ከምዚ ዝብለካ ንሰብ ከማይ ድኹም ምዃኑ ስለ ዝፈልጥ መጠኑ ዝሓለፈ ኣብ ሂወተይ ኣየእትዎን'የ። ሓንቲ ክብለካ ግን ከምቲ ዝበልካኒ ብዛዕባ ሓዳርካ ብዘይካ ንስኻን መጻምድትኻን ካልእ ኣካል መፍትሒ ከምዘይህቡኻ ሕጅ'ውን ክትርዳእ ይግብኣካ:ናይ ክልቴኹም ምስጢር ሳልሳይ ኣካል እንተ ፈሊጥዎ ሓደ ማዓልቲ ምኹሽሑ ኣይተርፎን’ዩ ምስጢር ሓደ ትሕቲ መርየት ምስጢር ክልተ ልዕሊ መርየት እኳ ዝባሃል:ብዝተረፈ ግን ኣብ ሂወትካ ጽቡቕ ይምነየልካ🙌
Thanks so much for wonderful sharing ! God bless you baba Robel ❤️
Thank you Dr. Robel edmen tenan yhabka fetari🙏
Dr robel kidane smart king man kemaka men alo btaemi xbuq ena nmhar zelena kabaka fetari edmen tenan yihabka💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💝🙏
Thank you ❤Robi great teacher
I’m glad I found this video. Great advice. Thank you.🙏🏽
መድሃኒየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ👍
Wellcome Dr robi ኣይትጥፈኣና ከኣ እባ
ብርግጽ እቲ ዝዓበየ ቃልሲ ምስ ስሚዒት ክትቃለስ ክትቁጦብን እዩ ።
You are an amazing teacher always my favourite one.
Naybhki Thank you Dr Robel kidane
ናይ በሓቂ 👌
Our father ur words is so strong......
Thx 🙏🏾 baba robel egzabhar edmen tenan yhabelna ❤️🫶🏽
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ክቡር ኣቦና❤❤❤❤❤
ስሚዒት ብከመይ ይበስል ድዩ'ስ ወላ ስምዒት ከመይ ይግታእ፣ ኣብ ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ! ! ነፍሲ ወከፍ ባህርያት ናይ ገዛእ ርእሱ ብሉጽን ድኽመትን ኣለዎ። ነቲ ኣወንታታት ዘለዎ ባህርያት ድማ ብምውዳብን ነቲ ድኽመታት ብምምካትን፣ ክመሓየሸሉን ዝረድ ኡካ ነገራት ኣለዉ፣ዘይምብሳል፣ ብዙሕ ግዜ፣ ብተሞኽሮ ዘይምሕላፍ እምበር ምስ ባህርያት ዘጋጥሞ ነጥቢ የሎን። ዘይምርድዳእ ድማ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ካልእ ብባህ ካብዘይምባል ዝውሰድ ዘይተቀባልነት መስርሕ እዩ። ንሱ ወይ ንሳ፣ ንሳቶም ኽልቲኦም ወይእውን ንሳተን ኽልቲኤን፣ ዘይረዳዳ፣ ሓደ ስዉር ኣርእስቲ ብድሕሪት ስለ ዘሎ ይኸወን፣ ንኣብነት፣ ንዕቀት፣ ቅንኢ፣ ወይውን ዘምርዳእን ዘይምፍላጥን የጠቃልል። ኣብ ዝመጽእ ብሰፊሑ። ስሚዒት ኣይበስልን እዩ ካብ ብዝሒ ተሞኽሮ ግን ሓደ ሰብ ብስለቱ የመስክር። ዎደሓንኩምምምም ደቂ ሓዎቦይ።
kbret yhabeley memhr nay hiwet edmen tiena yhabka fetari
ብሓቂ ብሱል ኣቦ ኣምላኽ ይባርካ🙏🙏
Thanks baba Robel btaemi mehari kexlo mzuh ena ntkem kam tmrtka!👏👏👏
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዩ ክብረት ይሃበልና ኣያ🥰🥰🥰❤️❤️
Doctor Robel God bless you
Very great teacher ❤❤❤ Thank so much
Memihr robel bitami agedas zikone astemhro u yiqenyelna nezi simiet ke bikemey kinwgdo nikiel
Tank u so much teacher robel im so happy by ur motivat... God bless u..
የቐንየልና ካብ ልቢ ዘኽብረካ መምህር
Nay bhaki yeknyelna baba robel
Baba robel bsalaka hiwetey fuluy lowti gera
Grazie dottore nay bhaki 👍
Keribulka akhu gierulka zedlyeka zemalealka kmeslo kelos zeymbsal eyu ente elna ngho ngho sle ztemereaweka tray halefa zgeberelka zmeslo seb ke entay ybehalu. Thanks baba robel
Annen bal beteyn nebseana abza vedio rekibnaya kulu xbuqyu Gina Selam yebilnann
Thank you Mr Robel, God bless you, keep it up your advice.
*ባባ ሮቤል ኣይትጥፍኣና እንተዋሓደ ኣብ ሰሙን ቅልቅል በለና::ስንቂ ናይ ሰሙን ሃበና::ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::*
ሮቤል ሐወይ መድሃኒተይ ኢኻ ካብ ዝሰማዓካ መዓልቲ ሐውየ ምስግናይ እሞ መግለጺ ደረቱ አብ ሰማይ እዩ ዝበጽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሜን❤️🙏🏽🌺
ናይ ብሓቂ መምህር ሮቤል ብኩሉ ትምጽኦ ሓሳባት ኣዜየ ዘመስግንካ ክብርት ይሃብልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ከማካ ይቡዙሕልና ሕብረተሰቦም ከምዚ ጌሮም ዝምህሩ።የቀንየልና🙏 ኩቡር ኣቦና።
I REMEMBER 11 YEARS A GO YOUR WORDS CHANGE MY LIFE
STILL I THANK YOU MAN
WE R PROUD OF YOU ALL THE TIME
ከመይ መቅሰን ዝኾነ ሰብ ነውሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ ኩበር ኣቦና ❤❤
ናይ ብሓቂ ሰብ ሎሚ ብጣዕሚ ሕማቕ ኣሎ ከምዚ ዓይነት ስነልቦናዊ ትምህርቲ እዩ ዘድልየና ዘሎ: ብልቢ ነመስግን ኣቦናን መምህርናን ዶክተር ሮበል❤
እንቃዕ ብሰላም መጻእኻና መም ሮቤል ሰላምካ የብዛሓዮ ፈጣሪ
ሳላምካ ይብዛሕ መ/ም ሮበል
Welcome Dr.Robel
ከም ርዲኢተይ ብሓፈሻ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ናይ ምጽዋር ዓቕሙ ጎዲሉ ኣሎ
ክሳብ ምኣስ ሰብ ክጻወረካ ሎምስ ኣብርዮ ነቲ ዝጻወር ዘሎ ንስኻ ምጽዋር ፈትኖ ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምኻኑ ክትፈልጦ
የቀንየለይ 🥰🙏ዋላ ኣነ ገናእየ ኣበሰልኩን ብስሚዕት እየ ዝውስን 😢
ብጣዕሚ መሳጢ ትምህርቲ ነብስካ ዘፈትሽ !! የቐንየልና መምህረይ ፡፡
ኣብ ሂወተይ ሳላካ ብዝሕ ለውጢይ ኣምጽኤ❤❤❤ዕድመ ይሃብካ ባባ ሮቢ❤❤
ናይ ብሓቂ ባባ ሮቤል አቲ መፍቲሒ ግን አንታይ ኢዩ አዞም ብስሚዒት ዘይበሰሉ ሰባት ድንጋጸ የብሎምን ኣዝዮም ጨካናት ኢዮም ብፍላይ ንዝሕምቅዎ ሰብ ልክዕ ከም ሶፍቲ ኢዮም ዝርኢዎ ክሳብ ምኣስ ክንርደአሎም ክሳብ ብደም ብዝሒ ንመውት ኣነ ብወገነይ ዓቅሊ የብለይን በዛራርብኦም ስለ ዝፈልጦም ቀልጢፈ ኢየ ዝርሕቆም
ሰላም ሮቤል
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓቢ መምህር ኢኻ። እዚ ትምህርትኻ ንኩሉ ሰብ እንተ ዝበጽሕ ክንደይ ሰብ ቅሳነት ፍቅሪ ዕርቂ ይቅረታ ምተማህረ እሞ ቀሲኑ እዛ ገዛ ክራይ ዝኾነት ዓለም ዕድሚኡ ብሰላም መሕለፎ።
ሰሰናዩ ጸጽቡቁ ንዓኻን ንስድራኻን ክቡር መምህር ሂወት ኢኻ የመስግን።
ኣነ ብዙሕ መጻሕፍቲ ዘንብብ እዩ ግን ብቋንቋ ኣደይ በቲ ልዙብ ቃልካ ሰምዖ ከሎኹ ግን ደስ ይብለኒ እቲ ፍልጠተይ ድማ ይህብትም ክብረት ይሃበላና።
❌️ አብ ምሉእ ዓለም ዝተፈጸመን Still ዝፍጸምን ዘሎን ውግኣት Wars ካብዘይ ምርዳእ ካብዘይ ምስትውዓል ከምኡዉን ካብዘይ ምፍላጥ አይኮነን ምናልባት ውሑዳት Wars ብሕርቃን ብሰንኪ ዘይምርዳእ ብጌጋ ውሳኔታት ተፈጺሞም ይኾኑ እዮም ግን ዝበዝሑ Wars ብመደብ ኮነ ኢልካ ብሐደገኛ እምነት ዝብልዎ ንሰባት ክቐትሉን ከጽንቱን ብመደብ ዝፈጸምዎን ዝፍጽምዎ ዘለዉን እዩ ከምአብነት ሰውራ ኤርትራ አንጻር ጨቆንቲ ገዛእቲ ጸላእቲ እየ ን 30 ዓመታት ተቓሊሰ ዝብል ክነሱ ካብ 1991 ስጋዕ ሕጂ ዝፍጽሞ ንዘሎ ዝተፈላለዩ ገበናትን መጽነትን ብፍላይ አብ ልዕሊ ተዛረብቲ ትግርኛ ካብቶም ቀዳሞት ገዛእቲ ዝነበሩ ጥልያን ሃይከስላሴ መንግስቱ ሃይለማርያም 👍ሻዕብያ ዝገደዱን ዝጨከኑን ዝገበኑን ዝዛረቡ እንስሳታት አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸምዎን ዘለዉን ዘስካሕክሕ ገበናት ይኸፍእ ከምኡዉን አብ ልዕሊ ትግራዎት አብ ዓበይትን ሕጻናትን ብፍላይ ብፍጹም መግለጺ የብሉን ስለዚ ዝኸበርካ አቶ ሮብየል ጠንቂ Wars ካብዘይ ምፍላጥ ካብዘይ ምርዳእ አይኮነን የግዳስ ኮነ ኢሎም ብመደብ ንሰባት ክቐትልዎምን ከጽንትዎምን ስለዝደለዩ እዮም ✋️
ኦኦኦኦ እዚኣ ብምልእታ ስመይ ኢኹም ዘጠቀስኩምኒ እምበር ኩላ ባህርያተይ ገሊጽኩምኒ ስለዚ ጊዑዘይ ናብ ጸድፊት ተ'ሃልዩ ካብዛ ንግሆ ኣትሒዘ ሉጋም የድልየኒ ኣሎ ማለት እዩ የቀንየለይ ባባ ሮቤል😢❤
የከነየልና ባባ 👍👍👍👍
edmen tenan yhabka fetari memher
Robel yekenyelna betaemi Ina nemsgen
ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ቡዛሓት እዮም ዘይበሰሉ ሰባት ወረ ሎምስ ከኣ ገዲዶም
ኣበይናይቲ ዓለም ከም ዘለው ኣረድኣልና በጃኻ ሮቢ
ዋውው ጽቡቅ ትምህርቲ ደስ ዝብል
ግን ዘይበሰሉ ዘይበሰሉ ኢልካ በል ኣብሲልካና
Enka dhan mxka kbur abona Dr Robi zbla zereba
ነዊሕ ኮይኑ መምህር ኡንቃዕ ብዳሓን መጸካ 🤝
Yes kab kubur kubur mekri yeflfel yekenyelna 🙏❤️
እቲ ዝኸፍአ ኣነ ዝጸላእክዎ ጽልኡ ንብል ሰባት እውን ኣለና
ናይ በሓኪ ከመኡ አንተዘይገርካ ከኣ ጉሩብ ኮይነን ነዓካ ይንጽላካ ግን ነቲ መን ኣለዎ አዝጊ ኣለዎ አዩ
@@tsehaytekle1947 ብርአሰተኣማንነትን ብህድኣትን ተኼድካ ግን እተን ዝንጽላኻ ኣብ እግርኻ ኢየን ዝሰግዳ።
አቦታትና ክምስሉ ከለዉስ ሰያብ ኣትጽው ዖ. ለባም ጽውዖ ይብሉ ነይሮም
እስከ ኣነ ከዓ ክምርቀኩም ከም ናይ ኣዴኩም እድመ ይሃብኩም ❤❤❤❤
የቀንየልና ዶ/ር ሮቤል ኣዝዪ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዬ፡ ፡ ሰባት ከመይ ኣቢሎም እዮም ስምዒታዊ ብስለቶም ዝዓቢ ቪድዮ ንኽሰራሕካልና ብትሕትና ይሓትት ፡ ፡ ደጊመ የቀንየልና!
ስለ እቲ ወትሩ ትልግሰልና ጽቡቕ ምኽርታትካ የቐንየልና ዝኸብርካ ሮቤል፣ ክቡር ንነብሱ ከቢሩ የኽብረካ፣ ንዓና ውን ኣኽቢርካና፣ እዛ ናይ ሎሚ ኣርእስትኻ ውን ብጣዕሚ ኣገዳሲት እያ፣ ከምቲ መኪና ብ ስተርሶ ንሕና ደቂ ሰባት ውን ስምዒት ን ኩሉ ምንቅስቓሳትና ኣብ ቅኑዕን ዘይቅኑዕን መንገድታት ስለዝመርሓና ስሚዒታትና ተቆጻጺርና ንኽንከይድ ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ ዝልገስካልና ብልቢ ነመስግን።
Baba robiel edmen tienan yhabelna ab thti fetari eti zeynfelto tefltena aleka 🙏
የቀንየልና ክቡር ሐው መምህር ሮቤል:ቀጽሎ ነዚ ኣዝዮ መሃሪ መደብካ.
የቀኒየልና ኣቦና ሮቤኤል
እዚ ምኽሪ እዙይ በሓቂ ጠቓሚ እዩ የቐንየልና
😂ብታአሚ ጹቡቅ ሓበሬታ ክብረት ይሃበልና ባባ ሮቤል
Edmen tenan yhabka baba robel nay bhaqi bslet nay smeit zwehadena bezihna ena eza alem selam seina zela amlak ms muleu naxinet kinebra neza alem hibunan fetirunan gna ke kulu aninet hizu ytefe alo amlak bmhretu yrayena
Welcome መምህረይ ናይ በሓቂ ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብ
ናይ በሓቂ ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፊጣሪ
Very Great teaching Mr Rober thank you so much God blesse you. 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
Welcome to back D. Robel kidane thanks moreeee memhreyy GBU 🎉
ኣቦይ ሮብየል ኣምላኽ ይባርኻ.::
ኣብቲ ዝውሰድ ስልጠና ብከመይ ክወስድ ይክእል;;
ሓበረታ ይደሊ ኣለኩ
ባባ ሮቤል ሕቶ ኣለኒ ተገዲስካ መልሰለይ ወይ ቪድዮ ስርሓላ ደቂ ሰባት ንነብስና ክንገልጻ ንኽእል ዶ መብዛሕትኡ ሰብ ሰብ እዩ ዝገልጸካ እዩ ዝብል ኣነ ግን ኣይኣምነሉን እየ መልሰለይ እባ
ኣቦናን መምህርናን ሮቤል ብጣዕሚ አየ ዘመስግነካ ስለ እቲ መሃሪ ዝኮነ ትምህርትካ ቀጽሎ ኣብ ሕጽር ዝበለ ጊዜካ ኣይትፋኣና ኢካ
ባባ ሮቤል ሃናጺ ናይ ኩሉ መንእሰይ በጃኻ ኣይትፈለየና ምስግዜኻ ኣጻቢብካ ንደክም ኣለና ደቅካ!
ከምዚኦም ሰባት ንግርህና ህዝብና ተጠቂሞም ንድኻም ናይ ሰባት ናብ ገንዘብ ዝቕይሩ ክጋለጹ ኣለዎም። እዚ ሰብ ድማ መጀመርታ ዶክተር ኣይኮነን ክኸውን ዝኾነ ናይ ስነ ልቦና ትምህርቲ የብሉን። ከምነፍሲ ወከፍና ከርተት ብምባል ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን ዝተቐመጠ ናይ ዘረባ ክእለት ዘለዎ እምበር ብትምህርቲ ዝኣከቦ ፍልጠት የብሉን። ደሓን ትምህርቲ ከኣ መምዘኒ ኣይኹን እስኪ፡ ንክንደይ ሰባት ብፍላይ ሰብ ሓዳር ኣነ ዶክተር ናይ ስነ ልቦና እየ እናበለ፡ ምእንቲ ረብሓ ናይ ገንዘብ ሓዳራት ፋሕ ዘብል ዘሎ እዩ። ንዓይን ንበዓል ቤተይን ንእሽተይ ዝነበረት ሽግርና ቓል ቓል ኣቢሉ ኣዕንይዋ ኔሩ። ስለ ለባማት ዝረኸብና በጃኩም ካባና ተማሃሩ ሽግርኩም ባዕልኹም ፍትሑ እዚ ሰብ እዚ ኣይጠቕመኩምን እዩ ዝበሉና እንሀለና ብሰላም ንነብር። ሕጂ ከኣ ከምዚ ከማና ከይትኾኑ ብምባል ኢና ኣብዚ ንነግረኩም ዘለና። አምበር መርትዖ ደኣ ስለምንታይ እዚ ሰብ እዚ ካብ ኤሮፓ ሃዲሙ ሕጂ ኣብ ኣፍሪቓ ይቕመት ኣሎ? ብዙሕ ዝገበሮ ገበን ኣሎ ኣብ ቐረባ እዋን ክወጽእ እዩ። ንበዓልቲ ቤቱ እንታይ በዲልዋ? ንመሳርሕቱ እንታይ ኣጠፋፊእዎም? ክንደይ ሞ ምዘርዘርኩልካ ኔረ ግን ነዚ ገርሂ ህዝብና ከይጎዲእ ሕጂ ከማን ብፍላይ ሰብ ሓዳር ከምዚ ናተይን ናይ ሰበይተይን ከይትጉዲኡ ብምባል ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ወደሓንካ ምኸሮ ምኸሮ እንተ ዘይሰምዐ ሽግር ይምከሮ ኮ ተባሂሉ ዩ።
@@habenhagos2469 ewae hakiki diki Sweden ykimet neru ymesleni kidmi hji kemey abilu da Africa merixu?? Sebeytu keman xaeda eya hakey?
Thanks father Robel
Nay bhqey doktor robeb yekenylna zemnka ybarek kabka bzhu temherty kensteby eina välkommen ♥️♥️♥️👍👍👍💯💯💯
ብጣዕሚ የቐንየልና ኣቦና ሮቤል ዕድመ ይሃብካ
Amlak ybarka Ato Robel
Dr Robel kidane nay bhaqi smaai zeyblom abuyat nseb keyemakeru baelom zwsnu hasab smait seb zeyrdu nbeyney ytameni zblu haqka zeybeselu kemti zbelkayo tre bsldinga eyom
Tebarek kbret yhabelna xbuq tmhrti eyo
Edmen tenann yhsbka
ሓጺርን ገላጽን የቀንየልና መምህር ሮቢ
ናይ ብሓቂ❤
መምህር ሮቤል ዓቢ ሰብ ንስካ ናህና እቲቭ ሃርቪ እካ ካባና ከምዚ ዓይነት ልቦና ትምህርቲ ዘይኮነ ትዕድልቲ ብትክክል ድማ ትጥቀመሉን ትነብረሉን ስለዘለካ ካባይ ካብቲ ዘጠቅም ሰብ ብጀካ ውግእን ወረ ውግእን ንሱ ድማ ብዘይ ብስለት ዕድሜና ሓሊፉ እሞ'ከድአ ሕጂ ልክዕ ከምቲ ኣልበርት ኣነስታይን ዝበሎ "ካብ ሕሉፈይ ንላዕሊ መጻእየይ እዩ ዘገድሽኒ ኣብኡ ስለዝነብር" ክብረት ይሃበልና መም ሮቤል "ብስሚዕት ምብሳል" ወሳኒ እዩ ሓደ ካብ ኣድነቅትካ ሓውካ ኣፎም
Thank u our great father Robel u r building our body and also our mind God bless u
ሰላም ሰላም ኣያ መምህር ሮቤል
ነዞም ዘይተማሃርና ገለስከ በለና?
በጃኻ ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ ኣጋጣሚ ሓሊፉኒ ከይከውን? ኩሉ ጥዑምን ምቁርን እዩ ምኽርኻን ምምህርናኻን ክንነብሮ የብቀዓና ልዑል ፈጣሪ ከም ጻዕርኻ ሰሰናዩ
ሰላም ኣያና ወትሩ ብሉፅ ሓሳብን ስራሕን ምስ ኣቅረብካልና የቐነልና ❤
ሰላም ናካ ዩኩን ሮበል ሓውና እዚ ትምህርቲ ትህበና በታዕሚ ጠቓሚ ኢዩ ፡ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ ሂወት ሰብ ሓዳር ዘጋጥም ዘሎ ኢካ ገሊጽካ ኣብዚ ምዕራብ ሃገራት ንነብር ዘለና ሕብረተ ሰብ ኣፍሪቃ ብታዕሚ ምስምማዕ ሲኢና ኣሎና፡ ኣብ ክንዲ ብርድኢት ንከይድ ብዝመስለና ስለንከይድ ክንራዳዳእ ኣህካልናን ከም ሕብረተሰብ፡ስለዚ ነዚ ትህበና ትምህርቲ ደኪመ ከይብልካ ከጻሊ ኣብ ግዜ ትረክበሉ ክትምህረና ተስፋ ይገብር።
ዋዉ ናይ በሓቅ ፅቡቕ ትምህርት እዩ የቐንየልና ኣቦና
ናይ ባሓቂ መምሐርይ
Woww very amazing and powerful Class Thank you so much D.r Robel kidane
ናይብሓቂ ኣብ ልቢ ነብስወክፍ ዝኣቱ የቀንየልና
:You are a leader who thinks about the future🥰✅️
Wow kbret yhabelna kubur abona Dr .Robel kemezi kemaka ybzuhulna. GBU🙏
ናይብሓቂ ባባ ሮቢ ኣይበሰልናን ምክንያቱ እንተንበስል ምተጻዋወርና ኔርና
Edmen tenan yhbka Pappa Robel
ዋውውውውው ይበል ኣገላልጻ ብሓቂ ብስምዒት ዘይምብሳል ኣብዚ ሰዓት አዚ ብዙሕ ጸገም የምጽአ ኣሎ
ሮቢል ዕደመና ጥዕና ይሃብካ
Admen tianan yehabka fetari Papa Robial
First Thanks baba robel
መፍትሒ ናይዚ ከ ምነገርካና ዶ
ባባ ሮቤል ብሱል ሰብ ብሓቂ መሊስኩም ሰስኑ
You are blessed
መሃርን ቁምነገርን ዘሎዎ እዩ
ንሕብረተስብና ድማ ኣዚዩ መምሃሪ እዩ።
ከምዚኦም ሰባት ንግርህና ህዝብና ተጠቂሞም ንድኻም ናይ ሰባት ናብ ገንዘብ ዝቕይሩ ክጋለጹ ኣለዎም። እዚ ሰብ ድማ መጀመርታ ዶክተር ኣይኮነን ክኸውን ዝኾነ ናይ ስነ ልቦና ትምህርቲ የብሉን። ከምነፍሲ ወከፍና ከርተት ብምባል ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን ዝተቐመጠ ናይ ዘረባ ክእለት ዘለዎ እምበር ብትምህርቲ ዝኣከቦ ፍልጠት የብሉን። ደሓን ትምህርቲ ከኣ መምዘኒ ኣይኹን እስኪ፡ ንክንደይ ሰባት ብፍላይ ሰብ ሓዳር ኣነ ዶክተር ናይ ስነ ልቦና እየ እናበለ፡ ምእንቲ ረብሓ ናይ ገንዘብ ሓዳራት ፋሕ ዘብል ዘሎ እዩ። ንዓይን ንበዓል ቤተይን ንእሽተይ ዝነበረት ሽግርና ቓል ቓል ኣቢሉ ኣዕንይዋ ኔሩ። ስለ ለባማት ዝረኸብና በጃኩም ካባና ተማሃሩ ሽግርኩም ባዕልኹም ፍትሑ እዚ ሰብ እዚ ኣይጠቕመኩምን እዩ ዝበሉና እንሀለና ብሰላም ንነብር። ሕጂ ከኣ ከምዚ ከማና ከይትኾኑ ብምባል ኢና ኣብዚ ንነግረኩም ዘለና። አምበር መርትዖ ደኣ ስለምንታይ እዚ ሰብ እዚ ካብ ኤሮፓ ሃዲሙ ሕጂ ኣብ ኣፍሪቓ ይቕመት ኣሎ? ብዙሕ ዝገበሮ ገበን ኣሎ ኣብ ቐረባ እዋን ክወጽእ እዩ። ንበዓልቲ ቤቱ እንታይ በዲልዋ? ንመሳርሕቱ እንታይ ኣጠፋፊእዎም? ክንደይ ሞ ምዘርዘርኩልካ ኔረ ግን ነዚ ገርሂ ህዝብና ከይጎዲእ ሕጂ ከማን ብፍላይ ሰብ ሓዳር ከምዚ ናተይን ናይ ሰበይተይን ከይትጉዲኡ ብምባል ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ወደሓንካ ምኸሮ ምኸሮ እንተ ዘይሰምዐ ሽግር ይምከሮ ኮ ተባሂሉ ዩ።
@@habenhagos2469 Nusu zey emen entekoynu? Niskas bkemey knamneka?
@@habenhagos2469 Seb mizntal mihsad newri !!
Niseb hagzo entezeykalka aytgudayo !!
Selam naka ykun dr robel mexahafti eka tenebibu zeywidae zeyeselchu mehari aytekarixo thanks
ሰላም ክቡር ኣያናን መምህራንን ሮቤል ኪዳነ እንቋዕ ሰላም መጻእካ🙌😍
ቀጺለ ክረኽበካ ቢ ወትስ'ኣብ ፈቲነ ቴለፎን እውን ደዊለልካ ነይረ ክረኽበካ ኣይክኣልኩን ዝክኣለካ ተኾይኑ ክትድውለለይ ይላበወካ thank you!
ሰላምካ ይብዛሕ!
ሓወይ ተጠንቐቕ መታለሊ እዩ ኣብ ኢሮጳ ብዙሓት ሰባት ኣታሊሉ ብሕጊ ምስ ተደልየ ናብ ኣፍሪቓ ሃዲሙ ኣሎ። ስለዚ እዩ ተሌፎኑ ዓጺዎ። ተሓቢኡ እዩ ዘሎ በጃኻ ተጠንቐቕ
ከምዚኦም ሰባት ንግርህና ህዝብና ተጠቂሞም ንድኻም ናይ ሰባት ናብ ገንዘብ ዝቕይሩ ክጋለጹ ኣለዎም። እዚ ሰብ ድማ መጀመርታ ዶክተር ኣይኮነን ክኸውን ዝኾነ ናይ ስነ ልቦና ትምህርቲ የብሉን። ከምነፍሲ ወከፍና ከርተት ብምባል ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን ዝተቐመጠ ናይ ዘረባ ክእለት ዘለዎ እምበር ብትምህርቲ ዝኣከቦ ፍልጠት የብሉን። ደሓን ትምህርቲ ከኣ መምዘኒ ኣይኹን እስኪ፡ ንክንደይ ሰባት ብፍላይ ሰብ ሓዳር ኣነ ዶክተር ናይ ስነ ልቦና እየ እናበለ፡ ምእንቲ ረብሓ ናይ ገንዘብ ሓዳራት ፋሕ ዘብል ዘሎ እዩ። ንዓይን ንበዓል ቤተይን ንእሽተይ ዝነበረት ሽግርና ቓል ቓል ኣቢሉ ኣዕንይዋ ኔሩ። ስለ ለባማት ዝረኸብና በጃኩም ካባና ተማሃሩ ሽግርኩም ባዕልኹም ፍትሑ እዚ ሰብ እዚ ኣይጠቕመኩምን እዩ ዝበሉና እንሀለና ብሰላም ንነብር። ሕጂ ከኣ ከምዚ ከማና ከይትኾኑ ብምባል ኢና ኣብዚ ንነግረኩም ዘለና። አምበር መርትዖ ደኣ ስለምንታይ እዚ ሰብ እዚ ካብ ኤሮፓ ሃዲሙ ሕጂ ኣብ ኣፍሪቓ ይቕመት ኣሎ? ብዙሕ ዝገበሮ ገበን ኣሎ ኣብ ቐረባ እዋን ክወጽእ እዩ። ንበዓልቲ ቤቱ እንታይ በዲልዋ? ንመሳርሕቱ እንታይ ኣጠፋፊእዎም? ክንደይ ሞ ምዘርዘርኩልካ ኔረ ግን ነዚ ገርሂ ህዝብና ከይጎዲእ ሕጂ ከማን ብፍላይ ሰብ ሓዳር ከምዚ ናተይን ናይ ሰበይተይን ከይትጉዲኡ ብምባል ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ወደሓንካ ምኸሮ ምኸሮ እንተ ዘይሰምዐ ሽግር ይምከሮ ኮ ተባሂሉ ዩ።
@@habenhagos2469 ክሳብ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ ክንድዚ ክትጽሕፍ ክኢልካ እንድዒ: ግን ሰባት ንምንታይ እና ንሰባት ክሳብ ክንድኡ ኣብ ሂወትና ቦታ ንህቦም ክርድኣና ኣይክእልን’ዩ?
ኣነ ኒ ሮቤል ብዝህቦም ትምህርትን ምኽርን ስነ ልቦናዊ ትምህቱን የኽብሮ'የ ካብ ትምህርትታቱ ድማ ዘድልዩንን ንሂወተይ ዝምጥኑን ዝብሎም ይወስድ
ሕጂ ንትብለኒ ዘለኻ ነገር ክኣምኖ የጸግመኒ’ዩ።
ዝኾነ ሰብ ሂወቱ ኣብ ሰባት ከመርኩሳ ከምዘይብሉ ንስኻ ንባዕልኻ ተማሂርካ ኣለኻ: ንኻልኦት ድማ መምሃሪ ትኸውን
እዚ ማለት ግን ብዛዕባ #ሮቤል ኪዳነ ዝሃብካኒ ሓበሬታ ኣሚነዮ ኣይኮንኩን!
ኣነ ኣብ ሂወተይ ዘጣዕሰኒ ነገር ንሰባት ክሳብ ክንድኡ ዝኸደ ቦታ ስለ ዘይህብ ብኣይ ወገን ኣጆኻ! ንኻልኦት ግን ዲንቂ ትምህርቲ እያ💁
@@teweldhhagos8742 ኣነ ብግርህናይ ስለ ዝተበደልኩ ከይትብደል ኢለ የ ዝሓወይ። ስለቲ ጽፉፍ መልስኻ የመስግነካ።
@@habenhagos2469 ክቡር ሓው ንሰባት ዘለካ ኣመለኻኽታ እንታይ ይመስል ኣይፈልጥን’የ ንዓኻ እንታይ ኣጋጢሙካ'ውን ከምኡ:
እንተ ንዓይ ዝሃብካኒ ምኽሪ ኣነ'ውን የመስግነካ
ዝያዳ ግን ካብ ንዓይ ንኻልኦት ከምዚ ከማኻ ብግርህና ንሰባት ካብ ፈጣሪ ንላዕሊ ዘምልኹ ንኸስተውዕሉ ጽቡቕ ሓገዝ'ዩ።
ኣነ ግን ከምዚ ዝብለካ ንሰብ ከማይ ድኹም ምዃኑ ስለ ዝፈልጥ መጠኑ ዝሓለፈ ኣብ ሂወተይ ኣየእትዎን'የ።
ሓንቲ ክብለካ ግን ከምቲ ዝበልካኒ ብዛዕባ ሓዳርካ ብዘይካ ንስኻን መጻምድትኻን ካልእ ኣካል መፍትሒ ከምዘይህቡኻ ሕጅ'ውን ክትርዳእ ይግብኣካ:
ናይ ክልቴኹም ምስጢር ሳልሳይ ኣካል እንተ ፈሊጥዎ ሓደ ማዓልቲ ምኹሽሑ ኣይተርፎን’ዩ
ምስጢር ሓደ ትሕቲ መርየት ምስጢር ክልተ ልዕሊ መርየት እኳ ዝባሃል:
ብዝተረፈ ግን ኣብ ሂወትካ ጽቡቕ ይምነየልካ🙌
Thanks so much for wonderful sharing ! God bless you baba Robel ❤️
Thank you Dr. Robel edmen tenan yhabka fetari🙏
Dr robel kidane smart king man kemaka men alo btaemi xbuq ena nmhar zelena kabaka fetari edmen tenan yihabka💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💝🙏
Thank you ❤Robi great teacher
I’m glad I found this video. Great advice. Thank you.🙏🏽
መድሃኒየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ👍
Wellcome Dr robi
ኣይትጥፈኣና ከኣ እባ
ብርግጽ እቲ ዝዓበየ ቃልሲ ምስ ስሚዒት ክትቃለስ ክትቁጦብን እዩ ።
You are an amazing teacher always my favourite one.
Naybhki Thank you Dr Robel kidane
ናይ በሓቂ 👌
Our father ur words is so strong......
Thx 🙏🏾 baba robel egzabhar edmen tenan yhabelna ❤️🫶🏽
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ክቡር ኣቦና❤❤❤❤❤
ስሚዒት ብከመይ ይበስል ድዩ'ስ ወላ
ስምዒት ከመይ ይግታእ፣ ኣብ ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ! ! ነፍሲ ወከፍ ባህርያት ናይ ገዛእ ርእሱ ብሉጽን ድኽመትን ኣለዎ። ነቲ ኣወንታታት ዘለዎ ባህርያት ድማ ብምውዳብን ነቲ ድኽመታት ብምምካትን፣ ክመሓየሸሉን ዝረድ ኡካ ነገራት ኣለዉ፣
ዘይምብሳል፣ ብዙሕ ግዜ፣ ብተሞኽሮ ዘይምሕላፍ እምበር ምስ ባህርያት ዘጋጥሞ ነጥቢ የሎን። ዘይምርድዳእ ድማ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ካልእ ብባህ ካብዘይምባል ዝውሰድ ዘይተቀባልነት መስርሕ እዩ። ንሱ ወይ ንሳ፣ ንሳቶም ኽልቲኦም ወይእውን ንሳተን ኽልቲኤን፣ ዘይረዳዳ፣ ሓደ ስዉር ኣርእስቲ ብድሕሪት ስለ ዘሎ ይኸወን፣ ንኣብነት፣ ንዕቀት፣ ቅንኢ፣ ወይውን ዘምርዳእን ዘይምፍላጥን የጠቃልል።
ኣብ ዝመጽእ ብሰፊሑ።
ስሚዒት ኣይበስልን እዩ ካብ ብዝሒ ተሞኽሮ ግን ሓደ ሰብ ብስለቱ የመስክር። ዎደሓንኩምምምም ደቂ ሓዎቦይ።