HDMONA - ሳርፕራይዝ - 40 ዓመት ቃል ኪዳን ስድራቤት ዮውሃንስ እስቲፋኖስ - New Eritrean Video 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • JOIN 👉 / @hdmonanebarit
    HDMONA - ጽምብል 40 ዓመት ቃል ኪዳን ስድራቤት ዮውሃንስ እስቲፋኖስ 40 years wedding Anniversary of family Yohannes Estifanos - New Eritrean Video 2022
    / @hdmonanebarit
    Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
    All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    TH-cam - / hdmonanebarit
    Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
    Instagram - / hdmonanebarit
    TikTok - / hdmonanebarit
    Twitter - / hdmonanebarit
    Website - hdmonanebarit.com/
    © HDMONA NEBARIT LLC 2022. All Rights Reserved.
    #hdmonanebarit #hdmonaSemhar #HdmonaAnniversary

ความคิดเห็น • 350

  • @nurahayatihayati8390
    @nurahayatihayati8390 2 ปีที่แล้ว +57

    እግዚአብሔር ኣምላክ ከምዚ ዝበለ ሓዳርን ናብራን ጥዑማት ስድራቤትን ክህበኒ ተመንየ የስምረልኪ በልኒ 27 መድሃኒኣም ዩ ከኣ

    • @shkorinabowey7958
      @shkorinabowey7958 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen yehabki Amlak

    • @genet77
      @genet77 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Amen 🙏 nkulu sab

    • @weletekiros2334
      @weletekiros2334 2 ปีที่แล้ว +2

      Amlak etsfi gieru yihabki❤

  • @user-op7vq1nc1t
    @user-op7vq1nc1t 2 ปีที่แล้ว +92

    ኣምላክ ዝበለፀ ደስታ ሂቡ የንብርኩም ምስኦም እምበር ነቢዐ ሰብ ክሕጎስ ከሎ ካብ ምርኣይ ፀጋ የለን ከምዚ ናተይዶ ትኮኑ ናይሰብ ደስታ ደስ ዝብለኩም❤🙏

    • @shkorinabowey7958
      @shkorinabowey7958 2 ปีที่แล้ว +1

      Ewe hakiki ane aleku haftey xebuk yehabki naki ka❤️🙏

    • @letshbrhane110
      @letshbrhane110 2 ปีที่แล้ว +2

      Aryam bnay seb hagos zey hgos bnay seb hazen zey hazn nay bhaqi seb aykonen kemeu mkanki eta bhaqi (seb eki ) ezi wn tedlti nay amlaki eu

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 2 ปีที่แล้ว +1

      Ane alekue desss kblue edmen tinan yehbom

    • @issaiasbetsueamlak9528
      @issaiasbetsueamlak9528 2 ปีที่แล้ว +2

      ያ ቅዱስ ቅንኢ ዘለዎ ንብዓት ክኣ እምበር ሓቅኺ ኢኺ

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 2 ปีที่แล้ว +18

    እሰይ ደስስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኽ😍😍ሓዳር ዘይገበርና ውን ፅቡቕ ሓዳር ይፍጠረልና አብ እምነትና ፀኒዕና ቃል ኪዳና ኣኽቢርና ንኽነብር ፈጣሪ ይሓግዘና🙏🙏 ኣየ ስደት😢😢

  • @user-gr4mu4pe5c
    @user-gr4mu4pe5c 2 ปีที่แล้ว +50

    ኡፍፍ ደስ ክብሉካ 🥺
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሙሉእ ስድራቤትኩም ❤️
    ሰምሃረይ & ዳኒተይ ብውላድክን ክበራ እዱባተይ 💘💘

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว +24

    ተጋሩዋኒ ንሕና እዉን ከምዚ ምስ ቤተሰብና ተራኪብና ናይ ደስታ መዓልቲ እነክብር ይግበረና ፈጣሪ🙏🙏🙏😢😢❤❤❤❤

    • @natandesale7275
      @natandesale7275 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆኺ ምዓረይ ክትራኸቡ ኢኹም ኩሉ ድሕሪ ሽግር እዩ ዘሎ ራህዋ

    • @genetgyohans3381
      @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว

      @@natandesale7275 የቀንየለይ ሓወይ🙏🙏🙏

    • @hagerabraham962
      @hagerabraham962 2 ปีที่แล้ว +1

      Amlak selam Rahwa yhabkumn yhabenan haftey natey. Egziabhier zsiano yelen ajoki ❤️

    • @genetgyohans3381
      @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว

      @@hagerabraham962 yeqnyeley haftey mearey🙏🙏

  • @user-ve7tf1pb9i
    @user-ve7tf1pb9i 2 ปีที่แล้ว +16

    ዋውውውውው ን ባባ ዮሃንስ ካብዚ ንላዕሊ ይግቦኦ እዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ምስ ፉቁራት ደቅካን ሙሉእ ስድራ ቤት ይምንየልካ ሰምሃረይ ወሊዳትልና ድያ ሰሙ ሽኮር ኣሰይ

  • @da8387
    @da8387 2 ปีที่แล้ว +29

    መጻኢ ዘመንኩም ካብ ዝሓለፈ ንመጻኢ ዝበለጸን ዝመቀረን ክኾነልኩ ንምነየልኩም🙏🙏
    🇪🇷 👑 ❤️ 🥂🌹👑 🇪🇷

    • @meryemsiid6901
      @meryemsiid6901 2 ปีที่แล้ว

      Aseyy nice comment Aminnn D WOW KEBRET YHABKA ELEKA ALEKU SELTI XBUK TEMIT ASEYY

  • @zeeridanmedia1409
    @zeeridanmedia1409 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ፡ እዚ መን ይረክቦ፡ እዝጊ ዝሃቦ ። ተባረካ

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 2 ปีที่แล้ว +33

    አሰይይይይ።እልልልልልል።ቢጣሚ ጽቡቅ መደብ ንዕድመን ጥናን ይግበረልኩም።🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @favenfanuel648
    @favenfanuel648 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ሰማሃል ዳናይት ጡዑማት ቃና ዝፈትወክን ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ምስ ምላእ ስድራ ቤትክን ዘመንክን ይባረኽ

  • @biniammebrahtu8194
    @biniammebrahtu8194 2 ปีที่แล้ว +85

    ሰባይ ነቢዑ እዚ ንብዓት ከኣ ክሳብ ብሂወት ዘለኽን ተመሪቕክን ኢኽን ደቂ ዮውሃንስ ዘይ ከም ደቂ ግዝየ ዘይ ከም ኣዋልድ ብሓቂ ተመሪቅክን ኢኽን እሞ ተረፍ ምራቀክን ይብጻሓና ።

    • @user-pd6xr7hj9l
      @user-pd6xr7hj9l 2 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ ሙሩቓት ደስ ክብላኻ እግዝኣብሄር ይባርከን

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว +9

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሙሉእ ስድራቤትኩም 🙏🙏🙏ሰምሃረይ & ዳኒተይ ብውላድክን ክበራ እዱባተይ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tesfiyetes2328
    @tesfiyetes2328 2 ปีที่แล้ว +5

    ኩሉ ሓደ ኣይኹን ገሊኡ ብሓዘን ውላዱ ዓይኑ ዓዊሩ ገሊኡ ካኣ ብዉላድ ይሑጎስ እንቋዕ ሓጎስኩም፡ኩቡራት ስድራ

  • @asly8915
    @asly8915 2 ปีที่แล้ว +18

    ትዕድልቲ እዩ ከምዝይ ዝበለ ዉላድ ምርካብ አምላክ ይሓሊኹም ንምቡሉኡኹም ስድራቤት

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 2 ปีที่แล้ว +17

    ካብ ስደት መሊሱ ንዓኹም የማስለና ፈጣሪ🙏

  • @jsjdjususjs4865
    @jsjdjususjs4865 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣነስ ኪፎትወኪን ኪልተኽን ኣሕዎት ፅልል እየ ብሙዚቃኺን ሓፍትኽን ካብ ትግራይ ነባሪት ስዕዲ ዓረብ ሰምለይ ኤዲተይ ሽኮራት💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋👌

    • @dhhbbdh5851
      @dhhbbdh5851 2 ปีที่แล้ว

      @@user-en9rb2kq3t 😂

  • @ተመስገንአምላኬ-በ4ረ
    @ተመስገንአምላኬ-በ4ረ 2 ปีที่แล้ว +15

    ኣሰይ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤ ኣምላክ ሓዳር ዘይገበርና ፅቡቅ ሓዳር ይፍጠረልና ኣብ ቃል ኪዳንና ፀኒዕና ንክንነብር ኣምላክ ይሓግዘና 🙏🙏❤❤❤

  • @mikihawey3405
    @mikihawey3405 2 ปีที่แล้ว +4

    በጣዓሚ ብጥዓሚ ባህ ዘብል'ዩ ኩቡር አያናን አቦናን ሁቡብ ስነ ጥበባዊ ዮውሃንስ እስቲፋኖስ ንዓኻን ክብርቲ በዓልቲ ቤትካን ወ/ሮ አልማዝን እንኳዕ ናብ መበል አርብዓ (40) ዓመት ናይ ሐዳርኩም ብሰላም አብጻሐኩም ኮምኡ ድማ ንድምጻውያን ሰምሃርን ዳናይትን ነዚ ኩቡር በዓል ናይ ወለድኽን ንምርአይ አብቃዕክን አብቃዓና ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃቦም ይሃብክን!!!! (we love you)❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @genihalish8836
    @genihalish8836 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍቅር ዝኮኑ ፊሚሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤

  • @almazmalu6956
    @almazmalu6956 2 ปีที่แล้ว +8

    ዋው ጆነይ ወዲ ኮርሰይ ስለዝረአኩካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። እልልልል ጎይታ አብዚሑ ይባርኩም። 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zeeridanmedia1409
    @zeeridanmedia1409 2 ปีที่แล้ว +4

    ባባ ዮውሃንስ ምስ ክብርቲ በዓልቲ ቤትካ ምስ ዘን በራውር ዕንቊ ቀይሕ ባሕሪ ደቅካን እንኳዕ ነዚ ክብሪ ዚ ኣብቓዓካ፡ ኣርማን ግርማን ሃገር፡ ኣቦ ሰውራን

  • @wubayheumeseret4471
    @wubayheumeseret4471 2 ปีที่แล้ว +2

    እንዴት ነው ደስ የምትሉት ባካችሁ !!!!! አይለያችሁ ።

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን የሃብክም 1000 ንበሩ 😘😘😘

  • @ed2821
    @ed2821 2 ปีที่แล้ว +5

    Very delightful, to celebrate married life together with all the ups and downs of life and making it this far is a blessing. We wish you love and peace for the coming years.👌👍🇪🇷❤️

  • @halieabmebrahatu986
    @halieabmebrahatu986 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣዳማይ ባዓል ሴፍ ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ዩ ኣምላክ ፍቅርኩም ይመላልኩም ኣቦና ዮዋሃንስ

  • @rimontesfalem1097
    @rimontesfalem1097 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ደስ ተብሉ ስድራ ኢኹም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ስድራና

  • @samgeb1577
    @samgeb1577 2 ปีที่แล้ว +1

    Congrats ደቂ ኤረ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹 እንዳ ባባ ዮሃንስ ምስ ክብርቲ ብዓልቲ ቤትካን ደቅኻን.... 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌹🇪🇷 ደቂ ኤረ ዕንበባታት

  • @Asmara2b
    @Asmara2b 2 ปีที่แล้ว +2

    Great family👍
    እንኳዕ ደስ በለኩም! ኩሉ ሰስናዪ!

  • @sabakidanehaile1510
    @sabakidanehaile1510 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኻዕ ሓጎሰካ ኣቶ የውሃንስ ምሉኣት ስድራቤት ብሓቂ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ!!!

  • @user-il3lj2yb7x
    @user-il3lj2yb7x 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላኽ ስድራኹም ይባርኽ።ሓጎስ ደስታ ጽቡቅዩ።ሀገርና ኤርትራ ይባርኽ ኣምላኽ።

  • @huruyaedris9299
    @huruyaedris9299 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ሽኮርሪናታት እዝጋቢሄር ፍቅሩኹም የብዝሓዮ ዕድሜኹም የንውሓዮ ምስ ስድራኹም ፈተውትኹም እንካዕ ሓጎሰኩም

  • @user-pd6xr7hj9l
    @user-pd6xr7hj9l 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይይይ ንዕድመ ይግበረልኩም ❤🇪🇷❤🙏🙏🙏

  • @robelbrhane8228
    @robelbrhane8228 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ዕድመ ማቱሳላ ይሃብኩም ፍትዋት ስድራ ቤት

  • @ereyerey7133
    @ereyerey7133 2 ปีที่แล้ว +5

    Asey mkurat family enquae hagosekum 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @febenmisgna7996
    @febenmisgna7996 2 ปีที่แล้ว +6

    Zterefe zemenkum ybark

  • @salataentertainment
    @salataentertainment 2 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ብሓይሊ ኣምላክ ሕጉስ ዘለካ ንዘለኣለም ይንበረልካ ፡ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ

  • @Davidm127
    @Davidm127 2 ปีที่แล้ว +76

    ትለያላችሁ በጣም ታምሪያለሽ ቋንቋውን ባልሰማም ሁሌም የማየው ዩቱዩብ ቻናል ነው።

    • @tessola2169
      @tessola2169 2 ปีที่แล้ว

      Abat yedro zefann new ena enat yesegachew 40 Amet new hilet lujejachow demo zefanach nache semhar Yewhans ena Danait yewhans ❤🌹

    • @zeeridanmedia1409
      @zeeridanmedia1409 2 ปีที่แล้ว

      Thanks our beloved bro, we also seen ur beloved videos , films, songs, . We are also so closed each other

    • @khalidabdela7681
      @khalidabdela7681 ปีที่แล้ว

      Haaapy haapy semo

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 2 ปีที่แล้ว +2

    ሽኮሪናታት ደስ ክትብሉ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ሐዳርኩምን ዘርእኩምን ይባርክ

  • @flameshockey7688
    @flameshockey7688 2 ปีที่แล้ว

    Nazreit Tasfamikale
    አሰይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኹም
    ምስ ደቅኹም ❤️❤️🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zabaamare5919
    @zabaamare5919 2 ปีที่แล้ว +1

    Amazing Eritrean all the love 💕

  • @dehabwoldegherghish5382
    @dehabwoldegherghish5382 ปีที่แล้ว

    Asey! We love you The Yohannes Family!!!
    Niberulna,Kuberulna,ms tiEna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 ปีที่แล้ว

    ንጽኑዕን ነዊሕ ዕድመ ኣብ ሓዳር ቃል ኪዳን ምጽናሕ፡ ወጻኢታት ጌርካ ተኽበርካዮ ጽቡቕ እዩ። ምኽንያቱ፡ ዓቢ ትምህርቲ ንሓደስቲ ዝምርዓዉን ንናእሽቱ ወለዶታትን ሞዴል ክኸውን ስለዝኽእል። ንጥምቀት፡መርዓ፡በይቢ ሻወር ፡ተስካር ዝግበር ዘየድሊ ወጻኢታትን ሆይሆታን ግን ክሳራ'ዩ። ክሳራ ንትውልዱን ንባህልን እዩ። ትውልድን ባህልን ምኽሳር ድማ ንሓንቲ ሃገር ሓደጋ እዩ። ብዝኾነ ፈጣሪ ብሂወት ክሳብ ዘለኹም ኣብ ሓዳርኩም የጽንዕኹም። እንቋዕ ደስ በልኩም፡ሓጎሰኩም። 🎉🎉🎉🎉×10.

  • @user-qp7vi6is3t
    @user-qp7vi6is3t 2 ปีที่แล้ว +3

    Amlak ybrkum seb hdar zelekum ✝️♥️🤲

  • @user-uv3tn6zs7i
    @user-uv3tn6zs7i 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ክብሉ ዝተረፈ ዕድመኩም ይባረክ

  • @Rahel248
    @Rahel248 2 ปีที่แล้ว +8

    Wow ♥️ ♥️ congratulations family ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mulugetakidene4681
    @mulugetakidene4681 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዘብል እግዛብሄር ፍቅርኩም ይባርኽ

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey6418 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ጌርክን ኣትን ቖልዑ፡ ኣይተ ዮሃንስ ብሓቂ ንፉዕ ኣቦ ዮም መርኣያ 'ውን ዮም ካብዚ ንላዕሊ ይግብኦምን ፈረቓን። ብግብሪ ውን ኩልሻዕ ክትንከባኸበኦም ኣለክን፡ ዝግብኦም ፈጺሞም ዮም። እተን ወላዲት ውን ስለ እቲ ጽኑዕ ሓዳር ምምራሐን ክብሪ ይግብአን ዩ። ስምሃርን ዳናይትን ውን ብሓቂ ለባማት ኢኽን፡ ቐጽላሉ።

  • @user-ui6ss9ee8p
    @user-ui6ss9ee8p 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ብሓቂ ትዕድልቲ ምሩቋት ስድራ💛
    ዛጓል ከረንከ ሓፍተን ድያ ንበዓል ሰምሃር😳

    • @sarasolomon6080
      @sarasolomon6080 2 ปีที่แล้ว +1

      ኖ ማሓዛ ሰምሃር እያ 🥰

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 2 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልልል ኢለ ኣለኹ ኩቡር ኣቦና ምስ ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @eliasmehari3013
    @eliasmehari3013 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰምሃል @ ዳናይት መክበሪክን ዉለዳ ብሓቂ

  • @wt7061
    @wt7061 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ኣሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እዚኸመንረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ ስድራቤት ባባ የውሃንስ

  • @berhanewedikeshi7439
    @berhanewedikeshi7439 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብነታውያን ፋሚሊ

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan5948 2 ปีที่แล้ว

    "ተዝኣቱ ናብ'ዚ ቀላይ ታይ ምበለ ሰብ ብሃላይ"
    ስነ-ጥበባዊ
    ገ/እግዝኣብሔር (ውጩ)
    ኣፋጽዮ

  • @yacobisaac4889
    @yacobisaac4889 2 ปีที่แล้ว +2

    Wow Congratulations 🎉 Edimen tienani ymineyelikum kiburat Family 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @asfaha75
    @asfaha75 2 ปีที่แล้ว +2

    My favorite family God bless you ❤

  • @samorayesus7465
    @samorayesus7465 2 ปีที่แล้ว +2

    Happy 40th anniversary 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @liaysolomon9269
    @liaysolomon9269 2 ปีที่แล้ว +1

    Super nayei bahake eneqae abeze abeqaakeme. 💔💞💖❤💚💛💝❣💯🙏🏼💯🙏🏼💯👏💋🇵🇹💋🇵🇹💋🇵🇹

  • @rozinawoldemariam793
    @rozinawoldemariam793 2 ปีที่แล้ว +1

    Bless you more and more my favourite singers and family love you a lot 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @etegemenentafere6538
    @etegemenentafere6538 2 ปีที่แล้ว +2

    አካዕ ሓጎሰኩም ተባረኹ ❤️❤️❤️❤️

  • @samrawitkidane5829
    @samrawitkidane5829 2 ปีที่แล้ว +3

    Congratulations nice family vibes 🥰🥰🥰🥰

  • @mrkudusgebrenugus2032
    @mrkudusgebrenugus2032 2 ปีที่แล้ว +3

    Woooo congratulations God bless you family ✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🎇🎇🎇🎇

  • @helenymesgen1054
    @helenymesgen1054 2 ปีที่แล้ว +1

    semhar and danu deki jeganu ekn shikorinatat ❤

  • @MrZeriet
    @MrZeriet 2 ปีที่แล้ว +2

    Long Live my Aunt with all your family .

  • @fokirmua1035
    @fokirmua1035 2 ปีที่แล้ว +18

    እልልልልልልል አሰይ ፍቀሪ ዝኾኑ ሰድራ ንዓኹም የማስለና

    • @user-jj9ck6gn5e
      @user-jj9ck6gn5e 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜንኣሜን ኣሜን♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @eritrea7340
    @eritrea7340 2 ปีที่แล้ว +1

    Congratulations family yowhans bewladkin kibra betami des zebel

  • @abrehettesfatsion1729
    @abrehettesfatsion1729 ปีที่แล้ว

    Congratulations lovely family ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹

  • @segenatobrhan1406
    @segenatobrhan1406 2 ปีที่แล้ว

    አንቓዕ ሓጎሰኩም ደስ ክትብሉ ዝተረፈ ሂወትኩም ኣምላኽ ይባርኸልኩም

  • @amanielkesete5944
    @amanielkesete5944 2 ปีที่แล้ว +2

    congratulations 🎊 deqi eri ❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @andomgoitom9814
    @andomgoitom9814 2 ปีที่แล้ว +1

    Congratulations Sdrabet Baba Yohannes...👍👍👍👍

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቓት።

  • @muzitbereket9037
    @muzitbereket9037 2 ปีที่แล้ว +5

    አንቃዕ ሓጎሶኩም ወለዲ ወላዲ ፍረ ጻሙኡ ክረክብ ኣለዋ ካብ ሓጎስ ዝጥዕም የለን ንኩልና ኣብ ዘዘለናዮ ሓጎስን ጥዕናን ይሃበና 🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @romayabraham8737
    @romayabraham8737 2 ปีที่แล้ว +2

    Congratulations and we wish you long and healthy life.

  • @shewitzergaber5067
    @shewitzergaber5067 2 ปีที่แล้ว

    Ewey eza Mama Semharn Danayitn Fetyeya Mama kbrti 🇪🇷 Zterfe zebenkum ybark kubrat sdra

  • @fevenfkrrr705
    @fevenfkrrr705 2 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyy mukurat sidra amlke edmen tenan yehakum 🥺💕😍😍😍😍😍

  • @muzitabraham272
    @muzitabraham272 2 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም ጽቡቅ ስድራ ከማኹም የማስለና

  • @majornamen7150
    @majornamen7150 2 ปีที่แล้ว

    ዕዲመን ጥዕናን ያሃብኩም

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy Xibukattt familjen Edman tinana yehbkum kereney shikor ❤️❤️❤️🥰🥰🥰❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓዳርኩም ይባረኽ

  • @shewitabraham2474
    @shewitabraham2474 2 ปีที่แล้ว

    Congrezilition legend Father For NeEdaman Tenan Yegaberalakem For life Bela Semher kae Enke hagosekan

  • @asteryohannes2872
    @asteryohannes2872 ปีที่แล้ว

    They all look great was this in Asmera?

  • @fyared2172
    @fyared2172 2 ปีที่แล้ว +1

    Congratulations 🇪🇷😍🇪🇷❤

  • @affefes4232
    @affefes4232 2 ปีที่แล้ว

    Anes nibiatey wedie🥲 bitami des tiblu weledu zekibr seb bitami eyu zimisiteni bitami jigna Semhar 👏👏👏👏👏❤️🙏

  • @abdurehmanibrahim8742
    @abdurehmanibrahim8742 ปีที่แล้ว

    Mashallah edmen tenan ymnylkum end yohaness

  • @senaitbeyene2678
    @senaitbeyene2678 2 ปีที่แล้ว

    Congratulations!!! Blessed family.

  • @ragalino-9915
    @ragalino-9915 2 ปีที่แล้ว

    Lovely family god blessing them 👏👏🇪🇷👏🎉🥰

  • @ypfdjisrael1278
    @ypfdjisrael1278 2 ปีที่แล้ว +4

    ብመጀመርያ ወለዲ እንቃዕ ሓጎስኩም ። ካብ ጎራባብትኻ መታዓቢትኻ ኣዝማድካ መሳርሕትኻ ወጺኻ ዝግበር ጥምቀት ክርድኣኒ ኣይ ክኣለን መኽንያቱ ከምቲ ወዲ መስፍን ዝበሎ ሓመድ ገዛውትና ቆልዑ ገዛውትና ጎረቢትና ዘይብሉ እንታይ ውራይ እዩ ድዩ ዝበለ ስለዝስ እዛ ካርቱም ከድካ ምጥማቅስ ደስ ኣይ በለትንን

    • @xoxoxo542
      @xoxoxo542 2 ปีที่แล้ว

      Zey gudayka Ab des zbela ttemek..

    • @xoxoxo542
      @xoxoxo542 2 ปีที่แล้ว

      Zey gudayka Ab des zbela ttemek..

  • @jesusking7000
    @jesusking7000 2 ปีที่แล้ว

    Newih Edmen tenan Temenalkum nkulkum sdrabat enkaei hagosekum ♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 2 ปีที่แล้ว

    Congratulations to Yohannes Estifanos with his Family.He was a famous singer before independence.

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 2 ปีที่แล้ว

    Asey b taemi des zbl amlak edmen teanan yhabkum sdra Baba Estifanos 🙌 ♥

  • @yirgaberhe2676
    @yirgaberhe2676 2 ปีที่แล้ว +1

    Beautiful ❤️❤️❤️❤️ nefiat deki yohans

  • @mihretyemane7471
    @mihretyemane7471 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyy btami des zbel zterefe zemenjum ybarek

  • @samsonmogos6084
    @samsonmogos6084 2 ปีที่แล้ว

    Conditions lovely family Yohanes Estifanos.......

  • @hanasolomon2348
    @hanasolomon2348 2 ปีที่แล้ว +1

    God bless All of you 🙏 ❤ viv

  • @segenzerezghi5917
    @segenzerezghi5917 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyy ❤❤❤❤Congratulations xbuqat sdara egziabher amlak xegau yebzhallkum btaemi des tblu weledi

  • @malka8835
    @malka8835 2 ปีที่แล้ว

    Beautiful family GOD bless you all ❤

  • @user-dp2my9zm3f
    @user-dp2my9zm3f 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ ኤርትራ ድየን ዘለዋ ደስ ክብሉ

    • @senchoele4899
      @senchoele4899 2 ปีที่แล้ว +1

      Ab Sudan

    • @merry3355
      @merry3355 2 ปีที่แล้ว

      Ab Eritrea eyen zelewa

  • @habtemehari7642
    @habtemehari7642 2 ปีที่แล้ว

    Ekea amlak nezi abkeakum.Edmen tenan yihabkum.💟✝️

  • @asmayassin7106
    @asmayassin7106 8 หลายเดือนก่อน

    ماشاءالله ❤❤❤❤❤❤❤

  • @samrilove2625
    @samrilove2625 2 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyyyy congra tsbuat sdra

  • @akbirtube3373
    @akbirtube3373 2 ปีที่แล้ว

    asey asey asey tsebukat family betami dasi zabil god bless you all daki eray shikornta