ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Long live ! Eritreans for Eritrea! Astonishing Peoples in the Horn Of Africa! Always declaring Sun Rise to Africa!!!
ጽቡቃት ስድራ ፍቅርኹም ደስ ክብለካ ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኩም
ብመጀመርታ ሰምሃሪኖ እንቋዕ ሓጎሰኪ ካብቶም ኣድነቅትኺ ሓደ'የ። ብምቅጻል ጥምቀት ድዩ መርዓ? ኣነ ድየ ባህልና ረሲዐዬ ዘለኹ ወላስ ሰብ ይቅየር ኣሎ? ንጥምቀት፡ንበይቢ ሻወርን፡መርዓን፡ ተስካርን ወዘተን ዘየድልይ ወጻኢታት ጥራሕ ዘይኮነስ ንትውልዲ/ወሎዶታት እንታይ ኢና ነመሓላልፍ ዘለና?
Including her family 40 th universal
@@senaittesfazgi9707 ናይ ወለዳ 40 ዓመት ምብዓል ትምህርቲ ሓዘል እዩ። ምናልባት ኣብቲ ወጻኢታት ክትዛረብ ይከኣል ይኸውን። ንወሎዶታት ግን ትምህርቲ ኣለዎ። ጸሊአ ዘለኹ እዚ ጥምቀት፡መርዓ፡በይቢ ሻወር፡ተስካር ፡ናይ ልደት) birthday) መዓልቲ ወዘተ ተባሂሉ ብዳንኬራን ወጻኢታትን ዝግበር እዩ። ሰምሃርን ደናይትን ካልኦትን ብዙሕ ኣድናቂ ስለዘለወን፡ ኣብ ንጥፈታተን ከስተውዕላ ይግባእ። ሕጂ ሕሰቦ ነዚ ናይ ሰምሃርን ደናይትን ርእዮም እንተስ ተለቂሖም ፡እንተስ ተጨኒቆም ከምናተን ወይ ድማ ካብ ናተን ንላዕሊ ክገብሩ ዝፍትኑ መንእሰያትና ብዙሓት እዮም። ክሕሰበሉ ዘለዎ ጉዳይ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብዚ ሕጂ እዋን። ኮሮና ፡ኩናትን ካልእን ኣብዘለወሉ ግዜ። ባህልና ንኹሉ ሕብረተሰብና ኣማእኪሉ ዝኸይድ ሚዛኑ ዝሓለወ መንብሮ እዩ ዘድልየና።
ይገርመካ እዩ ዓባይ መልእክቲ እያ ? ኣሰንሲ ዋጤን ክመልስኦ እየን ኣቲ ድካ ግን እዝን ወዲ-ከምዝን ሪኡ ኣብዛ ዕድኡ ይሽመም ። ከም ስነጥባባዉታን ግን መራኣያ ኣብነታዉያን ክኮና ይግባእ ኔሩ ። ብነብሱ ራኣዩኒ ዝኮነ ግዜ እዩ ።
Beautiful 💖 colourful ni kulu bihearat eritra ziwikl love it ❤ god bless yr family
@S H ewayyyyy mexaka keA hiwet zixelemeka seb🙄🤦♀️ just love life and enjoy it 😉
@@BeLLa-eo9xr beqa nzkones politica mataw koynu srahkum🤫
@ Hidmona Nebarit please ኣብ ጥምቀት፡መርዓ፡በይቢ ሻወር፡ተስካር ወዘተ ንዝግበር ዳንኬራ ምስቲ ሒዝክሞ ዘለኹም ስም ዝኸይድ ኣይኮነን ዝብል ርእይቶን እምነትን ኣለኒ። እንተተጋግየ ድማ ኣረድኡኒ! የቐንየለይ!
Waww semu shikor congra mekseb alem💋🇪🇷✌
Beautiful family 💕proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቛዕ ሓጎሰኪ ሰምሃር ከምኡ ውን ስድራቤት የውሃንስ ሓጎሰኩም! 🎊 🥰 ርሑስ ጥምቀት 🤗!
ሰላም ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ብሓይሊ ኣምላክ ሕጉስ ዘለካ ንዘለኣለም ይንበረልካ ፡ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
ሰይይይይ ዕልልልልልልል congratulations ሰምሃረይ
Congra family yehanns ♥️♥️
ብሩኻት ስድራቤት ኢኹም ንስኻትኩም ምስ እግዚአብሔር አምላኽ መብጽዓ ዘሎኩም ንዉሉድ ወሎዶ።ውራይኩም ዘበለ ንሰናይ ኮይኑ ብስላም ኣጀሚሩ ብስላም የወድኣኩም።እቶም ምስ እግዚአብሔር አምላኽ መብጽዓ ኣትዮም ውላዶም ዘጠምቁ ብጹኣን እዮም ብክርስቶስ እየሱስ። እቶም ዘይተጠመቁ ድማ ምእንቲ ክጥመቁ እሞ ውላዶም ከዓ ከጠምቁ ብማይ ብመንፈስ ቅዱስ ብስመ እየሱስ ክርስቶስን ይኾነሎም መብጽዓ እንተ ደልዮም፡ውሉድ ኣምላኽ ክኾኑ ምስል ሃቦም፡ ጵድቂ ይረኽቡ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ወረስቲ ይኾኑ፡ ካልእ ዝደለይዎ ይምልኣሎም መድሓኒዓለም፡ ክብ ሻራነት ይድሕኑ እንካብ ዕግርግር ባእሲ ስኽራን ወዘተረፈ ፍቃድና ፍቃድ እግዚአብሔር ከምቲ ቃል ኣምላኽእግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
@Estif Tewelde እንካብ ጓይላ ከአ ይድሕኑ እዮም እወ እቶም ዲግሞ ዝተወልዱ። አካእሎ ምእንቲ ክህበና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኩሉ ብኩሉ ንኩላትና ጽሎት ንግበር ብስመ እየሱስ ክርስቶስ ፡ እቲ ቅዱስ ወልድ ህያው ኣምላኽ ሓይሉ ጥበቡ ኩሉ ኣሰራርሓ ብመንፈስ ቅዱስ። ኣምላኽ ፍቅሪ ስለ ዝኾነ ድማ ሓቂ እዪ እቲ ዝምህር መገዲ ህይወት። ኩሉ ሰሰናዩ
ዳግም ዝተወልዱ
Shikorinatat🥰🌹🥰🌹
Congrats semhar enqae hagoseki nat wladki ente ti wray gn kachwenwen bezihwo nay kole zeleken tmesla kulatken adeken wrzyti
Congratulations Semharina
ASEY DEKI Ere xada 🇪🇷❤️
Deki haway koredatat deki may nefhi. Congratulation❤️
ዬሃንስ እስጢፋኖስ no 1ትግረኛ ደረፍቲ ሃደ አብቲ ግዜ ፀባ ሽመይ ፍስሃ አለማየሁ እበኀል ካቭ ቶም ፓሊስ መሳርኽትሃ ሃደ] ጊታር ምስ አምፕሊፋየር ካቫይ ትልቃኽ ኔርካ ንመርአ ዘኪርካኒዶ እንታይ እዩ ጉዱ ሽመይ ንምፅዋዕ አይደፈርካን እንታይ እዩ ፀገሙ ኩሉ ናትካ ኢንተርቪው ፈፂምካ ዘይዘከርና 1አለማየሁ ደንቢ ፍስሃ አለማየሁ አምባዬ መልኬ ሃብቴ [ዮሃንስ] ናይ ቀደም እባ አይንረስዕ ፅቡቅ ራኽዋን ሰናይ ዓመት ይግበረልካ አሜን።
Congratulations family
Asey deki Erey ekae hagoseken semharey ekae abzi abkaki Congratulation
❤️❤️❤️❤️❤️
Cameraman Editing Entay weridka setika dika serihkayo Semhar enkae abkiaki 🙏🏿
Congra semharey shkor
Congratulations
Semuye shukor congura ❤❤❤❤❤
😍😍💖💖💖💖💖💖💖😍😍😍💖❤️❤️
Merhaba ❤️🇪🇷🇪🇷
Asey tsbukat fam ❤️
🙏🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Asey semharey enqaee hagoseki mqurat family edmen tenan yhabkum amlak
Hzbna Hzbi Erey beqakum. Seldi btftaf gerkum aytitekou .Zize Corena eyu. Bgakum Deki Erey Amlak msakum ykun 🇪🇷🙏🇧🇻
corona ab sudan b jeka b elal b kale aynfeltan ina kkk
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋👈💞
Congra semu sis
Khartoum
🥰🥰🥰🥰
Hdmona eza entertainment enda wray qeyrkuma
Wow desi behalte
Well done
ኣታ አዛ ወዲ ኬፍ ዘለዎ ብፍላይ ኣብ ናይ የማናይ ኢዱ ምንቅስቓሱ ክጽብቅ ሰምሃሪኖ ካኣ አንቋዕ ሓጎሰኪ ሩሑስ ጥምቀት
Congregation semhar habtey
Sebayakedea aysasandyu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anbesit Semhar
ኣብ ኣለባብሳ kዳን ዜሮ.ማለት ንባህሊ ዝውክል የለን. ንሙኻኑ ባህልና ኾ ጻዕዳ ክዳን ጌርካ ሸነን እንተበልካ ዩ እምበር ትም እልካ ቀይሕ ወዲ ቀይሕ ገርካ ባህሊ ምድዋን. ዓገብ ባህልና ኣይ ነጥፍእ.
Sekitsike ezi kidan buzuhat ab eritra zelewa bihearat yitqemulu eyom mis nay tigrigna style hawisen keA bella geareno and its beautiful 😍 resah hangol kemakha sile zeykona 🙄🤫🤨
Agame
@@merry3355 yes i am agame.Denkoro.agame awraja eyu. Xerfi yu mesiluka/ki.
@@michaelhagos6208 emo ab geza eritrawyan entay tigebr alekha 🤔
@@michaelhagos6208 agame malet 👉 🪲🪳 eyu abzey gezu ziiiizz yibl
ስም ቻነልኩም ቀይሩ ትርጉም ህድሞና ምስ ስራሕኩም ዝከይድ ኣይኮነን ናይ ጥምቀትን ቤቢሻወርን ኮንኩም ተሪፍኩም። እዛ ቻነልኩም ጥፍኣት ባህልናን ዘየድሊ ምትእትታው ዘይባህልናን ከይኮነት ኣይትተርፍን'ያ።
Where is this Asmara? Or Addis Ababa ?
Some one said it is in Sudan.
@@Surviver-e2o በዓል ትርሐስ ጋል ከረን ከ ወጽየን ማለት ዲዩ? እዋይ
@@alenalkieritrea3862 ከምኡ እዩ ዝከውን ዘሎ::
@@Surviver-e2o መዓስ ኢና ዓድና ንምለስ ? ይገርም ኢዩ
@@alenalkieritrea3862 ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ :( ከም ደቂ ዛግራ ፈቀድኡ ፋሕ ኢልና:: እቲ ኩሉ ዝክእል ሰላምን, ዕርቅን, ህድኣትን ይሃበና ምበር ናይ ኤርትራስ good for nothing eu koyinu zelo at the end.
Enqai hagoseki semu
ኣቱም ሰብት ተገዲስኩም መልሱልና ተሓዋዊስኒ እኮ ሰምሃር ኣበይ ድያ ?
Ab sudan ala yblu nerom
Sudan eya zela
@@kevenmussie859 እንታይ ትገብር ሱዳን ደአ?
@@alenalkieritrea3862 ንሲካ ታይ ትገብር ኣለካ ኣብ ስደት?
@@merhawimeles4698 አስመራ ኢየ ደለኩ አነ
አንቃዕ ሓጎሰኩም አቶም ብጥፍጣፍ ትጥቅዑ ጌጋ
Azom enda yeewhanes gelemele zebhalue entay rekibom kendezi weray zgebrue .
Neakin yemaslena xbuqat sdra enkae hagosekum
Sebaya ke da abey alo
Sebiaya ke dea
Ezi kibret wusha eu zey bahlka haymanotka zey yefkido albasat tekedinka timket du wela hagerawi beal
Nay bahki kamzi embar weray aznay shikor yebal gaila forsa teray
eway denkurna zngsela hager derfi kumnger koyno aye hegdef deglat
He gedef nekedemit ata guhaf
Zeskoru derafteyi ka rena
ewy eti organ zharm zelos abey krekbo ykel tehababerni bejakum
Keltom ab sudan kartum alewki
@@eseyastekeste8418 ewe gn address delie bitte tehababereni
Nay men deliki nay robi do wala nay hame semyawi ab kesadu zelewo kedan geru zelo hame eyu eti hade kea robi eyu nay men eki deliki kethababreki
@@eseyastekeste8418 ok nay robiel eye delie
Ok tel emo kesdelki do
እሞ ተጋሩ ኣይኮናን ወርቅናን ጨርቅናን እንተዘይ ኣምሊስና ደቅዛ ጋሕታን ህግደፍ
kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk eway helmi
😂😂😂
Kkkkkkk ewaye keni hasadat ekum behaki tegaru kkkk gena kale keteri you ekum
haha crybaby hasadat
Tegaru da bejeka me leman entay tergume alekum komalat
ኣነ ኩሉ ጊዜ ዝብላ ዘረባ ኣላ፡ እዚ ናቱ ኣዛን ንፉዕ ከሎ ኣብ ደርፊ ናይ ጓይላ፡ ካብ ሚሒር ኣነ ጓይላ ጽቡቅ ጌረ ኢየ ዝፈልቶን ዝደርፎን ምባል እቲ ዓይነት ኣደራርፋ ናይ ቅላጸ ናብ ናይ ዓጋመ ከሙ'ካ ብዙሕ ጊዜ ኣስተውዒለሉ ኣለኹ ካብ ህርመት ናይቶም ሙዝቀኛታት ይወጽእ ኣሎ። በጃኹም ንገርዎ ኖርማል ኮይኑ ክደርፎ። ኣነ ደኪመ ኢየ ሪኢቶ ክህቦ ሕጂ'ካ ደጊምዎ። I am sick and tired of him.
Naybehakeeeeee
Entay emo alwo, keam des ziblo garu yexwet.
Entay yimilketeki des kem zibelo yixawet weregna
When you criticize, you are dooming your mind! Be positive thinker and you will harvest immense art from your consciousness!
🤧🤧🤧🤧🤮🤮🤮🤮🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧
🇪🇷❤ 🇪🇷 fgurr
Ata wedi resah entay yemeleketeka ezi nay eritraweyan eu
Nay bahaqi ysamama eye
Long live ! Eritreans for Eritrea! Astonishing Peoples in the Horn Of Africa! Always declaring Sun Rise to Africa!!!
ጽቡቃት ስድራ ፍቅርኹም ደስ ክብለካ ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኩም
ብመጀመርታ ሰምሃሪኖ እንቋዕ ሓጎሰኪ ካብቶም ኣድነቅትኺ ሓደ'የ። ብምቅጻል ጥምቀት ድዩ መርዓ? ኣነ ድየ ባህልና ረሲዐዬ ዘለኹ ወላስ ሰብ ይቅየር ኣሎ? ንጥምቀት፡ንበይቢ ሻወርን፡መርዓን፡ ተስካርን ወዘተን ዘየድልይ ወጻኢታት ጥራሕ ዘይኮነስ ንትውልዲ/ወሎዶታት እንታይ ኢና ነመሓላልፍ ዘለና?
Including her family 40 th universal
@@senaittesfazgi9707 ናይ ወለዳ 40 ዓመት ምብዓል ትምህርቲ ሓዘል እዩ። ምናልባት ኣብቲ ወጻኢታት ክትዛረብ ይከኣል ይኸውን። ንወሎዶታት ግን ትምህርቲ ኣለዎ። ጸሊአ ዘለኹ እዚ ጥምቀት፡መርዓ፡በይቢ ሻወር፡ተስካር ፡ናይ ልደት) birthday) መዓልቲ ወዘተ ተባሂሉ ብዳንኬራን ወጻኢታትን ዝግበር እዩ። ሰምሃርን ደናይትን ካልኦትን ብዙሕ ኣድናቂ ስለዘለወን፡ ኣብ ንጥፈታተን ከስተውዕላ ይግባእ። ሕጂ ሕሰቦ ነዚ ናይ ሰምሃርን ደናይትን ርእዮም እንተስ ተለቂሖም ፡እንተስ ተጨኒቆም ከምናተን ወይ ድማ ካብ ናተን ንላዕሊ ክገብሩ ዝፍትኑ መንእሰያትና ብዙሓት እዮም። ክሕሰበሉ ዘለዎ ጉዳይ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብዚ ሕጂ እዋን። ኮሮና ፡ኩናትን ካልእን ኣብዘለወሉ ግዜ። ባህልና ንኹሉ ሕብረተሰብና ኣማእኪሉ ዝኸይድ ሚዛኑ ዝሓለወ መንብሮ እዩ ዘድልየና።
ይገርመካ እዩ ዓባይ መልእክቲ እያ ? ኣሰንሲ ዋጤን ክመልስኦ እየን ኣቲ ድካ ግን እዝን ወዲ-ከምዝን ሪኡ ኣብዛ ዕድኡ ይሽመም ። ከም ስነጥባባዉታን ግን መራኣያ ኣብነታዉያን ክኮና ይግባእ ኔሩ ። ብነብሱ ራኣዩኒ ዝኮነ ግዜ እዩ ።
Beautiful 💖 colourful ni kulu bihearat eritra ziwikl love it ❤ god bless yr family
@S H ewayyyyy mexaka keA hiwet zixelemeka seb🙄🤦♀️ just love life and enjoy it 😉
@@BeLLa-eo9xr beqa nzkones politica mataw koynu srahkum🤫
@ Hidmona Nebarit please ኣብ ጥምቀት፡መርዓ፡በይቢ ሻወር፡ተስካር ወዘተ ንዝግበር ዳንኬራ ምስቲ ሒዝክሞ ዘለኹም ስም ዝኸይድ ኣይኮነን ዝብል ርእይቶን እምነትን ኣለኒ። እንተተጋግየ ድማ ኣረድኡኒ! የቐንየለይ!
Waww semu shikor congra mekseb alem💋🇪🇷✌
Beautiful family 💕proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቛዕ ሓጎሰኪ ሰምሃር ከምኡ ውን ስድራቤት የውሃንስ ሓጎሰኩም! 🎊 🥰 ርሑስ ጥምቀት 🤗!
ሰላም ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ብሓይሊ ኣምላክ ሕጉስ ዘለካ ንዘለኣለም ይንበረልካ ፡ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
ሰይይይይ ዕልልልልልልል congratulations ሰምሃረይ
Congra family yehanns ♥️♥️
ብሩኻት ስድራቤት ኢኹም ንስኻትኩም ምስ እግዚአብሔር አምላኽ መብጽዓ ዘሎኩም ንዉሉድ ወሎዶ።
ውራይኩም ዘበለ ንሰናይ ኮይኑ ብስላም ኣጀሚሩ ብስላም የወድኣኩም።
እቶም ምስ እግዚአብሔር አምላኽ መብጽዓ ኣትዮም ውላዶም ዘጠምቁ ብጹኣን እዮም ብክርስቶስ እየሱስ።
እቶም ዘይተጠመቁ ድማ ምእንቲ ክጥመቁ እሞ ውላዶም ከዓ ከጠምቁ ብማይ ብመንፈስ ቅዱስ ብስመ እየሱስ ክርስቶስን ይኾነሎም መብጽዓ እንተ ደልዮም፡ውሉድ ኣምላኽ ክኾኑ ምስል ሃቦም፡ ጵድቂ ይረኽቡ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ወረስቲ ይኾኑ፡ ካልእ ዝደለይዎ ይምልኣሎም መድሓኒዓለም፡ ክብ ሻራነት ይድሕኑ እንካብ ዕግርግር ባእሲ ስኽራን ወዘተረፈ ፍቃድና ፍቃድ እግዚአብሔር ከምቲ ቃል ኣምላኽ
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
@Estif Tewelde እንካብ ጓይላ ከአ ይድሕኑ እዮም እወ እቶም ዲግሞ ዝተወልዱ። አካእሎ ምእንቲ ክህበና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኩሉ ብኩሉ ንኩላትና ጽሎት ንግበር ብስመ እየሱስ ክርስቶስ ፡ እቲ ቅዱስ ወልድ ህያው ኣምላኽ ሓይሉ ጥበቡ ኩሉ ኣሰራርሓ ብመንፈስ ቅዱስ። ኣምላኽ ፍቅሪ ስለ ዝኾነ ድማ ሓቂ እዪ እቲ ዝምህር መገዲ ህይወት። ኩሉ ሰሰናዩ
ዳግም ዝተወልዱ
Shikorinatat🥰🌹🥰🌹
Congrats semhar enqae hagoseki nat wladki ente ti wray gn kachwenwen bezihwo nay kole zeleken tmesla kulatken adeken wrzyti
Congratulations Semharina
ASEY DEKI Ere xada 🇪🇷❤️
Deki haway koredatat deki may nefhi. Congratulation❤️
ዬሃንስ እስጢፋኖስ no 1ትግረኛ ደረፍቲ ሃደ አብቲ ግዜ ፀባ ሽመይ ፍስሃ አለማየሁ እበኀል ካቭ ቶም ፓሊስ መሳርኽትሃ ሃደ] ጊታር ምስ አምፕሊፋየር ካቫይ ትልቃኽ ኔርካ ንመርአ ዘኪርካኒዶ እንታይ እዩ ጉዱ ሽመይ ንምፅዋዕ አይደፈርካን እንታይ እዩ ፀገሙ ኩሉ ናትካ ኢንተርቪው ፈፂምካ ዘይዘከርና 1አለማየሁ ደንቢ ፍስሃ አለማየሁ አምባዬ መልኬ ሃብቴ [ዮሃንስ] ናይ ቀደም እባ አይንረስዕ ፅቡቅ ራኽዋን ሰናይ ዓመት ይግበረልካ አሜን።
Congratulations family
Asey deki Erey ekae hagoseken semharey ekae abzi abkaki Congratulation
❤️❤️❤️❤️❤️
Cameraman Editing Entay weridka setika dika serihkayo Semhar enkae abkiaki 🙏🏿
Congra semharey shkor
Congratulations
Semuye shukor congura ❤❤❤❤❤
😍😍💖💖💖💖💖💖💖😍😍😍💖❤️❤️
Merhaba ❤️🇪🇷🇪🇷
Asey tsbukat fam ❤️
🙏🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Asey semharey enqaee hagoseki mqurat family edmen tenan yhabkum amlak
Hzbna Hzbi Erey beqakum. Seldi btftaf gerkum aytitekou .Zize Corena eyu. Bgakum Deki Erey Amlak msakum ykun 🇪🇷🙏🇧🇻
corona ab sudan b jeka b elal b kale aynfeltan ina kkk
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋👈💞
Congra semu sis
Khartoum
🥰🥰🥰🥰
Hdmona eza entertainment enda wray qeyrkuma
Wow desi behalte
Well done
ኣታ አዛ ወዲ ኬፍ ዘለዎ ብፍላይ ኣብ ናይ የማናይ ኢዱ ምንቅስቓሱ ክጽብቅ ሰምሃሪኖ ካኣ አንቋዕ ሓጎሰኪ ሩሑስ ጥምቀት
Congregation semhar habtey
Sebayakedea aysasandyu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anbesit Semhar
ኣብ ኣለባብሳ kዳን ዜሮ.ማለት ንባህሊ ዝውክል የለን. ንሙኻኑ ባህልና ኾ ጻዕዳ ክዳን ጌርካ ሸነን እንተበልካ ዩ እምበር ትም እልካ ቀይሕ ወዲ ቀይሕ ገርካ ባህሊ ምድዋን. ዓገብ ባህልና ኣይ ነጥፍእ.
Sekitsike ezi kidan buzuhat ab eritra zelewa bihearat yitqemulu eyom mis nay tigrigna style hawisen keA bella geareno and its beautiful 😍 resah hangol kemakha sile zeykona 🙄🤫🤨
Agame
@@merry3355 yes i am agame.
Denkoro.agame awraja eyu. Xerfi yu mesiluka/ki.
@@michaelhagos6208 emo ab geza eritrawyan entay tigebr alekha 🤔
@@michaelhagos6208 agame malet 👉 🪲🪳 eyu abzey gezu ziiiizz yibl
ስም ቻነልኩም ቀይሩ ትርጉም ህድሞና ምስ ስራሕኩም ዝከይድ ኣይኮነን ናይ ጥምቀትን ቤቢሻወርን ኮንኩም ተሪፍኩም። እዛ ቻነልኩም ጥፍኣት ባህልናን ዘየድሊ ምትእትታው ዘይባህልናን ከይኮነት ኣይትተርፍን'ያ።
Where is this Asmara? Or Addis Ababa ?
Some one said it is in Sudan.
@@Surviver-e2o በዓል ትርሐስ ጋል ከረን ከ ወጽየን ማለት ዲዩ? እዋይ
@@alenalkieritrea3862
ከምኡ እዩ ዝከውን ዘሎ::
@@Surviver-e2o መዓስ ኢና ዓድና ንምለስ ? ይገርም ኢዩ
@@alenalkieritrea3862
ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ :( ከም ደቂ ዛግራ ፈቀድኡ ፋሕ ኢልና:: እቲ ኩሉ ዝክእል ሰላምን, ዕርቅን, ህድኣትን ይሃበና ምበር ናይ ኤርትራስ good for nothing eu koyinu zelo at the end.