EMN - ሳዕቤናት ዋዛን ቁምነገርን ዘይምፍላይ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ก.ย. 2024
  • ሰላም ተኸታተልቲ EMN | ህያብ ኣደን ካሊእ ተወሳኺ ፍርያት EMN STORE ንምዕዳግ - ብቐረባ ኣብዚ Link ክትረኽብዎ ትኽእሉ › emn.store/
    EMN - ሳዕቤናት ዋዛን ቁምነገርን ዘይምፍላይ - Eritrean Media Network
    / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    © Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
    allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

ความคิดเห็น • 88

  • @Kibromelyas
    @Kibromelyas ปีที่แล้ว +12

    ባጽዕ ውሰድዋ ሓደ ምዓልቲ🏝🏖

    • @ambesajrsemere723
      @ambesajrsemere723 ปีที่แล้ว +1

      እወ የኣኸ ኣብ መወድኣታስ ገለ ፌስታ ይገብርሉ ይኾኑ ልቦም የዓቢ

  • @ሚካኤልወዲኤረ
    @ሚካኤልወዲኤረ ปีที่แล้ว +15

    መርሓባ ጥዑማት ኣያታት እንቋዕ ድሓን መጻኹም።ቦታ እባ ኣዛውርዎ ወይ ኣብ ባጽዕ ወይ ኣብ ካልእ ክፋል ሃገርና ኮንኩም ሓደ መደብ ግበሩ❤❤ምኽንያቱ ነዚ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብና ስእላዊ ቦታ ንባዕሉ ታራ ኣለዎ የቐኔለይ።

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ ኣዛናጋዒን፡መሃርን ሓሳባት ኢዩ።
    ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ ናይ ብሓቂ'ዩ ዝገርመካ።
    ምዝራብ ዘኮነስ፡ኣዛራርባ ምክኣል'ዩ ኢሉ'ሞ ትዛረቦን፡ትሰምዖን ምፍላጥ ኣገዳሲ ኢዩ።
    እዚ መደብ ንነዊሕ ግዜን፡ክፋላትን ክቅጽል ኣለዋ ዝብል ሪኢቶ ኣለኒ።
    ምክንያቱ ኣዛናጋዒ ጥራይ ኣይኮነን ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባን፡ሓሳባትን።ንዝርደኦ ወይ ተገዲሱ ጽን ኢሉ ንዝሰምዖ ዓቢን፡ቡዙሕን ትምህርቲ ኣለዋ'ሞ።ህዝብና ከምዚ ጌርኩም ብምምሃርኩምን፡ምዝንግዓኩም ልባዊ ምስጋና ይብጻሕኩም።ንኩሉም ብሓበራ!!!

    • @mannimondi7062
      @mannimondi7062 ปีที่แล้ว +1

      Yes you are hight and god bless you 👌👍🌹

    • @mamaeritrea3035
      @mamaeritrea3035 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki bxmona kem zteketatelkayo neta nay mewdeata netbi mlealka eyu👍 xbuk tezbti dima✌️

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai9237 ปีที่แล้ว +3

    Thanks so much ዩናስ ሓዉና ንሕና ከማን ምህርኻና የቀንየልና ሓበና እኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ንክልተኹም።

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 ปีที่แล้ว +2

    Was Waw Waw. Great job Yoni
    Keep it up the guitar

  • @abnetberhe8582
    @abnetberhe8582 ปีที่แล้ว

    Wawww. Nay bhaki des zeblka
    Edmen tenan. Urhabkum

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 ปีที่แล้ว +3

    As usual I enjoy your programs.
    🇪🇷✌🏻🐪☝️👍🙏💪😃❤️🕯🇪🇷

  • @dejuasli2712
    @dejuasli2712 ปีที่แล้ว +6

    Please ne Hanti Interview kindey kemzkifel ngeruna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @selamawitberhe4283
    @selamawitberhe4283 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤ beautiful advice God bless

  • @haniissak6852
    @haniissak6852 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ዮናስ & ወዲ ጀበሊ የሕዋተይ ብሓቂኪ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ መሃርን ኣዛናጋዕን ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዪ ቀጽልዎ ብዙሕ ሰብ ክምሃረሉ ኣለዎ ዓቢ ተውህቦ ዪ እሞ ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሑ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ ዮናስ ሓወይ ኣብ ሂወትኩምን ስራሕኩምን ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ

  • @ibrahimidris9721
    @ibrahimidris9721 ปีที่แล้ว

    ናይ ሓቂ ንፉዓት ቀጽልዎ

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 ปีที่แล้ว

    Thank you 🇪🇷💞

  • @sanaytredae8445
    @sanaytredae8445 ปีที่แล้ว

    Merihaba Deki erey Maareyi aidimeni tsianani Yahabikumi Anabisi Deki halali meriyeti ayini Abayikumi Yidefeni 💪🇪🇷🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🌟🇪🇷🇪🇷🐅🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷⭐️🇪🇷🐅🇪🇷🐆🇪🇷😍😍🥰🥰🌿🌿🌿

  • @salahomerali1626
    @salahomerali1626 ปีที่แล้ว

    Good man

  • @berhanegebrem8kael494
    @berhanegebrem8kael494 ปีที่แล้ว

    Betami des zbel kexlwo

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 ปีที่แล้ว +3

    መርሐባ ደቂ ኤረይ ወዲ ጀበሊ ፈዉሲ ጭንቀት ማራዬ ዝፈትወካ ።ዋዉ ዮናስ ከመይ ዲኻ መቅሰን ይበል ክዕለት በል ኩልጊዜ ክንሰምዕ ንደሊ ኢና♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷 ❤😍🙏

  • @selamawitberhe4283
    @selamawitberhe4283 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @efibro703
    @efibro703 ปีที่แล้ว +1

    Jeganu edmen tenan yhabkub fetari

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 ปีที่แล้ว

    Merhaba deky za halalat meret 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 ปีที่แล้ว +5

    👉ወዲ ጀበሊ ሽኮር ስእሊ እንከላስ ክትፍተወካ ክክክክክክክ
    👉ወዲ ጀበሊ ኣዝዩ በሊሕ ንነገራት ብደቂቕ ዘጽንዓ ሓያል መስተውዓሊ ዕድመ ጥዕናን ይምነየልካ::

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 ปีที่แล้ว

    We love your program ❤️. Keep it up.

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 ปีที่แล้ว +1

    Welcome EMN

  • @rezenekidane5425
    @rezenekidane5425 ปีที่แล้ว

    Btaemi eye zfetwekum 🇬🇧❤✝️🌹🌹

  • @ወዲምድረባሕሪ-ዘ6ተ
    @ወዲምድረባሕሪ-ዘ6ተ ปีที่แล้ว +1

    Selam selam kuburat sdrana EMN kemey kenikum selam kthlwu beal mulue tesfa eye medeb btaemi xbuk neyru abta bota mkyar kia btaemi kab zehegosetni endiya abti ztamekum kia kab Asmara wexa'e ente tekrubulna zbelexe neyru for example ( ፍልፍል ሰለሙና)thank you

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 ปีที่แล้ว

    Merhaba 🌷❤️💐👏🙏🌷❤️🇪🇷🌷❤️🇪🇷

  • @mahmoudibrahimmohammed
    @mahmoudibrahimmohammed ปีที่แล้ว +1

    merhaba birhan gexom hunka beselam mexikumna😍😍😍😍😍😍

  • @rahwatesfu-lebassi2943
    @rahwatesfu-lebassi2943 ปีที่แล้ว

    ❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷

  • @selam3441
    @selam3441 ปีที่แล้ว +2

    Selam yehwat ezi advertise tigebrula zelekum hiyab ade tibil ente zey gerkum temeraxi geziana genzebna wesidom dia tim elom enber kisedulina ayreanan

  • @meronhabtay7568
    @meronhabtay7568 ปีที่แล้ว

    Betami xebuq medeb eyu qexliwo wadi jable shikor edmen tenan yhabka fetari

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 ปีที่แล้ว

    Merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @mesganatesfaniwet6656
    @mesganatesfaniwet6656 ปีที่แล้ว +1

    Edmen tenan yhabkum shekorinatat!!!!

  • @zaidteclemariam9764
    @zaidteclemariam9764 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @yaqobkidane5933
    @yaqobkidane5933 ปีที่แล้ว +2

    ኣዘናጋዕን መሃርን መደብ ቀጽልዎ

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi5322 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏

  • @mensurabe2624
    @mensurabe2624 ปีที่แล้ว

    Y Habibi megemerya , yekreta yekreta hetet ab kedme hezbi .lebam lebam aythxwet .

  • @ishamohammed612
    @ishamohammed612 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @tesfitamanuel7240
    @tesfitamanuel7240 ปีที่แล้ว

    eway eze sbay ezes hafe kola eba weldlna blwu bjakum sbayti raylu❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍

  • @hygytth6tsjtj395
    @hygytth6tsjtj395 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ጀበሊ ክቡር ሓው ከምኡውን ዮኒ ነመስግነኩም ዘረባ ወዲ ጀበሊ ካብ ተረካብ ዘረባ ናብ ሰነልቦና ሓዘል ዘረብኡ ይብል

  • @xxcxd880
    @xxcxd880 ปีที่แล้ว

    ☝️🙏♥️🤚👍

  • @humanright24
    @humanright24 ปีที่แล้ว

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @08dawit
    @08dawit ปีที่แล้ว

    Acoustic Guitar

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 ปีที่แล้ว

    Deki halal meret

  • @godisone4415
    @godisone4415 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi beige haride hade mealti mara ksab lomi esxteas!

  • @dl4055
    @dl4055 ปีที่แล้ว

    Kkkkk ihi agedasi dyu wela kthgzyom,
    Deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ibrahimmohammed3558
    @ibrahimmohammed3558 ปีที่แล้ว

    Merhba deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 edmen tienan yimneyelkum ab zitefalaleye bota kaa tetzawiro tark bahli qirsi metan kinmahar tiagbula haseby eske rigx deqi rimey halalt

  • @danielteklehaimanot6137
    @danielteklehaimanot6137 ปีที่แล้ว

    Aklil /Crown

  • @Oumwelidycoub3739
    @Oumwelidycoub3739 ปีที่แล้ว

    🫂🫂🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🌟🌟🌟🤍💘💙💛🕍🕌💪💪🐆🐆🤲🤲

  • @Agaziii
    @Agaziii ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ሓይል ሰብ እኻ
    ጒጥያ ኣሽሙር ትጥቀም ኣለኻ ዝርድኦም ገዋኑ ድኣ ኣይኮነን

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 ปีที่แล้ว

    Yoni

  • @Salase.hawey.1990.
    @Salase.hawey.1990. ปีที่แล้ว +1

    ርኢቶ ኣላትኒ።
    ንሳ ድማ እዚ መደብ ብረድዮን ተለቪዥንን እንተ ተመሓላልፍዎ ጽቡቅ ኔሩ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ደሎ ህዝቢ ነብሱ ምፈለጠ።

  • @nagatnagat1947
    @nagatnagat1947 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍿👌✋🖐

  • @EritreanmusicDigitalrecordstud
    @EritreanmusicDigitalrecordstud ปีที่แล้ว +1

    የማነ ባርያ ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር ኢሉ ክደርፍ ከሎ ንዮናስ አብርሃም ዓቢ ሓው ኣሎ ሓያል ሙዚቀኛ ሊድ ጊታር ዝሃርም ኣብቲ ቪድዮ ናይ የማነ ባርያ።

  • @tadesbereket745
    @tadesbereket745 ปีที่แล้ว

    Adge see Akalilkayo wedie Jebelie gdefba keysemaka, Adge halafnet sle zsmeo endena nesrho ab hbretesebna

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 ปีที่แล้ว

    ዘየደቅስ negetive ዘረባ ተዛርቡ.. ሰብ ተዛርቡን.. ንሱ ክድቅስ ፍጹም ኣይገድፎን ኢየ... ዋላ ሓቂ ይኹን .. ንኣብነት ደቂ ኣንስትዮ. ናይ ሰብ ጉድለት ድኻም ሕማም ናይ ምፍላጥ ዓቅሚ ኣለወን.. ግን ብፍቅሪ ጥበብ ዘይኮነ..ብ ዝጎድእ ይዛረባ.. Example.. ጭንቀት ዘለዎ ሰብ ብስራሕ ይኹን ብትምህርቲ ከይፈለጣ... ጭንቀት ኣለካ ይብላ.. ዝፈልጣ ዘለዋ ኩኣ ንሰን ጭንቀት ስለዘለወን እዩ.. ግን.. Postive stress ወይ negetive stress ኣይፈልጣን.. ንኽትምሃር.. ንኽትሰርሕ ክትህብትም.. ሀገር ክትመርሕ ዝመጽእ ጸኽቲ ጽቡቅ እዩ.. ግን ንሳተን ብኹፉእ ይዛረባ.. እዚ ጥንቆላ ይብሃል..
    Witchcraft.. ኢኺ ኢለ ይኸይድ.. ምጽሓፍ ቁዱስ ከምኡ ይብል.. ድሓር ንሳ ሰሙናት ኣይትድቅስን.. ኣነ ግን ሰላም ይድቅስ.. ጎድካን ይብላ.. ሕማምኪ ኢየ ኣፍልተክ ፈውሲ ዘይብሉ ሓምም እዩ ክኣ.. ብጣሚ ኩፉእ እዩ.. ናይ ሰይጣን እዩ.. ብቀሊሉ ካብዚ ጥንቆላ ሕማም.. ዝወጽእ ርየ ኣይፈልጥን... እዚ ዓይነት ባሕሪ ዝውቱር እዩ አብ ደቂ ኣንስትዮ.. ቀልጢፍካ ጥንቆላ ሙኻኑ ሃስት ኢያ ትዛረብ ዘላ.. ክትሓተካ ነህርዋ ብ ፍቅሪ.. ንስኻ ውን.. ሓክቂ ዘይምባል.. ክተፍርሰካ ኢያ.. እዚ ሕጂ ዝውቱር እዩ.. አብ ሰብ ሓዳር, አብ family, አብ ስራሕ.. Etc.. ቀደም ስድነት ይብሃል.. ሕጂ ግን ደፋራት እየን..ገሊኤን ኣንስቲ.. ሕምምት ስከዝኾነት ኢያ ንዓኻ ሕሙም ትብለካ.. ኣወዳት ውን ኣለው. ኻብ ከምዚኦም ሰባት እንተዘርሕካ.. ክጎዱካ እዮም.. ናይ ሰይጣን እዩ.. ግኑን ኮይኑ ኣሎ ሕጂ
    ምግሳጽ.. ፍቅሪ እዩ.. ሱቅ ኣይትበሉ..
    ጸዓዱ.. Gaslight ወይ ሓዊ ምውላዕ ይብልዎ.. ብ ኣእምሮካ ዝጻወት ኩፉእ ሰብ እዩ..

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties ปีที่แล้ว

    Yonas skip this topic of music to the experts. You could talk with WediJebeLi off screen. Peace ✌️

  • @jorgotfanus5230
    @jorgotfanus5230 ปีที่แล้ว +4

    ገንዘብ ኣይትከፍልዎን ዲኩም ? ብገንዘብ የማርርዩ

    • @WediSawaMendelay
      @WediSawaMendelay ปีที่แล้ว +1

      Ykefliwo eiom gin wuhud keykewun minalbat kkkk

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 ปีที่แล้ว

    Xbuk bila kemu da gberu needi eza edka entay korixwo belo

  • @Bocaca49
    @Bocaca49 ปีที่แล้ว

    😂😂መላመዲ

  • @majornamen7150
    @majornamen7150 ปีที่แล้ว +1

    መጸ መጸ. ኣንሳመስል ካብ ዱርዝወጸ ወዲ ጀበሊ ግን ደንጉኹም

  • @heroartist8912
    @heroartist8912 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkk

  • @Traditionell
    @Traditionell ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ኮሎስ ግን #ዮናስ# ን ወዲ ጀበሊ ሙሉእ ኣይተዛርቦን ዘለካ ኩልፍ ኩልፍ ተብሎ ኣለካ ኣብ ከጻሊ ከትወድ ኦ ተስፋ ይገበር
    .2ይ ካብ ሓደ ኣርእስቲ ናብ ካልእ ኣርእስቲ ተሰጋግሮ ኣለካ እዚ ውን ክብሪ ተዓዘብቲ ብምጉዳል እያ ትመስል'ሞ ኣመሪካ'ያ ምጻእ ብ ዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓኩም

  • @seeker3963
    @seeker3963 ปีที่แล้ว +2

    👍 Very sure ወዲ ጀበሊ ናብ ስደት ተሰዲዱ ተዝኸውን ኔሩ ከምዚ ዝዛረቦ አፍልጦ ሐዘል ብዝያዳ ከይፈረሔን ከይተሰከፈን ብዙሐት ፍልጠታት ምተዛረበ ኔሩ ምኽንያቱ ከምድላዩ ክዛረብ ስለዘይክእል ብሰንኪ እዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ተዘይኮይኑ ማራ ፈላጥ መስተውዓሊ ስለዝኾነ ብዝኾነ ደሐን ጥንቅቕ እንዳበልካ ጥራይ ተዛረብ ወዲ ጀበሊሊሊሊ 😎

    • @yoditsahle2046
      @yoditsahle2046 ปีที่แล้ว +2

      ሱቅ በል ጁንታ ዘይምልከተካ አይትእቶ

    • @seeker3963
      @seeker3963 ปีที่แล้ว

      @@yoditsahle2046 መርሐባ ዮዲት በጃኺ ትርጉም ናይ ጁንታ እንታይ ማለት እዩ ንገርኒ ኤእ ንሰባት ግን አይትሕተቲ ባዕልኺ መልስያ እዛ ሐፍተይ

    • @yoditsahle2046
      @yoditsahle2046 ปีที่แล้ว +2

      @@seeker3963 ባእልኻ ትምስክሮ ነገር ካብኮነ ዝበልካዮ ብአፍልጦ ከምዘይኮነዩ ዝኽብር ።ጁንታ ማለት ትርጉሙ ክትፈልጥ ምኽታትካ ነጥቢ ሒበካለኹ ።ብሐጺሩ ጁንታ ማለት ዝኾነን ዘይኮነን ብጠቀነ ብጀካ ሽም ሻእቢያ ምጽላም ካልእ ዘይፈልጥ ማለት እዩ 4።

    • @seeker3963
      @seeker3963 ปีที่แล้ว

      @@yoditsahle2046 ሰላማት ዮዲት ዮዲት ሐፍተይ አነ ትርጉም ናይ Junta ዘይፈልጦ ኮይነ አይኮንኩን ሐቲተኪ የግዳስ ብዙሐት ኤርትራውያን ተጋሩ አምሐሩ ትርጉም ናይ Junta እንታይ ሙኻኑ ከይፈለጡ ጸርፊ መሲልዎም ስለዝጥቀምሉ እዮም አነ ብዛዕባኺ ንኽፈልጥ ኢለ እየ ሐቲተኪ Any how ዓባይ ሰብ Junta ማለት እኩባት ሰባት ውልቃውያን ማለት እዩ ዝበዝሕ ግዜ አብ military ዝጥቀምሉ ቃላት እዩ አብይ አሕመድ Junta ክብል እንከሎ ንጸርፊ አይኮነን ገሊጽዎ ነቶም መራሕቲ ወያነ ጥራይ ህዝቢ ዘይብሉ ኢሉ እዩ Junta ኢሉ እምበር ከምቲ እስኺ ትገልጽዮ ዘለኺ አይኮነን ብዝተረፈ ዳሓን ኩኒ

    • @yoditsahle2046
      @yoditsahle2046 ปีที่แล้ว +1

      @@seeker3963 ብመጀመሪያ ንሻእቢያ ዝጸርፍ ወይም ዘይድግፍ ሐወይ ክኸዉን አይክእልንዩ ።ንሻእቢያ ሕሰማ ክፉዓ ዝዛረብ ጁንታዩ ወዲእና ።

  • @systemyouarethebestchecker6102
    @systemyouarethebestchecker6102 ปีที่แล้ว

    You are describing eseyas afewerki's behavior because he doesn't have a morality and he does not care for any human being