Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy - Amel - ኣመል - part 4 (full) 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy - Amel - ኣመል - part 4 (full) 2019
    © Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
    Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
    #gereemun Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

ความคิดเห็น • 234

  • @mamayalmay6629
    @mamayalmay6629 5 ปีที่แล้ว +18

    ፅብቅ ስራሓ ደቅ ዓደይ♥♥♥♥

  • @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ
    @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ 5 ปีที่แล้ว +15

    ብጠሚ ፅብቅ ስራሕ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ጀጋኑ ኣጆኩም ቀፅሉሉ

  • @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ
    @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ 5 ปีที่แล้ว +13

    ወይ ኣማን ትገብሮለካ ስሓቅ ቃትልካና ኮ ኣይትሰኣኑ ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ማዓረይ

  • @filimonbeyan6079
    @filimonbeyan6079 5 ปีที่แล้ว +16

    ውውውወ እንቋዕ ደሓን መጸኩም ታጋሩ የሕዋትይ፣ብሓቂ ጽብቅቲ ኮምዲ፣ሓውኩም ካብ ሰሜን ኤርትራ ኢየ

  • @robeladnaqiiihermonbrhanea9800
    @robeladnaqiiihermonbrhanea9800 5 ปีที่แล้ว +14

    Well com Deqi Tigrai Shikorinatat love I am from Eritrea but I love you more Tegaru Yehwatey I am proud of you guys just Continue

  • @user-fw2tx1cd9k
    @user-fw2tx1cd9k 5 ปีที่แล้ว +13

    ፅብቅ ስራሕ ደቂ ዓደይ

  • @madeintigraitube1197
    @madeintigraitube1197 5 ปีที่แล้ว +20

    ዓወት ካሕሳይ ኣጆካ ካባካ ብዙሕ ኢና ንፅብ ንዕብያት ትግርኛ ትገበርወለኩም ሰራሕ ዝናኣድ እዩ

    • @rezenetesfay5709
      @rezenetesfay5709 3 ปีที่แล้ว

      TggciQwrertyhuiiopllkjhhhggggffdssaazsßjczx

  • @user-js9cv5kt1r
    @user-js9cv5kt1r 5 ปีที่แล้ว +14

    ገረየ እሙን ዘረእየ ዓይኑ ይብራህ ተፀብይ እይግበርካ ንፅበ አለና

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 5 ปีที่แล้ว +87

    ያ ታ ኣነ ነዛ *ሊድያ* ዓቢደላ ድየ ገለ ሲንግል ዶ ትኸውን?? ብሩኽ ሰንበት ከኣ ይግበሮ & like ከኣ ኣግርጭው ተጋሩ ምቁራት

    • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
      @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว

      ክዛረበልካ የ ሰበይ ኣብሽርካ ክዓ 😋

    • @teklezgi
      @teklezgi 5 ปีที่แล้ว

      መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም kla nska bnebska ebud eka mskndeyen eka teabd

    • @kristinejavier5465
      @kristinejavier5465 5 ปีที่แล้ว

      ketaykelka ye wedi ari

    • @Fre_weldsh
      @Fre_weldsh 5 ปีที่แล้ว

      Natey eya

    • @user-pg2pp7tt7e
      @user-pg2pp7tt7e 5 ปีที่แล้ว +1

      Ata Ezom Eritrawin eber tebalasuwom Ata deber deki hizbawi genbar ekum eway ane debah

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos7349 5 ปีที่แล้ว +20

    ዓወት ድርሰትካ ምስ ግዝያዊ ኩነታት ክኸይድ ኣለዎ።
    ብዝተረፈ ጽቡቅ እዩ።
    ኣቱም ገርየ እሙን ደንጉዩና ትብሉ ዘለኩም ግን ብጣዕሚ እየ ብኣካትኩም ዝሓዝን። ምክንያቱ ንቶም ተዋሳእትን ደረስትን እናሓሰብኩም እዙይ ኣመል እምበር ገርየ እሙን ኣይኮነን። ስለዚ ንስካትኩም ብቱ ደራስን ተዋሳእትን ዘለውዎ ቦታሞ ኩኑ እንታይ ከምዝስመዐኩም ባዕሉ ሓንጎልኩም እንታይ ከምዝሓስብ ክነግረኩም እዩ።
    ስለዚ እንተኪኢልኩም ተባቡዑ ኣይኮነን ሪኢኩም ሰላሕ ኢልኩም ትወጹ እንታይ ኣምጸኦ ትርፊ ዘረባ።

    • @user-fq5pg1hs7i
      @user-fq5pg1hs7i 5 ปีที่แล้ว +1

      Filmon gebrelibanos
      Egziabher yhabka stbuk memheri coment eu

  • @brexman2384
    @brexman2384 5 ปีที่แล้ว +5

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ።

  • @user-cm6un4fc8k
    @user-cm6un4fc8k 5 ปีที่แล้ว +7

    💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗ደቂ ትግራይ ማዓረይ 🙏🙏ክፈትወኩም ማዓት እየ 💗💗

  • @mahaaa2840
    @mahaaa2840 5 ปีที่แล้ว +21

    ፕሊስ ናብ ቤተክርስትያን ስረ ገይርክን ኣትኪዳ 😥😥😥

  • @user-il5zb6ts5o
    @user-il5zb6ts5o 5 ปีที่แล้ว +4

    ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ኣሕዋት ውይይ ኣሹ ባህጉ ቀቲልካ ነይሩ ክክክክክ

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 5 ปีที่แล้ว +8

    Welcome deki tigray marey nice film

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +7

    ክርስቶስ እየሱስ ንደቂ መዛሙርቱ ከምዚ ኢልውም:: ኺዱ እና ብ ዝደለይዎ ብናይባዕሎም ቋንቋ ስበኽዎም ኣምህርዎም ኢልዎም ::!!! ናይ ናፅነት፥ ናይ ለዋህ፥ ናይ ለጋስ፥ ናይ ፍቅሪ ፥ናይ የሰላም ዝኾነ ኣምላኽናን ኣቦናን ጉዋሳናን ንጉስናን ፈጣሪናን ሥላሴ ይርደአና ፈጢኑ ፈጢኑ መላእኽቱን ሊኢኹ ይርደአና ኩሉን ዝርእን ኩሉ ዝፈልጥን ኣምላኽና ዝፈጠረና እግዚኣቢሔር እስትፋስናን ኩሉ ነገርናን ዝኾነ ንጉስና ኣማኑኤል ብሓቂ ይርደአና ካብ ዘለናዮ ጭንቀትን ስቃይን የውፀአና የድሕነና ኹሉን ነገር ዝፈልጥ ፀገምናን ዝርዳእ ለዋህ ኣምላኽ መፂኡ ሰራዊቱን ሊኢኹ ይርደአና!!! ብሓቂ እውን ክረድአና እዩ! ናይ ምርዳእ ባህርዩ እዩ እሞ ኣሜን ፫:: ናይ ኩሉ ኣዛዚ ዝኾነ ኣምላኽና እግዚኣቢሔር ናይ ልብና ሰናይ ድልየትና ይሃበና የስምረልና የሳልጠልና የከናውነልና ንኹልና እውን ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ምኽብባርን ምስትውዓልን ጥበብን በጎነትን ሰናይ ስነ ግብርን ምትሕልላይን ርህሩህ ልብን ይሃበና! ቋንቋ ዝሃበና ፈጣሪና ብቢ ቋንቋና ክንማሃርን ክነገልግልን ክንግልገልን ወንጌል ክስበኸልናን ብቋንቋና ቅዳሴ ክግበርን ክንዝምርን ክነወድስን ብቢ ዝደለናዮ ብቋንቋና ክንፅልን ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ዝኾነት ብዝርደአና ብናይ ባዕልና ቋንቋ ቤተኽርስትያን ንኽንኸፍት ኣምላኽና ይርደአና ብሓቂ ከም ሓጥያትና ከይኮነስ ከም ሔርነቱ ከም ርህራሄኡ ከም ለጋስነቱ ይርደአና ካብ ውሽጢ ግዝኣት ሱር የውፀአና የድሕነና ካብ ጭቆና የድሕነና ካብ ሓጥያት ይሰውረና ካብ ሰይጣን ግዝኣት ይሰውረና! ብናፅነት ብኽብሪ ብሰላም ብምክብባር ብሓጎስ ብፅድቂ ክንነብር ይግበረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን::::

  • @mahiyemikitanash6471
    @mahiyemikitanash6471 5 ปีที่แล้ว +12

    ዓወት ሓላል ከም ከመይ ድየ ዝፈትወካ
    ኩላትኩም ተዋሳእቲ በርትዑ

  • @feeffeefad8343
    @feeffeefad8343 5 ปีที่แล้ว +5

    ፅቡቅ

  • @hayathayat2224
    @hayathayat2224 5 ปีที่แล้ว +30

    ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኣኣብ ዘለኩሞ ኣሳልጦ ኣብ ስራሕኩም ፍረ ይሃብኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም እንዳ መረሳ ካዓ

  • @drarbrhane8318
    @drarbrhane8318 5 ปีที่แล้ว +5

    ሰይርኪ ኣንቲ ዓወተይ እዚ ባቡ ክክክክ ሞይተ ሰሓቅ

  • @ናርዶስብርሃነ
    @ናርዶስብርሃነ 5 ปีที่แล้ว +68

    ኣቱም ሰባት እዘን ስረ ገይረን ናብ ቤተክርስትያን ዝከዳ ኣዋልድሲ ብሓለንጊ ገይርካ ሕልብልብ ተብለን ዋእ እንታይ መዓቱ ደቀይ ፡

  • @selamiyezmne6820
    @selamiyezmne6820 5 ปีที่แล้ว +5

    ገሪየ አሙን ዝርኣየ ዓይኑ ይብራህ

  • @እኔናጨረቃ
    @እኔናጨረቃ 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ፅብቅ ሰራሕ ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking4453 5 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብሰላም መጻእኩም 😘😘😘

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 5 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ሙቁራት ደቂ ትግራይ

  • @tsigenevadanewzemedey3647
    @tsigenevadanewzemedey3647 5 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክክክክክክ. ኣማን ሽኮር ክክክክክክክክክክ ባሀበሎም እበይ ናይ ምታይ ባብ

  • @goitamweldeslase8800
    @goitamweldeslase8800 5 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @kchnhafteybselamadamlesele8122
    @kchnhafteybselamadamlesele8122 5 ปีที่แล้ว +1

    Anabs deki tgray tsada ketslelu habayb
    Awetey Ms haftka Des bahalti kulekumu bukuat tewasati nay tgrayna ftewww eye❤❤❤❤❤ zeblekumu

  • @ilovetigray2337
    @ilovetigray2337 5 ปีที่แล้ว +1

    Wewww betamy ekem des etbilyu sekrnatat ❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ዓቕሚ እንዳ ሓጸረኒ እምበር ዝረኸብክዎ ገንዘብ ኣብ ሽጉራትን ጽጉማትን ከውዕሎ ኢየ ዝደሊ ምባልኪ ናይ ብሓቂ ኣድኒቐኪ ሓፍተይ ኣጆኺ ፈጣሪ ንኹሉ ይሕግዘካ ኢዩ ኣነ ውን ከምዚ ከማኺ ጽጉማት ክሕግዝ ኢየ ዝደሊ ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ኣሕዋት ቀጽልዎ!!!

  • @teamemedia
    @teamemedia 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ እዘን ሓራሙ ኬፍ ዘለወን።ዋው ዋው ኣነ ጓል ትግራይ ክምርዖ ደልየ ኣለኩ እስኪ ሲንግል ጓል ትግራይ ትርከበኒ።

    • @redaeastbeha5034
      @redaeastbeha5034 5 ปีที่แล้ว

      bkubur meninet tgrawaynetka aminka dika mejemerta?

  • @titititi1313
    @titititi1313 5 ปีที่แล้ว +1

    Bubuyeee🤣🤣🤣🤣🤣

  • @ጽርሐአርያም
    @ጽርሐአርያም 5 ปีที่แล้ว +4

    ዌልልልል ሙቁራት ተናፈቅቲ እንካዕ ብሰላም መፃእኹም

  • @ራህዋራህዋ-ዀ6ከ
    @ራህዋራህዋ-ዀ6ከ 5 ปีที่แล้ว +9

    welcome ሽኮራተይ አታ አበይ ተረኪቡ እዚ ዱባ ዝመስል ወዲ ዓወተይ አብ ቅድሚኡ ምራን መሲልካ kakkkkkkkkkkkk

  • @merkebgere3747
    @merkebgere3747 5 ปีที่แล้ว +1

    Kef alekum 👌nicc

  • @saminegn6416
    @saminegn6416 5 ปีที่แล้ว +1

    አታ እዛ ሓፍቲ አማንስ ደስ ክትብል ማለተይ ፋና እስከ ስልካ ተሓባበሩን

    • @zefnfyfug2737
      @zefnfyfug2737 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkkkkkkk😅😅😅😅😅😅😅

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว +11

    እንዃዕ ድሓን መጻኩም ምቁራተይ ዕድመይ ዒስራታት እዩ ንሱ ናይ ወድኩም ዕድመ እዩ ክክክክክክ

  • @hssjhsses9798
    @hssjhsses9798 5 ปีที่แล้ว +3

    Wwwwww konjo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 3 ปีที่แล้ว

    ፀብቃት ደቅ ዓባይ ሃገር ትግራይዋዉዉዉዉዉዉዉዉ ቀፁሉሉ

  • @kirostirhas
    @kirostirhas 5 ปีที่แล้ว

    Beautiful people!

  • @helenhelen7424
    @helenhelen7424 5 ปีที่แล้ว +1

    ፅብቅ ሰራሕ ደቂ ዓደይ

  • @mangestu4336
    @mangestu4336 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋእ ቤተ ክርስትያን ስረ ጌርካ አይክየድን ደቂ አንስትዮ እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና

  • @awethadish6643
    @awethadish6643 5 ปีที่แล้ว +1

    waww eza ruta tbhal gal keff delewa

  • @deviddev4801
    @deviddev4801 5 ปีที่แล้ว +1

    በርትዕ ንፉዕ

  • @hjezehjezr9522
    @hjezehjezr9522 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው❤❤😅😅

  • @helentmariam1990
    @helentmariam1990 5 ปีที่แล้ว +3

    😍😍😍😍

  • @ichliebemeinemutter8924
    @ichliebemeinemutter8924 5 ปีที่แล้ว +1

    Rhus senbet ygberelna, hawkum wdi Eritrea.

  • @kedijahussein4811
    @kedijahussein4811 5 ปีที่แล้ว

    Good job 👍🏽 keep it up 😍😍😍😘😘😘

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว

    እንቋዕ ብድሓ መፃኹም ደቂ ትግራይ ወለላ ሰላምኩም ይብዛሕ ብዝሕሕሕሕ ብዝሕዝሕ ይበል ኣሜን ፫:::::!!!!!!

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 5 ปีที่แล้ว

    ቀጽሉሉ ብሩኽት።

  • @siemiseyas7371
    @siemiseyas7371 5 ปีที่แล้ว

    Nay koleut enameselekuma nay gere beti riekum temeharu

  • @wedierihalal4837
    @wedierihalal4837 5 ปีที่แล้ว +1

    Babu kef alewo 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 5 ปีที่แล้ว +9

    ክሳብ ዝርእዮ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም። 😊

  • @ቲሪስሂወተይ
    @ቲሪስሂወተይ 4 ปีที่แล้ว

    ኣድረስ ናይ ልድያ ደስታ ጽሓፉለይ በይተሰብ ያ ለለ ብጣዕሚ ኢኩም ጥዕማት ቀጽልዎ ጽብቃተይ"

  • @merhawitmuez1399
    @merhawitmuez1399 5 ปีที่แล้ว +1

    Bejakum zom Sekeram Sebay Atfulna

  • @ምስጋናለእግዚአብሔርይኹን
    @ምስጋናለእግዚአብሔርይኹን 5 ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቃት ሰላም ናዓኹም እንዳ ገሬ እሙን ዳኣ እንታይ ከይኖም ናይ ሰላም ድዮም ለለ ቀፅሉ

  • @justgames7567
    @justgames7567 3 ปีที่แล้ว +1

    😀😃😄😁😆

  • @MfjjhGjvg-nh7el
    @MfjjhGjvg-nh7el 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele3385 5 ปีที่แล้ว

    Www Achu xbuk film

  • @THEANDROIDLTDPRO
    @THEANDROIDLTDPRO 5 ปีที่แล้ว

    Nice vedio bro.....

  • @selamgebru5083
    @selamgebru5083 5 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ደቂ ትግራይ ክሕሎ ከመይ ዲኮም ሽኮራት ቀፅልው ዓዊታ ድማ ደፊርካ ሕተታ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት

  • @ጓልቶምወየንቲብውሕዶምዝሰ
    @ጓልቶምወየንቲብውሕዶምዝሰ 5 ปีที่แล้ว +1

    ነቦታትኩም ደኣ ከይትብሉ kkkkkkkk

  • @tesfutesfa5006
    @tesfutesfa5006 5 ปีที่แล้ว

    Nice drama keep it up!
    ኣከዳድናኺ ንዝብኢ ብእግርኻ ምህራም እዩ ዘሎ እዋይ ተኾርሜኒ ምሳኽስ ዋላ ኣብ ጭቃ !

  • @brhanraya6545
    @brhanraya6545 5 ปีที่แล้ว

    well come deki tigiry halalt

  • @ጓልሓይቆ
    @ጓልሓይቆ 5 ปีที่แล้ว +1

    well come tegaruwani

  • @meramera1765
    @meramera1765 5 ปีที่แล้ว +10

    ሲረ ገርካ ናብ ቤተክርትስትያን ነውሪ

  • @mebratyamizanlij4247
    @mebratyamizanlij4247 5 ปีที่แล้ว

    Hhhhhhhh🤣🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂😂Aey Aman

  • @Decinaa
    @Decinaa 5 ปีที่แล้ว

    Wow btaemi des behali ketsllu

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
    @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም 5 ปีที่แล้ว +2

    እዳ ባህታ ስዋ እንክዕ ዳሕን መፃእኩም

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 5 ปีที่แล้ว

    ሓፂር ክዳን ገይርኪ ድዩ ባህ ኢልዎ ክሪኤኪ ሰብ ዋ ስግፅ ኢሉ ክትብሊ ድዩ ብዝኮነ እንካን ብሰላም መፃእኩም

  • @አድያምጓሎትግራይ
    @አድያምጓሎትግራይ 5 ปีที่แล้ว

    ዓወተይ ሽኮር እንካዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ትግራይ ሙቁራት ገለ ዓይንት ካዓ አጀኩም በርቱዑ

  • @user-gh4rk3mn1g
    @user-gh4rk3mn1g 5 ปีที่แล้ว

    Wowwww😄😄💖💖💕💕

  • @ietosheasefa3943
    @ietosheasefa3943 5 ปีที่แล้ว +7

    አትን፣ስረ፣ገይርክን፣ቤተክርስትያን፣ዝኽድክን፣አምላክ፣ይድፍእክን፣አህቦይ

    • @hcchffc253
      @hcchffc253 5 ปีที่แล้ว

      ወይ በስመ ኣብ እረ ከምኡ ኣይባሃልን ክትመክረን እዩ ደለካ

    • @ietosheasefa3943
      @ietosheasefa3943 5 ปีที่แล้ว

      Hcc Hffc እንታይ፣እየ፣እማ፣ዝብሎ፣አናዲደናኒ፣እኮ፣ሕጊ፣ቤተክርስትያን፣እንተይዘፈለጣ፣ብህሊ፣ወለድና፣እውን፣ንብዓሉ፣ሓደ፣ሕጊ፣እዩ

    • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
      @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 ปีที่แล้ว

      ልቦና ይሃብክን በልየን መዓረይ

  • @snitlove2331
    @snitlove2331 5 ปีที่แล้ว +2

    Aseyy deki tigray kemey dikum meqsenat

  • @lijamambtv3856
    @lijamambtv3856 5 ปีที่แล้ว

    top

  • @biniamguesh9160
    @biniamguesh9160 5 ปีที่แล้ว

    Bshim Babu like😂

  • @ወዲረዘነ
    @ወዲረዘነ 5 ปีที่แล้ว +4

    ዝጎደለ የብልኩምን የሕዋት ኣብ ሞንጎ ጥራይ ከይተቃርጹ እንበር ተብዓታይ ፊሊም

  • @chatshoweritrea8034
    @chatshoweritrea8034 5 ปีที่แล้ว +3

    Eza gal Ertrawit keykonet ay tterfn eya (xyon ) tgrina kulu kxeri zerebaa

  • @user-xk6gj5kl9p
    @user-xk6gj5kl9p 5 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ምቁራት

  • @habtegebru5601
    @habtegebru5601 5 ปีที่แล้ว

    Muito espertes ,,

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว

    መረሳ ሽኮር

  • @helenhelen6129
    @helenhelen6129 4 ปีที่แล้ว

    Feyn love weddddd🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 5 ปีที่แล้ว

    Anta gemel tesekiluka kkkkkkkkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว

    ደቂ ትግራይ ፅሩያት

  • @helenhelen6129
    @helenhelen6129 4 ปีที่แล้ว

    Hegthe l love wedddddd🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒

  • @ክቅጽልየ
    @ክቅጽልየ 5 ปีที่แล้ว

    Awet meshaq ajekum aytehmequ deqi adey marey

  • @safihmohammed6640
    @safihmohammed6640 2 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 5 ปีที่แล้ว +1

    Welkom yehwat

  • @jemilakemal7109
    @jemilakemal7109 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk nbaelana ember nbaba zeytfeltu kkkkkkkkkkkkk ewy sahak moyte

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +1

    ናብ ቤተኽርስትያን ጋል ሱሪ ጌራ ምኻድ ዓብዩይ ነውሪ እዩ ፈጣሪ ኣይፈትዎን መፅሓፍ ቅዱስ ኣንብቡ

  • @weyniweyni6689
    @weyniweyni6689 5 ปีที่แล้ว

    ኣሕዋተየ ሰረ ገይርክን ኣይትክዳ ናብ ቤት እግዚአብሔር ኣሕዋተየ ምሰ ሰናይ ይቅረታ

    • @user-wl6zn3hk9q
      @user-wl6zn3hk9q 4 ปีที่แล้ว

      ፈራጅ ነሽ አንቺ የሚፈርድ ይፈረድበታል ሁሉም ራሱን ያውቃል

  • @safihmohammed6640
    @safihmohammed6640 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😂

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 ปีที่แล้ว +1

    ኬፍ ኣለኩም ምቁራተይ ኣይትስኣኑ 😀😀😀

  • @kuluweyo4820
    @kuluweyo4820 5 ปีที่แล้ว

    kkkk tay dirara tay dirara ayeni do belet derafit kkkkkk

  • @ሽኹሽኹታሽኩ
    @ሽኹሽኹታሽኩ 5 ปีที่แล้ว +2

    ሳብስክራይፕ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว

    ቃፅልሉ

  • @slamslam8951
    @slamslam8951 5 ปีที่แล้ว

    ankan beselam msekum deki tgeray Adey

    • @bbbjjj6791
      @bbbjjj6791 5 ปีที่แล้ว

      Ewwwww btaam des behali

  • @aronwadgare3051
    @aronwadgare3051 5 ปีที่แล้ว

    Welcome tagru sekarenatata enka besalm maxakum edman xenan yehbkum faxare ajokum bartu xeray foresa kab hawekom Wade Eriy Lidey Sekar keaf alke

  • @kgsjvthe102
    @kgsjvthe102 5 ปีที่แล้ว

    kkkkkkkkkk way aweco shekor alagiu alagiu hadieka babu