ሰበር 🚨 ኣስመራ ዘይተለመደ ክሰተት/እኒ ደብረፅዮን ጉያ ጉያ/ፕረዚደንት ጌታቸው ፈሺልዎም/ብርጌድ ንሓመዱ ብዓፋር ዓውደ ግምባር/ኡጋንዳ ሓዱሽ ኢቦላ ተረኺቡ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • #tigrayhorizon #tigraynews #tigray #ethiopia #ethiopianews #eritreanews #tdf #sudan #israel #hizbollah #libanon #usa #iran #tplf #abiyahmed #sudan #southsudan #eritrea #ola #trump #brics #russia #usa #somalia #kenya #uganda #egypt #tigrayhorizon #tigraynews #tplf #ethiopia #eritrea #iran #israel #egypt #somalia #bricks #ህወሓት​ #ህውሃት​ #tdf​ #ትግራይ​ #ኢትዮጵያ​ #ethiopia​
    #ጌታቸው​ #ደብረፅዮን​ #ሑመራ​ #ፀለምቲ​ #ፖለቲካ​ #zena_tigrigna​ #ኣምሓራ​ #ፋኖ​ #ህግደፍ​ #eritreanews​ #tigraynews​ #EriTVEritreaOfficial​ #ኤርትራ​ #ኢሮብ​ #ኢሳይያስ​ #ህወሓት​ #ብልፅግና​ #ምድማር​ #tdf​ #ወልቃይት​ #ፀገደ​ #selamawit​ #ታደሰወረደ​ #dollar​ #ፃድቃን​ #money​ #መሬትመንቀጥቀጥ​ #አዲስአበባ​ #ኣስመራ #israel #iran #zena_tigrigna #tigraynews #AsenaTv @ZENATIGRIGNA @bbctigrigna3161 @Ethiopian_News #eritreanews #ዘመነካሴ #ኣስረስማረዳምጠው #ፋኖ #አማራ #ህወሓት #ethiopia
    ትግራይ ሆራይዘን ናይ ዜናን ትንታነን ቻናል ኮይና ብቋንቋ ትግርኛ መደባታ እተሕልፍ ብፕሮፌሽነናል ጋዜጠኛ ፀብፃባታ ተቕርብ ሚድያ እያ።
    ናይ ትግራይ ፣ኤርትራ ፣ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለምን ዳህሳስ ትገብር።
    ሚድያና ኮይና ናፃ ኣተሓሳስባ ተሰጉም።
    ንትግራይ ሆራይዘን ክትሕግዙ እትደልዩን ምትብባዕ ክትገብሩልና እትደልዩን ድማ Join ዝብል ብምጥዋቕ ኣባላት ክትኾኑ ንዕድመኩም።
    ምሳና ኮይንኩም ዜናታትና ስለእትከታተሉ ኣዚና ነመስግን!
    ሰናይ ምክትታል!
    Tigray Horizon
    ትግራይ ሆራይዘን ናይ ዜናን ትንታነን ቻናል ኮይና ብቋንቋ ትግርኛ መደባታ እተሕልፍ ብፕሮፌሽነናል ጋዜጠኛ ፀብፃባታ ተቕርብ ሚድያ እያ።
    ናይ ትግራይ ፣ኤርትራ ፣ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለምን ዳህሳስ ትገብር።
    ሚድያና ኮይና ናፃ ኣተሓሳስባ ተሰጉም።
    ንትግራይ ሆራይዘን ክትሕግዙ እትደልዩን ምትብባዕ ክትገብሩልና እትደልዩን ድማ Join ዝብል ብምጥዋቕ ኣባላት ክትኾኑ ንዕድመኩም።
    ምሳና ኮይንኩም ዜናታትና ስለእትከታተሉ ኣዚና ነመስግን!
    ሰናይ ምክትታል!

ความคิดเห็น • 49

  • @hiwet1079
    @hiwet1079 7 วันที่ผ่านมา

    T.P.L.F❤

  • @MuhammedAbdelkadir
    @MuhammedAbdelkadir 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሰርቅቲይ ንህዝቢ ትግራይ ኣይትምጡኑን

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 7 วันที่ผ่านมา

    Algeras Agerment 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏

  • @mohammedsaid8002
    @mohammedsaid8002 7 วันที่ผ่านมา

    Verynicechanal

  • @KbromMekonem
    @KbromMekonem 7 วันที่ผ่านมา

    Tegaru iyom

  • @filimonkifle5490
    @filimonkifle5490 7 วันที่ผ่านมา

    ASKUT KEZAB WAHID

  • @tesfayetadesse3558
    @tesfayetadesse3558 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሃተፍተፍ ትብል ኣለኻ ዝሓወይ!

  • @Tsegay-j6f
    @Tsegay-j6f 7 วันที่ผ่านมา

    ዓድዋ ካድረን ኣየቅፅልን 50 ዓመት ሓደ ጎጥ ኣየመሓድርን

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 5 วันที่ผ่านมา

      ኦሮማይ ደብረጽዮን ን ውልቀ መላኺ አብ ጁባ ጌርው መርከብ ገዲፍቶ ጎይቶኦም ረዳ ካሕሲይ ሕጂ አብ ሽረ ቤት-ጽሕፈት ከፊቶም አድኳላ ከፊቶም ካርታ ብኸመይ አዲስ አበባ ዘሎ ን ዝምባቤ የፍንውው ስትራተጂካዊ ቅዲ ኩናት ዝቀለለ እዩ ሑምራ ክልተ ሚሳይሊ ተደርብዩላ ክላ ፍኖ ብፍኖ ተር ከምአተር አራት ኪሎ እዩ.

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 7 วันที่ผ่านมา

    Tigray... . .......Horizon.... .......media..............tg..........CITEY ..........COUNTRY

  • @AbduSeid-z6c
    @AbduSeid-z6c 7 วันที่ผ่านมา

    አታ ጀግና ሐቂ ዘገባኻ ቀፅለሉ

  • @berhanemekonen4445
    @berhanemekonen4445 7 วันที่ผ่านมา

    ይስበርካ ደኣ

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 6 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ገልዒ ኢኻ

  • @MehariWeldu-vv2sx
    @MehariWeldu-vv2sx 6 วันที่ผ่านมา

    ንሰራዊት ትግራይ ዝትቃወመ ትግራዋይ የለን ትግራይ ኣብ ደገ ዲያ ዘላ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጫፍ ናብጫፍ ሪኢኻዮ እኮ ስለዚ ውሳኔ መራሕቲ ሰራውት አብ ተግባር ክውዕል ይፅበይ ኣሎ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 7 วันที่ผ่านมา

    Ezi eyu tegbar malet entezeykoynu gin kalsi eritrea kigimer alewo.

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 7 วันที่ผ่านมา

    ሕኑቅ እንታይ የውጽእ ዓፍራ እዩ ናይ ገታቸው ጉዳይ። ሰዓብቱ ድማ አፍራስ እዮም ምግላብ ጥራሕ ተሕዝኑ።

  • @MikialeGeremaryam
    @MikialeGeremaryam 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ መነድየካ ህዝቢ ተቛዊምዎም ህዝቢ ደጊፍወም እምበር ዕሱብ

  • @sancho12345
    @sancho12345 6 วันที่ผ่านมา

    እዞም 50አመት ምሉዕ ብሠብ ደም ዝማዕበሉ ሐሠዊቲ ናይ ጉጅለ አደመ ህወሐት ካብ ፖለቲካ ትግራይ ክጠፍኡ አለዎም እዞም ሐሻክር ሻዕቢያ

  • @Asegedechtsehaye
    @Asegedechtsehaye 7 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ክልተ ዓመት ዘይተሰርሐ ሕዚ መህታፍ ኣየድልን ጌቼ ዕድል ኣምልጥዎ ኣሎ።

  • @TeklayBerihu
    @TeklayBerihu 7 วันที่ผ่านมา

    Banda kndey ykfeleka

  • @DibabEritrea
    @DibabEritrea 7 วันที่ผ่านมา

    ኪሮስ ሸያኒ ሃየ ብግስ በል ንህግደፍ ክቕይር ተበገስ ወያኔ ክንደይ ዘይፈከረት ግን ወይን ተጣሕና ፈለክ ፈለክ ትብል አላ ነንሕድሕዳ ትራመጽ አላ ሻዕብያ ብህድአት
    game over ኢሉ እቲ ጅግና ዘይትፈልጥዎ መን ምካኑ🇪🇷♥️🇪🇷

  • @fishayetekulu7858
    @fishayetekulu7858 7 วันที่ผ่านมา

    Gobez gazetegna❤za kasikalika❤tsibukiti eya zalineberet 😂 himaknera

  • @GirmaslasieTeferi
    @GirmaslasieTeferi 7 วันที่ผ่านมา

    ይሄ ሰውየ ይበርደዋል እንዴ? ወይስ እየፈራ በጠራራ ፀሀይ ለምንድነው
    ጃኪት ደራርቦ የለበሰው?

  • @HailayTeklu-hc8ci
    @HailayTeklu-hc8ci 7 วันที่ผ่านมา

    መን ሙኻንካ ከይፈለጥኩኻ ፀኒሐ ለኽባጥ።

  • @DawitWm
    @DawitWm 6 วันที่ผ่านมา

    ደጋፊ ግማት ምኻንካ ካብ ዜናታትካ ርዱእ ኢዩ ናይ ሥልጣን ንሕንሕ እንተይኮነስ አብ መንጎ ክሕደት ዝፈመና ትግራይ ንፀላእቲ ከሕሊፈ አይህብን ብዝብል ኢዩ እቲ ቃልሲ ጠፊኡካ አይኮነን

  • @Woldu-s8u
    @Woldu-s8u 7 วันที่ผ่านมา

    እዞም ጉጅለታት ደብረፅዮን ሞንጆሪኖ ይኹን ጌታቸው ጉዳዮም ናይ ስልጣን ምኻኑ ይነግሩና ኣለዉ። ጉዳይ ህዝቢኸ? ኣይተ ሃይሉ ከበደ ኣበይ ኣለኻ? በልፂግካ ማለት ድዩ? ድኹም ብዛዕባ ውድብካ ዘይትዛረብ ናይ ህወሓት ጉዳይ ገዲፍካ።

  • @hananega5227
    @hananega5227 7 วันที่ผ่านมา

    Tigray horizon please stand up with people of Tigray, don't say gujile. Respect all of them please as a journalist have some discipline

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 7 วันที่ผ่านมา

    ብዘይ አቦ ወይ ብዘይ ጋሳ ዝወፍራ እንሰሳሳ ታይ ኮን ይገጥመን ሐቂ ዓዊራ

  • @Berihe
    @Berihe 7 วันที่ผ่านมา

    ፈሽልኩም ደገፍቲ ግምት

  • @إبراهيمصالح-ل1خ
    @إبراهيمصالح-ل1خ 6 วันที่ผ่านมา

    Ata donqoro aragit kewagea zebel kamze kegabera ayblun heseb seq elka aytezareb

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 7 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ትግራይ እስከ ናትኩም ግበሩ ኪሮስ ቆንዳፍ ዳኣ ናይ ኤርትራ እንታይ ይምልከቶ ዓጋመ እንዲዩ ወይ ሃለውለው🤣🤣🤣🤣🤣

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 7 วันที่ผ่านมา

    Kiros anjal dron 😂

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ሕሶት ብኽልተ ዓመት ዘይሰርሖስ ብኽልተ መዓልቲ ለውጢ ከምጽእ ጉደኛ ሰብኣይ

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 7 วันที่ผ่านมา

    አብ ክልተ ዓመት ዘይተሰረሐ አብሰለሰተ መዓልቲ ካሊእ ሐሳብ እያ ዝደቀሰ ይረክባ

  • @kalkiflom
    @kalkiflom 7 วันที่ผ่านมา +1

    ንምንታይ ዲያስፖራ አብ ዘሎዎ ዓዲ ናይ ይአክል ሰልፊ ዘይወፅእ?

    • @abdulkahsay2008
      @abdulkahsay2008 7 วันที่ผ่านมา

      Enough is enough both Dr Deberitsion And Getachow. We need a new smooth transition government

  • @danmike7841
    @danmike7841 7 วันที่ผ่านมา

    ከማካ ዝመሰል ረስህ ጋዜጣኛ ነቶም ቅያ ዝሰረሁ መራህቲ ስራዊት ኧየራስሆምን። ስዲ

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 7 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ዋይ ዋይሆራይዘን ምዲያ ሐዚ ንመን ከምትድግፍ ግልጽ ኮይኑ ኣሎ መሕፈሪ እኹም።

  • @fesssehaiemessu4405
    @fesssehaiemessu4405 7 วันที่ผ่านมา

    ሽንፍላ ዝኾነ ጋዘጠኛየ በሃላይ።ትነዝሖ ዘለኻ መርዚ ተመሊስካ ክትሙዕጎ ኢኻ

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 7 วันที่ผ่านมา

    ስለጥ ከይገልቡ ኽሳድ ኤርትራ ዕፆ ግምት ከየምልጡኻ😊😊😊

  • @mekaleh
    @mekaleh 7 วันที่ผ่านมา

    እቲ እትሕውሶ ዘሎኻ ብሰዋስው ትግርኛ መሰረት ዘየድልን ዘይግባእን ፊድል "ም" ኣየምሕረልኻን ጥራይ ዘይኰነ፡ ንቛንቛ ትግርኛ እውን የበኣሽዎ ከም ዘሎ ዝርድኣካ ዘሎ ኣይመስልን፡ ነቶም ቛንቛ ትግርኛ ንምጥፋእ ዝቃለሱ ዘለዉ እውን ትሕግዝ ከምዘሎኻ ዝርድከካ ዘሎ ኣይመስልን

  • @ggfg5809
    @ggfg5809 7 วันที่ผ่านมา

    ቦሽቧሽ ሓሻዊ

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 7 วันที่ผ่านมา

    ክላእ ሓሳዊ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 วันที่ผ่านมา

    ንTDF ኣይትጻረፉ ። እሞ ህዝቢ ትግራይ ስጋብ ዝብተን ስቕ ኢሉ ክርኢ ድዩ ዝድለ ዘሎ?