ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ድምፂ ትሕዝቶ ሚዛን ይበል....
ስልጣን አይንረክብ ኢለን ተስፋ ስለዝቆረፃ እየን እምበር ካብዙይ ንላዕሊ መግለፂ ክወፅእ አይክእልን ደንጉዮም እካ ፀማማት ሓንቲ መዓልቲ ንትግራይ ዝሓስብ ጭንቅላት የብለንን።
Atum sebayt tigray entay eya teregima amlki bailka tiarekena goytay mearey
ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብተዛማዲ ኢዩ ክርኤ ዘሎዎ። ሕውሐት ብተዛማዲ ማለት ምሶቶም ቅድምሕጂ ዝነበሩ ገዛእቲ ከተወዳድሮ እንከለካ አዝዩ ዝሐሸ አምሐድራ ከምዝነበረ ብዙሕ ዘጠራጥር አይኮነን። ኤሊት ኢዩ ዝበሃል አብ ኢትዮጵያ ዝሐሸ ከነምጽእ ኢና እናበሉ ነቲ አብ ኢትዮጵያ ዝከይ ዝነበረ ካብ ድክነት ናይ ምውጻእ ምዕባለ የቆናጽብ ነይሮም። ብአብይ ዝምራሕ ኤሊት ከአ መጺኡ ውጺኢቱ ከአ ይረኤ አሎ። አብ ትግራይ ከአ ብአብይ ዝእዘዙ መራሕቲ ጌታቸውን ጻድቃን ንሕውሐት እንዳ አቆናጸቡ አብ ትግራይ ዝሐሸና ኢና እንዳበሎ አብ ዲቅ ዝበለ ጸልማት ንትግራይ ብሕልፊ ንኢትዮጵያ ከአ ብሐፈሻዊ ከእትዉ ይራአዩ።ሕጅ ከአ እዚአቶም ጽሉላት ጀነራላት አኬባ ረጊጾም ዝወጽኤ አይምስቲ አይምሴቲ። ቀዳማይ ጸላእቶም TDFን ህውሐት ዝገበሩ። by default ከይተከፍሉ ቀንዲ መሳርሒ ናይ ብልጽግና ዝኮኑ።
አቱም ሓሰውቲ ምድያ ትግራይ ትሕምስዋ አለኹም ሓሰቲ
ህወሓት ሓደ ዩ ወከልቱ ኣብ ግምት ከተዓራሪ መሰሉ ዩ ። እዚ ካልእ ጠራዕ ራዕ ማይ ዘቋጽር ብዕራይ ወለደ ዩ ።ንጌታቸው ካብ ስልጣን ከይቅየር ዝግበር ዘሎ ምግፋሕ ዘረባ ዓገብ ክባሀል ኣለዎ ።
Hashakir wetaderat gujile ademe mehayimawi dinqurnawi wusanom dew yebilu.kuinat hizbi tigray yiakil.milki wetaderat dew yibel.
ግምት ንኣብይ ዳኣምበር ንህዝቢ ትግራይ ኣየቅሰነን ኣብ ላእላውነት ትግራይ ዘለዎ ኣቋም ዜሮ እዩ:ኣብ ስልጣን ጥራሕ ዓኾይኾይ
ኣርእስቱኩም ካሊኢ ትትንወ ካሊኢ
Pp abyria luala zeble
መንግስቲ ፌደራል ዝብል ተምላስ ዘምጽአልካ
Bandas and Treasons No place in Tigrai
አብዚ ሐዚ እዋን ግዝያዊ መንግስቲ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ አልዒሉ ዝዛረበሉ ሞራል በምንም ተአምር የለን ምስ ፀላኢ ዝወገነ ስብስብ እዩ
ጀነራልትን መራሕትን ትግራይ ኪሳብሐዚ ዘወዳኣኸሙዎ መንኤስይ ንኪቡሩኹሙን ጥቅሙኹሙነ ኪትቡሉ ኢምበር ንህዚቢ ትግራይስ ምን ከመዜትግሱሉ ፈለመጥና
ዓጋመ ቆማል ሓንሻዊ 😅😅😅😅
አትልፉ ከዚህ በኋላ የሚመለስ ነገር የለም አብይን ራሱ ትንሽ ጠብቅ
ከእናንተ በአፋቹ የምታሩ ኤርትራዊያን ብትጠነቀቁ የተሻለ ይመስለኝል በአፋቹ እየቀዘናቹ ስለሆነ ለወንድሞቻቹ ዐሰትሉ ተጠንቀቁ እንደናንተ ደደብ መሆን አንፈልግም
@@estifotekle-ij1eeግድ የብልካን ግደፎ ምስ ብርጌድ ንሐመዱ ብፍታ ዝአከሰ ሐንጎል ለብዘመን ሐዲኦሎ አስመራዶ ብ ሕግደፍ ትሕሎ እዩ ዝብሎ ዘሎ ብርጌድ ንሐመዱ ምስ አሜርካ

ግምት ንኣብይ ዳኣምበር ንህዝቢ ትግራይ ኣየቅሰነን ኣ
ብ ላእላውነት ትግራይ ዘለዎ ኣቋም ዜሮ እዩ:ኣብ ስልጣን ጥራሕ ዓኾይኾይ