ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣቦና መምህር ቦኽሬ በጃኹም ብመጽሓፍ ኣዳልውልና ።
God bless professor bokre ❤❤❤
ናይ ብሓቂ ህዝብና ክጥቀመሎም ዝግብኦ ኣቦ እዮም እሞ በጃኩም ንከታተሎም።
ኣቦና ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኩም ኣለና ናይ ኣቦና መ/ም በክረ ቪድዮታት ትሪኡ ኣምሕዋት ደገፍና Subscribe ብምግባር ደገፍና ንግለጸሎም።
ብጣዕሚ ነመስግን መምህር።
መምህር ዕድነኹም ይንዋሕ መድሕን መምልንነትና
ኤእ ንስኹምስ ባ ኣይትምቱና 🙏!! ኩሉ ግዜ ኤ ዝከታተለኩም ክቡር ወላዲናን ኣቦናን ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩምን ዘፍቅረኩምን ምክንያቱ መንነተይ ስለ ዝፈልጥ ዘለኹ! ኩሉ ግዜ ኣብ ጎድንኹም እየ ኣነ ብወገነይ ብዙሕ እምሃር ኣለኹ:: ዕድመ እሃብኩም ኣምላኽ🙏!!
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ክቡር ወላዲና ኣቦና ቦክረ ዕድመ የሃብኩም
መእምረ ቦክረ ብጣዕሚ ዕውት ስራሕ መደብኩም ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ኣዝዩ ኣድላይን እዋናውን ሰረታውን እዩ እሞ በርትዑ ፍረ ጻማኩም ድማ ምሕፍስ ዘይተርፍ እዩ በርትዑ ።
ኣቦና እንቋዕ በሓን መጻእኩም
❤❤❤
ናይ በሓቂ መምህር ከማኻ ዝኣምሰሉ መምህራን ከይ ረኸብና ብህንዳውያንን ብቕዓት ዘይብሎምን ተሃሲና ጸኒሕና።
ክብር አቦና እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ
መምህር ቦክረ ብመጽሓፍ መልክዕ ክሕተም ክትገብሩልና ጽቡቅ ።
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የደሃብካ ኣቦና መእመር ቦክረ ፅዮን።
Welcome meemir Bokire edimen tirnan yhabika bitaemi yeqenelina
መረሐባ መእምር በኲረ ፅቡቅ ስራሕ
ይቕንየልና ክብር አቦና
ክቡር መምህር ይቕንየልና ፥ ንበሩልና ብሳላኩም ብዙሕ ንፍልጥ ኣለና አሞ ቐፅልሉ ።
ስልም ኣቦና መምህር ቦክረ በዝይ ትቅርብልና ዘልኩም ትምህሪት ብትሚ ነምስግን ቅጽል ድማ ቃንቃ ግዝ ፍድልት ኣብ ዩንቭሪስቲ አውሮፕ ይምህሪው ከም ዘልው ዝግልጽ ጽህፍት ኣልው ይብህል ኣብዝ ኣንትይ ከትብልና ትኪሉ ይክንይልይ
ንሕና ፈልስኩም ኢና መአመር ኣፅዱቁና የቀንየልና።
👍🏾👍🏾👏🏾👏🏾
🌾🌾🌾🙏
ኣቦና ቦክረ መደባትኩ ኣዚዩ መሃሪ መጽሓፍ ሕተሙልና
ኣብ ጎኑኩም ኣሎና ኣቦና ኣቦ ታሪክ
Long live for you Sir
መእምር ቦኽረ ክቡር ኣቦ እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩም
Ya you are right God bless you
Abona Bokre enkae dahan mexakum ❤❤❤❤❤
Just keep going kubur abona. Xin ilna nketatelekum dekukum alena ina.
መምህር፡ከምቶም ኣእዱግ ንሀን ሃን ማዕረ ተድምጾም ኣሎኻ? ግቡእ ድዩ? እትዛረቦምን እትጽሕፎምን ሓንፈጻት እዮም፡ወይ ትግርይና ኣይኮኑ ወይ ግእዝ ኣይኮኑ ተጸግምና ኣሎና
ኣቦና መእምር በኩረ( በኹረ) ፈልፋሊ ዓይኒ ማይ ዕውቀትኩም ኣብ ኣኢምሮና ሰተት ኢሉ ይኣቱ ኣሎ። ብዙሑ ነገር ብዝዓቅመይ ብዝዓባ ኣጀማምራ ፊድላትና ብኸመይ ተጀሚሮም ምስርዐሙን ስያሜኦምን ላዕሊ ታሕቲ ዘብለኒ ነበረ ሕቶታት መልሱ ኣባኹም ረኺበዮ እቲ ዝቀርብ ምኽንያታት ምስቲ ዝውሃቦም ጽብጥታት(ጭብጥታት) ብቁዕ ኮይኑ ረኺበዮ።ኣነ ከምሓሳብ ኣብ መባእታ ንተማሃሮና ኣብታ መጻኢ ፍትሓዊት ሃገርና ክወሃቦም መታን ብመጽሃፍ መልክዕ ኣዳሊኽሞ እንተትጸንሑ ጽቡቅ ይመስለኒ። ዓድና ብሰላም ክንምለሳ ፈጣሪ ሰላሙ የውርደልና ንዓኹም ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክጥዕመናን ካብቲ ዘይውዳእ ዛራይ ዕውቀትኩም ክንዕውቅ( ክነእምር)።
btaemi abi tmrti memhr bokre yeqenyelna
ግርም መሰረታዊ ትምህርቲ ዝሓዘለ መልእኽቲ 'ዩ። እግረ መንገዲ ብዛዕባ ራያ ዓዘቦ ጥሪት ሒዞም ናብ ኣስመራ መጺኦም ይሸጥሉ ዝነበረ ታሪኻዊ ጉዕዞ ከኣ ዘሕልፎ እዋናዊ መልእኽቲ ስለዘለዎ ከም ርእሱ ዝኸኣለ ኣርእስቲ ተዝቐርብ ጽቡቕ 'ዩ። ህዝቢ ራያ ኣዝየን ቀርነን ገዚፍን ነዊሕን ዝኾና ብዙሓት ጥሪት ሒዞም ኣውራጃ እንደርታ ኣቋሪጾም ብኣውራጃ ክልተ ኣውላዕሎ ገይሮም ንዓጋመ ገጾም ይጎዓዙ ከምዝነበሩ ዋላ ኣብ እዋን ስርዓት ደርግ ኢትዮጵያ 'ውን ብመጠኑ ዝነበረ ተርእዮን ክስተትን 'ዩ።ብተወሳኺ ብዛዕባ ታሪኻውን ባህላውን ቋንቋን ማሕበራዊ ሕውነታውን ርክብ ህዝቢ ኣምሓራን ብሄረ ትግርያን ከኣ ኣብዚ ሕጂ እዋን ርእሱ ዝኸኣለ ኣርእስቲ ተዋሂብዎ ህዝቢ ክሰምዖ ተዝግበር ነቲ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ኣህዛብ ዘሎ ሒደት ሓጓፋት ተጠቒሙ ጽልእን ባእስን ዘቃልሕ ዘሎ ግጉይ ህዝቢ ክልቲኡ ህዝብታት ዘይነዓቕ ትምህርቲ ክህብ ምኸኣለ ዝብል እምነት ኣለና።
🥰🥰
Selam abona kebri yehabkum bahri hasabkum kenseti edme yehabkum
Miss you
Ab kndi n Tesfaxion mketetal, nezi Memhir knekatatel ygbeana.
Enkua dahan metsakum kibur abona
Memhr abona bokre mxhaf bejakum mexhaf xahafu zdli entelo nhna kntahagages ena
ምስ ሃይማኖት ኣይትራጸም ብትሕትና ክትእርም ፈትን ሚዛንካ ኣይተውርድ
Nmen eka
ኣሰተውዒልካ ምስ ሰማዕኻ ምምላስ ጽቡቕ እዩ።ምስ ሃይማኖት ዘኢኰነ ምስቶም ዘኢስርሖም ዝይሰርሑ ሰባት እዩ ዝራጸም ዘሎ።
Tihtna aytemeharkan dika atum eyu zibehal n memhrn keshin
ኣነ ብክርስትና ክዛረበካ ስለዘይፈልጦ ክዛረበካ ኣይክእልን ግን ብዛዕባ ኢስልምና ግን ወላ ናይ ሚልዮን ዓመታት መጻሕፍቲ ይሃለካ እንተደኣ ኣብ ቁርኣን ወይ ኣብ ሱና ረኽብናዮ ናትካ ናይ ሓደ ሙሁር ናይ ኩሉም ሙሁራት እንተዝከውን ውን ቦታ ይብሉን ምክኒያቱ እቲ ቃል ናይ ንዓካን ነቲ ትማራመረሉን ዘለካን ዝፈጥረ ስለዝኮነ
Bi islimina zitefetre yelen zitefe ember.
ኣቦና መምህር ቦኽሬ በጃኹም ብመጽሓፍ ኣዳልውልና ።
God bless professor bokre ❤❤❤
ናይ ብሓቂ ህዝብና ክጥቀመሎም ዝግብኦ ኣቦ እዮም እሞ በጃኩም ንከታተሎም።
ኣቦና ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኩም ኣለና ናይ ኣቦና መ/ም በክረ ቪድዮታት ትሪኡ ኣምሕዋት ደገፍና Subscribe ብምግባር ደገፍና ንግለጸሎም።
ብጣዕሚ ነመስግን መምህር።
መምህር ዕድነኹም ይንዋሕ መድሕን መምልንነትና
ኤእ ንስኹምስ ባ ኣይትምቱና 🙏!! ኩሉ ግዜ ኤ ዝከታተለኩም ክቡር ወላዲናን ኣቦናን ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩምን ዘፍቅረኩምን ምክንያቱ መንነተይ ስለ ዝፈልጥ ዘለኹ! ኩሉ ግዜ ኣብ ጎድንኹም እየ ኣነ ብወገነይ ብዙሕ እምሃር ኣለኹ:: ዕድመ እሃብኩም ኣምላኽ🙏!!
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ክቡር ወላዲና ኣቦና ቦክረ ዕድመ የሃብኩም
መእምረ ቦክረ ብጣዕሚ ዕውት ስራሕ መደብኩም ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ኣዝዩ ኣድላይን እዋናውን ሰረታውን እዩ እሞ በርትዑ ፍረ ጻማኩም ድማ ምሕፍስ ዘይተርፍ እዩ በርትዑ ።
ኣቦና እንቋዕ በሓን መጻእኩም
❤❤❤
ናይ በሓቂ መምህር ከማኻ ዝኣምሰሉ መምህራን ከይ ረኸብና ብህንዳውያንን ብቕዓት ዘይብሎምን ተሃሲና ጸኒሕና።
ክብር አቦና እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ
መምህር ቦክረ ብመጽሓፍ መልክዕ ክሕተም ክትገብሩልና ጽቡቅ ።
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የደሃብካ ኣቦና መእመር ቦክረ ፅዮን።
Welcome meemir Bokire edimen tirnan yhabika bitaemi yeqenelina
መረሐባ መእምር በኲረ ፅቡቅ ስራሕ
ይቕንየልና ክብር አቦና
ክቡር መምህር ይቕንየልና ፥ ንበሩልና ብሳላኩም ብዙሕ ንፍልጥ ኣለና አሞ ቐፅልሉ ።
ስልም ኣቦና መምህር ቦክረ በዝይ ትቅርብልና ዘልኩም ትምህሪት ብትሚ ነምስግን ቅጽል ድማ ቃንቃ ግዝ ፍድልት ኣብ ዩንቭሪስቲ አውሮፕ ይምህሪው ከም ዘልው ዝግልጽ ጽህፍት ኣልው ይብህል ኣብዝ ኣንትይ ከትብልና ትኪሉ ይክንይልይ
ንሕና ፈልስኩም ኢና መአመር ኣፅዱቁና የቀንየልና።
👍🏾👍🏾👏🏾👏🏾
🌾🌾🌾🙏
ኣቦና ቦክረ መደባትኩ ኣዚዩ መሃሪ መጽሓፍ ሕተሙልና
ኣብ ጎኑኩም ኣሎና ኣቦና ኣቦ ታሪክ
Long live for you Sir
መእምር ቦኽረ ክቡር ኣቦ እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩም
Ya you are right God bless you
Abona Bokre enkae dahan mexakum ❤❤❤❤❤
Just keep going kubur abona. Xin ilna nketatelekum dekukum alena ina.
መምህር፡ከምቶም ኣእዱግ ንሀን ሃን ማዕረ ተድምጾም ኣሎኻ? ግቡእ ድዩ? እትዛረቦምን እትጽሕፎምን ሓንፈጻት እዮም፡ወይ ትግርይና ኣይኮኑ ወይ ግእዝ ኣይኮኑ ተጸግምና ኣሎና
ኣቦና መእምር በኩረ( በኹረ) ፈልፋሊ ዓይኒ ማይ ዕውቀትኩም ኣብ ኣኢምሮና ሰተት ኢሉ ይኣቱ ኣሎ። ብዙሑ ነገር ብዝዓቅመይ ብዝዓባ ኣጀማምራ ፊድላትና ብኸመይ ተጀሚሮም ምስርዐሙን ስያሜኦምን ላዕሊ ታሕቲ ዘብለኒ ነበረ ሕቶታት መልሱ ኣባኹም ረኺበዮ እቲ ዝቀርብ ምኽንያታት ምስቲ ዝውሃቦም ጽብጥታት(ጭብጥታት) ብቁዕ ኮይኑ ረኺበዮ።ኣነ ከምሓሳብ ኣብ መባእታ ንተማሃሮና ኣብታ መጻኢ ፍትሓዊት ሃገርና ክወሃቦም መታን ብመጽሃፍ መልክዕ ኣዳሊኽሞ እንተትጸንሑ ጽቡቅ ይመስለኒ። ዓድና ብሰላም ክንምለሳ ፈጣሪ ሰላሙ የውርደልና ንዓኹም ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክጥዕመናን ካብቲ ዘይውዳእ ዛራይ ዕውቀትኩም ክንዕውቅ( ክነእምር)።
btaemi abi tmrti memhr bokre yeqenyelna
ግርም መሰረታዊ ትምህርቲ ዝሓዘለ መልእኽቲ 'ዩ። እግረ መንገዲ ብዛዕባ ራያ ዓዘቦ ጥሪት ሒዞም ናብ ኣስመራ መጺኦም ይሸጥሉ ዝነበረ ታሪኻዊ ጉዕዞ ከኣ ዘሕልፎ እዋናዊ መልእኽቲ ስለዘለዎ ከም ርእሱ ዝኸኣለ ኣርእስቲ ተዝቐርብ ጽቡቕ 'ዩ። ህዝቢ ራያ ኣዝየን ቀርነን ገዚፍን ነዊሕን ዝኾና ብዙሓት ጥሪት ሒዞም ኣውራጃ እንደርታ ኣቋሪጾም ብኣውራጃ ክልተ ኣውላዕሎ ገይሮም ንዓጋመ ገጾም ይጎዓዙ ከምዝነበሩ ዋላ ኣብ እዋን ስርዓት ደርግ ኢትዮጵያ 'ውን ብመጠኑ ዝነበረ
ተርእዮን ክስተትን 'ዩ።
ብተወሳኺ ብዛዕባ ታሪኻውን ባህላውን ቋንቋን ማሕበራዊ ሕውነታውን ርክብ ህዝቢ ኣምሓራን ብሄረ ትግርያን ከኣ ኣብዚ ሕጂ እዋን ርእሱ ዝኸኣለ ኣርእስቲ ተዋሂብዎ ህዝቢ ክሰምዖ ተዝግበር ነቲ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ኣህዛብ ዘሎ ሒደት ሓጓፋት ተጠቒሙ ጽልእን ባእስን ዘቃልሕ ዘሎ ግጉይ ህዝቢ ክልቲኡ ህዝብታት ዘይነዓቕ ትምህርቲ ክህብ ምኸኣለ ዝብል እምነት ኣለና።
🥰🥰
Selam abona kebri yehabkum bahri hasabkum kenseti edme yehabkum
Miss you
Ab kndi n Tesfaxion mketetal, nezi Memhir knekatatel ygbeana.
Enkua dahan metsakum kibur abona
Memhr abona bokre mxhaf bejakum mexhaf xahafu zdli entelo nhna kntahagages ena
ምስ ሃይማኖት ኣይትራጸም ብትሕትና ክትእርም ፈትን ሚዛንካ ኣይተውርድ
Nmen eka
ኣሰተውዒልካ ምስ ሰማዕኻ ምምላስ ጽቡቕ እዩ።
ምስ ሃይማኖት ዘኢኰነ ምስቶም ዘኢስርሖም ዝይሰርሑ ሰባት እዩ ዝራጸም ዘሎ።