Eritrean new music Yrgalem Getachew "Delina" ደሊና"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 187

  • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ
    @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ 4 ปีที่แล้ว +149

    ኣብ ቃል ምሕተት ምስ ሰመዐ ዛንታ ናይ ደሊና ከማይ ዶ ይህሉ ዝነብዐ?
    ደሊና መንግስቲ ሰማይ ይዋርሳ ንስድራን ንፈተውትን ከኣ ጽንዓት ይሃብ

    • @brktilazzar7423
      @brktilazzar7423 4 ปีที่แล้ว

      Ane keman bitiami eye nebia mengste semay yewariski delinay nweladi dma xinat yhab

    • @selamtesfamariyam7871
      @selamtesfamariyam7871 4 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ነቢዐ፡ኣጆካ ይርጋ ሓወይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ናዓኩም ወለዲ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

    • @solhopey2988
      @solhopey2988 4 ปีที่แล้ว

      Yes me btaemi nebia

  • @eastafricainformation2825
    @eastafricainformation2825 4 ปีที่แล้ว +645

    ከምዚ ከማይ ድሕሪ ኢንተርቪው ይርጋኣለም ዝሰምዓ ነዛ ደርፊ ብላይክ ልበይ ኣጥፉኡለይ ብጣዓሚ ከብደይ በሊዑኒ።

    • @sami6310
      @sami6310 4 ปีที่แล้ว +7

      Alena bro kebdika zbelie tarik eu

    • @merontesfay8071
      @merontesfay8071 4 ปีที่แล้ว +7

      Kab zgermeka kebdey belieni eske ksema eye eile hji atye ysema aleku btami yedengtseka

    • @መንከምመንከም
      @መንከምመንከም 4 ปีที่แล้ว +9

      ንዓይ ከማን

    • @galkerentsaedasidetegya4740
      @galkerentsaedasidetegya4740 4 ปีที่แล้ว +4

      Eway kehzneka erga hawey semieya ayfeltn nere hji gn semieya kebdika yebeliaka beka....

    • @heldana-D21
      @heldana-D21 4 ปีที่แล้ว

      Anesi ysemo nere endiye gna, kemzi aymeseletnin 😢😢

  • @eriboystv2722
    @eriboystv2722  6 ปีที่แล้ว +155

    ይርግኣለም ጌታቸው!
    ኣሻሪኺ ድሮ ደሊና ሰፈር ቀይርኪ
    በሊ አስከ ንገሪ ኣቦኺ አንታይ በዲለኪ
    እካ ድኣ ይጀሃር አሩሩ ይብለኪ
    ከምዛ ዋዛ ትሓምኒ ኔርኪ
    ክትፍለይኒ መን ከ ገሚቱኪ
    ከምቲ ንቡር ከይተላበኹኺ
    ኣጋ ሞትኪ ገጽኪ ዘይረኣኩኺ
    ምስ ዕድለይ ን በይነይ የማርር
    ናይ ደሊና'ስ ኮይኑኒ ኣሎ ምስጢር
    ከተምስሊ ጎቢዝኪ ዓቢኺ
    ባባ ኢልኪ ስመይ ምስ ጸዋዕኪ
    ዕራርቦ ራሕሪሕክኒ ኬድኪ
    ኣብዛ ጸልማት ዓለም በይነይ ገዲፍክኒ
    ሓሳባተይ ኩሉ ኮሊፍክዮ
    ሓመድ ሓዝሓዝ ካባይ መሪጽክዮ
    ይጭነቅ በይነይ ይትክስ
    የዕለብጥ ልክዕ ከም ፍዉስ
    ይነብዕ ይዛሪ ዓይነይ
    ፍቅሪ መስተ ዘይፈልጥ ውሽጠይ
    ሓቂ ግን ንሱ ኣይኮነን
    መሳቱኺ ይርእየን ኩለን
    ሰብ ታተ እግሪ ተኺለን
    ገለ'ኮ ምህሮ ጀሚረን
    እዚ አንድዩ ዝርብጸኒ
    ጸሓይ ከላ በይነይ ዝቆረኒ
    ደሊና ደልየ ስኢነ
    ኣብ ባዶ ማይ ሓቒነ
    ጥምቀትኪ የሕሊፈ ዓመትኪ
    ብሂገ ኔረ ጋማኺ
    ኣቦ ኮይነ ኪዳን ከእስረኪ
    ደሊና ግን ሓመድ ለቢስኪ

    • @samriteygulerimi7996
      @samriteygulerimi7996 6 ปีที่แล้ว +4

      Eri Boys Tv thanks for sharing 👌

    • @simonmichael8684
      @simonmichael8684 6 ปีที่แล้ว

      Eri Boys Tv Thanks

    • @samuelafewerki5650
      @samuelafewerki5650 5 ปีที่แล้ว +1

      Eri Boys Tv akk yergalm yergalm kem semu

    • @samuelafewerki5650
      @samuelafewerki5650 5 ปีที่แล้ว +1

      Eri Boys Tv akk kbedka zble eyu ajoka kem semu yrgalem

    • @maekeleandom9892
      @maekeleandom9892 4 ปีที่แล้ว +4

      የቀንየልና ሓወይ ስለቲ ተገዲስካ ግጥሚ ንፈትዎ ምጽሓፍካ። ግን
      *ይጭነቅ በይነይ ይትክዝ
      የዕለብጥ ልክዕ ከም ፍዉስ
      ይነብዕ ይዛሪ ዓይነይ
      ፍቅሪ ይመስሎ ዘይፈልጠ ዉሽጠይ* እዩ ዝብል ዘሎ ግን ምስናይ ይቅሬታ

  • @ቤኪተይኣፍቃሪሰነጥበባዋን
    @ቤኪተይኣፍቃሪሰነጥበባዋን 4 ปีที่แล้ว +28

    ማራ ከብደይ በሊዕኒ ኣብ ቃለ መጠይክ
    ሶ ደሊና መንግስተ ሰማይ የውርሳ
    ዝተረፉ ደቅካ የዕቤልካ ፈጣሪ
    ኩቡር ሓውና ዓቢ ስነ ጥበባዊ

  • @TEKLIT185
    @TEKLIT185 5 ปีที่แล้ว +45

    እዋይ እዛ ደርፊ ከይፈለጥክዋ ጸንሐ ንመን ከምዝደረፍካያ ይርግኣለም ጽንዓት የሃብካ😭😭😭

    • @fnanefrem1600
      @fnanefrem1600 4 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki mra ygrmka mes bro

    • @mts7233
      @mts7233 4 ปีที่แล้ว

      😍

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +25

    ያ ብዓል ይርገኣለም ካብ ብዓል ሞሞና ተስፋይ መንገሻ ኣብርሃም የማነ ዝፈሊ የብሎም ብሂወት ስለ ዘለዉ ዩ እቲ ፍልልዮም ግን ከለዉ ተስፋ ንሃቦም ይድረፉልና ምስ ከዱ ኣበይ ከይንረክቦ ኢልኩምና ኢኹም ሕጂ እዩ ተስፋ ዘድልዮም ኣብ ጎኖም ንኹን so ጥዕምቲ ደርፊ getachew

  • @baniyefkrfkr8010
    @baniyefkrfkr8010 4 ปีที่แล้ว +15

    Eza derfi enterviw nay yrgalem semia astemakireya kebdey beliatni ohhh 💔😭

  • @kidanegerezgiher2331
    @kidanegerezgiher2331 4 ปีที่แล้ว +4

    ከብድኻ ዝበልዕ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዘለዉ ደቕኻ ተሓጎስ ደሊና ጋልካ ድማ እግዝኣቤሄር ኣምለኽ ኣብ ገነቱ የስፍራ ጽንዓት ይሃብካ ።

  • @nafukotgezana4859
    @nafukotgezana4859 6 ปีที่แล้ว +7

    ይርግኣለም ኣንበሳ ኩሉ ግዝየ ባ ድረፈልና በዓል ጡዑም ቃና

  • @ሰላምፍቅሪ-ቸ4የ
    @ሰላምፍቅሪ-ቸ4የ 4 ปีที่แล้ว +77

    ይርጋ ብሮ ኢንተርቨው'ካ ሰሚዒዮ ዛንታ ደሊና ከብደይ በሊዒኒ ንደሊና ኣብ ሰመያዊት ዮርሳሊም የስፍራ ናይ ዓለም ነገር ግን??

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም
    ስነጥበባዊ ይርግኣለም ገታቿው : ካባኻ ቅንዕናን :
    ንፅረትን :
    ኣብ መትከልካ ከም ትመውትን
    ፍርሓት ፈጣሪ ዘለካ
    ብሉፅ ሰብ እኻ !!!
    ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ንደሊና ጋልና ኸኣ መንግስተ ሰማይ ይዋርሳ ፅንዓት ንመነ ❤😭😭

  • @wedisimon2826
    @wedisimon2826 ปีที่แล้ว +2

    ድሕሪ አዛ አንተርቪው ሕጂ ሰሚዐያ ኣጆካ

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ከብኻ ዝበልዕ ፍጻሜ ን ደሊና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ን ምሉእ ስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም / ይርጋለም ጌታቸው ኣብ ጎንኻ ኣለና!!!

  • @MekereTeklay-nw4nd
    @MekereTeklay-nw4nd ปีที่แล้ว

    🥺🥺🥺🥺🥺እዋይ ሓወይ ብጣዕሚ ሓዚነ ኣነ ውን 🥺🥺🥺

  • @msgnaasgele5967
    @msgnaasgele5967 2 ปีที่แล้ว

    ዝሕዝን ዛንታ ናይ በሓቂ ድሕሪ ኢንተርቪው ዝሰመዕኩማ፡ኣሎኩም ዶ ከማይ ዘሓዘንኩም በዛ ደርፊ

  • @JhonTesfay-pi4mc
    @JhonTesfay-pi4mc 8 หลายเดือนก่อน

    ደንደን ዓርከይ ኣዘኪራትኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @habenmehari4394
    @habenmehari4394 4 ปีที่แล้ว +6

    Ufff atum sebat nebsey beliatni kabta interview zsemeas kulu gzye ye zsema nebsey beliatni blbi❤❤❤❤ neza Kommentar tenbb zelka abzelekayo Emden tenann yhabeleyy fetari abti zelkmo bota

  • @dilbrhane3642
    @dilbrhane3642 6 ปีที่แล้ว +6

    Hasabatey kulu gedifkyo
    Hamed hazhaz kabay merixkyo

  • @tekaliteame7720
    @tekaliteame7720 4 ปีที่แล้ว

    እዋይይ ዝሕዝን ዛንታ ድሮም መርዓ እልካ ዘርባ ኣሎ እንታይ ይግበር ኮይኑ ኩሉ ፍቓድ እግዛኣብሔር ዩ ክብድኻ ትበልዕ ደርፊ ኣኽእሎ ያሃብካ ይርጋለም ሓወይ ብጣዕሚ ሓዚነ ኣሕሕሕሕ እግዛብሔር ብየማነይ ኢዱ ይቀበልኪ

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 4 ปีที่แล้ว +2

    Ahhh dhri Interview endye zsema zeleku btami yehzinatni ajoka kea aye alem

  • @kbromtesfa3705
    @kbromtesfa3705 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ይርጋኣለም ካብዛ ኢተንተርቪው ንዳሓር ከብደይ በሊዕካኒ ግን ኣጆካ በርትዕ

  • @sissis8554
    @sissis8554 6 ปีที่แล้ว +5

    Nice Song Yirgalem Cetacew Tefkan eko Nay dehan dika 💞

  • @samigosb8538
    @samigosb8538 4 ปีที่แล้ว +13

    ናይዝን ናይ ቶማስን ደሊና ዝብላ ደርፊ ማራ ኢየን ዘንብዓኒ ካብ ቦክሪ ኣፍቂሪተይ ራሂል ትብሃል እየን ዘዘኬራኒ 😢😢😢

  • @ygsay3817
    @ygsay3817 4 ปีที่แล้ว +2

    Who still listen after he's interview

  • @Weldayhadgu93
    @Weldayhadgu93 4 ปีที่แล้ว +9

    mengste semay yewarski ab semeyawi yorsalem yenbrki. lomi semieya ab enterviw kebdey belikani. kulu fwad amlak u amen elka mqbal tray😭

  • @mamaafrica786
    @mamaafrica786 4 ปีที่แล้ว +1

    ይርጋ ኢንተርቬ ምስ ሰማዕኩ ብጣዕሚ ከብበይ በልዓትኒ ደልና ኣብ ዝሎቶ ይጥዓማ ይርጋ ብካሊኢ ዝተፋላለይ ክትመጸና ብሃንቆውታ ንጽበ!!!!!!

  • @samuelnedel9882
    @samuelnedel9882 2 ปีที่แล้ว +4

    ድሕሪ ኢንተርቪው ዚመጻኹም ኣለኹም ዶ ኒ ደሉ ካ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ኣጆኻ የርጋለም ሓወይ

  • @amantesfu303
    @amantesfu303 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀአኻ

  • @kemalemey9990
    @kemalemey9990 4 ปีที่แล้ว

    ዛንታ ናይ ደሊና ኣብ ኢንተርቪው ሰሚዕ መጺአ ናይ ብሓቂ ንብዓት ሲዕርኒ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ይርጋእ ኣንበሳ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @zenebegebremicael702
    @zenebegebremicael702 3 ปีที่แล้ว +1

    You are right matabete form azu

  • @yoninter860
    @yoninter860 6 ปีที่แล้ว +8

    Leeli 4 amet delye zseankwa derfi Omg i love this song ever. ms hluf zkrtat

  • @mekoneyemane5122
    @mekoneyemane5122 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሻሪኪ ዶ ደሊና ሰፈር ቀይርኪ
    ይጭነቅ በይነይ የዕበድብድ ልክዕ ከም ጽሉል

  • @nafqotaleni3450
    @nafqotaleni3450 4 ปีที่แล้ว +30

    እንተርቪው ናትካ ሎሚ ምስ ሰማዕኩ ምሳኻ በኽየ ከም ኖርማል ደርፊ የ ዝፈልጣ ኔረ ሶ ኣጆኻ ቀጽሎ

    • @WahazitDebesay
      @WahazitDebesay 4 ปีที่แล้ว

      Yegermeka eyou ane keman 😪😭

  • @barcelonalovelyclub3340
    @barcelonalovelyclub3340 4 ปีที่แล้ว +3

    ይርጋኣለም““ ገለካ ምህሮ ጀሚረን” ፕእ ሓቅኻ ወያኣኽ🥺

  • @habenyhdego4286
    @habenyhdego4286 4 ปีที่แล้ว

    hasabatey kulu kolifkyo hamed hazhaz kabay merixkyo ahhh kebdka zbele derfi

  • @ኣደይእምበርናፊቐ
    @ኣደይእምበርናፊቐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ከብደይ በሊዓትኒ ድሕሪዛ እንተርቪው የ ዝሰምዓ ዘለኣኹሞ ከባድያ ንደሉ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንይግኣለም ከኣ ጽነዓት ይሃብካ

  • @agosomagosom8730
    @agosomagosom8730 4 ปีที่แล้ว +4

    Btaemi ከብድኻ ዝበልዕ ታሪኽ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ን ደሉ

  • @militesfay1770
    @militesfay1770 3 ปีที่แล้ว

    ms hiwetey mtessar aleka tanks

  • @nereykblye7667
    @nereykblye7667 4 ปีที่แล้ว +2

    Lomi rekibeya 😢😢😢 Yrgealem shul dmtsi Kemey dika

  • @fiori23
    @fiori23 4 ปีที่แล้ว

    Egzabher amlak ab hikufeo ynbra bhaki kebdka zbela 😭😭😭😰🙏🏾

  • @selamberaki4010
    @selamberaki4010 4 ปีที่แล้ว +4

    Interviewka Ms semaeku neza derfi ksema tegedide. Mengste semay yewarski delina haftey.

    • @fnanefrem1600
      @fnanefrem1600 4 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki ygrmka eyu bro

  • @habtomtesfahans3579
    @habtomtesfahans3579 6 ปีที่แล้ว +13

    ይርጋ ኣለም ሓደ ካብቶም ብሉጻት

  • @jimikarter5115
    @jimikarter5115 4 ปีที่แล้ว

    ሓመድ ሓዝሓዝ ካባይ መሪጽክዮ ኣሕ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ይርጋ ሓወይ

  • @millionasmerom8504
    @millionasmerom8504 4 ปีที่แล้ว +1

    Yerga abi seb eza derfi maera kamzi tarik zelewa aymeslann neru betami lebka zetnkif tarik ne delu ka amlak ab yemanu yekuma .

  • @samiman8420
    @samiman8420 6 ปีที่แล้ว +3

    Waww yrgalem btaemi tsbqti nay elka zderefkay koyna tesemiatni tarik galey eya zderfi delinayyyy ayttfana eki ka

  • @abrahamkidane3779
    @abrahamkidane3779 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆካ ኣምላክ እንታይሳኣኖ ደሊናታት ሂብካ ኣሎ ይርጋ ኣዝማሪኖ

  • @Asmir965
    @Asmir965 4 ปีที่แล้ว

    ኣነ ዛደርፊ ብታዕሚ ኢየ ዝፈትዋ ኖርማል ዛንታ ኢያ ትመስለኒ ነይራ ኣብዚ ኢተርቢው ናይ ይርገኣለም ምስ ሰማዕኩዋ ግን ሓቀኛ ታሪኽ ሂወቱ ምስ ኮነት ግን ብታዕሚ ሓዚነ ኣንቢዓትኒ ከማን ደሉ ኣምላክ ኣብ ዘለክዮ መንግስተሰማይ የዋርስኪ ንመላእ ስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ

  • @EsuWedigurja
    @EsuWedigurja 4 ปีที่แล้ว +2

    ድሕሪ ኢንተርቪው ((23//6//2020 ።ይርጋለም ዘሕዝን ዛንታ ።

  • @sabatewelde5758
    @sabatewelde5758 4 ปีที่แล้ว

    Ajoka zhewey alem kemeu eya zterefu fetari yberkrlka

  • @kokobmichael6232
    @kokobmichael6232 4 ปีที่แล้ว

    Dhri enterviw eye semeya eza derfi ndelina mengste semay yewarsa zterefu dekika ybarkelka😭😭😭😭😭😭

  • @mikiaraya871
    @mikiaraya871 4 ปีที่แล้ว

    Yirgalem thank u zareky

  • @biniyammokonen9455
    @biniyammokonen9455 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰብ ቀደም ይርጋእ ቡሉጽ ስራሓ ኢኻ ትሰርሕ ግን ጠፊኩምና ሕጂ ኣጆኻ ካኣ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ 'ዩ ዘለዎ ደቅኻ ኣምላኽ ይዕብየልካ ma best forever

  • @jamilaalmaz264
    @jamilaalmaz264 4 ปีที่แล้ว +1

    Ohhh 😮 yirga ayeney ajoka zeyday 😭😭😭

  • @Yy-uw9zd
    @Yy-uw9zd 3 ปีที่แล้ว +1

    😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @yordanosabrham9525
    @yordanosabrham9525 4 ปีที่แล้ว

    Abo koyne we Kidan kasreki delina gn hamed merxeki eza music tsma koyna aytsamnn nera gn iterview natka ms semaku masaka Beke ufff megste semay yewarsa n delu kae💔😭

  • @andebrhanlaine275
    @andebrhanlaine275 4 ปีที่แล้ว

    Nay behaki hangolka tetenkif music

  • @filimsgna1743
    @filimsgna1743 6 ปีที่แล้ว

    Natmudey derfi rekibeya lomi yrgawu hawey meqsen thank you

  • @zementopG
    @zementopG 4 ปีที่แล้ว

    Btami zehzn dhri interview ms semakwa eza derfi.

  • @MicheleUkbay
    @MicheleUkbay 6 ปีที่แล้ว +2

    huluf azekakiratniy yrgealem tueum dmxiy 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @zelekwobaileyeyezfelito6155
    @zelekwobaileyeyezfelito6155 4 ปีที่แล้ว +1

    Yirgealem shikor ❤❤❤🤙

  • @liyrena39rena71
    @liyrena39rena71 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you 🥰♥️💔👉:)

  • @mikiasli5733
    @mikiasli5733 4 ปีที่แล้ว +15

    ኣንታ ኣነስ ዚገርመኒ ናይዞም ዲስ' ላይክ ዚሁቡ ሕጂ'ስ ተጠራጢረ ዱሩይ ኣድጊና youtub ዪሪአ ከይህሉ አሞ ብዘይ ሪዲእት ረጊጺዎ ከይከዉን

    • @Momnateyalemey
      @Momnateyalemey 4 ปีที่แล้ว +1

      Mara u zegiremeka miki Asli

    • @sabasabinaokubay1929
      @sabasabinaokubay1929 4 ปีที่แล้ว

      Btami Dehzin zanta Delina kale meteyki mis semakiwa Btami hazine 😭😭😭😭

  • @simonmichael8684
    @simonmichael8684 6 ปีที่แล้ว

    Nezia rekibu dezrgeha thanks
    Yergealem gele aynet music

  • @Tv-gr6rg
    @Tv-gr6rg 4 ปีที่แล้ว +1

    ንዓናካ ዘንባዓናስ ንወላዲስ ማዕረ ክንደይ ጋሂ ይስሞዖ ይከውን።ዓለም ኩሉ ውሽጣ ጋሂን ጣዕሳን ኢያ።
    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ እሞካኣ ኣብ መዓልቲ መርዓካ ቦኩሪ ጓልካ ክትፍለየካ።

  • @davrecords7852
    @davrecords7852 4 ปีที่แล้ว

    Yirgealem beal teum demxi dehri Interview melise astemaqireya eza derfi hamed hazhaz kabay merixkiyo

  • @bnembbnnnm7498
    @bnembbnnnm7498 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣነስ እዚ ደርፊ ክንዲዚ ትርጉም ዘለዋ ኣይ መሰላትንን ነይራ ሎሚ ኣብ እንትሪቪው ክገልጾ ምእስ ሰማዕክዎ እዩ ናይ ብሓቂ ልበይ ተንኪፋትኒ ይርጋልም ናይ ብሓቂ ንፍዓን ንዘልኣለም ዝነብር ደርፊ እካ ደርፍካ ካብካ ክኣ ብዝሕ እና ንጽበ
    ንደሉ ክኣ መብግስተ ሰማይ የውርሳ

    • @iamblackboyrambo9430
      @iamblackboyrambo9430 4 ปีที่แล้ว +1

      Mara eske denxuni ab mealti merieu moyta

    • @bnembbnnnm7498
      @bnembbnnnm7498 4 ปีที่แล้ว

      @@iamblackboyrambo9430 ja zesenbad fxami eye

  • @samueleyassu6831
    @samueleyassu6831 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki kebdka zbele zanta zelewa derfi . N Delina galka dma mengste semay yewarsa ..

  • @samuelberhe6179
    @samuelberhe6179 4 ปีที่แล้ว

    Ahhh ezia derfi zanta mes semaku melise feteya kebdey belikani yerga habibi the best singer edmen tenan yehabeka delina kea mengsti semay yewarsa alem chenawit ahh

  • @atakltihagos8005
    @atakltihagos8005 6 ปีที่แล้ว +1

    At the end I got it thanks body !!!!!

  • @mohammedmahmud6039
    @mohammedmahmud6039 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 Dehri interview eyu semieya eziya derfi robi yerhama eski

  • @abrahamestifanos7421
    @abrahamestifanos7421 6 ปีที่แล้ว +1

    nic song Yirgalem Getachew entay dea Tefiekana nixbeyeka alena gele kitbelena

    • @kurtomusie7463
      @kurtomusie7463 6 ปีที่แล้ว +1

      Abraham Estifanos yirgaw Arkey

  • @selflesslove9810
    @selflesslove9810 6 ปีที่แล้ว +2

    Wwwwwwwww Eri boys degime thanks Mara zfetwa derfi

  • @applecool6028
    @applecool6028 2 ปีที่แล้ว

    ታሪክ ናተይ ኢኻ ደርፍካ 😂😂

  • @ዘመነተከይርካኒ
    @ዘመነተከይርካኒ 4 ปีที่แล้ว

    Yrga hawey ajoki

  • @merhawitesfaselasie1560
    @merhawitesfaselasie1560 4 ปีที่แล้ว

    Nay behaki bnbat tehaxibe 😭

  • @ShameKashay
    @ShameKashay 11 หลายเดือนก่อน

    😢💔💔💔interview gn😔

  • @danudanu1874
    @danudanu1874 6 ปีที่แล้ว +1

    wawwwwwww btami xbuk music

  • @abielt962
    @abielt962 4 ปีที่แล้ว

    2:45 *Mesatuki Tate Elen Gelian Eka Timhrti Jemiren ahh*

  • @berihuyonas2287
    @berihuyonas2287 6 ปีที่แล้ว +1

    yirgalem hawey delina melu nebsa qanza ajoka bel eski abe haqina zanta ente tomerkiseka ketkelo tray eu delka ajoka beruk hawey & geazo hiweteka senay yemneyelka

  • @samiapp5324
    @samiapp5324 3 ปีที่แล้ว

    ተሮጋቢ

  • @godisloveabakaunmberabiseb7418
    @godisloveabakaunmberabiseb7418 6 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki des tbli muzci

  • @ermiasil
    @ermiasil 6 ปีที่แล้ว +4

    ይርጋ በጃኻ ክልምነካ ጠጡዑም ከም ናይ ቀደም ደርፍኻ ሒዝካ ተመለሰና ኣጸሚኻና ኣሕ እዋይ ግዜ

    • @redaeastbeha5034
      @redaeastbeha5034 5 ปีที่แล้ว

      ymetse alo mis teumat zeymatatu. ab voa tigrigna kalemeteyk semeyo neyre 12/2019

  • @fthiynges2750
    @fthiynges2750 4 ปีที่แล้ว

    Yrga nebsi Amlak edmen tenan yhabka berte tsbuk srah temti derfi 😭😭😭

  • @milihabte901
    @milihabte901 4 ปีที่แล้ว

    Ajoka hawey

  • @samuelnedel9882
    @samuelnedel9882 2 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @daniel-cq8wv
    @daniel-cq8wv 4 ปีที่แล้ว

    Yirga btami kemti nubur keytelebabekuku ktbl keleka lbey beka gmtlt ybl

  • @ጋሽባርካሞሶብሃገር
    @ጋሽባርካሞሶብሃገር 4 ปีที่แล้ว +1

    Wede asmera xaida lbu Enqai Tekalka Ember kndey belikani
    Ab interview si😢

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 4 ปีที่แล้ว

    Aaneta seraki

  • @Bini146ayney
    @Bini146ayney 4 ปีที่แล้ว

    Ewayyy zahzen eu

  • @fqrikemxehayu6664
    @fqrikemxehayu6664 4 ปีที่แล้ว +4

    ንመጀመርታ ግዜ ድሕሪ ዝርንዛሕ ንብዓተይ ምፍሳሰይ ኣብ ኢንተርቪውካ፡ አንዳ ኣስተማቀርኩ ይሰምዓ ኣለኩ ይርጋ ዓቢ ሰብ።

  • @merhawihabtay4810
    @merhawihabtay4810 5 ปีที่แล้ว +1

    Yrga shikor

  • @filimondebebe4461
    @filimondebebe4461 4 ปีที่แล้ว

    Yirga nimntay derfakaya hashe dewlalay eika bel gize ab zelika

  • @crouch1236
    @crouch1236 4 ปีที่แล้ว

    😪😪 mengste semay yewarsa delina

  • @Fache.
    @Fache. 4 ปีที่แล้ว

    habibi ana

  • @yemanehabtemariam5523
    @yemanehabtemariam5523 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwww arfayne

  • @mohsuli4878
    @mohsuli4878 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @ሄኒሙንዱፋዊ
    @ሄኒሙንዱፋዊ 6 ปีที่แล้ว +2

    Tesfay mengesha nay himamey

  • @seliewedikeshi5789
    @seliewedikeshi5789 6 ปีที่แล้ว +1

    Yrgalem kabtom abeyti nfetwka derafay eka gn lomi tefiekana gele eba belena bejaka

  • @danielhayilay975
    @danielhayilay975 6 ปีที่แล้ว +1

    Yirgalem cetachew 2018

  • @esueyob8086
    @esueyob8086 4 ปีที่แล้ว

    Seb ywedq emo ytnse iu hayal iu..yrga so ntmali aqen kbdet giega aynmezazen ..kulatna seb ina godolo mkankum aytresu.