ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
#ክኮነላ,የበጽሒ ጎርዞ ዓይነይ ዝራኣያልበይ ወሪሳ ሸውሃቱ ጠላሕ ኣቢላክሽልማ,ዶ ክግዝማ ካዕቦት ፍቅሪኣይ ንሳ እንድያ ሕርያይ ጽምኢ ልበይ ተርዊንሳ እንድያ ድላየይ ንሳ ዊንታ,ዛ ልበይክሽልማ,ዶ ክወራርቃክሪኣ ከም,ዛ ጽሓይ ደሚቃክትነብር ሲሒቃጠሊ ክራማት ዘይነጽፍ ሳሓቃዕጉስ ባህሪ ጥዑም ጠባያመን,ሞ መን ዘይምነያ መን,ሞ መን ንናብራ ዘይሓረያመልክዕ እንተ-ልካ ሓቒቕ ማይ ንግሆ ጠባይ እንተ-ልካ ቀዲሕካ ዘይትውድኦ ኮኾብ ኣዋልድ,ያ ዘይንገር ኢንታኣእቲ ፈጣሪ ፍቅሪ ታኣኒኑ(ንዓይ ኢሉ)ዝሰርሓክኮነላ,ያ ክንዲ ሓው ክንዲ ኣያክዘርየላ ሕሰም ከይጎያንፋስ ጽሓይ ከይወቅዖ ዝባናክከላኸለላ ጽላል ክኾናፈጣሪ ሓርዩ ዝበላ ንዓይምኣዛ ሂወት ጥዕምቲ ድሓይከወቅባ,የ ከድምቃክትጽብቀለይ ክትመስል ዕንበባከርውያ,የ ልጊዐ ፍቅሪ ከጽግባ ከሙቋ,የ ሓቒፈ ከረርዋውርቅን ብሩርን ኣብ ክሳዳ በናጅር ኣብ ኢዳደስታን ሳሓቅን ንልባሰላምን ቅሳነትን ክህባ,የ ኣብ ሂወታ #Wedi Afye
ኣርሓ መድረኽ ኣርማ ስነ ጥበብ ኣርሓ ስነ ጥበብ ፍትው ብህዝቡ ወዲ ህዝቢ ወዲ መሬት ወዲ ርስቲ ወዲ ሪም ባሃር ወዲ ኤሩ❤❤💗🇪🇷🇪🇷💗❤❤❤❤❤
ይበል ጥበብ❤❤❤❤❤
ኡንኮ ሰሚዐ ዘይጸግባ ደርፊ ወዲ ትካቦ
My king❤❤❤
እዋይ ጥበብ ወድ ትካቦ መቅሰን
Waw just waw
My favorite Legend
semie zey xegba derfi jon anbesa nmkhalu wedi hzbi
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!
Btami blxti meglexi sinela qoxulo Nhawuna merih netababayo subscribe and comment aynreseGood job 💪💪💪💪💪🫶🫶🫶
Ali Tikabo Son love sv Love ❤ today far an today her 💙
Ngus tbeb abo fthi 🇪🇷❤💪
❤❤💓💓👍👍
King music wedi tikabo
#ዝጸውዮ,ለኒሓንሳብ,ሞ ሓንሳብ ጽን በልኒግዜን ኣድህቦን ሂብኪ ስምዕኒዝብሎ,ለኒ ዝብሎ ህዋሰይዝጸውዮ ዕላል ዝብሎ,ለኒ ናተየኣቲ ምልኣት ልበይ ውሽጠይ ትሰምዕድሌታተይ ተማልእሳላኺ ሰዊዱ እምነተይ ጎቢዙዝነበረ ጠመታ ፍጹም ተቀይሩበደል ወጽዓ ኣብዚ ዝሰፈኖ እዋንፍቅሪ ተምልኽ ከም ነብስኻ ትእመንክትረክብስ ዋዛ ኣይኮነንከማኻ ክትረክብስ ቀሊል ኣይኮነንእሞ ሽሻይ ልበይ ኣቲ ጥዕምቲ ቃናከመስግነኪ,የ ናይ ውዕለትኪ ምስጋናለዋህ ኢኪ ኣመናፍቅሪ ኣርኢክኒ ፍቅረይ ወሲድኪ ብናይ ፍቅሪ ጎደናቅኑዕ ፍቅሪ ዝተመጣጠነብዙሕ ሰብ እንዳ ሳኣነምእኩል/ኡኩል ፍቅሪ ልበይ ዘጥለለሂብክኒ ፍልይ ዝበለ ሳላኪ(2)ኣቲ ውንቂ ባሕሪ ፈሊጠዮ ኣስተማቂረዮ ፍቅሪ ወለላይ
✌✌✌✌
ቀጽለሉ ግ/ዳዊት ፍቕሪ ኢኻ ኩለንትናኻ
Ethiopian music
Are you joking… this Eritrean music by the Eritrean living legend artist.
ወዲ ትካቦ ሕደማካ ረኪበያ
#ክኮነላ,የ
በጽሒ ጎርዞ ዓይነይ ዝራኣያ
ልበይ ወሪሳ ሸውሃቱ ጠላሕ ኣቢላ
ክሽልማ,ዶ ክግዝማ ካዕቦት ፍቅሪ
ኣይ ንሳ እንድያ ሕርያይ ጽምኢ ልበይ ተርዊ
ንሳ እንድያ ድላየይ
ንሳ ዊንታ,ዛ ልበይ
ክሽልማ,ዶ ክወራርቃ
ክሪኣ ከም,ዛ ጽሓይ ደሚቃ
ክትነብር ሲሒቃ
ጠሊ ክራማት ዘይነጽፍ ሳሓቃ
ዕጉስ ባህሪ ጥዑም ጠባያ
መን,ሞ መን ዘይምነያ
መን,ሞ መን ንናብራ ዘይሓረያ
መልክዕ እንተ-ልካ ሓቒቕ ማይ ንግሆ
ጠባይ እንተ-ልካ ቀዲሕካ ዘይትውድኦ
ኮኾብ ኣዋልድ,ያ ዘይንገር ኢንታኣ
እቲ ፈጣሪ ፍቅሪ ታኣኒኑ(ንዓይ ኢሉ)ዝሰርሓ
ክኮነላ,ያ ክንዲ ሓው ክንዲ ኣያ
ክዘርየላ ሕሰም ከይጎያ
ንፋስ ጽሓይ ከይወቅዖ ዝባና
ክከላኸለላ ጽላል ክኾና
ፈጣሪ ሓርዩ ዝበላ ንዓይ
ምኣዛ ሂወት ጥዕምቲ ድሓይ
ከወቅባ,የ ከድምቃ
ክትጽብቀለይ ክትመስል ዕንበባ
ከርውያ,የ ልጊዐ ፍቅሪ ከጽግባ
ከሙቋ,የ ሓቒፈ ከረርዋ
ውርቅን ብሩርን ኣብ ክሳዳ
በናጅር ኣብ ኢዳ
ደስታን ሳሓቅን ንልባ
ሰላምን ቅሳነትን ክህባ,የ ኣብ ሂወታ
#Wedi Afye
ኣርሓ መድረኽ
ኣርማ ስነ ጥበብ
ኣርሓ ስነ ጥበብ
ፍትው ብህዝቡ ወዲ ህዝቢ
ወዲ መሬት ወዲ ርስቲ
ወዲ ሪም ባሃር
ወዲ ኤሩ
❤❤💗🇪🇷🇪🇷💗❤❤❤❤❤
ይበል ጥበብ❤❤❤❤❤
ኡንኮ ሰሚዐ ዘይጸግባ ደርፊ ወዲ ትካቦ
My king❤❤❤
እዋይ ጥበብ ወድ ትካቦ መቅሰን
Waw just waw
My favorite
Legend
semie zey xegba derfi jon anbesa nmkhalu wedi hzbi
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!
Btami blxti meglexi sinela qoxulo
Nhawuna merih netababayo subscribe and comment aynrese
Good job 💪💪💪💪💪🫶🫶🫶
Ali Tikabo Son love sv Love ❤ today far an today her 💙
Ngus tbeb abo fthi 🇪🇷❤💪
❤❤💓💓👍👍
King music wedi tikabo
#ዝጸውዮ,ለኒ
ሓንሳብ,ሞ ሓንሳብ ጽን በልኒ
ግዜን ኣድህቦን ሂብኪ ስምዕኒ
ዝብሎ,ለኒ ዝብሎ ህዋሰይ
ዝጸውዮ ዕላል ዝብሎ,ለኒ ናተየ
ኣቲ ምልኣት ልበይ ውሽጠይ ትሰምዕ
ድሌታተይ ተማልእ
ሳላኺ ሰዊዱ እምነተይ ጎቢዙ
ዝነበረ ጠመታ ፍጹም ተቀይሩ
በደል ወጽዓ ኣብዚ ዝሰፈኖ እዋን
ፍቅሪ ተምልኽ ከም ነብስኻ ትእመን
ክትረክብስ ዋዛ ኣይኮነን
ከማኻ ክትረክብስ ቀሊል ኣይኮነን
እሞ ሽሻይ ልበይ ኣቲ ጥዕምቲ ቃና
ከመስግነኪ,የ ናይ ውዕለትኪ ምስጋና
ለዋህ ኢኪ ኣመና
ፍቅሪ ኣርኢክኒ ፍቅረይ
ወሲድኪ ብናይ ፍቅሪ ጎደና
ቅኑዕ ፍቅሪ ዝተመጣጠነ
ብዙሕ ሰብ እንዳ ሳኣነ
ምእኩል/ኡኩል ፍቅሪ ልበይ ዘጥለለ
ሂብክኒ ፍልይ ዝበለ
ሳላኪ(2)ኣቲ ውንቂ ባሕሪ
ፈሊጠዮ ኣስተማቂረዮ ፍቅሪ ወለላይ
✌✌✌✌
ቀጽለሉ ግ/ዳዊት ፍቕሪ ኢኻ ኩለንትናኻ
Ethiopian music
Are you joking… this Eritrean music by the Eritrean living legend artist.
ወዲ ትካቦ ሕደማካ ረኪበያ