መራሕቲ ትግራይ ሓድሽ ዜና/ ኣብ ኣኼባ ፀርፍን ካልኦትን ዝብሃል ዘሎ ወረ (ክርአ ዘለዎ ቪድዮ)/ tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 107

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 23 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ጀግና❤❤❤❤

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 4 หลายเดือนก่อน +2

    ትክኪል ኣለካ ሓውና ቀፅለሉ❤❤

  • @mekidana315
    @mekidana315 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዝወረደ ዘረባ ኣይትዛረቡ
    በዓል ዋና ዘይብሉ ሓሜት ዘረባ ንዓና ንተጋሩ ረብሓ የብሉን።

  • @BenGile-sr3sq
    @BenGile-sr3sq 4 หลายเดือนก่อน +3

    well come

  • @elaela671
    @elaela671 4 หลายเดือนก่อน +3

    Hawna baekal meshika stubuk

  • @brhanenael6486
    @brhanenael6486 4 หลายเดือนก่อน +3

    .ዘፅርፍ እንተለዎም ኣይኮነን ጌታቸዉ ተራ ግለሰብ እዉን ተዝፀርፎም ምንም ኣይገርምን ህወሓት እኮ ህዝቢ ትግራይ ማለት እዩ ዝተፈለየ ማንነት ዘለዎም ሰባት ኣይኮኑን

    • @MichaeleMulugeta
      @MichaeleMulugeta 4 หลายเดือนก่อน

      anta borko

    • @AsdfghZxcv-jl8vk
      @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน

      ችድ ከመይ ገይሩ ናይ ሓደ ውድብ ክኾን ህዝቢ ትግራይ ማሃይም ህዋሓት ደቃ ልትበልዕ ውድብ እያ ፍትሒ ዘይብላ ካብ ልትግራዋይ ወጣት ልካልእ ክልላት ዘዕበየት እያ ዚአ ተዘይ ጠፊአ ትግራዋይ ሰላም አይረክብይ

  • @astergebre9935
    @astergebre9935 4 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you brother ❤️💛❤️💛

  • @belaydorri6825
    @belaydorri6825 4 หลายเดือนก่อน +1

    You right men👆

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 23 วันที่ผ่านมา

    እይ ገታቸው ቃል ጥራሕ

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንባዕሎም ተበሊዖም ህዝብና ከየብልዕዎ ብጣዕሚ እዩ ዘሰክፍ

  • @yebrahgmariam543
    @yebrahgmariam543 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሀገረ ሐዉና ጹቡቅ ሐሳብ አቅርብኻ አለካሞ ህብና ድማ ዝሰምዕ እዝኒ ይሃበና አጆካ በርትዕ

  • @FessehayeMisghina
    @FessehayeMisghina 4 หลายเดือนก่อน +1

    Great idea Hager and keep on.

  • @NaodMokenen
    @NaodMokenen 4 หลายเดือนก่อน

    በዛኩምብአኩምተረቢሽናመልሓሰኩምተገረዙበሎም

  • @abuzekriyaedu
    @abuzekriyaedu 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኡዚ ዓሌታውያንን ጉጀለዋያንን ዘረፋቲ ዘውርይዋ እዩ በተለይ ሀይለ ዓንጃል ናይሙሁር መሀይም ግለ ሰባት ከሐሚ እዩ ዝውዕል

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf 4 หลายเดือนก่อน +4

    አንታ ሓወይ አብወረ ተደሪኽካ ናይ ውልቀ ሰብ አጀንዳ ካብምግባር አብዋና ናይ ህዝቢ ጉዳይ ትኹረት ግበር

  • @generalredwan
    @generalredwan 4 หลายเดือนก่อน

    ትኽክል አለኻ ሀገር ሐወይ 🙏

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ!
    ብሕምቀት መራሕቲ ሰውኣት ክንዲ ፍረ ጣፍ ኣይቅንስን!!
    ሰውኣት ንዘላእለም ክብሮም በሪኽ ዩ፡፡
    ቀጽልሉ

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 4 หลายเดือนก่อน

    በሓቂ ንዛረብ እንተይልና ጌታቸው ይኹን ደብረፅዮን ይኹን ካልኦት ኩሎም ናይ ሕወሓት መመራሕቲ ኣብ ዛ ሕዚ እዋን ካፍቶም ዘለው ዛሓሸ ጌታቸው እዩ ፣ነዙይ እውን እዩ ቲፖዞን ተለኣእኽቲ ውልቀ ሰባትን ዝኾኑ ከምን ሃይለ ዝበሉ ኣክትብስትታት ዘንገብግቦም ዘሎ።

  • @anwarabdela2568
    @anwarabdela2568 4 หลายเดือนก่อน

    መላሃስ እያ ካሊዕ የለን።

  • @hagoskahsayhagos3854
    @hagoskahsayhagos3854 4 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ያብካ እንመን ምኳነም ሀዚው ንብር ኢሎም ደደባት መሀይማት ዳአም እበር አረመኔታት ንምኽፋል ዝሰርኡ አለው ኸም ደደቢት ሚድያ ዝመሰ እዬም

  • @abrhamhailu-c1s
    @abrhamhailu-c1s 4 หลายเดือนก่อน +1

    ከብ ሐደ ጋዝጠኘኛ ዘይሕሎ ንግግረ

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 4 หลายเดือนก่อน

    ንጌታቸው እናፀረፈን እናኾነነን ኣፀያፊን ንህዝብ ትግራይ ዘይመጥንን ዘናሸውን ዝውዕል ስነምግባር ዝጎደሎ ሃይለ ኣራፋይነን ሚድዩኡን እዩ።

  • @Tiy5Mho
    @Tiy5Mho 4 หลายเดือนก่อน +1

    መላሓስ ጥራሕ እንበር ተግበር አልቦ ዝኾነ ስራዓት

  • @alembrihantafesse1050
    @alembrihantafesse1050 4 หลายเดือนก่อน

    ሓቅታትን መርትዖታትን :ብእሙናት ምንጭታት ዝተደገፈ ንጹርን ጭቡጥን ሓበሬታ ምቕራብ። ኣስተንትኖ ዝድርኹ ሕቶታት ብምሕታት ነቐፌታዊ ኣተሓሳስባ ኣተባብዕ። ንኣብነት "እንታይ መርትዖ እዩ ነዚ ክልሰ ሓሳብ ዝድግፍ? ክብሪ ትግራይ ነረጋግፅ

  • @MebrahtenMebre
    @MebrahtenMebre 4 หลายเดือนก่อน +3

    ጌቹ ግና እዩ

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 4 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ዝፃረፍ ወይም ዝሓሚ ትግራዋይ አይኮነን ። ኩሉ ብትግርኛ ዝፅሕፉ ተጋሩ ጥራሕ አይኮኑን ።

  • @betegaltigray1989
    @betegaltigray1989 4 หลายเดือนก่อน

    ኣይኮነይ ዶ እዝይ ኢልካ ልምዝራብ ሲ
    ብዓብይዩ ሰብ ቀቲሎም ናደርበዩ ። ምንም ማለት ኣይኮነይ 😢😢😢

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሀገር ጽቡቅ ሐሳብ ኢካ አቅሪብካ አነ'ውን እዚ ወዲ ሰከራማት ኢሉ ዘቅረቦ ሰሚአዮ እንዲም ደዊለሉ አይመለሰን ኮነ ኢሉ ናዘገቦ ዝመጸ መቀጸልታ እዩ አቅሪቡ ከም ተጋሩ መጠን ይሕዝን ከምዝበልካዮ ናትና ሕመቅ'ውን አሎ።
    እቲ አብ ትግራይ ኮይኑ ናይ ራዕድ ዝጽሕፍ ዘሎ ይገርመካ ሽጉጥ ሒዙ ምፍርራሕን መሬት ውራ'ውን ይሳተፍ እዩ ክንደየናይ መጻወቲ ሞላጫታትን ሰረቅትን ከምዝኮነ ህዝብና ይሐዝን ብዝኮነ ቀጽለሉ ሀገር

  • @АсмелашАбраха
    @АсмелашАбраха 4 หลายเดือนก่อน +1

    ለባም፡ ኢካ፡ ኩሎም፡ ከማካ፡ እንተዝኮኑ፡ ጽቡቅ፡ ነይሩ፡

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 4 หลายเดือนก่อน

    You don't care about the leaders just you should care about people Tigray. They're not dectacter those so you make shure and show us evidence that propaganda.
    We love our people VIVA Tigray ❤

  • @Mulugeta8615
    @Mulugeta8615 4 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ተቃሊሱ አይሽነፍን ንቅድሚት ከይሰንድር አብ ዓወት ተጣሚርካ ምኻድ አንኽእልን አብ ከምዚይ ሰዓት ብሓደ ሰሚርና ክንከይድ አነኽዕልን ንንሕደና ከም ዝብእይ አይንተአምንን ጎኒ ነጎኒ ክንኸይድ አንኽእልን በጃኹም አደዳ ጸላዒ አይነኹን

  • @JdvbDjut
    @JdvbDjut 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ምስካርን ምዕባድን ዘይኮነስ ጌታቸው ዕላማ ኣለዎ እዩ ዕላማኡ ክዓ ምስ ኣብዪ ኣህመድ ተማሳስሉ ስልጣኑ ንምንዋሕ እዩ

  • @mekidana315
    @mekidana315 4 หลายเดือนก่อน +2

    ናሃትካ ገደዱ ኣይትድገም በቃ

  • @Gebrewmichael
    @Gebrewmichael 4 หลายเดือนก่อน +1

    ከይ እጥለልካ ኣይትዛረብ። ወረ ወረ እዩ።

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน

      ንሕናወን ከምኡኢና ዝበልና። ሙሉእ መደብ ስማዕ መጀመርያ

  • @mezgebegirmau1089
    @mezgebegirmau1089 4 หลายเดือนก่อน

    መሬትና ተወሲዱ ሃፍትና ተወሪሱ ህዝብና ተፋኒቅሉ ኣብ አንዳ መስተ ዝሃድር ስብ አንታይ ማለት ኢዩ

  • @Abrahamgebre-hq3wd
    @Abrahamgebre-hq3wd 4 หลายเดือนก่อน

    Heseor eka eba at wedi

  • @hlufmahari4078
    @hlufmahari4078 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብዕራይ ናብዝበለይበል ዕርፊ ኣፅን ሓሳዊ ዝበለ ይበል እዝኒ ኣይንሃቦ መራሕቲ ትግራይ ሰርሖም ይሰርሑ ኣለዉ ሰለዚ ናይ ሓሰዉቲ መዐምበሪ ኣይንኹን።

  • @bbbc-v9q
    @bbbc-v9q 4 หลายเดือนก่อน

    እዚኦም ፀላእቲ ተጋሩ ዓላማ ዘይብሎም ኃንኅሎም ዝበስበሰ ኢዮ

  • @bisratyehalashet9736
    @bisratyehalashet9736 4 หลายเดือนก่อน

    ወዲ አቦይ ተ/ብርሃን ብጣዕሚ ፅቡቅ ጥዑም ዘረባ ገርካ ኩልሻብ ብተደጋጋሚ ክትንገር ዘለዋ ምኽርን ትምህርትን ኢያ ንሀቂ ምፍራድ እያ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 4 หลายเดือนก่อน +1

    አታ በይዘካ ውግእን ዶ ግደፎን!

  • @solomontesfay554
    @solomontesfay554 4 หลายเดือนก่อน +1

    Not right now

  • @محمودعلى-ي7م7و
    @محمودعلى-ي7م7و 4 หลายเดือนก่อน

    አብ ሙሉእ ኢትዮጵያ፡ ስለምታይ፡ ዘይውዕል ይገርም፡እዩ

  • @globalpeace8825
    @globalpeace8825 4 หลายเดือนก่อน

    Really ?

  • @BKMGA
    @BKMGA 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናይ TPLI ማፍያ ሴራ እዩ.

  • @GideyMulat
    @GideyMulat 4 หลายเดือนก่อน

    🎉

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 4 หลายเดือนก่อน

    ፂሊኢት ዚዛረብ ብዘይአግባብ ስልጣን ዚደሊ ወይካአ ብዘይ አገባብ ጥቅም ምዲላይ ኤረ ናይና ፎሮሞ ሀደብሉዎም ፀይቅታት አነብወገነይ እዚየርእየነ ገጋታት

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 4 หลายเดือนก่อน

    ሀገር እንታይ ክንጽበ

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 4 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ዝገብሮ ተገልቢጡ እዮ ዝፍርጀካ፣ ሓባል በልያ… ከምዝበሃል….
    ፀገም ትግራይ ፍልፍሉ ናይ ግምት ስልጣን ህረፍ እዩ።
    ጌታቸው ኣብ ቢሩኡ ኮፍ ኢሉ ክሰርሕ ወይ መስርያቤቱ ክከታተል ከምዘይኽእል ወይ ሓንቲ ገፅ ፅሑፍ ከምዘይፅሕፍ ኩሉ ይፈልጥ ። በቃ ፀባዩ እዩ። ፅሓይ ዝወቕዖ ፀገም ምዃኑ ኣሚንካ ምእራም እምበር ብዓይኒዕሙተይ ምክልኻል ጌጋ እዩ።

  • @ahmedkassa2952
    @ahmedkassa2952 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ ገትቸው መደረ ቢዛዕባ ስዋኣት ጹቡቅ ነይሩ, ኢቲ ካልአ ዘረባ ግን ኣድላይ ኣይነበረን, ኢቶም ብጸቱ ቢምግራም ይርእዎ ነይሮም, ዳርጋ ምይይጥ ዚመስል ዘረባ ኢዩ ገሩ, ቢዛዕባ መስተ ጌታቸው ጸገም ኣለዎ, Alcoholic ኢዩ, ሒክምና የድሊዩ ኢዩ, ኩብሩ ዘይሓለወ ኣሳቲያ ኢዩ ዚስቲ, ኣብ ኣኺ ቡዙ ተነቅፉ ኢዩ, መብዛሕቱኡ ኣ/ ኣበባ እዩ ዚኸይድ, ወዲ ወረደ ኢይ ትግራይ ዘመሓድር ዘሎ, ዚስኪር ስበ ዓዲ ከማሐድር ኣይኺእሊን, ጊን መማረጺ የለን ኣብ ዚ ኢዋን ኡዙይ

  • @sabacuddus7319
    @sabacuddus7319 4 หลายเดือนก่อน

    Young Hager you are brilliant journalist, bcz I wondering when people talk about Ghetachew habits it his choice to drink if it makes him relax to numb on this tragic hard times, bcz he is carrying heavy burden to finish his responsibilities, and people try to take advantage of this little as a weakness it is very sad.❤

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 4 หลายเดือนก่อน

    ሓቅኻ ኢኻ ሰለ ዝሰኸሩ አይኮነን
    ግን ኾነ እሎም መርሒነት ሓድነት ትግራይ ንምብታን ኾነ እሎ ቁልውላዎ ንምፍጣር ተሓሲቡ ዝግበር ዘሎ ውዲት እዩ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 4 หลายเดือนก่อน

    ሀገር በጃኻ ሕማቕ አይትዛረብ መራሕትና ነኽብር ፍታሕ ከመይ ነምጽእ ነቓለሰሉ እሰኪ በል መአረጸይ ውላደይ

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy 4 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸዉ ረዳ 🍺🥂🥃

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 4 หลายเดือนก่อน

    አንታ ትማሊ ሕትኹትኹ ሎሚውን ከምኡ ተአረዪ ንታአረ ሕራይ ዶ?

  • @HaftomAshagrie
    @HaftomAshagrie 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትግራይ ፕሬዝዳንት እኮ የለን ግዝያዊ ምም/ር እየ ዘሎ

  • @mezgebegirmau1089
    @mezgebegirmau1089 4 หลายเดือนก่อน

    ለክበጥበጥ ኣይትበል አእስኪ ጌታችው ኣብ ኣኬባ ...።

  • @bereketkiflu8825
    @bereketkiflu8825 4 หลายเดือนก่อน

    አነ ሐደ ሕቶ አለኒ እቲ ሕቱክቱክ ብ ምንታይ እዮ ? ብስልጣን ተኮይኑ ስለምንታይ ፓርቲ መስሪቶም ናብ መረጻ ዘይከዱ ህዝቢ ብዝመረጾ ዘይመሐደር ።

  • @TadesseKIdanemariam
    @TadesseKIdanemariam 4 หลายเดือนก่อน

    ስማእ ናዳስዋ መደረ አብ ሚዲያ ክተውፅእ ከለካ እስካ እምበር ህማቅ ቶምዘውረይማ ናይ ሰፈር ወረ እምበር አብ ሚዲያ ኮይንካ ሓተፍተፍ ዘብለካ ግና ታይምካንካ ግልፅ እዩ

  • @WediMemher
    @WediMemher 4 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ግን ጥዑይ ሰብ ስኢና ድያ ብጫታም ሰካራም ትምራሕ?

  • @mathlockgary4809
    @mathlockgary4809 4 หลายเดือนก่อน

    ናትና ሚድያ=ጌታቸው ሚድያ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 4 หลายเดือนก่อน

    እሞ እቶም ሐመይቲ ንትግራይ ጸላኢቲ እዮም ጌታቸው ትግራዊይ እዩ ደቢረጺዬን ትግራዊይ እዩ አረረም መረረም ዪዉሐጡዎ እቶምወረኛታት አይ ቲቢከይን እንዲዩ ዘቢኪየኒ ዘህዚን👌👌👌👌👌👌👌

  • @NaodMokenen
    @NaodMokenen 4 หลายเดือนก่อน

    አብስድሮኦምዝለመድዎፀባይእዮንንዐቆም

  • @alayeyehualashet8662
    @alayeyehualashet8662 4 หลายเดือนก่อน

    ፀለመ ሒዝኩም ንሰልዲ ትጊዮዬ ሰባት ዘሕዝን እዩ : ኹሉ ጊዜ ገበናና ነጋወሖ ካብ ውሽጥና እዩ : ንፀላእትና በሪ ኸፊትና ንህብ ፡ አቱም ወረ ተጋውሑ ተአደቡ!!!!!! ዩ ቲዩብ ቕርሺ ንምርካብ ኣርእስቲ እትገብርዎም ሰባት አስተባህሉ ተኣደቡ!!! Please😮

  • @ata4737
    @ata4737 4 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ካብ ኣውሎ ሚድያ ኣትሒዘ ይከታተለካ'የ ነቲ ልዙብ ኣንደበትካ ኣዝየ ከመስግነካ ይፎቱ። ሃገር ናይ ካልኦት'ሞ ይጽነሓልና በቲ ንስካ ዝበልካዮ ጥራሕ "እዞም ሰባት ክሰክሩ ይክእሉ'ዮም ይሰክሩ'ዮም ከኣ" ዝበልካያ ጥራሕ ወሲደ ግን ብሓቂ ከምኡ ክኾኑ ዶ ይግባእ ነይሩ? ትማሊ ከም ሕሩጭ በኒኖም እንዳተብሃለ ዝሰትይሉ ዕድል ዶ ነይሩ'ዩ? ሕጂ ደኣ እንታይ ተረክበ ዘስቲ ዘስክር? ዘለናዮ ጊዜ ኾ ኣሽንኳንዶ መስተ ጥዑይ መግቢ'ውን ክትበልዕ ዘሰክፍ'ዩ። መስዋቲ ድዩ ዊሒዱ ወይ ኣካል ምጉዳል ? ህዝብካ ብጥምየትን ዓጸቦን ፎቆዶ ቸንዳ መንገዲ ተደረብዩ መሬትካ ኣሀጊርካ ኣብ ዕጽዋን ክባን ዘላ ትግራይ እንዳመራሕካ ኣይኾነን ዶ መራሒ ኾንካ ተራ ኾንካ ከማን ክትሰቲ ክትሰክር ኣዚዩ የሰክፍ። ስለዚ ንሓሜታ ዝሳጥሑ ዘለው ሕልና ኣልቦ መራሕቲ ተመኸሩ ተትብሎም ይሓይሽ። ቀዳሞት መራሕትና ኣይኾነን ዶ ኣብ እዋን ቃልሲ ኣብ ጊዜ ዓወት'ውን በዚ ኣይሕመዩን ነይሮም። መለስ: ስዩም ኣባይ ወዘተ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 4 หลายเดือนก่อน

    What is getachew Reda talking about today?I think he has a problem.

  • @solomonhadush9726
    @solomonhadush9726 4 หลายเดือนก่อน

    እሞ እዙይ ስርቂ ቅትለታት መንሞ እዩ ክፈትሖ ምክትል ግዚያዊ ምምሕዳር ዘይፈትሖ መንዩሞ ክፈትሖ ጌታቸው ረዳ እኮ ስርሑ ስለዘይሰርሐ እዩ እዙይ አብትግራይ ዘሎ ናይ ፀጥታ ሽግራት ናይ መንግስቲ ሽግር እዩ

  • @cell-tube340
    @cell-tube340 4 หลายเดือนก่อน

    ዶንቆሮ እባ ኢኻ

  • @ShewitWintana
    @ShewitWintana 4 หลายเดือนก่อน

    እቲ ሀቂ ብአካል ንዝምልከቶም ሰባት ምህታት ብዝተረፈ ግን እንመን አዉርዮሞ ኢልካ ሀቅነቱ ትፈልጦ ኢካ አለበለዚያ ከም አጀንዳ ሂዝካ ግዜ ምጥፋእ ግን ካብቶም መፀለምቲ አይትፍለይን

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน

      Haha ነዚ መደብ እዚ ምስ ፀላእቲ ምፍራጅ፣ድሕረ ባይታኺ ግልፂ ዝገብር እዩ። ብዝኮነ የቅንየልና!

  • @tekleweynitsdesse6799
    @tekleweynitsdesse6799 4 หลายเดือนก่อน

    አንታ ሓውና አነ አቶ ጌታቸው አብ ሰረሖም አለው እቶም ሓገዝቲ እንዳ ባዶ ሰለሰተ ዘረባ ምብልባል ናዓና ንተጋሩ ይጠቕመና ዶ ወየሰ ይጎድእና አጫፈርቲ ባዶ ሰለሰተ እንዳ ሻዕብያ አይንኹን

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 4 หลายเดือนก่อน

    ወይጪቂ ከደይ ይዛርብ ቅብፁ ኩሉ ክሳኻዕሁ አሰረተ አይነት ዘርባ ፂሊኢት አይጠቅምን ይብሊ ብጃኹም ሀቅ አይትህለፉዎ

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 4 หลายเดือนก่อน

    ፦ እዚይ ኹሉ ንመራሕቲ ህውሓትን መራሕቲ ሰራዊትን ዘዋርድን ፀለመን ዝገብሩ ዘለው ፀላእትን ናይባዕልትና ባዳታትን ብገዘብ ዝተዓሰቡ ዕሱባትን እዮም እዚይኹሉ ዝዛረቡ ዘለው።
    ፦ ቅኑዓት እማ ከምዚይ ዝበለ ወራዳ ዝኾነ ሓሳብ አይህብን።

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 4 หลายเดือนก่อน

    አቱም ሰባት ናይ ጌታቸው ግላዊ ባህሪ ዘይኮነስ ስለ ትግራይ ዘለዎ ትልምን ሓሳብን እዩ ዘገድስ ሕሉፍ ሓሊፍኩምስ አብ ቢሮ ዘሕልፎ ሰዓት ምፅብፃብ ንምንታይ ብመንፅር ትልሚ ስርሑን አፈፃፅሙኡን ዘይትግምግምዎ

  • @TeameKassa-y3f
    @TeameKassa-y3f 4 หลายเดือนก่อน

    ኣይተሓሱ ሓቂ ርኢኻ ኣስተውዒልካ ተናገር

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน

      እቲ ሕሶት ይፅሓፍዎ፣ይንገሩና።

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 4 หลายเดือนก่อน

    አደው unfollow አየ ክገብረካ ዘይምጥን ዘረባ አይትዛረብ

  • @Tsegabeyene
    @Tsegabeyene 4 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ብሎክ ክንዲ ርብዒ ጌቸ ኣይትሰርሕን።

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ትብሎ ዘለካ ሓቂ ወይ ሓሶት ክከውን ይክእል ኢዩ ብዝኮነ መንገዲ ግን ንምድያ ይበቅዕዶ ውልቀሰባዊ ክብረ በዝትንክፍ መንገዲ ይተአረም ገይታቸው ረደ በዝምልከት ብግልጽነት ዝሐሸ ኢዩ ሐንቲ ወሳኒ ነጥቢ ግን ገይታቸው ቢሮ አይአቱን እትብል ዘረባ ሃይለ ደደቢት ኢዩ ዝዛረባ አውስተራሊያ ኮይኑ ዲዩ ፈሊጥዎ መንነጊርዎ እስኪ ንሕሰብ ክሳብ ክንደይ ከምዝወደቅና ካብ ቀልሲ ከምዝወደቅናን ኩልዕ ኢሉ ይራአየካ በሉ ፍረዱ

  • @woinshetkassaye7174
    @woinshetkassaye7174 4 หลายเดือนก่อน

    ቅድም ቅድም ንፖለቲከኛ ንሰጥበባውያን "አቱም" አይባሓልን። ካልአይ በግለይ ዝብሓል ትግርኛ የለን "ብውልቀይ ወይ ድማ ብወገነይ" እዩ ብትግርኛ።አብ መወዳዕታ እቶም ፀላዕትና ዝገብርዎ ፀለመ ንአብነት "መስተዶ ቮድካ" ዶ ኢልና ናይቶም ፀላዕትና ፀለመ ናጋውኸ አለና። ናይትግራይ activists & youtubers ዘሎ ሕመቅ እዚዩ። ጌና ፀላዕትና እዚ አይኮነን እንታይከ ዘይበሉና። ጌጋ እንድሕር አልዩ ኮይኑ ብውሽጢ ተረዳዳኢካ ምፍታህ እምበር ተገቲርካ "ሰኸሩ" ትብል ቃል ቆሪፆም ወሲዶም ራኣዩ ባዕሎም ይምስክሩ አለው ከምትብሓል ፍለጥ። I think you need more view telling lies. I will unsubscrube you my dear!

  • @RedaeWayu
    @RedaeWayu 4 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ዝብሃል ዘረባ እዩ አታ ሓወይ ብጣዕሚ ዝወረድኻን ዝሰኸርኻን ንስኻ ሃገር ተ/ብርሃን ኢኻ

  • @bereketkiflu8825
    @bereketkiflu8825 4 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ናብ ፈንታሌ ደዊልካ ብጭብጢ ዘይትምጎቶ ። ንህዝቢ እንታይ ግበር ትብልዋ አለኩም

  • @ተጋሩደቂሓንቲማህፀንኢና
    @ተጋሩደቂሓንቲማህፀንኢና 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ናትና ፎሮም ኣብ ባይታ ዘይለ ኣይትምፅእ እዚ ክሉ ሓሸት እዩ

  • @zufanfissahaye5414
    @zufanfissahaye5414 4 หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያ: ኢሰያስ ምሓሸ አቢሎማ ድዮም?

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 4 หลายเดือนก่อน

    ሀገር በዘኻ ንስኻውን አይትበላሾ ገታቸው ገታቸው አናበልና ሀገር ሐቒ ምዃን ከየረጋገጽኻ መሊእኻ አብ ሚዲያ አይትዛረብ ወዮ ወዮ ለገር ሕራይ ዶ አነ እንታይ ሰርሐ ዝብል ሰብ መአዝ ክንጽበ ወዮ ሀገር አንበሳ

  • @yefasillijፅዮን
    @yefasillijፅዮን 4 หลายเดือนก่อน

    ረሳህ ሰብ ኢኻ እዚስ ዜና ኢልካ ናብ ሚድያ ተውፅኦ? ረሳህ ኢኻ ብጣእሚ

  • @tadesseabera4405
    @tadesseabera4405 4 หลายเดือนก่อน

    This media outlet is good. Eager presentation straightforward about Tigray.However, your piece of information about Getacew and the contextual idea about Tigray administration lacked a sense of maturity by far. Stay away from such irrelevant gossip disseminated by frustrated individuals and exemplary and innovative ideas as you always do.
    Ignore pessimistic and frustrated individuals by not even mentioning their interest/ dream.

  • @AmareHal
    @AmareHal 4 หลายเดือนก่อน

    Nay lome ajendaka kikowun zgbio bizaeba ezen zmota zelewa eshelat ahwatna dmtsi kitkonen enategebeeka nsikag ab media keribka zeyneberkalu guday tzarebo zeleka n tegaru aytekmenan slezi kinena zelewo hasab hizka tezkerb

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 4 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ብዝኾነ መዓቀኒ ናይ ውሽጥካ ገበን ኣብ ሚዲያ ኣይዝረብን።
    ልኩለካ እዩ ሒዙካ ዝጠፍእ።
    ልገንዘብ ኢልኩም ነውርን ንውርን ኣንትቀላቅሉ ሓፈሻዊ ጥፍኣት እዩ።
    ዋላ ካብ ካብ ህዝቢ ምስራቅ ምስካር የኸሽ። ብዙሕ ዝፈልጦ ዋላ ኣየሃሊ።
    ካብ ንፁሕ ልቦና እየ።

  • @teshomearaya5907
    @teshomearaya5907 4 หลายเดือนก่อน

    ኣበዮ ልነበርካ ብዕሉግ ኢኻ በይዛኻ? መንከ እዪ ልኢኹካ? ዕሱብ ፈላላዪ።

  • @berhanuaberha6745
    @berhanuaberha6745 4 หลายเดือนก่อน

    ደደብ ካልእ ናይ ህዝብ ትግራይ ፀገማት ዝትንተን ድኻ ስእንኻ ። አብ ካልኦት ክልላት ፀገማት ናይ መረሕቶም ሸፍኖም አብ አብናይ ዘለው ፀገማትን ጎረባብት ሽርሕን ይትንትኑ ።ንስኻ ድማ ብከባብያዉነት ዝጠልቀኹም ናይ ዓድዋ አመራርሓ ተዘይ ተመርፁ ስሙ ነጥፈአዮ እናበልኹም ትውዕሉ። ተጋሩ ካብ ታርኽና ንመሃር ብከባብያውነት ዓይንና አይሸፈን። ፀለእት አብት ክፈተትና እናረአዩ ይፈላሉይና አለው። ስለዝ ንመሃር

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez6778 4 หลายเดือนก่อน

    Getachew blablabla

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 4 หลายเดือนก่อน

    እታ መንጀሪኖ ጂግና ትግረወይቲ እያ ዋሐጢዎ💊💊💊💊💊💊💊💊👌👌

  • @SofiyaMohammed-t1d
    @SofiyaMohammed-t1d 4 หลายเดือนก่อน

    ከም ጌታቸው ዝበለ ፈላጥ ን ንህዝቢ ዘሓሰብን ፈፂሙ አይረከብን ተረፍ ቅንኢ እዮ ቡዙሕ ዘዛረቦም ዘሎ ጌች ይንበርልና ናዬ ፀላኢ ወረ እዪ ሓሸውቲ

  • @SaraHuluf
    @SaraHuluf 4 หลายเดือนก่อน

    ዘረባ አይትሐዋዉስ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน

      እሺ

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl79 4 หลายเดือนก่อน

    Anta hawey entay yteqm ezi zereba xbuq hasab nhzbi tetzareb mhashe sekiru so what hasab diyu? Meneseyat please kab shgr kemey nwexie ember melisu fah btn zeetu zfelali zeteratr endamxakum mefto xelae aytgberwi hzbikum.

  • @Tiy5Mho
    @Tiy5Mho 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጋዜጠኛ ኮዓ አይታሓስው ለኩላክ ዓጢነ

    • @gmttech.2933
      @gmttech.2933 4 หลายเดือนก่อน

      ንሰሰኻ እባ ዓንጀል ደደብ።እንታይ እዩ ሓስዩ?ዓምቧኽ

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 4 หลายเดือนก่อน

    ኣቦ ቦድካ ጌች👉 አገንዕ
    ሕድሪ ስውኣት ብመስተ ዘኽብር

    • @tsegatsega1930
      @tsegatsega1930 4 หลายเดือนก่อน

      Tekile berhin baned altaweyin sebahetiezm