ትሕተ-ውኖ 3፡ ዘባል/ዝንቡዕ ኣተና (biased attitude) ብከመይ ይምዕብል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • ኣገዳሲ ሓቤረታ
    እዚ ቻነልዚ፣ ሞራላዊ፣ ስነ ኣእምራዊ፣ ጥዕናዊን ማሕበራዊን ትምህርቲ ዝወሃበሉ ቻነል ኢዩ። ፍሉይ ካሪክሉም ብሞያውያን ተሰሪዑ ዝተዳለወ፣ ብቀሊሉ ክርዳእ ብዝከኣል ሞደላት ብኪላታት ተቐሪቡ ንግዳሳት ትምህርቲ ብነጻ ክዝርጋሕ ተዳልዩልኩም ኣሎ።
    ራኢ ናይዚ ቻነል
    መንእሰይ ኣብ ንቕሓት ዝተሞርኮሰ ናቱ ናይ ግዛእ ርእሱ ራኢ ሃኒጹ፣ መጻኢኡ ናይ ምምእዛን ሓይሊ ኪውን፣ ሓሳቡ ክፈልጥን ነብሱ ከመሓድርን፣ ብከምኡ ከኣ ኣብ ሕብረተሰቡ መሪሕ ተራ ክጻወትን ኢዩ።
    ምክባር መሰል ጸሓፍትን ተጠቃምነትን (Terms of use and © copyright )
    ምሉእ መሰል ደራሲ ዝተሓለወ ኢዩ። ኩሎም ኣብዚ ቻነል እዚ ዝቐርቡ ትሕዝቶታት ምሉእብምሉእ ንትምህርታዊ ሓበሬታ ዝዓለመ ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ። ዝኮነ ተጠቃሚ ኣካል ከኣ መሰል ጸሓፍትን ኣዳለውቲን ብጥብቂ ከኽብር ንምሕጸን። ዝኮነ ትሕዝቶ ናይ Minet Academy፣ ብዘይ ጽሑፋዊ ፍቓድ ኣካያዲ ናይዚ ቻነል (ምነት ተስፋይ)፣ ብምሉእ ይኹን ብከፊል፣ ወይ ብዝኮነ ካሊኣ ሜላ ናይ ምቅንባር ኣብ ዝኮነ ናይ ማሕበራዊ መራከቢታት፣ ራዲዮ ወይ ተለቪዝን ክቐርብ ወይ ውን ብዝኮነ ካሊእ ሜላ ናብ ጽሑፋዊ ወረቐት ክቕቅረጽ፣ ወይ ብዝኮነ ካሊእ ሜላ ኤለክትሪካዊ ወይ መካኒካዊ ሜላ ክዕቀብን ፍቑድ ይኮነን።
    ፍሉይ ምትብባዕ፣ ካብ ትግሪኛ ወጻኢ ብካሊእ ናይ ኤርትራ ቋንቋታት ዘመሓላልፋ ቻነላት በቲ ዘመሓላልፋሉ ቋንቋ ናይ ኤርትራ ተርጒመን ከመሓላልፋሉ ዝኽእላ ሜላ ክንፈጥር ስለ ንኽእል ክረኽቡኒ የተባብዕ።
    ፖሊሲ ኣንጻር ዓሌታውነትን ኣድልዎን (Policies against Racism and discrimination)
    ዓሌታውነት፣ ኣድልዎ ወይ ሻራነት ዘለዎ ትምህርቲ ምምሃር ወይ ርእይቶ ምጽሓፍ ኣይፍቀድን። ብመሰረት ዓሌት፣ ብሄር፣ ቋንቋ፣ መበቆል፣ መንነት፣ ዜግነት፣ ሃይማኖት፣ ብፖለቲካዊ ኣረኣእያ፣ ዕድመ፣ ጾታ፣ ጾታዊ ኣረኣእያ፣ ብናይ ሓዳር ኩነታት፣ ስድራቤት፣ ብደረጃ መነባብሮ፣ ብደርጃ ስርሕ፣ ብደረጃ ትምህርቲ፣ ብስንክልና ወይ ሕማም ምክንይት ዝገበረ ሻራነት/ ኣድልዎ/ ጸርፊ/ ዝኮነ ዓይነት መጥቃዕቲ ፍቑድ ኣይኮነን። በዚ ሓሳብ እዚ ክንቅየድ ድማ ግድነት ኢዩ። እዚ ቻነል እዚ ናይ ሓሳባት መዘራረቢ ኢንበር፣ ናይ ሰባት መፍረዲ ስለዘይኮነ ብዛዕባ ሓሳብ ኢንበር ብዛዕባ ሰብ ምፍራድ ኣይፍቀድን። ስለዚ ኣብዚ ዝመሓላለፍ ትምህርትታት በዚ ሚዛን እዚ ከነሕልፎ ኢና። እቶም ርእይቶታትኩም ትህቡ ድማ ነዚ ኣብ ግምት ገርኩም ርእይቶኹም ብኣክብሮት ክትጽሕፉ ንላቦ።
    ምትሕብባር
    ፍልጠት ካብን ናብን ብምቅብባል እንዳተመላላእካ ኢዩ እሞ፣ ብሕቶን ርእይቶን ከተሀብትምዎ: Subscribe ብምግባር ተኸታተልቲ ክትኮኑ፣ ሓቢርና መታን ክንዓቢ ከኣ share ብምግባር ኣብ ምዝርጋሕ ክትተሓባበሩና ብኣኽብሮት ንዕድም።
    ሰናይ ናይ ትምህርቲ ግዜ።

ความคิดเห็น • 16

  • @mhreabfisshaye4938
    @mhreabfisshaye4938 4 ปีที่แล้ว +1

    ቀጽሎ ጽፉፍ ምህሮ🌷❤✌👌

  • @EmebeteTes
    @EmebeteTes 4 ปีที่แล้ว

    Välkommen D/r Minet Hawey .
    Tmhrtikan agelalxan btami yu mehari .

  • @johnbuab4646
    @johnbuab4646 5 หลายเดือนก่อน

    Wawww Thanks My Teacher nay Behaki 🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @samryazu7133
    @samryazu7133 4 ปีที่แล้ว

    Wawwe kexelu hawey natey 💪🔝👑

  • @girmaybahta7317
    @girmaybahta7317 4 ปีที่แล้ว

    God bless you💛💛💛

  • @user-np9eo3rx8b
    @user-np9eo3rx8b 4 ปีที่แล้ว

    Effective class. Good job minet bro.

  • @almazina4738
    @almazina4738 4 ปีที่แล้ว

    💪💪💪👏👏👏👏great work

  • @haile.785
    @haile.785 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank u bro keep it up 🙏❤😘👍💯

  • @merhawigebreysus1476
    @merhawigebreysus1476 4 ปีที่แล้ว

    👨‍💻👨‍💻👨‍💻 great work💪

  • @user-vk8hh4ib4t
    @user-vk8hh4ib4t 4 ปีที่แล้ว

    ጽፉፍን ንጹርን ሃናጺን መግለጺ።
    ክብረት ይሃበልና ሓውና።

  • @redae9500
    @redae9500 4 ปีที่แล้ว

    Agedasi hasabn mesati akerarban
    Srahka yketsil!

  • @keseteyohans8195
    @keseteyohans8195 2 หลายเดือนก่อน

    tsbuk astemhro hawey bxaemi des bahali

  • @user-kk2ho4yb2r
    @user-kk2ho4yb2r 3 ปีที่แล้ว

    ፈውሲ ኣእምሮ

  • @minetacademy6529
    @minetacademy6529  4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኩሉኻትኩም ተኸታተልቲ Minet Academy። ኩሉኻትኩም ብጽሞና ትከታተልዎ፣ ሃናጺ ርእይቶታትኩም ትህቡና፣ ናብ ኩሉ ንክበጽሕ share ትገብርዎ፣ ሓደሽቲ ትምህርትታት ንምክትታል ድማ subscribe ገርኩም ትከታተሉን ብልቢ ነመግን። ብተወሳኺ ድማ ብዝያዳ ንምህብታሙ ዘለኩም ርእይቶታት ክትውስኽሉን ብዝያዳ ክበርህ ኣሎዎ ትብሉዎ ድማ ሕቶታት ብምቕራብ ክትሳተፉን ንዕድም።

  • @fitsumhibtay2118
    @fitsumhibtay2118 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ የቀነልና ስለቲ ተካብፍለና ዘለካ ፍልጥትካ እሞ ከኣ ውልቓዊ ዕብየት እዚ ነዓና ብጣዕሚ እዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ ።
    ርግጸቻ እየ ኒስካ ን ከም ጆርጆ ዘኣመሰልኩም ን ሕብረተስብና ክትዕብይዎ
    So again thanks for sharing your knowlege.

  • @mginspire
    @mginspire 4 ปีที่แล้ว

    እዛ ቻነል ከም ስማ ብዙሕ ሓሳባት ተፈልፍል ኣላ። ገለልቲ ሓሳባት ንዅን። ብምስጋና ይዅንካ ዶር. ምነት