- 25
- 68 023
Minet Academy
Netherlands
เข้าร่วมเมื่อ 12 พ.ย. 2019
እዚ ቻነልዚ፣ ሞራላዊ፣ ስነ ኣእምራዊ፣ ጥዕናዊን ማሕበራዊን ትምህርቲ ዝወሃበሉ ቻነል ኢዩ። ፍሉይ ካሪክሉም ብሞያውያን ተሰሪዑ ዝተዳለወ፣ ብቀሊሉ ክርዳእ ብዝከኣል ሞደላት ብኪላታት ተቐሪቡ ንግዳሳት ትምህርቲ ብነጻ ክዝርጋሕ ተዳልዩልኩም ኣሎ።
ኣገባብ ኣመሃህራ
ካሪክለም ተሰሪሑሉ በብምዕራፉ ተከፋፊሉ ተዳልዩልኩም ኣሎ። ኣብ ዝኮነ ሓጺር መእተዊ ናይቶም ጀመርቲ ምዕራፋት ክንሰደልኩም ኢና። ብዝያዳ ግብረመልስኹም ርኢና ከኣ ነቲ ዝሰፍሔ ቀንዲ ትሕዝቶ ናባኹም ከነብሎ ኢና።
ከምዚ ንገብረሉ ምኽንያት ከኣ ኣእምሮ ወዲ ሰብ ምስቲ ኣቐዲሙ ኣብ ኣእምሮኡ ከዚንዎ ዘሎ ፍልጠት ብምግንዛብ ስለ ዝርዳእ፣ ኣቐዲምና ሓጺር ስእሊ ናይቲ ሓሳብ ብምቕራብ (ንእብነት ከም ሓጺር መግለናይቲ ቀንዲ ኣርእስቲ/ ናይቲ ምዕራፍ) ቀጺልና ቅሩብ ስፍሕ ዝበለ መእተዊ፣ ደሓር ከኣ እቲ ቀንዲ ዝርዝር ትምህርቲ ከነቕርበልኩም ኢና።
ንሕቶን ርእይቶን ክፉት ከም ዝከውን፣ ሕቶታት ብምቕዳም ከኣ ኩሉ ተኸታታሊ ኣቐዲሙ ናቱ ሓስባት ሃኒጹን ተመራሚሩን ብምጽናሕ፣ እቲ ትምህርቲ ክወሃብ ከሎ ብዝያዳ ዝበዝሐ ምግንዛብ ከም ዝፈጥር ኮይኑ ኢዩ ተዳልዩ ዘሎ። ስለዚ ፍልጠት ካብን ናብን ብምቅብባል እንዳተመላላእካ ኢዩ እሞ፣ ብሕቶን ርእይቶን ከተሀብትምዎ ብክብሪ ንዕድም።
ራኢ ናይዚ ቻነል
መንእሰይ ኣብ ንቕሓት ዝተሞርኮሰ ናቱ ናይ ግዛእ ርእሱ ራኢ ሃኒጹ፣ መጻኢኡ ናይ ምምእዛን ሓይሊ ኪውን፣ ሓሳቡ ክፈልጥን ነብሱ ከመሓድርን፣ ብከምኡ ከኣ ኣብ ሕብረተሰቡ መሪሕ ተራ ክጻወትን ኢዩ።
ኩሎም ኣብዚ ቻነል እዚ ዝቐርቡ ትሕዝቶታት ምሉእብምሉእ ንትምህርታዊ ሓበሬታ ዝዓለመ ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ። ዝኮነ ኣካል ከኣ መሰል ጸሓፍትን ኣዳለውቲን ብጥብቂ ከኽብር ንምሕጸን።

መመረቕታ መጽሓፍ ቅድሚ ፍርዲ ግዜ 2ይ ክፋል ገምጋም ካብ ኣንበብቲ ብግርማጽዮን ወልደየሱስ (ምሁር ናይ ስነ-ሕብረተሰብ)
ንብዝያዳ ንዝወሃብ ሓበሬታ ንምክትታል
TH-cam : minet academy
Facebook page: minet academy
ብብዝሒ ክትእዝዙ ምስ እትደልዩ
ደራሲ፡ ምነት ተስፋይ ሓድሽ 0031684137302
ኣብ ናይ online ናይ መጻሕፍቲ ድኳናት
Semayat.com
yonatan.se/
Nebay21.com
Menesey.com
Heavenshop1.com
Www.yorusna.com
ኣብ ሆላንድ
ምነት ተስፋይ ሓድሽ [ደራሲ]
0031684137302
ቤተልሄም ኣለማ Rotterdam
+31 6 18238828
ዳኒኤል ሃይለሚካኤል Utricht
0031687701075
Eindhoven ድያቆን ቢንያም
+31639407846
ድ. በረከት ኣረጋዊ Eindhoven
+31687890715
ክፍሎም ዑቕባዝጊ Groringen
+31684097130
ብተወሳኺ ናይ ሓበሻ ድኳናት
ኣብ ቤልጁም
ኣማኒኤል ሙሴ 0032465301569
ኣብ ጀርመን
ናቕፋ ተስፋይ +49 1521 5308633
ዳኒኤል በራኺ 004915217135813
ኣብ ስዊዘርላንድ
ኤፍረም ተስፋይ +41779133368
ኣብ ኣመሪካ
ሓለፈ ተስፋይ +19189326120
ኣብ ካናዳ
ጠዓመ ርእሶም 431338 4807
ኣብ ሽወደን
ፊልሞን ገብረዮሃንስ
0046 79 036 61 86
ኣብ ኖርወይ
Tesfe Media
004746512209
ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ
ኢዮብ ዘርኡ
00447540451211
ዳኒኤል ክብሮም
00447949309586
ኣብ እስራኤል
ከተማ ተል-ኣቪቭ እንዳ ሓድሽ ኢንተርነት
TH-cam : minet academy
Facebook page: minet academy
ብብዝሒ ክትእዝዙ ምስ እትደልዩ
ደራሲ፡ ምነት ተስፋይ ሓድሽ 0031684137302
ኣብ ናይ online ናይ መጻሕፍቲ ድኳናት
Semayat.com
yonatan.se/
Nebay21.com
Menesey.com
Heavenshop1.com
Www.yorusna.com
ኣብ ሆላንድ
ምነት ተስፋይ ሓድሽ [ደራሲ]
0031684137302
ቤተልሄም ኣለማ Rotterdam
+31 6 18238828
ዳኒኤል ሃይለሚካኤል Utricht
0031687701075
Eindhoven ድያቆን ቢንያም
+31639407846
ድ. በረከት ኣረጋዊ Eindhoven
+31687890715
ክፍሎም ዑቕባዝጊ Groringen
+31684097130
ብተወሳኺ ናይ ሓበሻ ድኳናት
ኣብ ቤልጁም
ኣማኒኤል ሙሴ 0032465301569
ኣብ ጀርመን
ናቕፋ ተስፋይ +49 1521 5308633
ዳኒኤል በራኺ 004915217135813
ኣብ ስዊዘርላንድ
ኤፍረም ተስፋይ +41779133368
ኣብ ኣመሪካ
ሓለፈ ተስፋይ +19189326120
ኣብ ካናዳ
ጠዓመ ርእሶም 431338 4807
ኣብ ሽወደን
ፊልሞን ገብረዮሃንስ
0046 79 036 61 86
ኣብ ኖርወይ
Tesfe Media
004746512209
ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ
ኢዮብ ዘርኡ
00447540451211
ዳኒኤል ክብሮም
00447949309586
ኣብ እስራኤል
ከተማ ተል-ኣቪቭ እንዳ ሓድሽ ኢንተርነት
มุมมอง: 251
วีดีโอ
መመረቕታ መጽሓፍ ቅድሚ ፍርዲ ግዜ 1ይ ክፋል
มุมมอง 1942 ปีที่แล้ว
ሓበሬታ ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ከም ትረኽብዋ ንብዝያዳ ንዝወሃብ ነጻ ኮርስን ስልጠናን ንምክትታል TH-cam : minet academy th-cam.com/video/hgxn2XHkSOk/w-d-xo.html ሳብስክራይብ ብምግባራን Facebook page: minet academy 108484880649524/posts/153389539492391/ ብምስዓብ ተኸታተሉ። ቀጠታዊ ርክብ ንምግባር ድማ ኣብዚ ታሕቲ ናይ ዋትሳፕ ግሩፕ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣብቲ ግሩፕ ክትጽንበሩ ትኽእሉ ኢኹም። chat.whatsapp.com/EP9qIwRbHxsE9ojfkSLnCZ ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኣብዚ ናይ online ናይ መጻሕፍቲ ድኳናት...
ዕላማ መጽሓፍ ቅድሚ ፍርዲ ግዜ
มุมมอง 4482 ปีที่แล้ว
ሓበሬታ ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ከም ትረኽብዋ ንብዝያዳ ንዝወሃብ ነጻ ኮርስን ስልጠናን ንምክትታል TH-cam : minet academy th-cam.com/video/hgxn2XHkSOk/w-d-xo.html ሳብስክራይብ ብምግባራን Facebook page: minet academy 108484880649524/posts/153389539492391/ ብምስዓብ ተኸታተሉ። ቀጠታዊ ርክብ ንምግባር ድማ ኣብዚ ታሕቲ ናይ ዋትሳፕ ግሩፕ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣብቲ ግሩፕ ክትጽንበሩ ትኽእሉ ኢኹም። chat.whatsapp.com/EP9qIwRbHxsE9ojfkSLnCZ ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኣብዚ ናይ online ናይ መጻሕፍቲ ድኳናት...
ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅድሚ ፍርዲ ግዜ
มุมมอง 2872 ปีที่แล้ว
ሓበሬታ ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ከም ትረኽብዋ ንብዝያዳ ንዝወሃብ ነጻ ኮርስን ስልጠናን ንምክትታል TH-cam : minet academy th-cam.com/video/hgxn2XHkSOk/w-d-xo.html ሳብስክራይብ ብምግባራን Facebook page: minet academy 108484880649524/posts/153389539492391/ ብምስዓብ ተኸታተሉ። ቀጠታዊ ርክብ ንምግባር ድማ ኣብዚ ታሕቲ ናይ ዋትሳፕ ግሩፕ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣብቲ ግሩፕ ክትጽንበሩ ትኽእሉ ኢኹም። chat.whatsapp.com/EP9qIwRbHxsE9ojfkSLnCZ ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኣብዚ ናይ online ናይ መጻሕፍቲ ድኳናት...
ቅድሚ ፍርዲ ግዜ፡ ፍልይ ዝበለት መጽናዕታዊት መጽሓፍ
มุมมอง 4542 ปีที่แล้ว
ሓበሬታ ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ከም ትረኽብዋ ንብዝያዳ ንዝወሃብ ነጻ ኮርስን ስልጠናን ንምክትታል TH-cam : minet academy th-cam.com/video/hgxn2XHkSOk/w-d-xo.html ሳብስክራይብ ብምግባራን Facebook page: minet academy 108484880649524/posts/153389539492391/ ብምስዓብ ተኸታተሉ። ቀጠታዊ ርክብ ንምግባር ድማ ኣብዚ ታሕቲ ናይ ዋትሳፕ ግሩፕ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣብቲ ግሩፕ ክትጽንበሩ ትኽእሉ ኢኹም። chat.whatsapp.com/EP9qIwRbHxsE9ojfkSLnCZ ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኣብዚ ናይ online ናይ መጻሕፍቲ ድኳናት...
መስርሕ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕምና ከመይ ኢዩ
มุมมอง 9464 ปีที่แล้ว
ብዙሕ እዋን ብዛዕባ ሕማም ክዝረብ ከሎ፣ ብዙሓት ሰባት ምርድኡ ክብድ ይብሎም ስለ ዝረኹ ኢየ ኣዳልየያ። ብዓቢኡ ውን እቲ ቀንዲ ምስጢር ጥዕና ኢዩ። ኣካላትና ነቲ ሕማም ብከመይ ይምልሰሉ፣ በሓፈሻ ኩሉ ብዛዕባ ጥዕናኻ ንምርዳእ ይኹን ንምክትታል ኣገዳሲ ኢዩ። video reference: th-cam.com/video/SSYOVbEQj_4/w-d-xo.html
ኣብ ሆላንድ ንዝነብሩ ኤርትራውያን ኣገዳሲ ሓበሬታ
มุมมอง 7334 ปีที่แล้ว
ኣብ ከባቢ ሮተርዳም ንዝነብሩ ኤርትራውያን ዝተዋህበ ብዛዕባ ሓድሽ ሕግታት ናይ ኮሮናቫይረስ ሓበሬታ ብstigting Mano ዝተወደበ ብምነት ተስፋይ ዝተዋህበ
(COVID-19) ኮሮና ቫይረስ 7፣ ብከመይ ረስኒ ንዕቅን?
มุมมอง 6804 ปีที่แล้ว
ዝተፈላለዩ ተርሞመተራት ኣሎዉ። ረስኒ ንምዕቃን ከኣ ዝተፈላለየ ኣገባባትን ኣብ ዝተፈላለየ ኣካላትናን ንጥቀመሎም። ስለዚ ኣየናይ ተርሞመተር ኣበየናይ ኣካላትና ንጥቀም ኣብዚ ቪድዮ ተገሊጹ ኣሎ።
(COVID-19) ኮሮና ቫይረስ 6: ስለምንታይ ኢድና ንሕጸብ?
มุมมอง 7424 ปีที่แล้ว
ስለምንታይ ኢዩ ምሕጻብ ኢድ እቲ ቀዳማይ መከላኸሊ ናይ ተመሓላላአፍቲ ሕማማት ዝበሃል? ስለምንታይ ኢድና ብዝያዳ ቀንዲ መተሓላለፊ ይበሃል ? ብከመይ ብሳምናን ማይን ምሕጻብ ኢድ ወይ ብኣልኮል ምድራዝ ንቫይረስ ዘዕንዎም ? በሓፈሻ ኩሉ እቲ ሳይነስ ናይ ኢድ ምሕጻብ ቀሪቡ ኣሎ ኣብዚ ቪድዮ። 95% ሰባት ብግቡእ ኢዶም ኣይሕጸቡን ዝብል መጽናዕትትት ይወጽእ ኣሎ። ንስኻ’ ከ ካብቶም 5% ብግቡእ ኢዶም ዝሕጸቡ ዲኻ? ቀሊል ኣይኮነን ምክንያቱ ንጽህና ኢድ ሳይነስን ኣርትን ስለ ዘለዎ። ኣብዚ ቪድዮ ብዝግባእ ተቐሪጹ ቀሪቡ ኣሎ።
(COVID-19) ኮራና ቫይረስ 5: እቲ “ኪሓልፍ ኢዩ!” ዝበለ ኢዩ ዝስዕር!
มุมมอง 1.7K4 ปีที่แล้ว
ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ፣ ኮሮናቫይረስ (COVID-19) ስለዝመጸ ኣኺሉና ድዩ። በቃ ኦሮማይ ኮይኑ ድዩ? ተስፋ የብልናን ድዩ? ራኢና ክንፍጽመሉ ወይ ዕላማና ክንጭብጠሉ ንኽእልለሉ ዕድል ካን ኣብቂዑ ድዩ? እዚ ሕማም ስለ ዝመጸ ኩልና ተለኺፍና ወይ ሞትና ማለት ድዩ? እንታይ ደኣ ደኣ ብዙሕ ሰብ ኣብ ጭንቀት ኣትዩ ኣሎ። ብዙሕ ሰብ ውን ኣብ ፍርሒ ኣትዩ ኣሎ። ኣብ ስጳኛ፣ ዓዲ ጥልያን ከምኡ ውን ፈረንሳ ብዙሕ ሰብ ነብሰ ቅጥለት ይገብር ኣሎ። ካብ ምንታይ ኢዩ እቲ ጭንቀት? ንጽባሕ’ከ ካብ መኣስ ርጉጻነት ነይሩና ይፈልጥ? ካብ ሞት ፈሪሕካ ዶ ይምወት ኢዩ? ኣብዚ ሰፊሕ ኣርእስቲ ኣድሂባ ሞራል እትህብ ኢያ። ሰናይ ምክትታል።
(COVID-19) ኮራና ቫይረስ 4: ኩሉ ምልክታት ኮሮና ዝተራእዮ ይምርመር ድዩ?
มุมมอง 26K4 ปีที่แล้ว
ኩሉ ምልክታት ኮሮና ቫይረስ ዝተራእዮ ግቡእ ምርመራ ኪግበረሉ ኣይከኣልን ኢዩ። እሞ ኣበየናይ ኩነታት እንተኣሊኻን፣ እንታይ ነጥብታት እንተኣማሊእካን ኢኻ ግቡእ ምርመራ ናይ ኮሮና ቫይረስ ዝግበረልካ? ኣበየናይ ደረጃ ከም ዘለና ብከመይ ምልክታትና ነንብብን ብዝግባእ ንሓኪምና ንህብርን ዝብሉ ኣገደስቲ ሓበሬታት ኢዩ። ብግቡእ ተኸታቲልኩም ተረድእዎ። ብዝያዳ ካሊእ ብዛዕባ ሓይሊ ሓሳብ፣ ኣወንታዊ ለውጢ፣ ሓይሊ ትሕተ ውኖ፣ ራእን ዕላማን ምሕደራ ግዜን፣ ሓፈሻዊ ሓበሬታ ጥዕናን እንተደሊኹም ኣብ Minet Academy subscribe ብምግባር ተኸታተሉ።
ትሕተ_ውኖ 7: ምስራቕ ኣእምሮ 2ይ ክፋል
มุมมอง 1.5K4 ปีที่แล้ว
1ይ ክፋል ኣብዚ ሊንክ ኣላትኩም th-cam.com/video/QWHF9ohmLIo/w-d-xo.html ኣገዳሲ ሓቤረታ እዚ ቻነልዚ፣ ሞራላዊ፣ ስነ ኣእምራዊ፣ ጥዕናዊን ማሕበራዊን ትምህርቲ ዝወሃበሉ ቻነል ኢዩ። ፍሉይ ካሪክሉም ብሞያውያን ተሰሪዑ ዝተዳለወ፣ ብቀሊሉ ክርዳእ ብዝከኣል ሞደላት ብኪላታት ተቐሪቡ ንግዳሳት ትምህርቲ ብነጻ ክዝርጋሕ ተዳልዩልኩም ኣሎ። ራኢ ናይዚ ቻነል መንእሰይ ኣብ ንቕሓት ዝተሞርኮሰ ናቱ ናይ ግዛእ ርእሱ ራኢ ሃኒጹ፣ መጻኢኡ ናይ ምምእዛን ሓይሊ ኪውን፣ ሓሳቡ ክፈልጥን ነብሱ ከመሓድርን፣ ብከምኡ ከኣ ኣብ ሕብረተሰቡ መሪሕ ተራ ክጻወትን ኢዩ። ምክባር መሰል ጸሓፍትን ተጠቃምነትን (Terms of use a...
ትሕተ-ውኖ 6: ኣእምሮ ይስረቕ ድዩ፧ part 1
มุมมอง 3.1K4 ปีที่แล้ว
2ይ ክፋል ኣብዚ ሊንክ ኣላትኩም th-cam.com/video/jBYW-wbqwmA/w-d-xo.html ኣገዳሲ ሓቤረታ እዚ ቻነልዚ፣ ሞራላዊ፣ ስነ ኣእምራዊ፣ ጥዕናዊን ማሕበራዊን ትምህርቲ ዝወሃበሉ ቻነል ኢዩ። ፍሉይ ካሪክሉም ብሞያውያን ተሰሪዑ ዝተዳለወ፣ ብቀሊሉ ክርዳእ ብዝከኣል ሞደላት ብኪላታት ተቐሪቡ ንግዳሳት ትምህርቲ ብነጻ ክዝርጋሕ ተዳልዩልኩም ኣሎ። ራኢ ናይዚ ቻነል መንእሰይ ኣብ ንቕሓት ዝተሞርኮሰ ናቱ ናይ ግዛእ ርእሱ ራኢ ሃኒጹ፣ መጻኢኡ ናይ ምምእዛን ሓይሊ ኪውን፣ ሓሳቡ ክፈልጥን ነብሱ ከመሓድርን፣ ብከምኡ ከኣ ኣብ ሕብረተሰቡ መሪሕ ተራ ክጻወትን ኢዩ። ምክባር መሰል ጸሓፍትን ተጠቃምነትን (Terms of use a...
ትሕተ-ውኖ 5: ካፒቴን ናይ ሂወትካ ኢኻ!
มุมมอง 1.8K4 ปีที่แล้ว
ኣገዳሲ ሓቤረታ እዚ ቻነልዚ፣ ሞራላዊ፣ ስነ ኣእምራዊ፣ ጥዕናዊን ማሕበራዊን ትምህርቲ ዝወሃበሉ ቻነል ኢዩ። ፍሉይ ካሪክሉም ብሞያውያን ተሰሪዑ ዝተዳለወ፣ ብቀሊሉ ክርዳእ ብዝከኣል ሞደላት ብኪላታት ተቐሪቡ ንግዳሳት ትምህርቲ ብነጻ ክዝርጋሕ ተዳልዩልኩም ኣሎ። ራኢ ናይዚ ቻነል መንእሰይ ኣብ ንቕሓት ዝተሞርኮሰ ናቱ ናይ ግዛእ ርእሱ ራኢ ሃኒጹ፣ መጻኢኡ ናይ ምምእዛን ሓይሊ ኪውን፣ ሓሳቡ ክፈልጥን ነብሱ ከመሓድርን፣ ብከምኡ ከኣ ኣብ ሕብረተሰቡ መሪሕ ተራ ክጻወትን ኢዩ። ምክባር መሰል ጸሓፍትን ተጠቃምነትን (Terms of use and © copyright ) ምሉእ መሰል ደራሲ ዝተሓለወ ኢዩ። ኩሎም ኣብዚ ቻነል እዚ ዝቐርቡ ትሕዝ...
እዋናዊ ጉዳይ 2፡ ዉሃን ኮረና ቫይረስ ( 2019-nCoV) ብከመይ ንከላኸሎ
มุมมอง 2.1K4 ปีที่แล้ว
እዋናዊ ጉዳይ 2፡ ዉሃን ኮረና ቫይረስ ( 2019-nCoV) ብከመይ ንከላኸሎ
እዋናዊ ጉዳይ 1፡ ዉሃን ኮረና ቫይረስ ( 2019-nCoV) ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣሎ
มุมมอง 1.9K4 ปีที่แล้ว
እዋናዊ ጉዳይ 1፡ ዉሃን ኮረና ቫይረስ ( 2019-nCoV) ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣሎ
ትሕተ-ውኖ 3፡ ዘባል/ዝንቡዕ ኣተና (biased attitude) ብከመይ ይምዕብል
มุมมอง 2.5K4 ปีที่แล้ว
ትሕተ-ው 3፡ ዘባል/ዝንቡዕ ኣተና (biased attitude) ብከመይ ይምዕብል
ትሕተ-ውኖ 2፣ ነብስናን ኣተሓሳስባን ኣብ ፍላጥ ኪሳብ ክንደይ ኢዩ ዝጸልወና
มุมมอง 3.8K4 ปีที่แล้ว
ትሕተ-ው 2፣ ነብስናን ኣተሓሳስባን ኣብ ፍላጥ ኪሳብ ክንደይ ኢዩ ዝጸልወና
The power of sub conscious mind ሓይሊ ትሕተ-ውኖ 1፡ እቲ ዝዓበየ ምስጢር ኣብ ሂወት ብሞደል ናይ በረድ ጎቦ (Ice berg)
มุมมอง 3.9K4 ปีที่แล้ว
The power of sub conscious mind ሓይሊ ትሕተ-ው 1፡ እቲ ዝዓበየ ምስጢር ኣብ ሂወት ብሞደል ናይ በረድ ጎቦ (Ice berg)
ምስጢር ውህደትን ሚዛንን ኣብ ሂወት THE SECRET OF LIFE’S HARMONY AND BALANCE
มุมมอง 3.8K4 ปีที่แล้ว
ምስጢር ውህደትን ሚዛንን ኣብ ሂወት THE SECRET OF LIFE’S HARMONY AND BALANCE