ሰኣን ብትኽ! እታ ጉድጓድ ኣብ ክንዲ እቲ ገበነኛ፡ ንሳቶም ኣትዮማ። AMM History - Culture - Politics

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 89

  • @niceyesorno8699
    @niceyesorno8699 5 ปีที่แล้ว +32

    ጅግና መምህር ረድኢ መሓሪ( ኣለና) ተቕርቦ መደባት ኣዝዩ ማሃራን ሓቀኛን ስለ ዝኾነ ቀጽሎ ኣጆኻ።

  • @amanueltesfai4037
    @amanueltesfai4037 5 ปีที่แล้ว

    ብጥዓሚ ጽቡቅ መግለጺ

  • @massawaeritrea5544
    @massawaeritrea5544 5 ปีที่แล้ว

    I swear this man should be historian and leave politics alone.. He is so truthful and pure eritrean chiwa atsmun hanqulun

  • @eritreanforfreedom1827
    @eritreanforfreedom1827 5 ปีที่แล้ว

    I just wanted to say THANK YOU to respected brother Redie.

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 5 ปีที่แล้ว

    Thank you እዚ ሐቂ ዘፍለጥካና ክብር መምህር

  • @tabihabtemicael1940
    @tabihabtemicael1940 5 ปีที่แล้ว

    Thank you for clear explanation!!! God bless!!!!

  • @amanueltesfai4037
    @amanueltesfai4037 5 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መግለጺ ረዲኢ

  • @hturhaw2556
    @hturhaw2556 5 ปีที่แล้ว

    Alena Multi Media thank you for all you doing keep going brother

  • @berekettewelde6062
    @berekettewelde6062 5 ปีที่แล้ว +21

    Thanks 🙏 very clear info Alena,

  • @samuelsaleh464
    @samuelsaleh464 5 ปีที่แล้ว

    The Best Expilean of All the time..

  • @tedrosteklab4856
    @tedrosteklab4856 5 ปีที่แล้ว

    One of the best. Love from London. God bless you.

  • @issayasbahlbi2341
    @issayasbahlbi2341 5 ปีที่แล้ว

    Thanks alena

  • @nafiesaleh9188
    @nafiesaleh9188 5 ปีที่แล้ว

    Waww the best topic regarding President Iseyas

  • @saidhassen2445
    @saidhassen2445 5 ปีที่แล้ว

    👍🌹👍🌹👍🌹👍🌹👍🌹👍🌹ALENA, YES ALENA , 👍🌹👍WE WILL NEVER STOP 🌹🌹OUR STRUGGLE. LONG🌹👍LIVE MULTY MEDIA🌹👍🌹🌹👍🌹👍🌹👍🌹👍🌹👍🌹

  • @natsnetzerezghi5863
    @natsnetzerezghi5863 5 ปีที่แล้ว

    Thank u very much for telling us the truth history.

  • @akliludebas9001
    @akliludebas9001 5 ปีที่แล้ว

    Thank you abona very important massage

  • @hailomg6987
    @hailomg6987 5 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይን መምህር ረዲእ መሃሪ ትፅህፎን ብሚድያ ትምህሮ ዘለኻ ብጣሚ ዝምስገንዩ ኣጆኻ ቀፅለሉ እድመን ጥእና ይሃብካ 🙏👍.

  • @tesfayhaile2629
    @tesfayhaile2629 5 ปีที่แล้ว +1

    YA HAKI NEZI,THIBO ZELKA TMHRTIN HISTORY BETAMI AGDASI EYUE,.ESPECALLY FOR OUR NEW GENERATIONS.

  • @massawaeritrea5544
    @massawaeritrea5544 5 ปีที่แล้ว

    Ajuga jigna wedi jeganu wedi mehari.

  • @meleymeley8215
    @meleymeley8215 5 ปีที่แล้ว

    God bless you all the time you given us your big memory

  • @medhane317
    @medhane317 5 ปีที่แล้ว

    ቀደም ተሓባበርቱ ሕጂውን ይቅጽልዎ ኣለዉ ነፍሲ ወከፍ ስልጣን ዝውንን ዘበለ ተጋዳላይ.(ረድኢ መሓሪ) ልክዕ ከምቶም ክቡራት ወለድኻ ብሓበሬታመንፈስ አምላኽ (ረድኢ.. ረዳኢ ኣርዳኢ ሓባሪ ) ጉዙእ ሕልናኡ ቀደም ዉፉይ ሕጂ ዉን ትዉፈ አሎኻ ሰም ዘዉጹኡልካ ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከይተሓለልካ ዝሓለፉን ተዘከርና ዘሎን ትሕብር ናይ መጻእን እንዳኣመትካ ትኸይድ አሎኻ (legend of our time!!!) Thanks brother!! ¡

  • @yemanegebremichael3415
    @yemanegebremichael3415 5 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ትምህርቲ ዩ የፍንከካ የ

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 5 ปีที่แล้ว

    ርዴኤ ምሕረኤ ኤድማኣ ጠናኤ ይምንይልኻ ኣጅካኣ ብዝሐኤ ትምህራናኣ ኣልካኣ ዝንፍልጥው ታፍልታና ኣልካአ 🇪🇷😍❤️🐆🙏🌷🌹🌹🌹🌹 ክበረን ምስግና አስያስ ምስአ ብዓለኤ ኣምርካኣ ንይርው ዓበኤ ሳኤኣይ S.U A ኤይው

  • @tesfom4464
    @tesfom4464 5 ปีที่แล้ว

    Yes great ,I am with you at that point.

  • @gendermahari5706
    @gendermahari5706 5 ปีที่แล้ว

    ቦሎ ኢቲ ሐቂ አቦነ አለነ ኣጆካ ምሰካ አሎና

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 5 ปีที่แล้ว

    ኣባሳአ ጅግናኣ ንበኣልና 🐅🐆🐆🐅🐆🐅🐅🐆🐆🐅❤️😍🇪🇷 ኤርትራ ትምለስኻ ታረኸኤ ካትዝንትው ክትምሕርው ንህዜብ ኤርትራአ ይመንይልካ ጅግናኣ ሐውናኣ ረድኤ 🐅🐆🐅🐅🐆🐅❤️😍🇪🇷🌹🌷 ነስማያይው ኤርትርውያን ይሕዋታይ ብጅክውም

  • @yonatantekle5958
    @yonatantekle5958 5 ปีที่แล้ว

    💯 💯 💯

  • @jazerayberhane2529
    @jazerayberhane2529 5 ปีที่แล้ว

    Thanks you. You're re such a gentlemen and spread knowledge about this hegdef.government which is the cancer of our country Eritrea.

  • @ሓንቲኤርትራ
    @ሓንቲኤርትራ 5 ปีที่แล้ว

    Hasawi eka

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 5 ปีที่แล้ว

    Thank you Brother Redee, could you invite people, who have the same experience like you and validate your explanation,so that Eritrean people will believe the Dark side history during bloodshed struggle for our independent. Thank you.

  • @yohanakidane6913
    @yohanakidane6913 5 ปีที่แล้ว

    Kulu medebka betami des zebel eyu ajoka nhena mesaka alena

  • @hassenmohamedali597
    @hassenmohamedali597 5 ปีที่แล้ว

    Merhaba Enkae biselam maxaka & bruk Awdaemet yigberlka...

  • @tekle9
    @tekle9 5 ปีที่แล้ว

    ጎናይ ከምዝጠፍኦ ገሪካ ምጉናዩ

  • @rapperman7801
    @rapperman7801 5 ปีที่แล้ว

    ayeyyy metfina hizkum mexikum

  • @ሕድሪኣለኒ
    @ሕድሪኣለኒ 5 ปีที่แล้ว +1

    ነንሕድሕዶም እንዳተባላልዑ መጺኦም ብላሽ የሕዋትናን ኣቦታትናን ዝጠፍኡ ከያክል ናዓና ብዘይ ገበን ዘጽነተና ገደደ ፡

  • @hagosgre5991
    @hagosgre5991 5 ปีที่แล้ว

    ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ክከታተላ ዘለወ መደብ ኣዝዩ ማሃሪትን ታሪክና ንማሃረላን መደብ እያ
    የቀንየልና ኣቦና ረዲእ ማሓሪ

  • @asylcenterranum9774
    @asylcenterranum9774 5 ปีที่แล้ว

    Sebay wedi Mahari nesu u ti haqi

  • @welduweldu9400
    @welduweldu9400 5 ปีที่แล้ว

    ጹቡቅ ዝኮነ፡ትምህርቲ ኪትህበና፡ኢካ ጸኒህካ፡መምህር ረዲአ ሂጂ፡ዉን፡ህዝበይ ንንቃሃሉ። ምክንያቱ "ዝዋለ ይንገርካ ዝሳሃተ ይምከርካ "ኢዩ

  • @mussiegebreyesus6241
    @mussiegebreyesus6241 5 ปีที่แล้ว

    You still Gold and know you are getting money from Tigray

  • @amanandom6579
    @amanandom6579 5 ปีที่แล้ว +1

    Hagerawi Ertrawi Wedebat jigna bhawi tefetene kem Werqi. Megletsika bzuh eyu bwihudu eye zigeltseka zeleku. Kemaka 10 shih ziaklu entezinebru ab Hizbawi Gimbar Ertra BTemben Aymetegezetn. Ertrawiwn aymeteseden. Ertrawyan Betkitat kisadom yibitekumber aybetkunyom. Zehzinyu!

  • @michealferezghi5438
    @michealferezghi5438 5 ปีที่แล้ว

    Ajoka qexelo Jegena wadi Mehari

  • @zo-ma6557
    @zo-ma6557 5 ปีที่แล้ว

    ሓንሳብ ሓንሳብሲ ነቲ ናይ ቀደም ታሪኽ ዘይምስምዑ ትመርጽ!መመሊሱ ዘሕርረካ ታሪኽ!😬

  • @smretgere254
    @smretgere254 5 ปีที่แล้ว

    Nay bahaki mexinetina hizkumlina atikum

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 5 ปีที่แล้ว

    ኣባሳአ ብሕከኤ ይህልፍውም ሕብውምና ድቃባት ኣትፈናኣ

  • @Simon-gx9xf
    @Simon-gx9xf 5 ปีที่แล้ว

    I like ur guess that isayas has someone behind him

  • @dadwer585
    @dadwer585 5 ปีที่แล้ว

    ኣገዳሲ ሓበሬታ ብክቡር ሰብ!! ቀጽልዎ

  • @tcagayberhe6002
    @tcagayberhe6002 5 ปีที่แล้ว

    ብራቮ ረዲኢ ማሓሪ ዘረባኻ ዝንፈ የብሉን

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว

    ረዲ ማሓሪ / ባሻይ /ጻባ ሲተ ! በሎምስ ከ ነዞም ቀተልቲ ሓወም ኣይ ኢርትራዊያን ። ሓወይ ኢንታይ ኢልና ኢንታይ ክንገድፎ ታሪኻዊ ኣውረጃታት ከይተረፈ ገሂሱና ።

  • @nevergiveup9209
    @nevergiveup9209 5 ปีที่แล้ว

    Redie papagalooo

  • @kibreabghebre7346
    @kibreabghebre7346 5 ปีที่แล้ว

    Kulu etihibena history bitaemi glux eyu gigna eka

  • @followthetruth9423
    @followthetruth9423 5 ปีที่แล้ว

    ኣብ ሓሶትን ምትላልን ዝተመርኮሰ ታሪኽ ኣልቦ ኣካሉ ስንኩል ሓንጎሉ ስንኩል

  • @yemanegebremichael3415
    @yemanegebremichael3415 5 ปีที่แล้ว

    ኤርትራውያን ሽግርኩም ፅማማት ኢኩም ንፈልት ኢና ከማና ምሁር የለንከማና ጅግና የለን ሞ አበይ አሎ ደአ ህጂ ሀመድ ዝገብረኩም ዘሎ

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 5 ปีที่แล้ว

    ሃገርን ህዝብን ዝኸሓዱ፡ ብሰማእታትና ዘላገጹ፡ ኣጀንዳ ወያነ ንኸተግብሩ ዝተዋፈሩ ገና ውን እቶም ተሪፎም ዘለዉ ብኽሳዶም ተሓኒቖም ክፍረዱ ምዃኖም ዘይተርፍ እዩ።

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 5 ปีที่แล้ว

    Welcom 🌹🍇🍇🌽🌽

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว

    ኢተን ሰለስተ /3 / ኢማመ ናይ ኢሳይያስ /ዐሱብ / ናይ ሓባር 1 .ናይ ሓባር ካሪክሌም ስርዐተ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ 2..ናይ ሓባር ባጤራ ምስ ኢትዮጵያ 3. ከምኡ እውን ምክልኻል ብ ድምጺ ሓፋሽ ተቃሊሑ ኣብ ጋዜጣ እውን ሰፍሩ ።

  • @issayasbahlbi2341
    @issayasbahlbi2341 5 ปีที่แล้ว

    Is really a mystery

  • @yonashagos6450
    @yonashagos6450 5 ปีที่แล้ว

    ሓቂ ተዛሪብካ ሎሚ ብዘይካ ቤት ወደድ ኩላ በዓል ብዙሕ ገበን ያ ቤት ወደድ ግን ወላ በዓል ገበን ይኩን ገበኑ ተነሲሕሉ ዩ እዞም ካልኦት ግን ብዘይ ዘረባ ቅድም ኣቢልዎም ከምዚ ታሪክ ክሰምዕ አንኮለኩ በጣዕሚ የ ዘድንቆ ንኢሱ ድግታክተር ይቅድም እምበር ኣይቅደምን

  • @ሓንቲኤርትራ
    @ሓንቲኤርትራ 5 ปีที่แล้ว

    Tegadalay eye enabelkas tarik gedli tebelashu

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 5 ปีที่แล้ว

    ATUM HZBI ERETRA HFERU KEMZI ELKUM KTZAREBU GUD

  • @ድፋዕሃገር
    @ድፋዕሃገር 5 ปีที่แล้ว +1

    ረድኢ ማሓሪ
    ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ ክጋደልን በጃ ክሓልፍን ኢልካ'ዶ ኣይኮንካን ንሜዳ ወጺኻ ኔርካ ? እንታይ ወሪዱካ ድኣ ነዚ ኩሉ እንዳፈለጥካን ባዕልና ዝነበርናዮን ዝራኣናዮን እዩ እንዳበልካ ሽዑ ዘይተዛረብካሉን በጃ ዘይሓለፍካሉን ፡ ንስኻ ከምዚ ድሰምዓካ ዘለኹ ስልጣን ጎዲሉካን ስኢንካን ትዓፍር ዘለኻ ኢኻ ትመስል ፡ ሓቀኛ ተጋዳላይ ኔርካ እንተትኸውን ኣብቲ ጊዜ እቲ ከተቃልዖን ክትስዋኣሉን እዩ ነይሩካ ፡ እስኻ'ግን ንባዕልኻ ቀጥቃጥን ሓሳውን ቀንጻልን ከምዝነበርካ ጥራሕ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ ፡ ሕጂኸ ናበይ ገጽና ኢና ንኸይድ ክትብል ከለኻ ከምቀደምና ካብ እኽሊ ክርዳድ እንዳፈለና ሃገርና ክንሃንጽን ከነማዕብልን ምዃና ፍለጥ ።

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 ปีที่แล้ว

    Dictator Esayas Xebuk geru Texawetulna Ne Hezbi Eritrea

  • @ogbjonas5840
    @ogbjonas5840 5 ปีที่แล้ว

    ኣበይ እሞ ክምቶም ዝቐትልዎም ዝነበሩ ክርስትያን ብኻ ጠረግ ኣቢሎሞ

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 5 ปีที่แล้ว

    ሓርበኛ ተጋዳላይ ረዳኢ ማሓሪ ከምንፈልጦ ተኽለ አደን ብፍላይ ድሕሪ ስትራተጃዊ ምዝላቅ 1978 ዝአበዬ ስልጣን ናይ ስለላ ይኹን ናይ ሓለዋ ሰውራ ባአል ስልጣን ኔሩ ብፍላይ ተኽለ አደን ምስ ከደ ብፍልይ ፍሉይ አይነት አብ ግንባራት አብ ባአል ሕዳይ ሰሚናራት ኔሩ።ስለምንታይ ዩ ከይዱ እንታይ ኔሩ ቲ ጠንቂ ?

  • @nashihg7867
    @nashihg7867 5 ปีที่แล้ว

    ኩብር ሓወይ ርዲእ ማሓሪ እዚ ድአ ሩዱእ እንድዩ በቲ ዝበልካዮ ሮሞዳን ክህሉ የለን አባሃህላ እስያስ መን ሙካኑ ነጊሩ እዩ እቶ አለው ዝባሃሉ ዝነበሩ ንስልጣኖም እዮም ጥራይ እዮም ዝሓስቡ ነይሮም ማለት እዩ እቶም ዝበልካዮም ሓለፍቲ ንሶም እዮም በዲሎሞ ንህዝቢ አምኤርትራ ሕጂውን አብ ደገ ዘለኩም ዓበይቲን ገዲም ተጋደልትን ንባዕልኩም ተዓሪኩም ንህዝቢ ክትመክሩን ክትጥርንፍን አሎኩ ሕጂውን ሓደራ መክንያቱ አብ ኤርትራ ዘሎ ወትሃደር መሳርያ አይህቦምን እዩ እቲ ህዝቢውን ፋራሕ ኮይኑ እዩ ስለዚ ነዚ ስብአይ ብከመይ ተውርዶ ምክንያቱ ዓዲ ኩላ ሃገርዊ ድሕነትን ነንሕድሕዱ ዝታሓሳሶ ህዝቢ ኮይኑ አሎ አብ ስድት ዘሎ ተቀዋሚ ክብውሽጢ ምንቅስቃስ እደልይ አሎ ንዓይ ይገርመኒ እዩ ስለዚ ብዝሓት ተጋደልቲ ነበር ዘለኩም ንስካትኩ ኢኩምን ገለ ሙህራትን ክትመርሕናን ዘለኩም ምስ ብዝሕ ይቅሬት

  • @weldutesfay1060
    @weldutesfay1060 5 ปีที่แล้ว

    ክላበጃኻ ጴ ጥሮስሰሎሙን ሰብዩነይሩ ሰብጠፊእና ዶ ትብልኣይነበርካን ብቀደሙ ታሪኽ ስኣን ብግቡእ ምትሕልላፍን ምምሃርን ብሓሶትን ግልባጥ ሓቂ እናነገርኩም ጸኒሕኩም እዚህዝቢድማ ኣብከምዚኣውዲቅኩሞ ኩሉኩም ካብተሓታትነት ኣይየምልጡን ኢኩም በብዝነበረኩም ደረጃ።

  • @desbelegebretnsae6641
    @desbelegebretnsae6641 5 ปีที่แล้ว

    2001 dhri may nab balti eyom tenkasakisom kidm kealywo neyrwom

  • @anghesomghebremeskel1695
    @anghesomghebremeskel1695 5 ปีที่แล้ว

    ረድኢ ስለቲ ጻዕርኻ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ሕጂውን ነቲ ሓቀኛን ጭቡጥን ሓበሬታ ምሃብ ቀጽሎ። ብዙሕ ኣፍሊጥካና ኢኻ።
    እቲ ዘገርም መስፍን ሓጎስ፡ ንምንታይ ክሳብ ሕጂ ንኽዛረብ ዘይምኽኣሉ፡ ኣገሪሙና እዩ ዘሎ።

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ ድያቆን ረድኢ ክንደይ ትሕሱ ፖልዮኻ ሓኪሞም ከምዘይሕወዩኻስ።

  • @solomonissak1877
    @solomonissak1877 5 ปีที่แล้ว

    ምናልባት ንዐሻ ይመስሎ አክንዲ አብ ኢሰያስ ጥራይ ዝነበረ ሐፈሻዊ ጉጉይ አካይዳ መሪሕነት ተትምህር ዐቅምን አፍልጦን እንተለካ ንህዝቢ ይኹን ንሃገር መርበሐ አይኮነን ስቅ ጡዑም አመጨረሻ ሕጂዉን እቲ ናይ ቀደም አሰረራሐ ይድገም አሎ እቲ ረብሑኡ ዝተተንከፈ ወጺኡ አብዝውን ተኾነ ዝነበረ እንዳበልኩም ንቲ ኮብኪብዎም ዝመጸ ዘረዐይ ክትዉንጅል ኩብኩብታ ነጻ ከተዉጽኦም አይትፈትን።

    • @solomonissak1877
      @solomonissak1877 5 ปีที่แล้ว

      ምኽንያቱ ጅግንነት ስለያ ህግ ጸላኢ አኮነን ተንቀሳቂሱ ተጠሪጡ ወዲ ሰሌ ይፈልጥ ኔሩ ጅግንነቶም እድሕር ትገልጽ ሃሊኻ ሙሴ ፣ወዲ ዐፋ፣ስንኩላን ማይሐባር፣ ሃገራዊ ባይቶ ንሳም ጥራይ ከመልእዎ ከለዉ ገባር ደንባር አንዳተባህለ ሐፋሽ ክዋሰን ክድፋእን እዚ ጌጋ እዩ አንተበለ ስቅ በል ደርጊ ዝመሃረኩም እንዳ በልኩም ሐፋሽ ሰለሎ የእቲኾሙሉ።

  • @wadregbaat8928
    @wadregbaat8928 5 ปีที่แล้ว

    Wilka hdirka ab Agazian kem tatu filot you

  • @tecleghebreslasie7782
    @tecleghebreslasie7782 5 ปีที่แล้ว

    ኢድ ጸናሒት ሰናሒት ማለት አኮ አታ ኢድሲ ውዕለታ አያ ትረክብ ማለት አዩ ።ወድሰብ ድማ ክም ኢዱ አዩ ዝፍረድ ብምላኽ ።

  • @mrnobody8578
    @mrnobody8578 5 ปีที่แล้ว

    Abey nerkum hiji ab TH-cam testimumina.. talkative

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 5 ปีที่แล้ว

    Dengikum bmzhalkum trah ab hzbnan hagernan abi enwet werudu,jeganunu deki hager tefiom hagerna kea tedefira,
    Kab hawi nebelbal zeyferahkum nezi mushmush hasawi mukan ktsienu zehezin u,

  • @eru2023
    @eru2023 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ሓሶት ፖሎቲካ ኣይተቅርብ

  • @hosanacutepie2875
    @hosanacutepie2875 5 ปีที่แล้ว

    Way xegem ferah himak seb kemu iyu zgebr wela hjiy indo raeyu ab hiwetkum zegatmekum ferah senef tekonu netieom ajokum netieom bejakum indabele nkulu yebaesa fah yebla zgerim iyu

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 5 ปีที่แล้ว

    እዋእ ኣንቱም ህግ ትበሃሉ ነዚ
    እንዳረኢኹም ስቕ ኢልኩም ትነብሩ ዝነበርኩም ሲ እንታይ ኢኹም ትገብሩ ኔርኩም፡ ነዚ ዓቢጥኩም ከኣ ንኻልኦት ንጹሃት ተቓለስቲ ክትቀዝፉ ምስኡ ኮንኩም ትሰርሑ ኔርኩም። ነዚ ትእዛዙ ብሒም ከይበልኩም ተቐቢልኩም ትኸናኺንኩም ኢብዚ ዘብጻሕኩሞ
    በላዕ ሰብ ሕጂ ክምዚ ኔሩ ከምዚ እዩ ዝብል ኔሩ እንትኣዘንተኹምልና እንታይ ይዓብስ። ህዝቢ ምስ ጸነተ ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ምስተደርበየት። አረ ኣይትሒፍሩን ኢኹም ክትዛረብሉን ከተዝንትውሉን ዘሕፍር ዛንታኹም።
    ተጋድሎ ሓርነት ኣርትራ እታ ቅንዕቲ ንህዝቢ ብኹሉ ሸነኽ እንዳመሃረት ሓዳሽ ኣርትራ ክትምስርት እትኽእል ዝነበረት ውይብ እያ።ግን እዚ ሰራም በዓል ጸልማት ዕላማ ከም ፍልሖ ኣብ ውሽጣ
    ኣትዩ ግርጭትን ፍሕፍሕን እንዳኣባራትዐ
    ኣብ መጨረሻ ዕሱባት ሓገዝቲ ኣምጺኡ ኢብሪስዋ። ግን እዚ ክብል ከለኹ ገለ ናይ ኣመራርሓ ሽግራት እውን ኣይነበረን
    ማለት ኣይኮነን።
    ግን ተሓኤ ምስ ፈረሰት እዩ ህዝቢ ኣርትራ ዝተጠልመን ዝኸሰረን።
    እምበር ኣብ ተሓኤ ህዝቢ ክሓትት ክምልስ ሰራዊት ብዚዕባ መጻኢት ሃገሩን
    መሪሕነቱን ክሓትትን ክካታዕን ነጻ መሰል ኔርዎ በቲ ግዜን ኩነታትን ዝፈቐዶ ንህዝብን ሰራዊትን ከካብ ዘለዎ ኩርንዓት ዓለም ብወከልቱ ኣብ ጉባኤ ክሳተፍ ይገብር ኔሩ እዚ ኹሉ እንዳ ሃለወ እውን ተቃላሳይ ኩሉ ግዜ ካብ ምሕታትን ምክታዕን ዓዲ ውዒሉ ኢይፈልጥን።እዚ ነጻነት ሒዙ ዝጓዓዝ ውድብ ክንሱ ህግ ግን ንትጋደልቱ ዓማ ቀታሊት ሓራዲት ዓማጺት መራሕታ ኣብ ከሰላ ይበልዑ ይስትዩ ተጋዲላይ ክኣ ኣብ ሜዳ ይመውት ወዘተረፈ ብዝብል ዕውር ኣረኢእያ brain washed ጌሩ ብሃገር ኣይትዛረቡ ብመሪሕነት ኣይትዛረቡ ጨጓር ዳንጋ ዶ ሙሁር ተበላጺ ዶ እንዳበለ ኣብ ነንሕድሕድኩም ክትድንቁሩን ክትቃተሉን
    ጌርኩም። ብጀካ ጸርፍን ምንእኣስን ሓንቲ ኣርእስቲ ኢልዒልኩም ክትርድኡ ኣይትኽእሉ ከተረድኡ ኣይትኽእሉ ኮንኩም ክብረትኩምን ቃልስኹምን ንሓደ ዘይረብሕ ሰብ ኢረኪብኩም ህዝብኹም
    ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ሰንዱኹሞ።
    ሕጂ እውን ዘይተኣረመ ድኹም ሕልና ሒዝኩም ኢኹም ትጎዓዙ ዘለኹም። ኣንታ ሕፈሩ ተኣረሙ ሕጂኸ እንታይ ክትደግሙ እባእ ንብለኩም እኳ ጠፊኡና። ኣነ እዚ ዝብል ዘለኹስ ሰብ ነጊሩኒ ኣዕሊሉኒ ዘይኮነስ ባዕለይ ዝሓለፍክዎ ተመክሮ እየ ዝዛርብ ዘለኹ።
    ንኹሉ እንቋዕ ኣርከብኩሉ ኢሉና።ክቡር ተቓላሳይ ወዲ ገብሩ። እቲ ኹሉ ጉዕዞ ናይ ህግ ንዛረበሉ ዝነበርና ውጽኢቱ ርኢናዮ።

  • @yonasabrham4561
    @yonasabrham4561 5 ปีที่แล้ว

    at a bechaka suk bel sum keal etom gugle 15 tblom kem seb gega nerwom ykal u neti ztegageywo gn hiwom kefilomlu yom eska gn bnatom tarik tnyet aleka

  • @selamselam8094
    @selamselam8094 5 ปีที่แล้ว +1

    Kab welfare’ kemey giere kewetsee ilka hasibeka zeytefelet bezaeba Eritrea entay kengeber tebel aleka kkkkkkkkkk

  • @berhanehagosa2947
    @berhanehagosa2947 5 ปีที่แล้ว

    ንስኻ ብትኽ በል ሰባብ ንኣብረሃም ተወልደ ቀቲልዎ ኢልካ ሪኢኻዶ ክቐትሎ ኢሉ ተዝሓተካ ሰማዒ እንታይ ምምመለስካ ኢሎሞ ኢኻ ክትብል ግን እቶም ሙዑታት ምዑታት ተጋደልቲኽ ኢሰያስ ብጻዮም ቀቲሉሎምሲ ፈሪሖም ኣስቂጦም ዲኽ ክትብል በጃኻ ብናይ ሓሶት ታሪኽ ነዚ መንእሰይ ኣይተታልሎ ነቲሕ ዋሒድ መጣቖሲ

  • @ghebreyesushadgu576
    @ghebreyesushadgu576 5 ปีที่แล้ว

    SHABIA KAB MIHILAWA ZEYMIHILAWA BI ZILLION TIMES MEGZAITI ETHIOPIA MIHASHENA NIERU
    BISHABIA ZITEFUU ZIEGATAT ERITREA YIBEZHU KAB BI ETHIOPIA ZITEFU IZUY KEA KULLINA ERITRAWIAN DEKEBAT NIMISKIRO HAKI IYU BI GHIZIE MEGZAITI ETHIOPIA KULLU SEB NENAB SIRHUN MENEBABIROUN TIMHIRTUN MAHRESUN GUSINETUN KEM DILAYU INDA BELEN INDA SETEYEN KESINU INDA DEKESEN IYU ZINEBIR NIERU HIZBI ERITREA
    KEM NAY IMBEYTEY SHABIA IKEY GHIBRIN HILKITIN TIFATE HIZBI ERITREA AB ALEM TERAIYU AYFELLITIN AB KULLU ALEM??????? AYTERAIYEN

  • @efremberhane422
    @efremberhane422 5 ปีที่แล้ว

    Kemzi mbal hji intay kititeqmena kem zkiil kea indanegerkana. Himaqom mngar moral seb mitinkaf trah iyu, intay kingebr alena nhseb zereba aykoneten. Nxur kgber zelewo tezareb

  • @mbkeren3061
    @mbkeren3061 5 ปีที่แล้ว

    Sorry redie mahrena bikemzi genzeb kitakib tahsib ente konka tegagika hakin eti zisimakan neger ente tezaribka eu tikesin

  • @rufaelrafae3724
    @rufaelrafae3724 5 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ጅግና ሰብኣይ ና

  • @mt-pc6lf
    @mt-pc6lf 5 ปีที่แล้ว

    ኣበይ ጸኒሕካ 28 ዓመት ሕጂ ብትኽ'ዶ ጉድጓድ ትብል በዓል ንስኻ ዝኾዓትኩሞ ጉድጓድ'ዩ መዳጎኒ ንጹሃን ኮይኑ ዘሎ።
    እንተ በዓል ንስኻ'ዶ መእረይ ገንዘብ ተጠቀምሉ'

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว

    ሓላዋ ኢሳይያስ።

  • @eru2023
    @eru2023 5 ปีที่แล้ว

    ሳክት ኢኻ ንስኻ