ን G15 ዝበልዐ ኢሳይያስ፡ ስጋና በሊዑ ገና ኣይጸገበልናን። እሞ'ኸ ደኣ፡ ትም ኢልና ዲና ክንብላዕ? AMM History - Culture - Politics

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 161

  • @tselattsegay7699
    @tselattsegay7699 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆካ ረድኢ ጽቡቅ ጌርካ ትገልጽ ኣልኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰጋብ ዝርድኦ እዚ መንእሰይ

  • @berekettaezaz4786
    @berekettaezaz4786 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሐቅ ኣቦና ረዳእ ማሃር ታርክ ገልጽካዮ እካ ኣብ ልብና ይሕደር

  • @yemanetesfazghi6592
    @yemanetesfazghi6592 5 ปีที่แล้ว +24

    ንጹር መልእክቲ ባባ ረዲእ፡ኣለና ኣጆካ።

  • @kemnetie9045
    @kemnetie9045 5 ปีที่แล้ว

    Keep it up ajoka thanks 🙏

  • @wedieri4498
    @wedieri4498 5 ปีที่แล้ว +2

    I really want thanks you for hard work and excellent job. May Allah unit all Eritreans. Please continue we are learning. Peace and justice to Eritrea 👍👍👍👏👏👏

  • @niceyesorno8699
    @niceyesorno8699 5 ปีที่แล้ว +26

    ልክዕ ኣለኻ ጅግና ረድኢ መሓሪ ሓቅኻ እወ ብዓል ትካቦ ባህታን ኣቦይ ብሃይሞኖትን ብዙሕ ሓቲቶም ብዛዕባ ባድመ ኣብቲ ግዜ እቲ።

  • @semharhassen6061
    @semharhassen6061 5 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much for the open truthful history narrations. You are playing huge role in protecting the true history. You are very brave. We are very grateful for such a wonderful contribution. Thank you👍

  • @yoniissak5885
    @yoniissak5885 5 ปีที่แล้ว

    Anes kem Redi - mahre geru zerebu zebarekwne seb yelen My god bless you more and more to your Life . . . .

  • @habtekifle976
    @habtekifle976 5 ปีที่แล้ว

    Thank you dear Redie. It is a great presentation.

  • @simonmicael7752
    @simonmicael7752 5 ปีที่แล้ว

    Very true

  • @johnab.6326
    @johnab.6326 5 ปีที่แล้ว

    Clear and easy to understand. Thank you.

  • @abumlaz1093
    @abumlaz1093 5 ปีที่แล้ว

    Good job baba redie

  • @hakiyser403
    @hakiyser403 5 ปีที่แล้ว

    Thanks abona Redie

  • @aamutho7173
    @aamutho7173 5 ปีที่แล้ว

    Thank you aya

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 5 ปีที่แล้ว

    Thank you for your information and service keep I up . God bless .

  • @peacejusticeforall6806
    @peacejusticeforall6806 5 ปีที่แล้ว +33

    ረድኢ ጅግና መዝገብ ታሪክ
    እቶም ኤርትራውያን መሳሰይቲ ኮይኖም ኣብ ጥፍአት ኤርትራ በዚ ተካል ትግራዋይ ኢሳያስ ተዋፊሮም ደለዉ ንጣብዶ ካብዚ ናትካ ኤርትራውነት ሰአኑ?
    እዋይ ኤርትራ እዚ ኹሉ ጅግና ተከፊልዋስ ብሓደ ተመን ትግራዋይ ክትጠፍእ። ኣቱም ኣብጥቑኡ ደለኹም ነዚ ተመን ርእሱ በትንዎ ምእንቲ ክብርቲ ሃገር ኩቡር መስዋእቲ ክፈሉ። ሞት ደይተርፍ ታሪኽ ስርሑ።

    • @eritreaneritrean1570
      @eritreaneritrean1570 5 ปีที่แล้ว

      እሱስ ሓደ ካብቶም ንህዝቢ ኤርትራ ዘጥፉኡ እድዩ።

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ኣቦታተይ ወትሩ ኣይንርስዓኩምን

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 5 ปีที่แล้ว

    Ahhh ewey ana,
    We lost our heroes brothers and sisters, you guys are deep down in our hearts, our heroes for ever,💪🏽
    Thank you for all the amazing history

  • @amanueltesfai7293
    @amanueltesfai7293 5 ปีที่แล้ว

    thank you Redea yes you right good point

  • @wedihabte6893
    @wedihabte6893 5 ปีที่แล้ว

    azyu zedenkie information hibkana abona redie ,kemau wue hafeshawi nikihat menieseyat ziwusiki information sile zikone azina ena nemegneka . niberelna abona

  • @davidbardavidi8273
    @davidbardavidi8273 5 ปีที่แล้ว +1

    Good valuable History, Information and all the Facts in one Package.........Thank You......A job well done.........Selah

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 5 ปีที่แล้ว

    I’m Eritrea sanef thank dear father for information

  • @nashihg7867
    @nashihg7867 5 ปีที่แล้ว

    ሓው ረዲእ ማሓሪ አነ ኩሉ ግዜ ዝብለካ መምህር እየ ዝብለካ ስለምንታይ ናይ ብሓቂ መምህር ስለዝኮንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ ክትዕወት ኢካ ድማ ነዚ ድያብሎስ አታሊሉና እንድዩ ሕጂ ግን ምካዱ ቀሪቡ እዩ መስለኒ ሃለውለው ይብል አሎ ሕጂውን አሜሪካን እስርአልን ክውርዳኒ ፍቲነን 2011 ድሕሪ 8 ዓመት ቀሪቡ ስለ ዝኮነ ሕጂ ሃለውልው ይብል አሎ ስዓቱ ስለ ዝአከለ እዩ ይአክል ይአክል

  • @hakiyser403
    @hakiyser403 5 ปีที่แล้ว

    Thanks that is true

  • @mebrahtutecle905
    @mebrahtutecle905 5 ปีที่แล้ว

    Redie you are hero dictionary

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 5 ปีที่แล้ว +34

    ኣሰያስ ንጉጂለ 15ጥራይ ዘይኮነ በሉዑ ንኩሉና ኢዩ በሉዑ ኢቲ ዝሕዝን ግና ተበልዕና ከምዘለና ዘይንፈልጥ ሙኮና ኢዩ!!!!!?

  • @loveyoueritrea2627
    @loveyoueritrea2627 5 ปีที่แล้ว +41

    ተጻዊትልና እንድዩ እዚ ሽፍታ ወዲ ተምቤን!ኣጽኒትና ዕላምኡ ገይሩ ኣቱም መናእሰይ ንበራበር።

  • @hturhaw2556
    @hturhaw2556 5 ปีที่แล้ว

    Yes Alena my hero , you doing good by you telling us the true story of our brothers and sisters we are proud of you.

  • @aslifree2662
    @aslifree2662 5 ปีที่แล้ว +10

    Like hibeka aleku jgna jgna kulu confidence 100/100 ብርግጽ ሃከያ ሰብ ምኮንካ መደብካ ምጽጋብ ኣቢኒ ከማካ ውህዳት ኣለዉ እንተኮነ ኣስኪቶም ኣለው ጅግና ጅግና ጅግና

  • @Weld2930
    @Weld2930 5 ปีที่แล้ว +22

    ኢሰያስ ሳጥናኤል እንታይ ገዲፍልና ፋህ ፋህ ኣቢልና ኣሎ

  • @shewitteklehaimanot2609
    @shewitteklehaimanot2609 5 ปีที่แล้ว

    Reds merra you right thing .

  • @tesfom4464
    @tesfom4464 5 ปีที่แล้ว

    ንበር ክቡር ተጋዳላይ ረዲ ምሓሪ፡ብዙሕ ታሪኽ ኣለካ ናይዚ ርጉም ፍጥረት።

  • @semharghebremeskel4595
    @semharghebremeskel4595 5 ปีที่แล้ว

    Ewayy ezi rugum tigraway texawitulna.hakika aloka baba redae.amlak yibarika

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 5 ปีที่แล้ว

    I’m Eritrea sanef thank dear father our hero man

  • @tesfeab4403
    @tesfeab4403 5 ปีที่แล้ว

    ጅግና ገዲም ተጋዳላይ ረዲእ

  • @jazerayberhane2529
    @jazerayberhane2529 5 ปีที่แล้ว +3

    Well done Mr. Reda. Your videos are very important to us the young generation to understand the history of our terrible Government and eventually to unite as one Eritreans and get rid of Iseyas wedi tembien

  • @ሕድሪኣለኒ
    @ሕድሪኣለኒ 5 ปีที่แล้ว +3

    ኩቡር ሓውና ኣይፈለየና ኣስተምህሮኻ፡
    ኣቱም ታሪኽ ትፈልጡ የሕዋትናን ኣቦታትናን
    ሕድርኹም ኩሉ ኣፍልጦ ዘለኩም ታሪኽ
    ከምዚ ጌርኩም ክትገልጹልና ብትሕትና ንላበወኩም ፡

  • @abdurahman6883
    @abdurahman6883 5 ปีที่แล้ว +8

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷😎✌👍👍👍👍👍ابشر

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 ปีที่แล้ว +6

    Bal hilna enkae beslam mexaka 💪💪💪🇪🇷

  • @estifanoshabte5734
    @estifanoshabte5734 5 ปีที่แล้ว

    Great patriotic speech

  • @habtegebrieltedla4749
    @habtegebrieltedla4749 5 ปีที่แล้ว

    Redie Mahari idmen tinan ymneyelka habona

  • @hailomg6987
    @hailomg6987 5 ปีที่แล้ว +1

    ተጋዳላይ መሃሪ ትክክል ኣለኻ ወያነን ህግደፍን ብሃደ ይስርሁ ከምዘለው ስጋብ ህጂ ኣይተረደኦን. You are absolutely right WOYANE and HEGDEF there are working together to destroy ERITREA 🇪🇷 but our people they didn’t get it yet thank you for information keep it up.

  • @afeworkighebrehiwet6014
    @afeworkighebrehiwet6014 5 ปีที่แล้ว

    You need to travel around and inspire and mobilize Eritrean. Thank you.

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 5 ปีที่แล้ว

    ኢዋይ ንስካስ ጂግና፡ ናይ በሓቂ ዘረባ 100% correct.

  • @yosiefberhane5726
    @yosiefberhane5726 5 ปีที่แล้ว

    Beraki gebreslasie resiekayo

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862 5 ปีที่แล้ว

    ሃቂ.

  • @osmanzean4573
    @osmanzean4573 4 ปีที่แล้ว

    Welcome my brother reda mehary you are right person and had hard struggle against higdf but if you please let me ask you something I miss in your program why u don't posted about those prisoner who puted in jail in 1992 up 1999

  • @habeshalove
    @habeshalove 5 ปีที่แล้ว

    Yeah it is a true story

  • @Medhane189
    @Medhane189 5 ปีที่แล้ว +1

    Ajoka aman b aman haqi. Eti haqi nsu eu

  • @hassenmohamedali597
    @hassenmohamedali597 5 ปีที่แล้ว

    Enkae biselam maxaka tegadallay Redie kidane 😍😍😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍

  • @sosifyitbark1627
    @sosifyitbark1627 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ኤርትራውነት

  • @ariamg7252
    @ariamg7252 5 ปีที่แล้ว +4

    ንኾንቱ ባ የሕዋትና ጠፍኦም,,,,,,,

  • @Bere-05
    @Bere-05 5 ปีที่แล้ว +1

    ኩቡር ኣያና እዚ እንድዩ ደኣ ብAsn tv ክመሓላለፍ ዝግባእ መታን ንመላእ ኤርትራ ክበጽሕ

  • @wedihabte6893
    @wedihabte6893 5 ปีที่แล้ว

    the people need know to the truth and we see light at end of the tunnel . Hope one day you repeat this story on ERI-TV

  • @niyatsami6926
    @niyatsami6926 5 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ኣቦና ኣብዝኣ 100% ይሳማማዕ እየ ን ባድመ ን ህዝባን እናበኽየ ናብ ወያን ዝሸጠ ሸዓብያ እዩ ሸይጡ ከብቅዕ ከኣ ተመልሱ 98 ባድመ ብ ወያን ተወርራ እሉ መኣለያ ዘይቡሉ ሰራዊትን ታንክታትን ኣከትሉ ሕዝዎ ኣብት ቦታ ማልሻ ጥራይ ስለ ዝነበሩ ከም ቆሕ ሰም እዩ ተቆጻጽርዎ ንሱ ከይኣክል ድማ ውጻእ ክንሽምግለኩም ምስ ተባሃለ ካብ ባድመ ወጽኣ ማለት ጸሓይ መይታ ኢሉ እታ ንንዕቃ ወያነ ድማ ከዝ ትገልጾ ደለካ ኣብራኽና ረሸሽ ክሳብ ዝብለና ኣጎያትና ሰለዝ ሸዓብያ ንጥፋኣትና ዝተዓጥቀት እያ ግን ኢስትል ክሳብ ለም ክርዳኣና ዘይ ምክኣሉ የሕዝነን ንህዝብ ኤርትራ ኣብ ሙሉኢ ዓለም ጸላእትካ ሽዓብያ እያ፤፤

  • @eyobsemhar694
    @eyobsemhar694 5 ปีที่แล้ว

    Texawitlna eu iseyas behaki.etom zneberu halftn jenerelatn gn nezi felitom sgumnti bzey mwsadom zehezn eu komu resi ayneberomun diu wedey.bzkone thanks alena chanel kexlo.buzuh nfelt alena.

  • @afworkiandit6680
    @afworkiandit6680 5 ปีที่แล้ว

    በራኪ ገብረስሌሰ

  • @mogostommi3830
    @mogostommi3830 5 ปีที่แล้ว +2

    ሓደን እንኮን ጸላኢ ህዝቢ ኢሪትራ ኢሱ ወዲ ቴምበን ጥራይ ኢዩ!!!

  • @adonaimichael6973
    @adonaimichael6973 5 ปีที่แล้ว

    አነ ቃል ምስክርነተይ ክህብ ነቦና ረድኢ:: አነ ራድዮ ኦፐሬተር እየ ኔረ አሃዱና ኮር 161 2ይ ብርጌድ 3 ቦጠለኒ አብ 1ይ ወራር ፈቅያገብረ ዝነበረ ውግእ ይዝከረኒ ንዕርዲ ማቴዎሰ ሓሊፍና ክሳብ ዓዲ ነብሪ በጺህና ከምዝነበርና ይዝከረኒ ንሽረ ቀሪብና ነርና ምስ ቡዙሕ መስዋእትን ቡዙሕ መውጋእትን ከፊልና ከነብቅዕ እቲ ቦታ ገዲፍክሞ ተመለሱ ተባሂልና ናብ ፈቅያገብረ ይዝከረኒ ኩሉ ሰራዊት ሞራሉ ተሴሩ ነበረ ኩሉ ሰብ ዝሓታ ዝነበረ ድማ ንምንታይ መጥቃዕቲ ተጊሩ ንምንታይ ተመለሱ ተባሂልና ንብዙሕ ዓመታት ከይተመለሰትለይ ጸኒሓ ሕጂ ግን ኣቦና ረድኢ መሊሱለይ ኣሎ :: ጅግና ኢካ'ሞ ዕድመ ይሃብካ ዎደሓንኩም!

  • @fessahaiehaile6928
    @fessahaiehaile6928 5 ปีที่แล้ว +1

    ረዲእ የቀንየልና ነዚ ዘገርም ትንታነ ዝሃብካና እቲ ዘስተውዕል የስተውዕል ካብዚ ንላዕሊ ትንተና ዝህብ አሎ ኢለ አይሓስብን. እዚ ኩሉ ትንተና ንዓ ጎበዝ ተላዓል ሀገርካ አድሕን ኩሉ አብ እሳያስ ኣብዚ ከዳዕ አውድቅ. ካልእ ሀተውተው አየድልን እዩ. ሓይልናን ስርዓትን ምስ ተተከኤ ዝትንክፈና የለን.

  • @ericjaune7627
    @ericjaune7627 5 ปีที่แล้ว

    Tenkol nai wedi medhin berad, ab alem teraiyu ayfelitin

  • @russomrezene9567
    @russomrezene9567 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝኾነ መደብን ኣቀራርባን እዩ ዘለካ ግን እዚ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ምስጥር ናይ እሰያስ ይኹን ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ምውላዕ ናይ ዳሕረዋይ ኩናት እቲ ህዝቢ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ክፈልጦ ይግባእ እዚ ክኣ ብመንገዲ በዓል ኣሰና እዩ ክኸውን ዘለዎ ስለምንታይ ኣሰና ክቅርቡኻ ዘይከኣሉ ?

  • @erilights7312
    @erilights7312 5 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ኣሎኻ ብጻይ ረድእ አዛ ዘረባ ናይ ባድመ ብጾትና እቲ ቦታ ሰሜን ኢልና ንጽዎ ኔርና ብጾትና ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ገድፈሞ ቅድሚ ናጽነት ኢቶም ኣቡ ዝነበሩ ቡጾት ቤዛ ሕጂ ደምጻካያ ዘረባ ብሕርቃን የሉሎምና ኔይርም ንምንታይ ወያነ የማሕዱሩዋ ኢሎም ዕርምርም ይብሉ ነይሮም :: ንምንታይ ኮሙ ተጠቂሙ ሕጂ ተፈሊጡ ኣሎ

  • @efremberhane422
    @efremberhane422 5 ปีที่แล้ว +3

    ናብ 1992 ኣብ ኣመርካ ባዕሉ እኮ ምስ ኢትዮፕያ ምሕዋስ እዩ ናይ ዝመጽእ ዕላማና ኢሉ ኣፍ ኣውጺኡ ተዛሪቡ፡ ኩሉ ትብሎ ዘለካ ከኣ ነቲ ዝበሎ ድርዕቶ መርትዖታት ኣምጺካ

  • @helensemere3026
    @helensemere3026 5 ปีที่แล้ว

    እቲ ጸገም ኤርትራዊ ቅድሚ ኣብሓደጋ ምውዳቅና ነቲ ድሒሩ ሽግር ዝመጸና ዘይምስትውዓልና እቲ ዝዓበየ ናትና ከምጉድለት ኮይኑ ዝስማዓኒ ጌጋ

  • @ghezaiabraha8897
    @ghezaiabraha8897 5 ปีที่แล้ว

    y is assena didn't wont show is good educational .Asena post is

  • @eliltayonas2365
    @eliltayonas2365 5 ปีที่แล้ว

    Ane zlabo nay Ayana Redie Mehari, ab wshti Eritrea zelo kbexho ms Assenan Erisat entetlazeb abi rebha neru nhzbna.

  • @ephar133
    @ephar133 5 ปีที่แล้ว

    Entay ena nisemie delena redi tiray diyu dizareb abey alowu etom mistir difelitu ferahat ajoka redi esika mirihana please

  • @danaytmaharena2479
    @danaytmaharena2479 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ከማኻ ክበዙሑ ኣሎዎም ቆጺሎ ተጋዳላይ

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 5 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሓው ረድኢ (ኣለና)!!!
    ኩሉ አትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ ኣስተምህሮ ብሓቅነቱን ኣቀራርብኡን አናእመስገንኩ ብትብዓትካ ካብ ዝፈልጠካ (10 +) ኣብ ስደት ማለት'ዩ ኣድናቖተይ ክገልጸልካ ይፈቱ፡
    ቐጽሎ ቐጽሎ ኣይትትሓለል ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሕእብኽእ፡ THANK YOU,

  • @wedigerye1893
    @wedigerye1893 5 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi nfuo 👍👍👍
    Deqi erey smoni eske ?????????????
    Hanti hto alatni nezi dictator
    100 % nhmaq kemzhasbela felitna alena slezi entay kgber alewo ?🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efermnetserab3829
    @efermnetserab3829 5 ปีที่แล้ว

    bzaeba betweeded ke eba tezareb

  • @zo-ma6557
    @zo-ma6557 5 ปีที่แล้ว

    ኣብ ሳልሳይ ወራር መረብ ስቲት ኔረ ኩሉ ዝገለፅካዮ ኹነታት ሐቂ እዮ,.. ካብቲ ኹሉ ግን ስጋብ ሎሚ ኣብ ሕልናይ ኮይኑ ዘሕዝነንን ሕቶ ዝኾነንን ግን እቲ ስራዊት ናይ ኤርራ ፋሕ ፋሕ ክብል ከሎ ካብቶም ንሱዳን ዝኣተው ብዙሓት ስራዊት ኤርትራ ከምቲ ዝገለፅካዮ ናቶም ጌጋ ከምዘይኮነ ተነጊሮም ካብ ሱዳን ኣብ ጎልጅ ኮለና ተመሊሶምና ብደረጃ ክፍለ ስራዊት ብዕራይ ተሓሪዱ ኣቀባብላ ተጌርሎም ብድሕሪኡ ግን ሐድሽ ትእዛዝ ካብ ላዕሊ መጺኡ ተባሂሉ ኣብ ዳስ ዝብሃል ቦታ ብወዲ ተኸስተ መራሒ ክፍለ ስራዊት ኣኼባ ክፍለ ስራዊት ተጌሩልና እቶም ንሱዳን ከይዶም ዝነበሩ ክርሽኑ ምኳኖም ተነጊርና እቶም ስባትውን ትወሲዶም ተረሺኖም, ኣነ ካብ ዝፈልጦም ዝነበረ ሐደ ማንዴላ ዝብሃል ፀሊም ነዊሕ መራሒ ጋንታ ዝነበረ ስብ ይዝከረኒ,. ኣዝዮ ፍትውን መስሓቕን ዝነበረ ስብ እዮ. 😭

  • @alemtewelde9591
    @alemtewelde9591 5 ปีที่แล้ว

    ታሪኽ ብትኽክል ምንጋር ናይ እግረመንገዲ ዕላል አይኮነን።
    ካብ 1998 ዘሕለፍናዮ ናይ ሕዝቢ ኤርትራ ናይ ጥፉአት ግዜ ብሰንኪ ሰይጤን ኢሰያስ እካ እንተኾነ ፣ ህዝቢ ኤርትራ እውን ተሐታታይ እዩ ብዘይ ሕጊ መሳሪሒ ናይ ሰይጣን ክኸውን ስለ ተቐበለ።
    ስርዓት አልቦ ኢሰየስ ዝገበሮ ወንጀላት ቖጻርካ አይዉዳእን እዩ ። ነቲ ወንጀላት ብጥንቃቔን ብጹፉፍን ተቕሪብናዮ ሐቢርና ክንቃሉሶን ከነውድቖን ይቐልል።
    እፈልጥ እየ እንዳበልና ነናህና ታሪኽ እንተአማሐሊፍና ግን ናይ ሐባር ሮቓሒ ንስእን፤ አይንካባበርን፣ሐቢርና አይንሰርሕን። ጸላእትና ይዕወቱ።
    G15 ታሪኻዊ ሐላፍነት ፈጺሞም ምእንቲ ሕዝብን ሀገርን። እቲ ዉግእ ብ1998 ዝተጀመረሉ መኽንያት ንG15 ንምእሳርዩ ዝበለካዮ ግን ተሰሚዑ ዘይፉልጥ መግለጺ ክራዳዳአና ዘይክእል ናትካ ፈጠራ እዩ ። እዚ ዝተፈጸመ ኩነታት ብሂወትና ኾለና ዝተፈጸመ ዘየደቅሰና ዜጋታት ቡዙሐት ኢና ። ንመንእሰይ ክአ ብጹፉፍ ናይ ምንጋር ሐላፍነት አይንረስዕ።
    ካባና ንላዕሊ ዝፉልጡ ከም ዝህልዉን፥ ታሪኽ ምስትምሀር ርእሱ ዝኻአለ ሞያ ሙኻኑ ዉን ምዝካር። ታሪኽ ምንጋር ናዐታቶም ተገደፍናይ መሐሸ።

  • @emgebre
    @emgebre 5 ปีที่แล้ว

    Isaias Afwerki and his henchmen plot against Eritrean is exposed in this video. We really appreciate Redie Mahari for his detailed analysis as to why the war over Bademe was needed for Isaias to annihilate Eritrean defense force and his G15 compitators.

  • @amanandemariam9476
    @amanandemariam9476 5 ปีที่แล้ว

    You forget one herro betweded Abraha

  • @helensemere3026
    @helensemere3026 5 ปีที่แล้ว

    ሕጁውን ህዝቢ ኤርትራ ካብ እንስሳ ኣታሓስባ ከም ወድ ሰብ ኣእምሮ ምሕሳብ ምስጀመረ ጥራሕእዩ እቲ ለውጢ ቅመጽእ ዝክእል

  • @ogbjonas5840
    @ogbjonas5840 5 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ጅግና ኣቦና ረድእ ህዝብኻ ምምሀር ትገብሮ ዘልካ ከይተሐለልካ ቀጽሎ

  • @goitomteklu6681
    @goitomteklu6681 5 ปีที่แล้ว

    Jirgna eka gn slemntay eka baelka sugumti zeywsedka AB lieli eseyas.

  • @asylcenterranum9774
    @asylcenterranum9774 5 ปีที่แล้ว

    Eway mergem u

  • @gurumsele8737
    @gurumsele8737 5 ปีที่แล้ว

    ቀንዲ ቀተልቲና ጉጅለ 15 ኢዮም እዚ ኩሉ ተጋደላይ ኣብ ዓዲኳላ ከሓቂቕ ከንደይ ሙኩራትን በላሕቲ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ክጠፍኡ ከለው።ሱኩላትና ክዝበጡ ከለው ተጋደላይ ህዝባዊ ግንባር ንኢሰያስ ሓኒቑዎ ደነበረን ።ስቅ በል ረዲኢ ማሓሪ

  • @nafiesaleh9188
    @nafiesaleh9188 5 ปีที่แล้ว

    Mr Rede mehari first of all thank you I appreciate you and ur patriot work u knew President Iseyas from long time why u keeping silent even the G 15 they knew Iseyas who is he and what his Aim and especially u Tigrinya people u knew the secret of Iseyas please u talk in this topic why all of EPLFleaders keeping silent and I'm sure they knew Iseyas who is he and what his Aim????? Big question still now I was didn't find Answer

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 5 ปีที่แล้ว +1

    Beliewom elka zereba alo,nsu u belu jigna elamuo gieru nskum gina hademti ekum nezi mukan ktsienu,hji tezaribka entay eka ketemxie etom zgebru zblom deki hager kulom atfiwom,hiji terifu zelo weledo kea kabay jemirka mushmush weledo u,entekielna gbrawi nsrah zereba yeakil beka

  • @fedugebre508
    @fedugebre508 5 ปีที่แล้ว

    እንታይ እሞ ኣብ ነንሒድሒድና ከም ንባላዕ ገይሩ እቲ ተካል ኢሰያስ ብዙሓት መጣቃዕቲ ደገፍቱ ኣጥርዩ ይነብር ኣሎ እቲ ተቃዋማይ ዝብሃል ውን ኣክንዲ ተሰማሚዑ ዝከይድ ንኢሰያስ ንምእላይ ዝግበር ቃልሲ ኣብ ነንሒድሒዱ ክብኣስ ይውዕል ኢሰያስ ክኣ ድሌቱ ረኪቡ ዕድመ ስልጣኑ የናውሕ ኣሎ

  • @aslifree2662
    @aslifree2662 5 ปีที่แล้ว

    ብከመይ ንረክቦ ኢንበር ካልእ ፍታሕ ዝባሃል የለን ባባ ረዲኢ

  • @ደላይሰላም-ዠ8በ
    @ደላይሰላም-ዠ8በ 5 ปีที่แล้ว

    ኣያ እዚ ንፈልጦ ታሪክ እዪ።እቲ ሕቶ ሕጂ እንታይ ንግበር እዩ ዘሎ።

  • @rufaelrafae3724
    @rufaelrafae3724 5 ปีที่แล้ว

    ንስካስ ኢንቃኢ ብሂወት ጸናህካ ብህጂ ውን ኢድመን ትኢናን ይሃብካ ኣምላክ ምኪኒያቱ ከማካ ገሩ ሚስትር ኢሰያስ ዳብሎስ ዝነገረን ዘረደአ ንዳህርዋይ ወለዶ የለን ኣጀካ ቀጽሎ ብዙሁ ሰብ ይካታተለካ አዩ ዘሎ

  • @michealferezghi5438
    @michealferezghi5438 5 ปีที่แล้ว

    Haqi behaqi nesa eya eta mistir
    betkekel qexelo ajoka

  • @biniameyassu1816
    @biniameyassu1816 5 ปีที่แล้ว

    Beraki G/silassie was with G15 but you did not mention him?

  • @amanandom6579
    @amanandom6579 5 ปีที่แล้ว

    Xubuq astemhro. Adniqe aytsegbekan eye. Arkan eka.

  • @hermonaregai810
    @hermonaregai810 5 ปีที่แล้ว

    ብርግጽ ባድመ መሬት ኤርትራ ምዃኑ እቲ ብዓለም ለኻዊ ሕጊ መሰረት ዝጸደቐ ካርታ መግዛእቲ ዝምስክሮን እቲ ኣብ ባይታ ዝነበረ ክውንነት ቀዳሞት ነበርቲ ባድመ ዝነበሩ ኤርትራውያንን ሕጋዊ ምምሕዳሮም ኣብቲ ከባብን ዝምስክሮ ሓቂ 'ዩ።
    * ኣብቲ እዋን ዶባዊ ዂናት ኢትዮ-ኤርትራ ከኣ ሰራዊት ኤርትራ ብግዚኡ ዝሓለፈን ካብ ሰራዊት ደርግ ዝማረኾን ኣጽዋር ውግእ ኣብ ክንዲ ምጥቃሙ ዋሕዲ ኣጽዋር እውን ነይሩዎ። ሰራዊት ኢህወደግ ከኣ ብኣንጻሩ ብዘመናዊ ነፈርትን ታንክታትን ብዝሒ ቅጫ ሕርሙ ጠመናጁን ብሬናትን መዳፍዕን ተዓጢቑ ምስ ማእለያ ዘይብሉ ሰራዊትን ተደጊፉ ዝዋጋእ ዝነበረ ሰራዊት 'ዩ።
    እቲ ብመሪሕነት ጀነራል ውጩ ይኹን ብካልኦት ጀነራላትን ኣብቲ ፈለማ እዋን ደፊኦም ንውሽጢ ትግራይ ምእታዎም ሓቂ ንምዝራብ ምስ ናይቲ ከባቢታት ምምሕዳራት ጸጥታ ፖሊስን ምልሻን ገለ ሒደት ሓይልታትን 'ዮም ተዋጊኦም ንውሽጢ ክኣተው ዝኸኣሉ 'ምበር ምስ ዶብ ዝሕሉ መደበኛ ሰራዊት ኢህወደግ ተዋጊኦም ኣይነበረን። ነዚ 'ዩ ከኣ ስርዓት ወያነ ክልተ ዓመት ዝኣክል ሰራዊት ከሰልጥን ምስጸንሐ ኣብ መወዳእታ ከም ውሕጅ መጺኡ ነቲ ግንባራት ከፍርሶ ዝኸኣለ።

  • @sunvectorious5684
    @sunvectorious5684 5 ปีที่แล้ว

    ALENA MEDEAOMS GUD NSEMA HFANDYA KETELTNA TELMEDEN HAKAYM MMSA A.MDKAL ABEY ALOWO MHURATNA MHUR KETELKA ASERKAS FANDYA ERI.KKETLUKA EYOM.TEMEN NSEB SBUK AY HASBN EYU MO ATO REDEA MEHARE LEBAM EKAMO GLESELNA KBUR HAW HERO TEBA A.ZEY NSOM BSOTOM B ESSAYAS KKETELU SEMAM AZNE HEBOM METERESTA GEBEL AREKEBOMNA .ANEHO KETALE HEZOMLNA AREKEBOMNA

  • @rezenebariagabir363
    @rezenebariagabir363 5 ปีที่แล้ว

    Isias did a deal with..philipos...tekle Nejis and wushu ....he ordered them ...to provoke and attack weyane....this is why the war starts

  • @weynigerezher4571
    @weynigerezher4571 5 ปีที่แล้ว

    Haki zereba eyu

  • @kemnetie9045
    @kemnetie9045 5 ปีที่แล้ว

    Ezi wedi tenben tefelitu eu mesitiru

  • @jimirizki6991
    @jimirizki6991 5 ปีที่แล้ว

    ኣለና ኤርትራ ዋናታትኪ

  • @tmsm2524
    @tmsm2524 5 ปีที่แล้ว

    ጀ. ፍሊጶስ
    ሜር.ጀ ሲሞን ግ.ድንግል
    ዐቢ ኣቅሚ ኣለዎም ን ኢሰያስ ኣብ ትሕቲ ቁጺጺር ምእታዉ

  • @hadishyemane4755
    @hadishyemane4755 5 ปีที่แล้ว

    Girihinet neartawiyan kulu giziye misatifio eu

  • @huruy5916
    @huruy5916 5 ปีที่แล้ว

    ኣያ ረድኢ፡ ናይ ግንባር ቡሬ ኣብ 3ይ ወራር ብወገን ዓሰብ ዝነበረ ሰራዊት "ንኸንሳሕብ" ብላዕሊ ትእዛዝ መጺኡዎ፡ ዝበሃል ዘረባ'ውን ኣሎ ምስለኒ።

  • @senitatesf6713
    @senitatesf6713 5 ปีที่แล้ว

    Ezi diablos tenkali isseais aykewetn u ajoka Mehari Redie jigna . Kxlo