🔴🇻🇳🇪🇷 መጭወይቲ ኤርትራውያን ናብ ተጋሩ፣እቲ ዝተጨውየ ቆልዓ ብፖሊስ ተረኺቡ፣ኣዲኡን፣ቆልዓን ፖሊስን ድማ መብርሂ ሂቦም | the kidnaped boy DV#8

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 135

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 2 วันที่ผ่านมา +18

    እቶም ዝዓፎኑ ክቅረቡ ኣለዎም ትብሉ ላይክ😢😢

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 3 วันที่ผ่านมา +14

    ኩሉ ከማካ ተዝከውን ትግራይና ከምዝ ኣምበፃሓን ጅግና እካ ብሓቂ ከምዝ ዓይነት ስራሕ ክቅፅል እዩ ዘለዎ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @MuchotMuchot-n9j
    @MuchotMuchot-n9j 4 วันที่ผ่านมา +16

    ዋውውውው ፖሊስ ግን ወሊደ ትበል አዶ ትግራይ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ ወድኖ😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏

  • @weianejgna1947
    @weianejgna1947 2 วันที่ผ่านมา +7

    ፖሊስ ፖሊስ አምሲልካያ ጎበዝ።

  • @SenaitMebrahtu
    @SenaitMebrahtu 3 วันที่ผ่านมา +9

    ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ ጅግና ወዲ ህዝቢ ዝኾነ ፖሊስ ብጣዕሚ መርአያ ኢኻ ኹሉ ካባኻ ኽማሃር ይግባእ ህዝቢ ኻኣ ኣብ ጎኒ ከምዚኦም ዝበሉ ፖሊሳት ኽትኾኑ ይግባእ ካብ ዓይኒ ህዝቢ ዘምልጥ ነገር የለን ህዝብን ፀጥታን ብሓደ እንተኾይኑ ገበን ክህሉ ኣይኽእልን

  • @DanielZewde-f2w
    @DanielZewde-f2w 2 วันที่ผ่านมา +6

    ኣረ ኣባይኪ እገላ ዓደይ ዞም ሩጉማት ሰብና ከኣ ክጨውዩ ጀሚሮም 😢😢😢😢😢
    እንኳዕ ሞ ተረኸበ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @HritZeru
    @HritZeru 3 วันที่ผ่านมา +10

    ወይ ጉድ ዓድና እዉን ዶ ቆልዑ ምስራቅ ጀሚሮም መሕፈሮ ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢😢

  • @TeteH-fo5wj
    @TeteH-fo5wj 2 วันที่ผ่านมา +5

    ዝከበርካ ከዋርድያ ህዝቢ /ፖልስ/ተትታ ክቡር ሰላምታ ይብተሃካ እቲገዜ ብታሚ ከፍእ ግዜ በትህና ንቕርሺ እምበር ንህወት ስብ ዘይህሰብግዜ በተህና ንማነናው ክብር ወዲህዝቢ/ተትታ የቐንየልና ንህዝብኩም እልኩም ቐትሪ ለይት ትሰርህዎ ዘለኩም ታምር ይበል ዘብል እዩ ቐትለረሉ❤❤❤

  • @brijap5171
    @brijap5171 2 วันที่ผ่านมา +7

    ደስ ዝብል ኣጋላልፃ እዩ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ከማካ ኮይኑ ጠንኪሩ ተዝሰርሕ ነይሩ ብብዙሕ ኣምተደፈረትን ዓድና_

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 2 วันที่ผ่านมา +6

    ክብር ሳጅን ሓወና ፅቡቁ ዝኮነ ኣገሊልፃ እዩ

  • @ChfFjy-nk7ob
    @ChfFjy-nk7ob 4 วันที่ผ่านมา +13

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ትንተና ከማኻ ዝበለ የብዛሐዯ ይባርኽካ

  • @EggelaMedia
    @EggelaMedia 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኣዝዩ ዝኹነን ሕማቕ ተግባር እዮም ፈፂሞም እቶም ገበነኛታት፡ ፖሊስ ድማ ዝነኣድ ስራሕ፡ ጅግና ተጋዳላይ።🎉

  • @KesuTes
    @KesuTes 3 วันที่ผ่านมา +7

    ፖላውስ ከየድነቅኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን ቀፅልሉ ቃል ብተግባር ክኾን ተስፋ ይገብር ግን እዞም ገበነኛታት ግቡእን መምሀርን ዝኾነ ፍርዲ ክረኽቡ ኣለዎም ኣቱም ሕማቅ ስራሕ ትሰርሑ ድማ ኣምላኽ ልቦና ይሃብኩም ኣሕሕሕ ሕጂ ኤርትራውያን ትሸጡ ፀኒሒኩም ድማ ናባና😢የሕዝን

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 3 วันที่ผ่านมา +8

    ዋይ ታይ ዓነት ሳዓት እና በፅሕና ዘለና😢😢

  • @Salam-bz6fn
    @Salam-bz6fn 4 วันที่ผ่านมา +10

    ፖሊስን ህዝብን እንድሕር ተሓባቢሩ ማንም ዘምልጥ ይለን ብሓቂ ክትድነቁ ይግብእኩም ዓዲ ኤሕፎሮም ዝተብሃለ ብምክኒያ እዩ 👌👌💪

  • @freweynifreweyni3649
    @freweynifreweyni3649 4 วันที่ผ่านมา +10

    በጃኹምባ እዞም ኣሕዋተይ መን ይብሃል እቲ ኤሪትራዊ።

    • @Gulomukadwit
      @Gulomukadwit 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😢

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 3 วันที่ผ่านมา +6

    ጅግና እዩ ዝፖሊስ።ትጸገም አብ ፍርዲ እዩ ብጣዕሚ ዘናድድ ፍርዲ እዩ ዘለና።ሰብ ከከም ግብሩ ክፍረድዩ ዘለዎ

  • @liliTsegay-w2p
    @liliTsegay-w2p 3 วันที่ผ่านมา +5

    ጀጋኑዞም ኣሓተይ

  • @HedgHefg
    @HedgHefg 5 วันที่ผ่านมา +6

    ቢኒየ ማዓረይ ኣንብዕካኒ❤😢❤😢

  • @AsFf-od1fm
    @AsFf-od1fm 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ሓወይ ብብዙሕ ዘክብረካ ❤❤❤❤

  • @Betelhem153
    @Betelhem153 3 วันที่ผ่านมา +4

    Aeway ሕማቅ gbri awau ይሰውረና 🙏🏻

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t 4 วันที่ผ่านมา +7

    ጅግና ፖሊስ ፅቡቅ ኣተናትና ❤ ግን ሓደራ ገበነኛታት ኣብ ምሓዝ ጎበዛት ኢኹም ኣብ ፍርዲ ወንጀለኛታት ግን ኣይኮነን ንገበኖም ዝምጥን ነቲ ድኻም ፖላይስ እኳ ዘይምጥን እዩ ፍትሒ ሓደራ ብዝግባእ ፍረድዎም ህዝቢ ውን እፎይታ ክረክብ

  • @BxdHjd
    @BxdHjd 3 วันที่ผ่านมา +5

    ጀጋኑ❤❤❤

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir 4 วันที่ผ่านมา +5

    ህዝቢ። ንፖሊስ። ክሕግዝ። ኣለዎ። ፖሊስ። ኣምላኽ። ይሕግዝኩም ❤❤❤

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 3 วันที่ผ่านมา +8

    ዓገብ በሉ ተጋሩ
    ኢርትራዉያን ኣብ ትግራይ
    ተጨዉዮም ካብ 4 ክሳብ 5000 ንኽኸፍሉ ይግደዱ ኣለዉ
    ግደፉ ሽግር ሓላፋይ እዩ

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 6 วันที่ผ่านมา +6

    ዋይ ኣነ ሓፍተይ መድህነይ እንቃዕ ብሰላም ኣራኸበኪ ምስ ወዲኺ. ኣባይኪ ዝያዳይ እህህህህ

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 3 วันที่ผ่านมา +7

    ኣብ ወረዳ ሓሓይለ ጣብያ እንዳላሸን ንሓደ መንእሰይ ኣዒንቱ ኣውፂኦም ኣፃብዕቱ ብኻራ ከም ሽጉርቲ ከርቲፎም ደርብየምዎ ለምቅነ ናይቲ ወረዳ ፖሊስ ምንም ምርመራ ኣይገበረን ጨኒቁና እዩ ዝኒሆ 😭😭😭😭😭

    • @dejuvlogs
      @dejuvlogs  3 วันที่ผ่านมา +4

      @@DyanaDiyana እዚ ትብሎ ዘሎኻ ካኣ ኣዝዩ ዝገደደን ናይ ኣውሬነት ባህሪ ዝተላበሰን ገበን ስለዝኾነ ዋላ ብወገንካ ናብ ሚድያ ኣቃላሓዮ እንድሕር ዳኣ ትሽገር ኮይንካ ካኣ ተሓባቢርና ነቃላዓዮም ነቶም ኣረመኔታት።

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 2 วันที่ผ่านมา +3

    እቲ ሃገር ፐላዉስ ትዝመርሕዎ

  • @NhhjhGfr
    @NhhjhGfr 2 วันที่ผ่านมา

    መሪር ዝኮነ ፖሊስ ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @taamemahari7442
    @taamemahari7442 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይይይ ስይና ተቀይራ ትግራይይ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️✍️🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💬💟

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 6 วันที่ผ่านมา +5

    ቢኒየ ማዓረይ ኣንብዕካኒ

    • @SENED2013
      @SENED2013 4 วันที่ผ่านมา +1

      abzy kebabi hawey kab Eritrea ms segere hizomo alewu bejakum nay zom sdra arkbuni

  • @medhin8187
    @medhin8187 4 วันที่ผ่านมา +4

    እግዚኦ መሓረኒ ክርስቶስ ታይ ተደፊኡኪ ትግራይ 😢ብደቅኺ ትዋረዲ ኦፍ ታይ ክትረኽቡ ደቀይ ?

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie 3 วันที่ผ่านมา +4

    ሃለቃ ዶ ሰምዐ😢😢😢😢😢

  • @YosyefYosyef
    @YosyefYosyef 3 วันที่ผ่านมา +4

    ብኣፍ ኣይትዓፉኑና 7 ኦም ቅተሉዎም ሰብ ሰላሙ ከረክብ

  • @weianejgna1947
    @weianejgna1947 2 วันที่ผ่านมา +3

    ጅግና ወዲ ሕዝብ

  • @AliAios
    @AliAios 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኢታይ ማዓቱ ይባሃል ወደይ ግቡኢ ሲጉሚቲ ከወሰዶ ኣለዎ

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 2 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ ግን ከምዚ ድያ ኮይና ተሪፋ😢😢😢

  • @Egelaadeytsaeda
    @Egelaadeytsaeda 4 วันที่ผ่านมา +5

    Ajoki medhiney enkae selam terekebka zhawey❤❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 4 วันที่ผ่านมา +4

    እቶም ሰብኣይን ሰበይትን ግን ዋእ ኣይወለዱን ድዮም እ ከመይ ጨኪኖም ?😢 እግዚኦ
    ዕድለኛ ህፃን ዕድለኛታት ወለዲ እንኳዕ ኣራኸበኪ ።

  • @SalamHabshi
    @SalamHabshi 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዓደይ እዉን ሕማቅ ጀሚሮም😢

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 วันที่ผ่านมา +6

    ዎዮ ድኣ ልቢ ዘይብልና ኮንና እምበር ንምንታይ ድዩ ኢሳያስ ምስ ኩሎም ጎረባብና ደም ኣፋሲሱና፧ ፈጺምና መዕቆብን መጸግዕን ከይንረክብ ምጥጣቕናን ምጽናትናን ክጥዕመሉዶ ኣይኮነን ልቢ ግዳ ዘይንገብር ሓቢርና ንኢሳያስ ኣጽናቲና ዘይንኣልዮ ኣብ ገገዛናን ምስ ጎረባብትናን ብላም ክንነብር ብቕዋም ክንምሓደር ከም ኩሉ ኣብ ዓለም ዝነብር ህዝቢ።

  • @meqalihመቓልሕinc
    @meqalihመቓልሕinc 7 วันที่ผ่านมา +6

    ገበነኛታት ግቡእ ፍርዲ ክረኽቡ ኣለዎም!

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 3 วันที่ผ่านมา +1

    😢ታይ እዮም ክገብሩዎህፃን ቀልዓ ክዝይ አምላክ እስራኤል

  • @weianejgna1947
    @weianejgna1947 2 วันที่ผ่านมา +1

    አታ ፍትሒ ንዝብደል

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 4 วันที่ผ่านมา +3

    ሰረቅቲ እንትጮ😭😭😭😭😭

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie 3 วันที่ผ่านมา +3

    ሓርዶም. ሰብ ስቅሎም እስርቤት ይቅለቡ ኣለው

  • @SENED2013
    @SENED2013 3 วันที่ผ่านมา +6

    Bejakum eti Eritrawi dehayu ngeruna hawey abzi kebabi hizomo alewu bejakum tehababeruni nezi police knrekbo

    • @dejuvlogs
      @dejuvlogs  3 วันที่ผ่านมา

      @@SENED2013 ምናልባሽ እቲ ትብሎ ዘሎኻ ከይኸውን ሽሙ ዶ ክትነግረኒ እሞ ክውከሶም ሓው?

    • @SENED2013
      @SENED2013 2 วันที่ผ่านมา +1

      Tklzgi Berhe ybehal zhawey

    • @dejuvlogs
      @dejuvlogs  2 วันที่ผ่านมา

      @SENED2013 ok i will check him bro.

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ጉድ ዓድና እዉን ዶ ምዕፋን ጀሚሮም እዩም

  • @AsterGoitom-ps4tg
    @AsterGoitom-ps4tg 2 วันที่ผ่านมา +2

    wawww betami tsibuq srah u qetslulu

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ መጭወይት ዐመጽ ምቅታል ዘርእ ኣቦታትኩም ኢዩ መርገም ጎይታ ኣሎኩም ተነሥሁ ይቅረ ኢልኩም ናብ ኣምላኩም ተመለሱ ከም ሰብ ሕልና ይሃልኩም ሲኦላት ክልል

    • @dejuvlogs
      @dejuvlogs  วันที่ผ่านมา

      @@salusalu-f9g ብጅምላ ምፅራፍ እንተዝተርፍ ይምረጽ ሓው። ክትመክር እንድሕር ዳኣ ክኢልካ ካልእ ካላትን ሓሳባትን ኣይትስእንን።

  • @weianejgna1947
    @weianejgna1947 2 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም አብገዞኦም ዘቀነዩ ቤተሰብ ቀተልቲ እዮም

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir 4 วันที่ผ่านมา +2

    God. Bless. You. Police

  • @Seb15
    @Seb15 4 วันที่ผ่านมา +3

    ለይባን ጨዋይንማ ክጠፍእ ኣለዎ።

  • @hermoneyob7373
    @hermoneyob7373 3 วันที่ผ่านมา +2

    Way mekera !! Tegaru mas u kweghalkum kab srqn chwyan ktlet hiwetn ?

  • @Gulomukadwit
    @Gulomukadwit 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Jigna kemaka zbele eiyou zedlya ni tigray😢❤fetari edmen teinan yihabka ms mlue sdraka

  • @TerhasBerhe15
    @TerhasBerhe15 3 วันที่ผ่านมา +5

    Iti Eritrawi ke aby abeliwo

  • @TeteH-fo5wj
    @TeteH-fo5wj 2 วันที่ผ่านมา +1

    በመጀመርያ ሰላም ናይ ህዝቢ ዋርዲያ ዝቖምካ ሰራሂ ታአምር ህዝብካ አብ ምድሃን ተራባረቦዘለካ ይበል ዘብል እዩ አንህና ኩሉገዜአንህና እና ኮይኒ ግና ብሰየታንን በአጋንንቲ ዝተከስተኑ ኤሪትራውያነ እቲድርጊት ከምዝፈትሙ ዘለዉ ምካኖም ንፈልት

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 วันที่ผ่านมา +1

    Eway sheger ezeatom chewete keketelu alewoum ab kedeme seb betame zehezen😭😭

  • @fkre-rs7ce
    @fkre-rs7ce 4 วันที่ผ่านมา +2

    ወይ ሓማቅ ግዘ😢😢😢

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 4 วันที่ผ่านมา +2

    Selami...❤❤

  • @MbvGg-si6kx
    @MbvGg-si6kx วันที่ผ่านมา +1

    ኣሕፍርኩምና ኣቱም ስድታት ቀጠፍቲ ፎኦ😢

  • @genetgebre2963
    @genetgebre2963 3 วันที่ผ่านมา +3

    Eti Ertretrawi kem polis nkulu ztcheweyu mwxae endu

  • @MhretGebremariam
    @MhretGebremariam 2 วันที่ผ่านมา +2

    Jiganu polawis ezom sebat frdom krekbu alewom kulom ws weledom weledi ewn ab mechweyti tehababerti chekanat

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 4 วันที่ผ่านมา +3

    ቆማላት እንትጮ ራኣዎም ተግባሮም😭

    • @سلامة-ت9ط
      @سلامة-ت9ط 4 วันที่ผ่านมา

      ሙሉእ ህዝቢ ኣይትፅርፍ ደንቆሮ

    • @Seb15
      @Seb15 4 วันที่ผ่านมา

      ኣንታዮ እንትጮ እኮ ብዙሕ ዝከበረ ሕዝቢ እዩ ዝነብረሉ ሌባ ህዝቢ ወኪሉ ድዩ ዝሰርቅ ንምንታይ ንኩሉ ትጻረፍ ኣለካ።
      ሕጊ ህሊና ያሃልካ!

    • @AbdulkaderUsman
      @AbdulkaderUsman 2 วันที่ผ่านมา

      Ata tay gudu nekulu aytherefen begezakum kemeu.dikum

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 วันที่ผ่านมา +1

    Eway nay ete eretrawe kene etay kune gelexewu

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 2 วันที่ผ่านมา +1

    ወይ በስመአብ😢

  • @nebiatgebrewoldi5291
    @nebiatgebrewoldi5291 2 วันที่ผ่านมา +2

    ናይዚስ ሪኢናዮ እቲ ኤርትራዊ ኸ እንታይ ኮነ?

    • @dejuvlogs
      @dejuvlogs  2 วันที่ผ่านมา

      @@nebiatgebrewoldi5291 ኤርትራዊ ድሕንነት ውሑስና ኣለዎ።

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 2 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢

  • @AbebagelrayaAbebagelraya
    @AbebagelrayaAbebagelraya 4 วันที่ผ่านมา +2

    ትክክል

  • @user-ym6xe6cm3
    @user-ym6xe6cm3 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤😢

  • @SENED2013
    @SENED2013 4 วันที่ผ่านมา +2

    Enka bselam nab sdraka rerakebka

  • @atsedeamenamenamentesfay8523
    @atsedeamenamenamentesfay8523 4 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢😢❤️❤️❤️❤️

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቶም ዝሓብኡ ወለደ እዉን ከበድ ቅፅዓት ክቅፅዑ ኣለዎም

  • @hermonTsegay-w2w
    @hermonTsegay-w2w 2 วันที่ผ่านมา +1

    Eti ertrawi hawna ke nabey abilkumo nyehwatna 4000 ksab 5000 kflu elom ygddwom alew sdet lomi niana xbah ka nakum eya nmntay kndzi tchikunu alekum

  • @mulubelay2145
    @mulubelay2145 3 วันที่ผ่านมา +2

    Tsehbuke ethome afenety tarakibome geneka feredome ka enetay yekawene

  • @tesfaabadi4991
    @tesfaabadi4991 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kexlulu gobezat

  • @HappyBirthdayCake-py1wf
    @HappyBirthdayCake-py1wf 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢😢

  • @almazgebremairam5568
    @almazgebremairam5568 3 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @bahabelommahari7833
    @bahabelommahari7833 4 วันที่ผ่านมา +2

    Keyi. Feredkum sidedwom. Shleltinet. Waga yekfl. Eyu. Beat. Feradi netsa yiblom gebenena.

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 3 วันที่ผ่านมา +4

    ተጋሩ ግን ክንደይ ትጭክኑ ኢኩም መሕፈራት

  • @WintaGrmay
    @WintaGrmay 2 วันที่ผ่านมา +1

    Ertrawyan ko sgredob ksegru eyom zchweyu ab hagerom aykonen

  • @FireweyniGezae
    @FireweyniGezae วันที่ผ่านมา +1

    ደምርኒ ጥዕማምቲ ይ ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @للتتنعت
    @للتتنعت 48 นาทีที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢

  • @dolshihagos6325
    @dolshihagos6325 4 วันที่ผ่านมา +2

    eti hwey erieawike ahh aya zelewo arafidu mote.

  • @JohnMetkel
    @JohnMetkel 4 วันที่ผ่านมา +2

    Neziom hixanat kulitom kishetuwom nab adis wesidom zicheweye kiteliwo

  • @HrvGrg
    @HrvGrg 2 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏

  • @AlgaKnfe
    @AlgaKnfe 3 วันที่ผ่านมา +2

    Way adey😂😂😂

  • @Slamh-b1u
    @Slamh-b1u 3 วันที่ผ่านมา +2

    😭😭😭😢😢😢😢😢

  • @AlgaKnfe
    @AlgaKnfe 3 วันที่ผ่านมา +2

    Kebid eu

  • @Gatahun.gosu.wedhmaraGatahun
    @Gatahun.gosu.wedhmaraGatahun 4 วันที่ผ่านมา +2

    KteLwem

  • @obsessedwitu
    @obsessedwitu 2 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏💔💔💔💔😭😭😭

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 4 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤🎉

  • @conjuconju3439
    @conjuconju3439 วันที่ผ่านมา +1

    ሓፋሽ ባዕልኻ ሓሉ

  • @tesfaabadi4991
    @tesfaabadi4991 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    30 amet kieseru alewom gebengnatat

  • @SenayTesfatsion-tc3bi
    @SenayTesfatsion-tc3bi วันที่ผ่านมา +1

    ደሓን እዚ ትዛረብዎ ዘለኹም ግብርኹም ንምሽፋን ዩ ጀነራላት ትግራይ ከይተረፉ ህጻናትን ዓበይትን እንዳ ጨወዩ ብ 4000/5000ዶላት እንዳ ኣኽፈሉ ዮም ዝሰድዎምን ዝኣስርዎምን ዘለዉ እዚ ከኣ ንግዜ ንግደፎ ጥራሕ ንሕና ኤርትራውያን ንርስዎ ከይመስለኩም ስርቅን ሓሶትን ደኣ ኣመልኩም እንዲዩ

  • @HiwotGebretsadik
    @HiwotGebretsadik 4 วันที่ผ่านมา +2

    💔💔🤦🏽‍♀️

  • @genetgebre2963
    @genetgebre2963 3 วันที่ผ่านมา +1

    Srah polic slemntay neti Eritrean gedifkmo rasistawi aserarha hzbkum ychewina police kea felikum tewu gzekum texebyu

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 4 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @الُبّرَوَالُبٌّخرَ
    @الُبّرَوَالُبٌّخرَ 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰😢😢🤌🤌🙏🙏