ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣነስ ከም ደጋፊ ቸልሲ ሙካነይ ሲ እዚ ኢንዞ ፈርናንደዝ እንካዕ ተሰበረ እዛ ጋንታ ብድሕሪኡ ጽቡቅ ትከይድ ኣላ እስከ ምሳይ ትሰማማዕ ላይክ ረጊጽካ ሕለፍ
ኣብ ዘይ ቦቱኡ እዩ ዘጻዉቶ ዘሎ ፖቸቲንሆ ምስ ጋላግሀር ቦታ ክቅይሮ ኣለዎ
Aytgage enzo world class u n Gallagher wey neuu drop gerka nkunku wey Palmer 10 eya twaxe qendi gn n cucu and gusto inverted mgbar u wuxietawi koinu zelo
Never 3 midfielder u fah yebilom neru eti wxiet nab 2 midfielder sile ziwerede wxietawi koinu
@@wedikidune9449ኣብ ሓሳብካ ይሰማማዕ ኢየ ካይሴዶ ኣስተብህለሉ ኢንዞ ኣብ ዘይብሉ ፍትሕ ኢሉ ይጻወት ዓወት ከኣ የምጽእ ሶ ኢንዞ ይጥፍእ ብኡ ጌሩ
Chelsea 💙💙💙
Chelsea chelsawiyan 💙 the blues 💙 for over 💙
Degefti Chelsea barca alekum do
The blue 💙
welcome ሰላም ኤማ and ሄኖክ ብሰናይ የቅርታ ግዜ እንተለኩም ነዞም ኣብ algeria ጽብቅ ብቅዓት ዘንጻባርቁ ዘለዉ ውልዶ ኮኳባኽብቲና ኣሕጽር ኣቢልኩም ገለ መግለጺታት ኣቅርብል ብዙሕ ተስፋ ዘለዎም ተጻወቲ እዮም ጌና ተመኩሮ ዘይብሎ ብዙሕ ዓወታታት ዝጓናጸፉ ዘለው ነዐዖም ከኣ ዓቢ ሞራል እዩ ብሰናይ የቅሬታ ናይ ወትሩ ተካታታሊ መደብኩም እየ❤❤❤
Chelsea next year raya ema top 4❤❤❤
Blues 💙💪
Chelsea 💙💙💙💙
ሻሹስ ንሲቲ ክትስዕራ ኣንታ ካብ ብዕራይ ዶ ጸባ ይሕለብ ዩ።
London is blue 💙
Chelsea 🎉🎉
Kabi ema nay Chelsea xibuk geru kitntnelina aynxebe we are Chelsea
Chelsea chelsea
Chelsea forever Chelsea wowww💙💙💙
Welcome Emawi Manchawi & Heni❤❤
Welcome Ama and Henoka ❤❤❤
💙💙💙
Welcome emawi hgawi
Ema hasd nay chel eka meshe
Blue 💜💜
Nay Modrich & nay Brighten gool keeper zgeberwo fawl ke?
Btami xbuq tntate u eti nay hagerna xwetatat kea kemezi gierkum entetntnwe kndey mmeqere nieru ybl yqenieley
Refee Bella eyom zwsunu nerom var keymexet kela hji aba depend sle zikone eyom zgageyu zwlewu
Man united is 8
❤❤ Forsa Red Devils
Bro did you watched the match what about VAR bad decision
ደገፍቲ ኣርሰናል ደኣ ብሻሹ ሕነና ክንፈዲ።
Mensur nay ethiopia do ynefie wala ema eske gele beluna
Neqefieta n Ema kea aleni nsu kea Henok bkbret selam Ema kemey wieilka kemey hadrika kbleka kolo merhaba Henok kemey ke bwegena ilka bkbret selamtaka ktgelxelu ymne sorry gn emo qexlwe xbuq tntatene u
Haswi ema ney mudryk ka
❤❤
Amanuel and henok at gerodi italia ❤❤❤😂😂Vs Amanuel & ,henok at emma tube ❤❤❤😂😂
ሰላም ሰላም ኤማን ሄኖጉን እካዕ ሰላም መጻኹምሳላ ተንሃግ ኣብ ማንዩናቱ ተራኡዩ ዘይፈልጥ ሕማቅ ዘበለ ኪብረወሰን ፈጺማቶ ነዛ ዓመት ወዲኣታተንሃግ ቡቅዕ ኣይኮነን ኒማንዩናቱድኒኣብነት ዲያሎ ኣብ ተቀየርቲ ኣጭኒውዎ ከመይ ዚበለ ተጻወታይ ተስፋ ዘለዎ ምንእሰይ ኣልሚሲዎወላ ኣምራባት ኢተሪእናዮ ኣብ ዘን ክልተ ጸወታ ዘኪፍእ ምቅሲቃስ ኣየሪኣየንተንሃግ ጠረው ኢዩ ውላ ዉን ጉጉይ ዉሳነ ኢይዉሲን ኣብ ሜድያ ተጻወቱ ኣሕልፉ ጊዳይ ገሪዎምኒኣብነት ሳንቾካልእ ራሽፎርድ ቢቅዓቱ መሬት ዘቢጡ ኮሎ ኣብ ተሰለፍቲ 11 ከሰልፎ ኒዕዘቦ
ግደፎም ደኣ ቱተንሃም ሲ ወላ ካብ ኩሉ አንተዝተርፉ ከማን ጽቡቅ ነሩ
ሰባት ደይ ኮኑን ኣብ ባር ዝሰርሑ ዘለው? እቶም ሰባት እዮም ክእለዩ ዘለዎም ቅድሚባር ምእላያ
Come on boy 🫵the final boss city nbhal 5-0 kinhba ena see you 7up🔴😂🫵
Ema kem sigara tewelife dmxka 😅😅😅😅
ሻሹ ጋዕጋዕ -0 ማን ሲቲ 8
Wrll come mis heni bflay gezana endatwfekaena ena preme legue enda tewedie eyu
ዜና ስፖርት ድዩ ትንታኔ ስፖርት ምርዳእ ኣብዩኒ ። ኢትዮጵያዊያን መንሱር ዓብዱልቀኒ - ኣልኣዛር ኣስጎዶም ዝበሃሉ ተንተንቲ ስፖርት ቁሩብ ካብኦም ተማሂርኩም ክተመሓይሹን ነቲ ዝከታተለኩም ከኣ ቁሩብ ኣፍልጦ ከም ዝገብሩ ክትገብሩ ፈትኑ ኢኩም ። ወይ ከኣ ንኢንስትራክተር ካፍ ዳንኤል ዝበዝሔ ዕድል እንተትህብዎ ምስ ስርሑ ኣዛሚድኩም ።ናይ ስጋ ኮይኑኒ እዩ እምበር መደባትኩም ዝከታተል
ቫር ቀደም ኣይተድልይን ያ ኔራ፡ ሕጂ ግን ኩሉ ጽቡቓ ርኢኻ ኣድላይት ያ፡ እንተተኣልያ ውን ክትናፈቕ ያ። ቫር ፍጻመታት ድኣላ ደጋጊማ እተነጽረልካ እምበር ጌጋ ኣይትውስንንያ፡ ውሳነ ናይ ደያኑ ዩ። ደያኑ ጥራሕ ዮም ብግቡእ ክጥቀሙላ ዘለዎም ዝብል ዩ ናተይ ሓሳብ፡ ኤማን ሄኖክን ደስ ዝብል መደባት ኢኹም ተቕርቡልና ዘለኹም ቀጽልዎ።
ኣነስ ከም ደጋፊ ቸልሲ ሙካነይ ሲ እዚ ኢንዞ ፈርናንደዝ እንካዕ ተሰበረ እዛ ጋንታ ብድሕሪኡ ጽቡቅ ትከይድ ኣላ እስከ ምሳይ ትሰማማዕ ላይክ ረጊጽካ ሕለፍ
ኣብ ዘይ ቦቱኡ እዩ ዘጻዉቶ ዘሎ ፖቸቲንሆ ምስ ጋላግሀር ቦታ ክቅይሮ ኣለዎ
Aytgage enzo world class u n Gallagher wey neuu drop gerka nkunku wey Palmer 10 eya twaxe qendi gn n cucu and gusto inverted mgbar u wuxietawi koinu zelo
Never 3 midfielder u fah yebilom neru eti wxiet nab 2 midfielder sile ziwerede wxietawi koinu
@@wedikidune9449ኣብ ሓሳብካ ይሰማማዕ ኢየ ካይሴዶ ኣስተብህለሉ ኢንዞ ኣብ ዘይብሉ ፍትሕ ኢሉ ይጻወት ዓወት ከኣ የምጽእ ሶ ኢንዞ ይጥፍእ ብኡ ጌሩ
Chelsea 💙💙💙
Chelsea chelsawiyan 💙 the blues 💙 for over 💙
Degefti Chelsea barca alekum do
The blue 💙
welcome ሰላም ኤማ and ሄኖክ
ብሰናይ የቅርታ ግዜ እንተለኩም ነዞም ኣብ algeria ጽብቅ ብቅዓት ዘንጻባርቁ ዘለዉ ውልዶ ኮኳባኽብቲና ኣሕጽር ኣቢልኩም ገለ መግለጺታት ኣቅርብል ብዙሕ ተስፋ ዘለዎም ተጻወቲ እዮም ጌና ተመኩሮ ዘይብሎ ብዙሕ ዓወታታት ዝጓናጸፉ ዘለው ነዐዖም ከኣ ዓቢ ሞራል እዩ ብሰናይ የቅሬታ ናይ ወትሩ ተካታታሊ መደብኩም እየ❤❤❤
Chelsea next year raya ema top 4❤❤❤
Blues 💙💪
Chelsea 💙💙💙💙
ሻሹስ ንሲቲ ክትስዕራ ኣንታ ካብ ብዕራይ ዶ ጸባ ይሕለብ ዩ።
London is blue 💙
Chelsea 🎉🎉
Kabi ema nay Chelsea xibuk geru kitntnelina aynxebe we are Chelsea
Chelsea chelsea
Chelsea forever Chelsea wowww💙💙💙
Welcome Emawi Manchawi & Heni❤❤
Welcome Ama and Henoka ❤❤❤
💙💙💙
Welcome emawi hgawi
Ema hasd nay chel eka meshe
Blue 💜💜
Nay Modrich & nay Brighten gool keeper zgeberwo fawl ke?
Btami xbuq tntate u eti nay hagerna xwetatat kea kemezi gierkum entetntnwe kndey mmeqere nieru ybl yqenieley
Refee Bella eyom zwsunu nerom var keymexet kela hji aba depend sle zikone eyom zgageyu zwlewu
Man united is 8
❤❤ Forsa Red Devils
Bro did you watched the match what about VAR bad decision
ደገፍቲ ኣርሰናል ደኣ ብሻሹ ሕነና ክንፈዲ።
Mensur nay ethiopia do ynefie wala ema eske gele beluna
Neqefieta n Ema kea aleni nsu kea Henok bkbret selam Ema kemey wieilka kemey hadrika kbleka kolo merhaba Henok kemey ke bwegena ilka bkbret selamtaka ktgelxelu ymne sorry gn emo qexlwe xbuq tntatene u
Haswi ema ney mudryk ka
❤❤
Amanuel and henok at gerodi italia ❤❤❤😂😂
Vs Amanuel & ,henok at emma tube ❤❤❤😂😂
ሰላም ሰላም ኤማን ሄኖጉን እካዕ ሰላም መጻኹም
ሳላ ተንሃግ ኣብ ማንዩናቱ ተራኡዩ ዘይፈልጥ ሕማቅ ዘበለ ኪብረወሰን ፈጺማቶ ነዛ ዓመት ወዲኣታ
ተንሃግ ቡቅዕ ኣይኮነን ኒማንዩናቱድ
ኒኣብነት ዲያሎ ኣብ ተቀየርቲ ኣጭኒውዎ ከመይ ዚበለ ተጻወታይ ተስፋ ዘለዎ ምንእሰይ ኣልሚሲዎ
ወላ ኣምራባት ኢተሪእናዮ ኣብ ዘን ክልተ ጸወታ ዘኪፍእ ምቅሲቃስ ኣየሪኣየን
ተንሃግ ጠረው ኢዩ ውላ ዉን ጉጉይ ዉሳነ ኢይዉሲን ኣብ ሜድያ ተጻወቱ ኣሕልፉ ጊዳይ ገሪዎም
ኒኣብነት ሳንቾ
ካልእ ራሽፎርድ ቢቅዓቱ መሬት ዘቢጡ ኮሎ ኣብ ተሰለፍቲ 11 ከሰልፎ ኒዕዘቦ
ግደፎም ደኣ ቱተንሃም ሲ ወላ ካብ ኩሉ አንተዝተርፉ ከማን ጽቡቅ ነሩ
ሰባት ደይ ኮኑን ኣብ ባር ዝሰርሑ ዘለው? እቶም ሰባት እዮም ክእለዩ ዘለዎም ቅድሚ
ባር ምእላያ
Come on boy 🫵the final boss city nbhal 5-0 kinhba ena see you 7up🔴😂🫵
Ema kem sigara tewelife dmxka 😅😅😅😅
ሻሹ ጋዕጋዕ -0 ማን ሲቲ 8
Wrll come mis heni bflay gezana endatwfekaena ena preme legue enda tewedie eyu
ዜና ስፖርት ድዩ ትንታኔ ስፖርት ምርዳእ ኣብዩኒ ። ኢትዮጵያዊያን መንሱር ዓብዱልቀኒ - ኣልኣዛር ኣስጎዶም ዝበሃሉ ተንተንቲ ስፖርት ቁሩብ ካብኦም ተማሂርኩም ክተመሓይሹን ነቲ ዝከታተለኩም ከኣ ቁሩብ ኣፍልጦ ከም ዝገብሩ ክትገብሩ ፈትኑ ኢኩም ። ወይ ከኣ ንኢንስትራክተር ካፍ ዳንኤል ዝበዝሔ ዕድል እንተትህብዎ ምስ ስርሑ ኣዛሚድኩም ።ናይ ስጋ ኮይኑኒ እዩ እምበር መደባትኩም ዝከታተል
ቫር ቀደም ኣይተድልይን ያ ኔራ፡ ሕጂ ግን ኩሉ ጽቡቓ ርኢኻ ኣድላይት ያ፡ እንተተኣልያ ውን ክትናፈቕ ያ።
ቫር ፍጻመታት ድኣላ ደጋጊማ እተነጽረልካ እምበር ጌጋ ኣይትውስንንያ፡ ውሳነ ናይ ደያኑ ዩ። ደያኑ ጥራሕ ዮም ብግቡእ ክጥቀሙላ ዘለዎም ዝብል ዩ ናተይ ሓሳብ፡
ኤማን ሄኖክን ደስ ዝብል መደባት ኢኹም ተቕርቡልና ዘለኹም ቀጽልዎ።
Chelsea 💙💙💙