ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መርሓባ ደቅ9 በህራ ዕድመን ጥዕና የሃብኩም ንህዝብና ሃገርና አግዝኣብሂ የሓግዘና ዓይን ሕስም ይስውረልና
Amen kulu ykealo u fetari
Min ei tashay behirr
Wawa that was lovely information about goboa, I love that always I am following every Sunday. Please keep up teaching people anda zemaam.
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብዋ ዘለኹም ድንግል ማርያም ትኹን ጽላልኩምብር ክትብሉ ተሓጎሱ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ስደትና የሒጺሩ ገጽ ንፈትዎም ወለድናን መተዓቢትናን የርእየና።ኣሜን በሉ ስኣን ኣሜን ክይትሓልፈኩም ምርቃ ኣብዛ ፖሮፋይለይ ተዊቁም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ይምሕጸነኩም🙏🙏🙏
Meritey wedi
Samitey natey
Amen bruk
Amen Amen Amen Amen
Eway mesfinti junta tekyrka hasot 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤️
ምሁር ጸዓዳ ዝብሃል የለን ፡ሰማይ ኣትስቀልዎም ነዞም ጨነውቲ በለዕቲ ሓሰማ።ከማኹም ኣብ ዓለም በፍጹም ኢዩ ዘየለ።ሰላምኩም ይብዛሕ
ዋው ጸገዛብ ዓርከይ አንካዕ ሓጎሰካ. ቀጽሎ 🇦🇿
ደቂ ኤረይ መዓረይ ጉድጓድ ንፈሓሪኣ'ያ: እንጌራ ብጎነጽ ኣይትመጽእን'ያ: እንዳዝማም መሃሪትን ኣዘናጋዒትን መደብ 🇪🇷💖🌹::
Ya selame kkkkkkkkkk deqy ery🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎄🎄🎄
ይበል ድንቂ ስራሕ እንዳ ዝማም 🇪🇷🍀
እንዳ ዝማም "ብስሓቕ "እንተሓሚመ ታሓተቲ ንስኹም ኢኹም።
Nay bhaki 🤣🤣🤣🤣🤣
Kkkkkkk
ኣጀኻ ስዓቅ ዕድመ ይውስኽ እበር ኣየሕመካን ኢዩ ።ክክክክ
kkkkkkkkkkkkkkkkk ደቂ ኤረይ አናብስ ጽብቂ ስራሕ ዘበንኩም ይባረክ 🙏🇪🇷❤️💐🙏🇪🇷❤️💐
ብሓቂ ዝድነቕ ስራሕ
ሠላም ተሥፍዬ፡ ፈጣሪ መቻቻሉንና መከባበርን ያድለን ከችግር እና ከበሽታ ሀገረችንን ይጠብቅልን ላይክ፡ ሰብስክራይብ እና የደወል ምልክቱን በመጫን ቤተሠብ ይሁኑ፡ ሁላችንም ሠላምን እንስበክ!!!!!!!!!!!!!!!!!
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
100/100 mesafntti abesaa
Welcome ደቂ ኤረይ 🇪🇷♥️
Welcome guys good job
እንዳ ፀማም
Buruk senbet deki erey 🇪🇷💓🇪🇷
እዋይ መስፍን መጋናኒ ክክክክክክክ
Naybehaki kef zelwa Drama
Ata ne te weldey insurance meatkulu nyre kemy kmey yu zgbre eske habreta akbluna deki ERI ✌️
Will Don nice job 😆😆😆
Very good job znd keep it up❤❤👍👍👍
Well come enda zimamam
Willkommen anda Zimam
Deqi ቀይሕ ባሕሪ welcome ተቲኖ ከኣ ኣግዲድክስዮ አኮ ሎምስ🤗😜😂🤣
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun kab kulu kufua yhalukum fetari aboyy amien bahaqi
V. Good job 👏👍👌🙌😄😀
ርትዓዊ ዶሞዝ ክግበር ኣብ ኤርትራ ተስፋ ንገብር። በዓል ትካል ኣሽሓት የኣቱ ሰራሕተኛ ከኣ ድራር እለልቱ ዘየእቱ። ጻማ ሰራሕተኛ በዓል ትካል አዩ ዝበልዖ። ተስፋ ንገብር ሕጊ መጺኡ ክቕየር።
🙏🇪🇷🙏❤️👍
@@asmarinowediasmera9759 ya xbuk aleka
@@asmarinowediasmera9759 ጸገም ኣለካ ኣንቢብካ ናይ ምስትዓል።
God blessed deki eriy shikor
መርሐባ ደቂ ኤረይ ማዐረይ ብጣዕሚ ማሀሪትን አዛናጋዒትንቭመደብ እያ ♥️👍🇪🇷❤️😍🌻♥️🇪🇷
Great job
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ዋላ ኣነ እንሻላ እንዳ ዝማም ክበልዕ የ
Well come
ጽቡቅ
Ajokum brukatey deqi erey
3 ግዜ ርእየያ ብሰሓቕ ሞይተ ድየ ገለ፡ ናይ ሎሚ ንበይና እያ
ናይ ባትሰባ ኣቆጻጽራ ገንዘብ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ። ከመይ ዲኪ ጅግና፡፡
አንካዓ ብዳሓን መጻኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤
100/100 mesafbti abesa qaw qaw abela meret
Konanita zitelemta sebeyti alwo😁😁😁
Well come deki erey shikorrnattt
Thank you memhr Teame
ዋዋዋዋዉ መብሬ ሓወይ ኣንበሳ ኣንበሳ ኢለ ካ ኣሎኩ
ኣይ ኣታ አዚ መጽሓፍ ቁዱስ አንዶ ብኮንቱ ኣይትላገጽሉ ሓንጣል ግደፍ
መስፍን ክክክ ካብታ ኣነ ዝብልዓ ዝነበርኩ፡ፉል ንዑስማን ከኩሉሶ እንተበልኩ ዓሌኬላ ኢሉኒ፡ስለዚ ንስኻ ውን ኣንጭዋ ዝተሓወሶ እንዳፈልጥካ በሊዕካዮ ማለት ዩ ኢሉስ ክሓቶ ኣይክእልን እቲ ምኒቺበ፡ኤፐ ቅሩብ ካብ ሓቂ ውጽእ ኢላ ተጋኒና ናይ ሎሚ ሲ።
Welcome deqi erey enkae bselam mexakum tibebkum yebzehayoSabscribe haguzuni deqi erey
ሐራይ
ሓንጣል ደጊም ዓይኒ ምጽቃጥ ይኣክላ!ነዊሑ
ባለኽለይ ዶ ጽብቕትን ለባምን ባትሌባ ተስፍይ ፍትዉትዉየ ዘብለኪ ኣንትም በጃኹም ኣድረስ ነታ ሃቡንይ በዝያ ጥበብ ክላለካ ትብል ፈስቡከይ ማይክል ጃክሰን ዘለዋ ስእልይ ሃይ በልዮ በልለይ ሕማቕየ ዘለኹ በኣኣ
Enda zimam mukurat mara kef alokum
Bela tmhrti zelewa
መስል አቦታት በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር አይትስበርን ሐሳዊ ሓናኪ ኹሉ ግዜ አብ ጁባካ ዘሎ ጠምት አብ ሓደጋ ንከይትወዲቅ ከምኡውን ከምዝበለቶ ንግዲ ንዝፈልጥ ብቁሩብ ዝዓግብ እዩ ዓረብ ክምሲሉ ብዕ ከትር አርባሕ ቀልል ብዙሕ ትሽይጥ ትርፊ ትረክበሉ እዩ
ናይ ብ ሓቂ ፊልም እንዳ ዝማም እቲ ሳዓርን ሰብን ሓደ ይመስል ግን ጌጋ ን ሕሰዳን ኣብ ሕብረተሰብና ቡዚሕ ጉድኣት የወርድ ኣሎ ስለዚ ሰብ ብሕጊ ን ሰነ ስርዓትን ክሰርሕ ኣለዎ። ወዲ ረመጽ
Hgi emo zeyele ab hagerna
🇪🇷✌❤
xerfi aytebzhu kemiu aygbern eyu ayteganinu
Abet hasot may bumban botin zeyseleto hizbis may saha ehhhhhhh ehhh dia higdefawyans bog yebilkum amlak
Mesafnti anchwa kem zateweto endafeletka nmntay belika kblo texebye 27:25 geiga alo so nic deki Eritrea 🇪🇷
እንዳ ዝማም ኣዝያ መሊሳ መቂራ ተተ መቀረት ሂብዎ
ምስ ምኩ ኣላልዩና መምህረይ ጠዓመ ኣርፍይነ
ንሓዳር ድካ ደልካያ
@@adiamabay6731 እወ ክብሪቲ ሓፍተይ
Ata sebay abalashkaya aza filmi Hasawi mesfun lekbat
Entay dea ashmur du neten klte Film tekasimkum dikum
👍👍👍❤️🙏🏻❤️🙏🏻💕💕
Gele aynet deki erey
16:41 kkkkk
Kkkkkk megedi mis haki eyu
Ezias agnnkuma anshwa elka alo
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ። ነዞም ኣብ ደገ ኮይና ንፈልጦ ዘይ ብልና ተዓሺጉ ጥራሕ ንብል ዓቢ ትምህርቲ ኢኹም ሂብኩምና እሞ ተመስገኑ።
🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ንወዲ ኣስካለ ብምምጻኩም የመስግነኩም ኣብ ዘአተኻዮ ዝኣቱ
37:06
አንዳ ዝማም ብዓይኒ ትምህርቲ ህዝቢ ኤርትራ ሰብ ኩሉ ትካላት ዓቢ ተሞክሮ ዝህብ አዩ ።
Meseknay mesefine gud rekebu kkkkk hantal kia
emo mebrahtu dea entay teshelimu?
Bejakum tueuy tmhrti meharu zeyele hasot
እቓዕ ብዳሓን ምስጻኹም ስድራና
Kkkkkkk mesafnti
መን ኣሎ ሳሓቅ ዝመተ
መሳፍንቲ ጢሒሳ ወ ቓው ቃው ኣቢልካያ ኣዲ
Yekenelena zeabaye astemehero euKeney etey zekefe hemam euBeageu kefewes alewo
Willkom
ኢህ ዳኣ Er tv ስ ሓንካስ ኣብ ምግባር አዝ ትግርኝ ትስርህ ኣላ ቆንቆና ኣባልሽክም አታ ንምካሓላ ሓንቲ
መሳፍቲ ወዲ ሊቃውንቲ ወዲ ሞኳንንቲ ጎይታ ጭርቃን 5000 ምስ እትህቦ ነገራት ኣቕሊል ኣቢሉ የላግቦ
መስፍን ያሆ
Marra Dehbeya Keaf Delewa Drama
መርሓባ
Gezana tuumat
ክክክክክ ናይ መኪና ኡንቹራንስ ዘይብላ ሃገርስ ከመይ ኢላ ያ ንብሽግለታ ክትሕግዝ
ቃሕማም
@@sarahpfeil8628 ኣለዋ ድዩ
ትግርኝ ይበርስ ኣሎ ዳአ በሉ አንበር ካልአ ዳአ አንታይ ከይክውን
Enda zemam kemta neftwa ketkxel menti megenan aytbzhu hashesh, abe feul anchwa atya etc zeble not funny pls stop it.
WRONG ENDING
great job
መርሓባ ደቅ9 በህራ ዕድመን ጥዕና የሃብኩም ንህዝብና ሃገርና አግዝኣብሂ የሓግዘና ዓይን ሕስም ይስውረልና
Amen kulu ykealo u fetari
Min ei tashay behirr
Wawa that was lovely information about goboa, I love that always I am following every Sunday. Please keep up teaching people anda zemaam.
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብዋ ዘለኹም
ድንግል ማርያም ትኹን ጽላልኩም
ብር ክትብሉ ተሓጎሱ
ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም
ስደትና የሒጺሩ ገጽ ንፈትዎም
ወለድናን መተዓቢትናን የርእየና።
ኣሜን በሉ ስኣን ኣሜን
ክይትሓልፈኩም ምርቃ
ኣብዛ ፖሮፋይለይ ተዊቁም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ይምሕጸነኩም🙏🙏🙏
Meritey wedi
Samitey natey
Amen bruk
Amen Amen Amen Amen
Eway mesfinti junta tekyrka hasot 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤️
ምሁር ጸዓዳ ዝብሃል የለን ፡ሰማይ ኣትስቀልዎም ነዞም ጨነውቲ በለዕቲ ሓሰማ።ከማኹም ኣብ ዓለም በፍጹም ኢዩ ዘየለ።ሰላምኩም ይብዛሕ
ዋው ጸገዛብ ዓርከይ አንካዕ ሓጎሰካ. ቀጽሎ 🇦🇿
ደቂ ኤረይ መዓረይ ጉድጓድ ንፈሓሪኣ'ያ: እንጌራ ብጎነጽ ኣይትመጽእን'ያ: እንዳዝማም መሃሪትን ኣዘናጋዒትን መደብ 🇪🇷💖🌹::
Ya selame kkkkkkkkkk deqy ery🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎄🎄🎄
ይበል ድንቂ ስራሕ እንዳ ዝማም 🇪🇷🍀
እንዳ ዝማም "ብስሓቕ "እንተሓሚመ ታሓተቲ ንስኹም ኢኹም።
Nay bhaki 🤣🤣🤣🤣🤣
Kkkkkkk
ኣጀኻ ስዓቅ ዕድመ ይውስኽ እበር ኣየሕመካን ኢዩ ።
ክክክክ
kkkkkkkkkkkkkkkkk ደቂ ኤረይ አናብስ ጽብቂ ስራሕ ዘበንኩም ይባረክ 🙏🇪🇷❤️💐🙏🇪🇷❤️💐
ብሓቂ ዝድነቕ ስራሕ
ሠላም ተሥፍዬ፡ ፈጣሪ መቻቻሉንና መከባበርን ያድለን ከችግር እና ከበሽታ ሀገረችንን ይጠብቅልን ላይክ፡ ሰብስክራይብ እና የደወል ምልክቱን በመጫን ቤተሠብ ይሁኑ፡ ሁላችንም ሠላምን እንስበክ!!!!!!!!!!!!!!!!!
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
100/100 mesafntti abesaa
Welcome ደቂ ኤረይ 🇪🇷♥️
Welcome guys good job
እንዳ ፀማም
Buruk senbet deki erey 🇪🇷💓🇪🇷
እዋይ መስፍን መጋናኒ ክክክክክክክ
Naybehaki kef zelwa Drama
Ata ne te weldey insurance meatkulu nyre kemy kmey yu zgbre eske habreta akbluna deki ERI ✌️
Will Don nice job 😆😆😆
Very good job znd keep it up❤❤👍👍👍
Well come enda zimamam
Willkommen anda Zimam
Deqi ቀይሕ ባሕሪ welcome ተቲኖ ከኣ ኣግዲድክስዮ አኮ ሎምስ🤗😜😂🤣
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun kab kulu kufua yhalukum fetari aboyy amien bahaqi
V. Good job 👏👍👌🙌😄😀
ርትዓዊ ዶሞዝ ክግበር ኣብ ኤርትራ ተስፋ ንገብር። በዓል ትካል ኣሽሓት የኣቱ ሰራሕተኛ ከኣ ድራር እለልቱ ዘየእቱ። ጻማ ሰራሕተኛ በዓል ትካል አዩ ዝበልዖ። ተስፋ ንገብር ሕጊ መጺኡ ክቕየር።
🙏🇪🇷🙏❤️👍
@@asmarinowediasmera9759 ya xbuk aleka
@@asmarinowediasmera9759 ጸገም ኣለካ ኣንቢብካ ናይ ምስትዓል።
God blessed deki eriy shikor
መርሐባ ደቂ ኤረይ ማዐረይ ብጣዕሚ ማሀሪትን አዛናጋዒትንቭመደብ እያ ♥️👍🇪🇷❤️😍🌻♥️🇪🇷
Great job
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ዋላ ኣነ እንሻላ እንዳ ዝማም ክበልዕ የ
Well come
ጽቡቅ
Ajokum brukatey deqi erey
3 ግዜ ርእየያ ብሰሓቕ ሞይተ ድየ ገለ፡ ናይ ሎሚ ንበይና እያ
ናይ ባትሰባ ኣቆጻጽራ ገንዘብ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ። ከመይ ዲኪ ጅግና፡፡
አንካዓ ብዳሓን መጻኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤
100/100 mesafbti abesa qaw qaw abela meret
Konanita zitelemta sebeyti alwo😁😁😁
Well come deki erey shikorrnattt
Thank you memhr Teame
ዋዋዋዋዉ መብሬ ሓወይ ኣንበሳ ኣንበሳ ኢለ ካ ኣሎኩ
ኣይ ኣታ አዚ መጽሓፍ ቁዱስ አንዶ ብኮንቱ ኣይትላገጽሉ ሓንጣል ግደፍ
መስፍን ክክክ ካብታ ኣነ ዝብልዓ ዝነበርኩ፡ፉል ንዑስማን ከኩሉሶ እንተበልኩ ዓሌኬላ ኢሉኒ፡ስለዚ ንስኻ ውን ኣንጭዋ ዝተሓወሶ እንዳፈልጥካ በሊዕካዮ ማለት ዩ ኢሉስ ክሓቶ ኣይክእልን እቲ ምኒቺበ፡ኤፐ ቅሩብ ካብ ሓቂ ውጽእ ኢላ ተጋኒና ናይ ሎሚ ሲ።
Welcome deqi erey enkae bselam mexakum tibebkum yebzehayo
Sabscribe haguzuni deqi erey
ሐራይ
ሓንጣል ደጊም ዓይኒ ምጽቃጥ ይኣክላ!
ነዊሑ
ባለኽለይ ዶ ጽብቕትን ለባምን ባትሌባ ተስፍይ ፍትዉትዉየ ዘብለኪ ኣንትም በጃኹም ኣድረስ ነታ ሃቡንይ በዝያ ጥበብ ክላለካ ትብል ፈስቡከይ ማይክል ጃክሰን ዘለዋ ስእልይ ሃይ በልዮ በልለይ ሕማቕየ ዘለኹ በኣኣ
Enda zimam mukurat mara kef alokum
Bela tmhrti zelewa
መስል አቦታት በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር አይትስበርን ሐሳዊ ሓናኪ ኹሉ ግዜ አብ ጁባካ ዘሎ ጠምት አብ ሓደጋ ንከይትወዲቅ ከምኡውን ከምዝበለቶ ንግዲ ንዝፈልጥ ብቁሩብ ዝዓግብ እዩ ዓረብ ክምሲሉ ብዕ ከትር አርባሕ ቀልል ብዙሕ ትሽይጥ ትርፊ ትረክበሉ እዩ
ናይ ብ ሓቂ ፊልም እንዳ ዝማም እቲ ሳዓርን ሰብን ሓደ ይመስል ግን ጌጋ ን ሕሰዳን ኣብ ሕብረተሰብና ቡዚሕ ጉድኣት የወርድ ኣሎ ስለዚ ሰብ ብሕጊ ን ሰነ ስርዓትን ክሰርሕ ኣለዎ። ወዲ ረመጽ
Hgi emo zeyele ab hagerna
🇪🇷✌❤
xerfi aytebzhu kemiu aygbern eyu ayteganinu
Abet hasot may bumban botin zeyseleto hizbis may saha ehhhhhhh ehhh dia higdefawyans bog yebilkum amlak
Mesafnti anchwa kem zateweto endafeletka nmntay belika kblo texebye 27:25 geiga alo so nic deki Eritrea 🇪🇷
እንዳ ዝማም ኣዝያ መሊሳ መቂራ ተተ መቀረት ሂብዎ
ምስ ምኩ ኣላልዩና መምህረይ ጠዓመ ኣርፍይነ
ንሓዳር ድካ ደልካያ
@@adiamabay6731 እወ ክብሪቲ ሓፍተይ
Ata sebay abalashkaya aza filmi Hasawi mesfun lekbat
Entay dea ashmur du neten klte Film tekasimkum dikum
👍👍👍❤️🙏🏻❤️🙏🏻💕💕
Gele aynet deki erey
16:41 kkkkk
Kkkkkk megedi mis haki eyu
Ezias agnnkuma anshwa elka alo
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ። ነዞም ኣብ ደገ ኮይና ንፈልጦ ዘይ ብልና ተዓሺጉ ጥራሕ ንብል ዓቢ ትምህርቲ ኢኹም ሂብኩምና እሞ ተመስገኑ።
🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ንወዲ ኣስካለ ብምምጻኩም የመስግነኩም ኣብ ዘአተኻዮ ዝኣቱ
37:06
አንዳ ዝማም ብዓይኒ ትምህርቲ ህዝቢ ኤርትራ ሰብ ኩሉ ትካላት ዓቢ ተሞክሮ ዝህብ አዩ ።
Meseknay mesefine gud rekebu kkkkk hantal kia
emo mebrahtu dea entay teshelimu?
Bejakum tueuy tmhrti meharu zeyele hasot
እቓዕ ብዳሓን ምስጻኹም ስድራና
Kkkkkkk mesafnti
መን ኣሎ ሳሓቅ ዝመተ
መሳፍንቲ ጢሒሳ ወ ቓው ቃው ኣቢልካያ ኣዲ
Yekenelena zeabaye astemehero eu
Keney etey zekefe hemam eu
Beageu kefewes alewo