ERi-TV Series: እንዳ ዝማም - ክፋል 69 - Enda Zmam (Part 69), October 18, 2020
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- ERi-TV Series: እንዳ ዝማም - ክፋል 69 - Enda Zmam (Part 69), October 18, 2020
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To
Follow us on facebook: / dendenmedia
To watch previous episodes click here • Enda Zmam (እንዳ ዝማም)
subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
To access ERi-TV Official TH-cam C
hanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit: / @dimtsihafash-official...
*ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንዳ ዝማም ከምኡ ውን መም ጠዓመ ኣዝዮ መሃሪ ዝኮነ ነገር ብምቅራብካ*
Merihaba deki ereyi ikaa dahane metiskumi shkurinatati deki halali meriyeti 👍🏾❤🏵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏵❤❤🌟🌟🔥🔥🔥🔥🌟🌟❤❤🏵🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏵❤❤🏵🏵🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🔥🔥🔥🌻🌻⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Kemzi Ditegahxe Zeytibun eko u dimesiel Moyte beka 😆😆😂😂😂😂😂Hantaley Shikorr ❤️😘😘😘
Well came well came deki eri
Love it. Good job♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
thanks መብራህቱ።
Merhaba deki eza halal meret🇪🇷🇪🇷💒😂😂❤️❤️🙏🏼👍
ኤርትራውያን ደረስቲ መምሃራን ሂወት ናይ ባሕቂ ጹቡቅ ስራሕ የቀንየልና
Abe gezakum please lovely gays 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
መሻቐልቲ እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም👌👌👌🌷🌷🌷🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Well come deki Ere ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ala msefun muhgal abzas 32:54 beyan hlefu kkkkk 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Asey deki Eri
Kef alekum deki Er shekorr🇪🇷🕌💒
Enda zmam shikorinatat enkae bdahan mexakum
l
Love
you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ajokum erey
Mesfn kurdi kulu gzie ms gefahatki koyna lomsi kkk nay mesfn thguseni telya hmak tkun tsbkti abta zelata eya aytkyrn melhasa kkkk so Selam nakum deki eri mar afom fare ambesa ztrasom zenkf keygeberu men keynekfom eile khalfom thanks
Welcome deki erey 😍😍😍😘😘🥰
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Big Message
መን ኣሎ መስፍን እንድዒ ክብል ከሎ ስሓቅ ዝቆሰለ ክክክክክክክ
Welcome enda zmam enkae dhan metsaekum
Me and my wife ( Petros and Shewa) admire your program. We are always following step by step.
❤
እንዳ ዝማም ሽኮራትትትት!!!!
እንታይ ደአ አበይ ሓዲርኩም ሙሉ ለይቲ ድቃስ ዘይብለይ ሓዲረ እንታይ ክትረክቡ ስራሕ ከማን ፈዚዘ ውዒለ በጃኩም አብ ሰዓትኩም ስደዱላ ።
ላይክ እስኪ አዱይና ብስም እንዳ ዝማም ሽኮራትትትትት
እንዳ ዝማም ኣሻቒልኩምና እንዲኹ እንኻዕ ብሰላም መጻኹም በሉ
)
nay behaki......been checking it every one hour till yesterday.
ቋሕማም! እንታይ ዘሻቅል ኣለካ ልቢ ግበሪ!
ኣይ እንበዓል መኸርቲ ፍትሕ።
Wellcome daqe aeryy shekrntt❤❤🇪🇷
Waw nice enda zmam
ጆን ሜራ ሽኮር እንዳ ዝማም ጽቡቕ መሀሪ መልእኽቲ ቐጽልዎ
Kem adetatna dea abey elkeyo azamet xenuiaten ferqan keman neseken eko birthday natey raseikayo elken feteh tehata ekien long line all mother's 🙏🙏🙏
Welcome deki Ere shukor!!!!
ኣብዛ ናይ ሎሚ ካብ ዝተዓዘብክዎ ብፍላይ ድማ ኣዙ ሒዛቶ ዝነበረት ገጸ ባህሪ መሃሪ ኮይኑ ኣይረኸብክዎን፡ ባህልን ሕብረተሰብን ዘብርስ
1, ጸዓዱ ጌሮሞ ኢልና ዘይባህልናን ፈጣሪ ዘይፈትዎን ቅድሚ ሓዳር ምጥርናፍ ዝእንፍት ተዛሪባ
2, ጓለንስተይቲ ሓዳራ ከተፍርስ ዘተባብዕ ካብ ምምካር ነቶም ጨኮንቲ ደቂ ተባዕትዮ ምግናሕ ምበለጸ
3, ሓዳራ ፈቲሓ ዱባይ ስለ ዝተመላለሰትን ገጻ makeup ስለ ዘጸበቐትን ጥዒምዋ ክንብል ኣይንኽእልን ኢና ጨጓር ከልቢ ኣሎ እንዳ በልካዮ ሞተ ዪብሉ ኣቦታት
*መደምደምታ፡ ስለዚ ካብ ጽቡቕ ሓዳር እዩ ጥዑይ ሕብረተሰብ ዝፍጠር እሞ ነመሓላልፎ መልእኽቲ ክንጥንቀቐሎም ኣገዳሲ ኮይኑ ዪስማዓኒ። ኣምላኽ ፍትሕ ኣይፈቱን እዩ ፡ ቃል ኪዳን ክቡር እዩ።
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት 😍😍 እንዳ ዝማም እንቃዕ ብዳሓን መጻኹም 👍
Wellcome deki eri we love you i ❤🇪🇷❤
እንዳ ዝማም ኣሻቂልኩምና እኮ እንካ ብሰላም መጻኹም ሙንጥዋት ፍጥረት
ኩሉ ግዜ ብጣዕሚ ዝነኣድ ትሕዝቶ፡እቲ መልእኽቲ ደኣ የገድስ እምበር፡ ካብ "እንዴ ልቤ" ካብ ምባል ስለምንታይ በቲ ዘኹርዕ ቋንቋና "ከም ልበይ" ዝይትብሎ ነበረት፡ መም።ጠዓመ ስለቲ ኣብ ኣስማት ትግርኛን ቋንቋናን ዘለካ ተገዳስነት ድማ ክትድነቕ ይግባኣካ።
Willkommen deki erey xbuk srah kexlwo ekum
Great be continue
መሃሪ ትሕዝቶ ዘሎዎ'ዩ መደብኩም ብጣዕሚ ዘሕጉስ'ዩ።
ወይ እንዳ ዝማም !
መከርቲ ሃማም !
ሽቀጥ መስፍን ዓሪባ
ሕጂ ግርም ተማም !!!
መርሓቫ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት🌷🇪🇷🌷
🇪🇷
Neskatkum ente reiy xbuke deqse eye zhader⚘⚘⚘⚘🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Enda zmam shekokr enkae bselam mexaekum nafiknakum kenina eway MESFN bshak akusiluna
Welcom deki erey shikornatttttt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪
I have been waiting for this movie since yesterday
1q
Me too
Me too I was looking for it yesterday
@@ornellarosati1344 ķ
እንታ እዜ መብሬስ ከመይ እንገራዝጊ ብላዕ ወደይ እንተ ሓንጣልን ደላላይን ከኣ ኣብ ኣባኩም ይውዓል ከይንብለኩም ኣሕዋትና ኢኩም ኣምላክ ዘበላዕ ከስዐ ጥራይ ዘይኮነስ ዝሓስብ ልቦና ይህብኩም።
ድራማ ምዃኑ ረሲዕካዮ ኣለኻ መስለኒ
ህዝቢ ይምህሩ ኣለዉ
@@berhanetewolde3247 ኣይረሳዕኩዎን ግን ብውክልና እዞም ክልተ ስሱዓት እቶም ካልኦት ናይ ብሓቂ ከብዶም ዝዘመዶም ሕብረተሰብ ክሳብ ክንደይ ከም ዝዕዘቦምን ከም ዝጽየፎምን እንተተረድኡ ኢለ እየ ከምኡ ጽሒፈ ። እምበር ነቶም ተዋሳእቲ ንምዝላፍ ኣንቂደ ኣይኮንኩን። የቀንየለይ።
@@andemariamlibsu3004 ገንዘብካ ብሩኽ ሓወይ:ምርድዳእ ኢዩ ኣገዳሲ።
derama eu eko
i love it
ከምሎሚ ስሒቀ አይፈልጥን አይትሳኣኑ እንዳዝማም 😂😂😂😂😂😂
Welcome
Well ኣንዳ ዝማም ምቁራት 🇪🇹💘🇪🇷
ኣበይ ሓዲርኩም ሙሉእ ለይቲ ንዓኩም ክጽበ ከይደቀስኩ ሓዲረ ካብ ስርሐይ ኣብኪረ
ክክክ እዋይ ጉዳም ኣንታ ክንደይ ትሓምቅ'ዶ ክብለካ እዚዶ እንጀራ ክኮነካዩ ደኣኣ ስራሕካ ደብኮርካ ኣብ ትርፊ ስራሕካ ዝረአ ደኣንበሪ ስራሕ ደብኩርስ ኣ ኣይስርሑ ይትረፈና ክክክክ ኣጊሂካኒ ክብለካ ካብ ኣስሒቅካኒ !!!
@@Rahiel47 እንታይ ድዩ መስለካ ወደደይ ወልፊ ገይራትለይ ሰምበት ከይርኣኩዋ ኣይድቅስን እየ
ናይ ብሐቅኻ ዲኻ ስራሕ ኣብኪርካ ኣይ ትገብሮን ትኸውን
ግን ከምቲ ንፊልሚ ግዜ ትህቦ ንጾሎት ከኣ ግዜ ኣይትሰኣነሉ !!!
Wellcom enda zmam
Wawww nay lomi tmirtina fitih fitah eyu
Nafiknakum denguikum😙😙😙😙😙😎😎😎😂😂😂👍👍👍👍
Wellcome
ካብ ጽዓዱ የድሕንኩም ደቂ ኤረይ ባዕልና ንፈልጦም
Miki wedi egela
Mesafntii sebab
Love ❤️
👌👌😪⚘⚘⚘
እንዳዝማም መቕሰናት እንካዕ ደሓን መጻኹም
Enqae dehan mexaekum Deqi Eri 🤩🇪🇷👍❣
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ቀጽልዎ ንፉዓት
ጸዓዱ ተመንን መርዛማትን ምኻኖም ንሕና ምስኦም ኣለና nfeltom
ኣብ ሃገርና ዘይ ረኸብናዮ ሰላምን ርግአትን ዝሀቡናስ መርዛማት ትብሎም ሕሰበላ ነዚአስ
Ewae habesha meas kon ina kenemesgn
ንገረለይ እስከ በጃኻ ዋእ ልቡና ብቆርበት ክትዕቀን ጀሚራ በቃ ክክክክ
Kab HGDF eka aymrzum endiom, gn dehan seb kemu eyu. Ab adom bselam anbirom, ninebskan sdrakan keman thgz aleka. Kemzi aynet atehasasiba hizkun dma fkedo betechrstian tkedu.
Wellcome አንዳ ዝማም
ኦይ ኣንስ እዛ እንዳ ዝማም ፊሊም ቡዙሑ ኬፍ ኣይትበንን ኢያ ንቲኣ ኣዙ ኮይና ትዋሳእ ዘላ ምቅርቲ ቆልዓ ክርኢ ኢየ ዝክታተላ ኣዙ መቅርቲ ዕድምን ጥዕናን ይሃበኪ ኣብ ዘልኪዮ
I love these guys because they make laugh a lot ✅🏃♀️❤️ by Gowhara Magazine
Reese mcintosh is a good one 👍 👌 a good one was the best 👌 in a few 😂😮and a few other people 😊
ኣዙ ሎሚ ኣይጠዓኽን፡ኣብ መናፈሻ ጽሩይ ንፋስ ውሰዲ
walcame yehewatyyyy
Mesfin enjera yaxelu alo kulu gizo mebrhtu hade malulit aletka ay mesfun leba kkkkkkk
እዝ ምዓርነት ክብሃልስ ሰበይ ክሳድ ክሳዱ ሓንቃ ዝበለቶ ክሰምዕ እኩም ትምህሩ ዘለኩም ኣቦታትና ዋላ ንሰበይቲ ኣብ ሳልስቲ ንብዕራይ ኣብ ምምላስ ክብሉ ሓዳሮም ክጽብቆሎም እዩ
Ya deki eri tesida kufi zelekum
ምሉእ ምዓልቲ ክጽበ ካብ ገዛ ከይወጻኹ ውዒለ ሕጂ ብሳብስክራይብን ላይክን ክሓሱኒ ብፍላይ ደገፍቲ ሊቨርፑል ጽንዓት ይሃበና ቫንዳይክ ተሃሲና
Teheshu eba 💖
First 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kkkkkkkkkkkkkk ata ezen feshihat lebamat ymesla
Qorbetom xaeda nabrom xaeda Do😂😂
❤❤❤👌👌👌
Welcome ኣንዳ ዝማም
Please, hadaar mifitah bezihou sele zelo, Kemzi programmatic Atusrihou.
🥰🥰🥰🤩🤩😍😍💞💞💋💋
😂😂❤️❤️❤️👍
Welcme Enda Zmam
ንመስፉን ስራሕ ዚሂላቶ ኣላ አሞ ኢደኢድና ንሃግዞ
Enda zmamm loms ms anstna ktfethuna ekum atikum
እዳ ዝማም እንቃዕ ድሓን መጸኩም
Merhaba deki eri
Welcome guys Hji Ab serah Alku Gen Dehray kerya Eya
Teterfeka
@@henoktedros1026 do
Ayeneyti ya moyta Abraham Isayas ketilwa zbehal zelaa pls areyunii
Misleading topic😞
Family is the back bone of society.
It should not be shattered so easily for the sake of your children, you must have solid reason to get to the point for divorce,most children in the USA who are in prison are children of divorce or they came from broken family...
I am a bit tired of your lecture.😞
🤩🤩🤩😄😄😄❤❤❤❤❤
mara harike aleku silemntay tidngyuna , ????????
አንዳ ዝናም ሽኮሪናታት ናይ ሎሚ ምህሮ ኣይግድን ሓዳር ብውዕላትን ቅጥዕታትን ኣይኮነን ዝጸንዕ ሞ ሓዳር ምክአኣል ምምልላአ ዩ ።
enqa bselam metsakum muqurati
ትርጉም ዘይብሉ መልእኽቲ,ዩ ስራሕኩም ካልእ ስራሕ ፈትኑ ወይ መስትያት ቤትኩም ኩኑ
ሰይቶበይ ቀሽስ ዋሓለ ዋሓለ ተበልናኩም ተብዝሕዎ ዶለኹም ሓቀይ?ብሰንክኹም ብዙሕ ዝተሰትረ ነገርኳ ኢኹም ትኹሕኩሑ ደለኹም ታዓዚብናኩም
John metra azmarino
We like you a lot
እንታይ ድእ እንዳዝማ ሎማዕንትስ ንፍትሕ ተታባብዕ ትመስል ናይሎሚ መደብኩም
Welcame xubukat
አዛ ኮሜዲ ብጣዕሚ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ኡካ አንተኮነት ግን !!
ኣብዚ ፍትሕ ዝብል ዝተጋነነ ኮይኑ ተሰሚኡኒ ?
ኣንታ ይገርመኩም ዶ ከምዚ ከመይ እዛ ኣቦ ደቀይ ኣደ ደቀይ ትብል ቃል ዋላ ዘይተፋትሑ ሰብሓዳር ዮምዝጥቀሙላ ብጣዕሚ ያ ትገርመኒ ኣብ ቤተክርስትየን ክምሕሉ ከለው ይኩን ቆልዓ ቅድሚ ምውላዶም ሂወተይ ፍንጫሕ መሰንገለይ ይበሃሃሉ ከምዘይ ነበሩ ቆልዑ ምስተወልዱ ይረሓሓቁ ክእረም ዝግቦኦ ኣበሃህላ ዩ ሰብኣይን ሰበይትን ነንባዕሎም ይቀራረቡ ቆልዑ ብድሕሪኡ ዮም ዝመፁ ዘለው ስለዚ ንሰብኣይ ቅድሚ ደቁ ትቀርቦ ንሰበይቲ ውን ኮምኡ
Kkkk mendka iazekirkani Guiay gesret beal betay neber dya zbeleto.