HDMONA - Full Movie - ኣፍቂርካ ከኣሎ Afqirka Kealo by Meron Michael - New Eritrean Movie 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 288

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 ปีที่แล้ว +107

    ሓደ ዛንታ ክንጽሕፍ ከለና ኮ ንሕብረተሰብ እንዳዛናጋዕካ ምምሃርን ኣታሓሳስብኡ ወይ ስነ ልቦናኡ ምቅያርን እየ። በዛ ዛንታ ካኣ ነዘን ተማሃሮ ደቅና ፍቅሪ ምስ ዘይሰልጠን ከምዚ ዓይነት ስጉምቲ ክወስዳ ውን ይኽእላ እየን ስለዚ እዮም ካኣ ኣብ መዛዘሚ ናይ ሓደ ዛንታ Resolution ወይ ፍታሕ ክህሉ ኣለዎ ዝብሉ መምሃራን ናይ ኣጻሓሕፋ ዛንታ።

    • @yolandaghebre8494
      @yolandaghebre8494 ปีที่แล้ว +8

      Thanks that was my exact thought. Seb Kndey mesgedel halifa dew eila Ala eziom kea fqri sile zseAanka mot.

    • @samsomsami5532
      @samsomsami5532 ปีที่แล้ว +6

      Leli Fqri gn sheleltnet nay hafta eyu zbl kndi tmeda wey teredea qes eilki ebey dabelet shelel eilata, negerat mhdam zeykone fit n fit eyu seb zedhn.

    • @noname-kr8ye
      @noname-kr8ye ปีที่แล้ว +2

      Exactly

    • @يوسفيوسف-ط8ج7ك
      @يوسفيوسف-ط8ج7ك ปีที่แล้ว +4

      ewe gin dekukum teredaiwam eniteafikirom timiriti eya

    • @meb66
      @meb66 ปีที่แล้ว +10

      ​@@yolandaghebre8494 ንነገራት በብዝስምዓና ክንፈርድ ኣይግድን፣ ሰብ ነናቱ ህይወትን ተሞክሮን ኣለዎ፣ ንዝገጥሞ መስገደላት ናይ ምምካት ዓቕሚ ድማ ይፈላለ'ዩ። ከም'ቲ ፈላስፋ ኤርትራ ጀነራል ስብሓት ዝበሎ "ነቲ ዓቐበት ዝወጽዎ እቶም ዝጸንከሩ ኢዮም" ኢዩ ነገሩ። ድኹም ናይ ድኹማት ስጉምቲ ይወስድ። ፍቕሪ ድማ ናይ ገዛእ ርእሱ ዝስገር "መስገደል" ከም ዘለዎ ክንፈልጥ የድልየና።

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ ปีที่แล้ว +5

    ከላ ሕክምና ከይዳ ሓውያ ብሓደ ክራከቡ ነርዎም 😢😢😢 ኣብ ስምዒት የእትያትኒ ጸኒሓ ንፍዕቲ ቆልዓ ❤

  • @AbcdAbcd-zj2px
    @AbcdAbcd-zj2px 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኡፍፍ ዋይ እንታይ ዓይነት ኣወዳድኣ እዩ ወደይ😢😢
    ከሪአኩም እየ ድሕሪ ሕጂ እንተተከታቲለልኩም ዋይ 😢😢😢
    ሕጅውን በጃኩም 2ይ ክፋል ንክትገብሩላ ንምሕፀነኩም😢😢😢

  • @_spka3760
    @_spka3760 ปีที่แล้ว +3

    Ane bwlqey eza movie fetyeya bflay abmewedata mekniyatu btami eu whud so sad dwdie filmtat eritrea so deqi sebat kea hansab riyom kemzi kemzelo felitom biwanu eti qnue mengedi kmerxu dgdedu
    Bzkone kemti ab Lbey delo gere kgelxa aykealkun
    Thankx deqi eri edmen thnan yhabeley

  • @maekelaweldu3968
    @maekelaweldu3968 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ማሃሪት ፊሊም እያ ኣብ መወዳእታ ኣብ ዘይከውን ተወዲኣ ንክትቅጽል ቡዙሕ ተክእሎ ኒሩ ካላኣይ ከኣ ሳቡሪን ተማሃሪት ምካና ቦርሰኣ ሒዛ ክትከይድ እበር ናብ ክላስ ክተኣቱ ዘርኢ የለን ኣብ መወዳእቲ ግን ሓግዙና በጃኩም ህኮት

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ ปีที่แล้ว +6

    ኣየወ ከተፍቅር ዘለዎ ጣዕምን መቀረትን እታ ናይ ቁልዕነት ዘፍቅራ ዝነበርኩ ሰናይት ጓል ገዛ ብርሃኑ እዚ ኩሉ እንዳ ኣፍቀርኩዋ ደፊረ ካሓታ ዘይምኽኣለይ ኣብ ሂወተይ ዘይሃስስ ዝኽሪ ኣለኒ

  • @ksanetteklebrhan504
    @ksanetteklebrhan504 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhaqe ደስ ትብል ፍልም ሳብሪን ብጣዕሚ ተላቢሳቶ,,,,ደስ ኢላትኒ ናይ highschool fqre fuluy eyu

  • @F-NG5
    @F-NG5 ปีที่แล้ว +6

    ቅድሚ ሕጂ ከምዛ ፊልም ኣብ ሓቀኛ ሂወት ኣጋጢሙ ክከውን ይክእል እዩ, ብከምዚ ዓይነት ሕማቕ ኣወዳድኣ ግን ንመንእሰያት መሃሪ ክከውን ኣይክእልን እዩ, መክንያቱ ኣወዳድእኣ ናይዛ ፊልም ሕማቕ ስለ ዝኮነ. መሃርን ኣዛናጋዕን ኣወዳድኣ ክትገብሩላ ይግብኣኩም.
    ፊልም ክስራሕ ከሎ
    ብከመይ, መዓስ, ኣበይን ዝብሉ ሕቶታት መንእሰያትን ሕብረተሰብን ክምልስ ይግብኦ.

  • @Desalewediatkaro
    @Desalewediatkaro 7 หลายเดือนก่อน +2

    Ktmewit ayneberan bzey tkewin wedikuma❤❤❤

  • @mebrahtumelake3349
    @mebrahtumelake3349 ปีที่แล้ว +1

    Wow nay behaqi belxti film deki Eriy 🇪🇷 but ketmewt aynbran kab tiktok zemxaka like 👍habuley

  • @ah274able
    @ah274able ปีที่แล้ว +4

    what a tragic end...but i found it educational the young girl lost her mum and someone she was hoping to be her lover...she couldn't handle it. These world his hopeless, but there is hope in Jesus christ. John3:16 God so loved that he gave us his only son. Our eternal security in God.

  • @oneday8568
    @oneday8568 ปีที่แล้ว +2

    ንዓድሸክ ኢለካ ኣለኩ ንምንታይ ብሞት ትዛዝሞ ኡፍፍፍፍፍፍ😭😭😭ልበይ ተንኪፍካኒ
    ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይይ

  • @yoruss6623
    @yoruss6623 ปีที่แล้ว

    Thanks naybhaki abi tmrti ms nayhji generation tkeyd ekum amehalalifkumlna god bless you guys good job I am so proud of you ❤❤❤❤

  • @kokobandebrhan2073
    @kokobandebrhan2073 4 หลายเดือนก่อน

    What word can explain you Michael chakur u r great of greatest❤😮

  • @mikado5545
    @mikado5545 ปีที่แล้ว +7

    ሳዕቤን ናይ ሚስጥር ሪኢና:: ድርሰት ካሜራ ተዋሳእቲ 👍🏽
    ናይ ተዐዘብቲ ኮመንት ትእዛዝን ተግሳጽን ኮይኑ መሰል ናይ ደረስቲ ይታሐሎ ደራሲ ደስ ዝበሎ ይጽሐፍ ግድን አይኮነን ንሕብረተሰብ መሃሪ ሃናጺ ክኸውን ሰብ አብ ፊልም አይኮነን ዝመሃር ባዕሉ ከመዛዝን ሐላፍነት አለዎ:: ብዝተረፈ ናይ ትግርኛና ፊልማት ካብዘለዎ ደረጃ ክዐቢ ይምነ

  • @temesgenyarednqdmit5584
    @temesgenyarednqdmit5584 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ አረይ ሸከኩር ኣብዘለክኦ ሰላምን ተናን ይምነየልኩም ርሑስ ቅንያት ሃድሽ ኣመት ይግበረልኩም

  • @samribrahim8246
    @samribrahim8246 ปีที่แล้ว +6

    አታ ፊልም ክትምቅርን ፍቅሪ ከተፍቅር ዕድመ ከም ዘይ ሓተካ ከተረዱኡና ንሳ ክትመውት ኣይነበራን!! ብሓንሳብ ተዝነብሩን ፍቁራት ተዝኾኑን አዩ ኔሩ።

  • @keepbelievinginyourself.7795
    @keepbelievinginyourself.7795 ปีที่แล้ว +2

    Eza qola btaemi qanza fqri gelixato bravo girl.

  • @assa4921
    @assa4921 5 หลายเดือนก่อน

    Just watched this movie. Amazing movie. Randa am amazed of you acting. I wished the ending was different but also this ending made me believe that Sabrin really loves Abel. Yonas and Rahel amazing too. Also Meron Chakur I have Watched you movies and you always have amazing scripts. Keep it up all of you. ❤❤❤❤

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ኣዲኣ ሞት ምኣኸለ እታ ኣፍቃሪት
    ኣብ ፍቕሪ ክትዕወት እምበር ክትመውት ኣይነበራን
    ብሰንኪ ንሳ ምማታ ነዛ ፊልም ምርኣየይ ኣጣዒሱኒ

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት ปีที่แล้ว +1

      ክትመውት ኣይነበራን
      ኣነስ ሓቂ እናመሰለኒ

    • @filmonmokonen341
      @filmonmokonen341 ปีที่แล้ว +1

      Were intay ina bedelnayomi mewailna abi sedet 10 years gerenas new hidmona film da belu kixawetulna abi kinde bi fikire tiewat xibiqte sebi se ni mote kihibewa 😭😭😭

  • @regengg3267
    @regengg3267 ปีที่แล้ว +2

    ብሞት ብምዝዛምኩም ብጥዓሚ ሓዚነ ከም ስራሕ ኣዝያ ጽብቅቲ ስራሕ ኣብ መወዳእታ ግን ወግዒ ሕብረተሰብ ኣብ ግምት ምእታው ኣገዳሲ እዮ ምክንያቱ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ከባብና ሕብረተሰብን &ዘመድ ምቅርብ ሰድራቤት ዝተከበ እዩ እንተርፎ እቲ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ጎሮቤት መቅርብ ሰብ ዘይብሉ

  • @mebrhitseltun539
    @mebrhitseltun539 ปีที่แล้ว +4

    Please part 2 😭😭

  • @yowhanayowhana2001
    @yowhanayowhana2001 ปีที่แล้ว +6

    Euuuuuu
    Ya Entay eina gerinakum
    Why timewit omg 😢😢😢😢😢 film Tgrina do kngedifo bae 😢😢😢😢😢😢😢

    • @edueduna4508
      @edueduna4508 ปีที่แล้ว

      Ngdefo buenet...zezefqere si kmewt...hkot dea ybehal

  • @MahdereZeray
    @MahdereZeray 9 หลายเดือนก่อน

    Pew omay gad btami bela srah tnks deqi ereyyyy my gad 🎉🎉🎉🎉

  • @yodityoseif3171
    @yodityoseif3171 ปีที่แล้ว

    Betami xebeqti neyra mewedata ayteredeatenen hemaq tewedia

  • @MaednwediTes
    @MaednwediTes ปีที่แล้ว +5

    ብኣይ ወገን ብጣዕሚ ጽብቅትን ማሃሪትን ዛንታ እያ :: ግን ኣብ ናይ መወዳእታ ክትመዎት ኣይነበራን 🇳🇱🇳🇱 ካብ

    • @superjonastic9344
      @superjonastic9344 6 หลายเดือนก่อน +1

      😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂

  • @mim5609
    @mim5609 ปีที่แล้ว +2

    Oyyyuuuuuuuuuyyyyyyyyyyy.... lbey serkani

  • @gelugelu1239
    @gelugelu1239 ปีที่แล้ว +5

    bejakum part 2 amxulna ktmewt yeblan

  • @Maly105
    @Maly105 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💘💘💘💘💕💕💕💕ዋውውውው ጽቡቃተይ

  • @Tsahgarey
    @Tsahgarey ปีที่แล้ว +2

    Bejaka awxaya aza film mot bezihwa alo 😭😭😭😭😭😭

  • @samisami5727
    @samisami5727 ปีที่แล้ว

    Wow des tebl movie nay behaqi meharit zkonet film eya yeah ab 2 te yehwat zegatm
    Fkrawi hiwet nay Behaqi so kemzi aynet Srah ketemxulna b tesfa nxbeyekum so thanks 🙏🏽 nkulkum behabera ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Okoşkşkkkokkjj
    @Okoşkşkkkokkjj ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ እያ ግን ክት መውት ኣይነበራን ብሓንሳብ ኮይኖም ጉዕዞኦም ከቅጽሉ ነይርዎም Nice movie

  • @Hossi452
    @Hossi452 ปีที่แล้ว +3

    😭😭 bejakum mewedaetu kemzi aytgberwo

  • @Eritreamyblood
    @Eritreamyblood ปีที่แล้ว +5

    ዝኸብርኩም ህድሞና ቲቪ ዝኸበርካ ደራስን፡ ህድሞና ከም ትካል ዘቕረብኩማ ፊልም ኣዝያ እኮ ብሉጽነት ዘለዋ ፊልም ኢያ፡ ንእገረ መገደይ ግን ከም'ዚ ኣብ ላዕሊ ዝተባህለ፡ ፊልም ክሳብ ዝኾነ ኣብ መወዳእታ ዛንታ ንበሎ ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ናይ ምዝዛም ዛንታ፡ መሃርን ሞራላውን ድገፍ ስነ-ልቦና ሂቡ ክዛዘም ይጥልብ፡ ጥበብ ምህናጽ ሕብረተሰብ ክሳብ ዝኾነ ማለት ኢዩ። ከም ርኢቶ ኣዝያ ብልጽቲ ድስ ትብል ፊልም ኢያ፡ ደራሲ ከይመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን፡ ስለ'ዚ እዛ ዛንታ ኣዝያ ሃብታም ስለ ዝኾነትን ብዙሕ መትንታት ስለ ዘለዋ ብደስ ዝበለካ፡ መስመር ክትቅጽል ትኽእል ኢያ፡ ብዝተኻእለካ መጠን ካልኣይ ክፋል ስርሓላ ሓደራ ግን ንስለ፡ ተኸታተልቲ ክትብል ከኒና ዘብላዕካያ ገጸ ባህሪ ህይውት ከይትዘርኣላ። ምኽንያቱ ሓደ ሓደ ግዜ ህይወት ካልኣይ ዕድል ስለ ዝይትህበካ፡ ብዝኾነ ብዙሕ መሙሎቒ ኣለካ፡ ካልኣይ ክፋል ክትገብረላ ክንጽበ ኢና። ተወሳኺ ኣብ ዘይከዳ መካይን ኮፍ ኢልካ ፊልም ምስራሕ እንተ ዝተርፍ ደስ ምበለኒ፡ ኣብ ሓንሳብ ድርፎ ከተውርዳ ስለ ዘይከኣልካ፡ ብዘይ መኪና ድርፎ ሪኢናካ፡ ጥር ኣስመራ ዋሕዚ ስእሊ ኣብ ዛንታ ይሃሰካ፡ ምኽንያቱ ከርካስ መኪና መሪጽካ ከተብቅዕ ንመስሓቅ ቁሩብ ሸፈነ ኣይሃብካያን፡ እቲ መዘናግዒ ተእትዎ፡ ግዜ ክትህቦ ይበልጽ። የቀንየልና ሓሳብኩምን ጥበብኩምን ይሰስን ደቂ ኤረይ✌ ኤርትራዊ ኢያ ካብ ሓለዋ ስደት😁

    • @Eritreamyblood
      @Eritreamyblood ปีที่แล้ว

      N.B እንታይ ፈሪሐ መስለካ ናይ ህዝቢ ርኢቶ ኣንቢበዮስ፡ ካልኣይ ክፋል ክትሰርሓላ እንተ ሓሲብካ ምናልባት ዝሞተት ከይተተስእ ፈሪሐ፡ በታኽ ኩን ደራሲ ከይተተሰኣ ብዙሕ መውጽኢ ኣለካ፡ ደጊምካ ፊልምኻ ገዛ ዓጺኻ 3 ግዜ ረኣያ ብዙሕ ኩርናዕ ኣለዋ። እዚ ኣይብለካን ኢየ፡ ግን ኣርእየኒ በቃ ከም ደራሲ። Much love

  • @HebenAsmerom
    @HebenAsmerom 3 หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍ 😢😢please ክትቅጽልዋ ሕሰቡ❤❤❤❤

  • @biniamhabtom7786
    @biniamhabtom7786 ปีที่แล้ว +2

    ንኸይንፍቀር ከም ንፈርሕ ጌርኩምና ሕጂ'ስ!!!!!! Thus way Its better to love than to be loved

  • @biniam9156
    @biniam9156 ปีที่แล้ว +7

    ብዘይ መፈጸምታ ፊልም ክንርኢ ክንነብር በቃ አንታይ ዩ ግን አቲ ጸገም

  • @desalegebru5775
    @desalegebru5775 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና

  • @deborahhaile3851
    @deborahhaile3851 ปีที่แล้ว +6

    ካልኣይ ክፋል ክህልዋ ኣለዎ
    እዚኣ ዘይተወድኤት ፊልም እያ።

  • @Sergoadhana
    @Sergoadhana 7 หลายเดือนก่อน +2

    😭😭😭nmentay bhmak twedea xbuk enkola

  • @asmeromeyob9019
    @asmeromeyob9019 ปีที่แล้ว +2

    Beste film 💔💔💔💔

  • @yonasyemane3637
    @yonasyemane3637 ปีที่แล้ว +2

    ከምዛ ናይ ጁልየት ን ሮምዮ ዝገበረቶ ጌርካ ኣተስኣያ ኣብ part 2፡ እምበር ኣወዳድኣ'ስ ኣይግድን።

  • @teklezemicheal7816
    @teklezemicheal7816 ปีที่แล้ว +2

    Good starting bud end love May pain but never die wrong finished

  • @nazrethkidane6811
    @nazrethkidane6811 ปีที่แล้ว

    Betami xebkti filim eya gen mowdeta ketmwet ayenbran

  • @AzeAxumኣዙኣኽሱም
    @AzeAxumኣዙኣኽሱም ปีที่แล้ว +2

    ቀፅልዋ 😭😭😭😭💔

  • @kisunaho5507
    @kisunaho5507 6 หลายเดือนก่อน

    Sabrin malet sebyti seare mukana u mkerti kef alewa❤

  • @kebronselomon5199
    @kebronselomon5199 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ትብል ፊሊም መፈጸምታ ግን ኣይጸበቀትን

  • @aloniabkifle2308
    @aloniabkifle2308 ปีที่แล้ว

    Best movie so far i love the ending tragedy !!!!!!

  • @SS-nm9nk
    @SS-nm9nk ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ኡይይይይይይይይይይይይይይይይይ በቃ ኡይይይይይይ 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @papihadgu6224
    @papihadgu6224 ปีที่แล้ว

    Wooo Best Movie so Keep Up Geys !its Love 💕!!!

  • @First-love-1991
    @First-love-1991 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደራሲ ተቐይመካ ይሕውያ ሕክምና ወሲድካ ።😢😢😢😢😢

  • @ermiastuemzgi6633
    @ermiastuemzgi6633 ปีที่แล้ว +2

    good job keep it up

  • @tirhasberhe1697
    @tirhasberhe1697 ปีที่แล้ว +1

    ኣዝያ ማሃርት ኢያ:: ከም ዚ ብዙሕ ዘጋጥምን ዝርኣክዎን ዝፈልጦን ኣሎ:: ኣብታ መወዳእታ ግን ብሞት ክትከውን ኣይግባኣን ነሩ:: ብዝኮነ ብዙሕ ሓቀኛ ሂወታት ኣዘካክራትና::

  • @regengg3267
    @regengg3267 ปีที่แล้ว

    ብሞት ብምዝዛምኩም ብጥዓሚ ሓዚነ ከም ስራሕ ኣዝያ ጽብቅቲ ስራሕ

  • @lovefay36
    @lovefay36 ปีที่แล้ว

    Just Wow!

  • @HelenBarhe
    @HelenBarhe 2 หลายเดือนก่อน

    uffff😭💔💔

  • @danaitgrmay3240
    @danaitgrmay3240 ปีที่แล้ว +2

    Ufff anbiekumuna ko nice job

  • @lettyabrha9491
    @lettyabrha9491 ปีที่แล้ว +1

    MERRY CHRISTMAS 🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 ปีที่แล้ว +3

    እዚ text ትጸሓሕፍዎ ልክዕ ከም ሰሌዳ ብጉርሽ ግበርዎ ንመጻኢ መቸም ተረዲኢኹምኒ ክትኮኑ ተስፋ እገብር

  • @teklezemicheal7816
    @teklezemicheal7816 ปีที่แล้ว +2

    Noooooo noooo ya feqrat sebat alna libna ay tisbruna 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @amenkflesus1190
    @amenkflesus1190 ปีที่แล้ว +6

    ብዙሓት ሰባት ብኻ ተሪፋትና እንታይ ዓይነት ፊልሚ'ያ ትብሉ ኣለኹም ንዝኾነ ነገር ከም ከም ኣረዳድኣኻ እዩ

  • @aemeromedia
    @aemeromedia ปีที่แล้ว +1

    awesome post!
    💪

  • @missiezerom9407
    @missiezerom9407 ปีที่แล้ว

    Qexlwo part 2 please 🥺❤️❤️❤️

  • @milenyomeyasu8130
    @milenyomeyasu8130 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ብልጽቲ ፊልሚ 100%

    • @Danitesentertainment
      @Danitesentertainment ปีที่แล้ว

      Pls Subscribe hagzeni wedi abeyti

    • @milenyomeyasu8130
      @milenyomeyasu8130 ปีที่แล้ว +1

      @@Danitesentertainment ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን እሺ

  • @Fikrehager
    @Fikrehager ปีที่แล้ว +2

    The movie was good, but the girl should not have died. I also wish you guys didn’t show the medication.
    You never know who is watching and what the person watching is going through. This could have ended much better if he had married her and been a great family man for the girls.

  • @bereketamharaybereketamhar3135
    @bereketamharaybereketamhar3135 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @haileabhabtezion6592
    @haileabhabtezion6592 ปีที่แล้ว

    Good works hope you contineu such interestlng movies

  • @danielteklemariam7421
    @danielteklemariam7421 ปีที่แล้ว +5

    ኣቱም ሰባት ንመንታይ መወዳእትኡ ሞት ምኾን ተመሪጹ ንዑ እባ ሕብረተሰብ ንምምሃር ስርሑ።
    ሕራይ ሕጸስ ፈሪሱ ከም ባህልና መሰረት ንዓኣ ንምነታይ ካልእ ሚላ ኣይመሃዘላን ማለተይ ወይ ድያቆን ከም ትላለ ወይ ደማ ናይ ምሁር ማለት ናይ ኣእምሮ ክኢላ ገለ ሂወት ምቕጻል እንበር ምካልእ ዝመውት ዘሎ ኣይ ማከለን ጽቡቅ ፕሎት መወዳእትኡ ይባላሾ ናተይ ርኢቶ ዩ ።
    ግን ደሃን 50% ንዝመጽእ ንክትሓስብሉ ኢለየ።
    ዝሓለፈ ዝተሰርሐት ከይደልካ ትብል ፊልም ከምዚኣ ብሞት ተወዲኣ ንደቅንስትዮና ዝምህር እንተኾነ ተጠንቀቅሊ

  • @helengebrhiwet4060
    @helengebrhiwet4060 ปีที่แล้ว +3

    🥰🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕💕💕💋💋💋💋💞💞💞💞💓💓💓💗💗💗💖💖💖💥💥💥💥💥💫💫💫💫💯💯💯💯❤❤❤❤❤🤍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mhretmhret270
    @mhretmhret270 ปีที่แล้ว +6

    ምጅማር እምበር ምውዳእ ዘይትኽእሉ🤔🤔

  • @TsritigalAtsbiTIGRAY
    @TsritigalAtsbiTIGRAY 9 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍፍፍፍ 🥺💔💔🖤🖤🖤

  • @alxandertekle2008
    @alxandertekle2008 ปีที่แล้ว

    Best film

  • @Haniyotuber
    @Haniyotuber ปีที่แล้ว +1

    Kulu nebsa hazen 😢❤

  • @bini273
    @bini273 ปีที่แล้ว

    yoni jgna btaimi xbuqi srah pls part 2

  • @barbatv2604
    @barbatv2604 ปีที่แล้ว +1

    Nice filmm

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ዛንታ መሳጢት ኔራ ግን ብሞት ናይታ ሂሮ ክትዛዘም ኣይግባእን እዩ። ኩሉ ግዜ ኣብ መዛዘሚ ዛንታ ሓደ ርዞልሸን Resolution ወይ ፍታሕ ናይቲ ተጋድሎ ክህሉ ይግባእ። ኣቤል በተሓሳስብኡ ምቅያሩ ጽቡቕ እኳ እንተኾነ ሳብሪን ግን ከም ሂሮ ወይ ቀንዲ ጠባይ መጠን ብዙሕ ተጋዲላ ምእንቲ ክትዕወት ካብ ኣፍ ሞት ክትወጽእ ኔርዋ ወይ ክትድሕን ኔርዋ። ከምዚ ምዝኸውን እዩ ካኣ ሓደ ዛንታ ንተኻታተልቲ Audience ናይ ስምዒት ርውየት ዝፈጥረሎም። ሲልቫና ከም ተጻባኢት ወይ Antagonist መጠን ጽቡቕ ሰሪሓ ግን ምስ ኣቤል ምሕዝነት ጥራይ ድዩ ዘለዋ ዋላ ፍቅሪ ንጹር ኣይኮነን ግን ኑጹር ክኸውን ኔርዎ። ሲልቫና ውን እንተተፍቅሮ ዝሓሸ ምኾነ ምኽንያቱ ነቲ ናይ Antagonist ወይ ምጽባእ ተበግሶታት ሳብሪን ብዕላማ ምኾነ።
    HDMONA NEBARIT

    • @yonasmengsteab3196
      @yonasmengsteab3196 ปีที่แล้ว

      Hakika nerka mharit kitkewn Gin kemziu xbuk perkes hiwet kulif wn alo araki zeyblka msnebsika zebas gzea

    • @kidanemariameyob8752
      @kidanemariameyob8752 ปีที่แล้ว

      @@yonasmengsteab3196 ሓደ ዛንታ ክንጽሕፍ ከለና ኮ ንሕብረተሰብ እንዳዛናጋዕካ ምምሃርን ኣታሓሳስብኡ ወይ ስነ ልቦናኡ ምቅያርን እየ። በዛ ዛንታ ካኣ ነዘን ተማሃሮ ደቅና ፍቅሪ ምስ ዘይሰልጠን ከምዚ ዓይነት ስጉምቲ ክወስዳ ውን ይኽእላ እየን ስለዚ እዮም ካኣ ኣብ መዛዘሚ ናይ ሓደ ዛንታ Resolution ወይ ፍታሕ ክህሉ ኣለዎ ዝብሉ መምሃራን ናይ ኣጻሓሕፋ ዛንታ።

  • @dawitsium4402
    @dawitsium4402 ปีที่แล้ว

    Perfect

  • @kubromgebreselase5388
    @kubromgebreselase5388 ปีที่แล้ว +1

    Selam selam einka dihan mexakum

  • @habentesfamariam6751
    @habentesfamariam6751 ปีที่แล้ว +1

    Sabrn ktmewit yeblan bejakum part2 knxbeyekum ena deki Er halalat

  • @tesfalemokbu880
    @tesfalemokbu880 ปีที่แล้ว +1

    Saket eyom eziom ajmirom zwkolfu

  • @edon7537
    @edon7537 ปีที่แล้ว

    አፈ ብ ክያት መተ ሪእሰይ 💔😰😭😭😭😭

  • @snitmichael6040
    @snitmichael6040 ปีที่แล้ว +3

    እንታይ ዓይነት ኣፈጻጽማ ኢዩ ወደይ እዚ ጽቡቕ ጸኒሕካ ፋሕ የብልዎ

  • @nebaytedros1742
    @nebaytedros1742 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @hehehjejeue8907
    @hehehjejeue8907 ปีที่แล้ว +1

    እፍፍፍፍፍፍ😭😭😭

  • @fyry8692
    @fyry8692 ปีที่แล้ว +1

    ኣረ እፍፍፍ😘❤😭

  • @amanielloveali8051
    @amanielloveali8051 ปีที่แล้ว

    100%👍👍👍👍👍👍👍

  • @henokhabte9511
    @henokhabte9511 ปีที่แล้ว +1

    Bae ata entay eu ezi kulu filmtat mewedaetiu zeyxibik zelo do bi hilmi eye zeriyo zeleku bae

  • @jossilove2228
    @jossilove2228 6 หลายเดือนก่อน

    Ending 💔

  • @debesaynerea7584
    @debesaynerea7584 ปีที่แล้ว +3

    ክትመውት ኣይ ነበራን ኣብ መወዳአታ ጸይቅኩም

  • @edueduna4508
    @edueduna4508 ปีที่แล้ว

    It's too late😥😥abii.... anyways xbqti film ya... keep up the good work

  • @betelihemsolomon2789
    @betelihemsolomon2789 ปีที่แล้ว +6

    Kkkkk እዛ ሳብሪን ደስ ክትብለካ ምሽ መኽሰብ

  • @Rozilove-w7u
    @Rozilove-w7u 8 หลายเดือนก่อน

    😢💔

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት ปีที่แล้ว

    Good short movie 🎥

  • @dallastesfalem562
    @dallastesfalem562 ปีที่แล้ว +1

    Oh my god very sad

  • @nastenetsolomon5307
    @nastenetsolomon5307 ปีที่แล้ว

    Part 2 bejakumo amexulena💔😭

  • @ሶል-መ8ሠ
    @ሶል-መ8ሠ 9 หลายเดือนก่อน

    😢❤

  • @siemnatey7086
    @siemnatey7086 ปีที่แล้ว +2

    Finishing zero 💔

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 ปีที่แล้ว

    መወዳእታኣ ኣይግድን ኬፍ ኣይሃበትንን ፡ ምስ ኣርእስታ " ኣፍቂርካ ከኣሎ " ትብል ምስ ኣስተዉዓልኩላ ግን ዓጊበ ።

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose ปีที่แล้ว

    Ohh so sadly 😢

  • @yolandaghebre8494
    @yolandaghebre8494 ปีที่แล้ว +1

    I am so mad at this movie. Honestly some thing like that should be banned from releasing. Ewae why should most of our movies ends up in suicide. This is teaching the new generation to lose hope in life. My God so disappointed