መሪሕነት ወያነ ኣበይ ገጾም ኢዮም? ኣዳላውን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 14

  • @satrebsahil5090
    @satrebsahil5090 4 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር ኣቦና ቀለታ ኪዳነ ከም ወትሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @abielvaccero8944
    @abielvaccero8944 4 ปีที่แล้ว +1

    Good message thank you 🙏🏿 keep it your good work 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾.

  • @zereelyas4501
    @zereelyas4501 4 ปีที่แล้ว +2

    Ato Kelete i like you Gott bless you keep going don't Stop it Good luck for ever to you. 👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏

  • @alemazeysu1156
    @alemazeysu1156 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank ayana.dad good job gad bless you jagna

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣያ ቃለታ እንቋዕ ደሃይካ ክንሰምዕ ከኣልና: ማዕዳኻን ርኢቶኻን ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ንብሙሉኡ ደላይ ፍትሒ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ደፋኢ ሓይሊ ስለ ዝኾነ ደሃይካ ኣይተሓባኣና::

  • @kenangehrmay4586
    @kenangehrmay4586 4 ปีที่แล้ว

    Yes it's true god bless you thank you

  • @tmnitmewael1286
    @tmnitmewael1286 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ እድዩ እቲ ምልእክቲ ግን ከም ዝመስሊ እዚ ሱሱዕ ጠባር ጻድቃን ኣባል ሕወሓት ኣይኮነን ካብ ወያነ ካብ ዝስጎግ ነዊሕ ጌሩ ኣሎ፡ መለስ ሰጉጉዎ ኔሩ እዩ፡ ዳርጋ 18 ዓመት ይገብር ካብ ወያነ ካብ ዝወጽእ

  • @zecliffleaf2257
    @zecliffleaf2257 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣንታ ኣረጊት ወይጦ ኣይትሓፍርን ከማን ናብቲ ደመኛ ጸላኢና ዝኾነ ወያነ እንዳተማላለስካ ወያነ ንኤረትራ ወሪሩ መንግስቲ ቀይሩ ንዓኻትኩም ኮፍ ኣቢሉ ከደምቱ ክገብረኩም ትልምኑ ከምዝነበርኩም ኣፍካ መሊእካ ክትዛረብ እቲ ናይ ጻድቃን ምዝራብ ኣይኮነን ዘዛርበካ ዘሎ እሱድኣ ሕጂ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ቀደሙ እንድዩ ከምኡ ዝብል ዘዛርበካ ዘሎ ካብ ቀደም ኣትሒዙ ህዝብን መንግስትን ኤረትራ ዝፈልጦ ናይ ጃንዳ ወያነ ሕቡእ ኣጀንዳ ጻድቃን ብምውጽኡ ነቶም ምስኦም ትተሓባበሩ ወይጦታት እውን ስለዘጋለጸኩም ኢኻ፡ ነዚ ንሱ ተዛረቦ ኣብ ተግባር ንምፍጻም እኮ እዚ ንስኻ ትኾሓሕሎ ዘለኻ ወያነን ህዝቢ ትግራይን ዓሰብ ንምሓዝ ብግንባር ቡሬ ውግእ ከፊቶመ ብጀግንነትን ብመስዋእቲን ብሉጻት ደቂ ኤረትራ በርዒኑ ተሪፉ እዩ ፡ ህዝቢ ኤረትራ ፈታዊኡን ጸላኢኡን ኣዳዕዲዑ ስለዝፈልጥ ንስኻ ክትነግሮ ኣይጽበይንዩ ትግራይ ሩጉማት ጎረቤት እንበር የሕዋትና ኣይኮኑን ኮይኖምውን ኣይፈልጡንዮም።

  • @gergistesfai3024
    @gergistesfai3024 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣቶ ዕባይ ሳሕል ትብል ኣለኻ ስምካ ብምሕባእ ኣቶ ቀለታ ኩሉ እቲ ዝተጝዕዞ ገሊጹ አና ነገረካ ንዝገበርዎ ኣብ ክንዲ ተመስግን ክትዝልፎ ምፍታንካ ኣታዐባብያኻ ዝበደለካ ትመስል ኣለኻ ዕባይ ሳሕልሲ ከምዚ ዝአመሰለ የምሮ የብሎምን ስምካ ነጊርካ መልስ።

  • @biniam5667
    @biniam5667 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣናታ ኣርጊት ሃላይ
    ስቅ ኢልካ ጥሮታኻ ብልዕ ኢኻ።
    ቀለተ ኪደነ ንስኻ ናብ መቀለ ትማላለስ ዝነብርካ ኢኻ።
    ሕጂ ከም ንፍሒቶ ግምጥል ግምጥል ኣይትብል።
    Game over.

  • @zecliffleaf2257
    @zecliffleaf2257 4 ปีที่แล้ว

    እዚ ኣረጊት ሰብኣይ ወያነ ድዩ ዋላስ ሉኡኽ ወያነ ብልጽግና ዝብሃል ዘይሕጋዊ ፓርቲ ይብል ኣሎ መኒኻ ንስኻ ተበልዎስ መን ይብል