"ዘይዛሪ ንብዓት በዓልቲ ክልተ ፆታ ምስኪን!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 3.8K

  • @nazreyetberhane9219
    @nazreyetberhane9219 2 หลายเดือนก่อน +43

    ኣጀኪ ሓብተይ እግዝኣቢሄር ክምሕረኪዩ ሓዳርኪ ገርኪ ውላድ ይፍጠረልኪ❤🇪🇷🇪

  • @luwamyemane5827
    @luwamyemane5827 2 หลายเดือนก่อน +65

    ድንግል ኣደይ ማርያም ምሳኺ ትኹን 🙏🇪🇷

  • @JuromAnday
    @JuromAnday 2 หลายเดือนก่อน +33

    ኣጆኪ ሓብተይ መዓረይ እመብርሃን ትኩን ምሳኪ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MieriAraya
    @MieriAraya 2 หลายเดือนก่อน +277

    ድሒንኪ ውላድኪ የርእየኒ መድሃኒ ኣለም ኣቦይ 🙏🥲🥲🥲

  • @FanielghirmayFaniel
    @FanielghirmayFaniel 2 หลายเดือนก่อน +197

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ቁዱስ ሚካኤል ካብቲ ዘለኽዮ መዋጽኦ የገላግለኪ ተስፋ ኣይ ትኩረጽ 😢😢 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Berihu-d3n
    @Berihu-d3n 2 หลายเดือนก่อน +13

    ኣጆኺ ዛሓፍተይ ባዓልቲ ተስፋን ሓቦን ኢኺሞ ባሓይሊ ፈጣሪ ምስ ሙሉእ ጥዕናኽን ዉላድክን ንሪኤኪ ርሑቕ ኣይክኸዉንን ዩሞ ልዑል ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን !!!

  • @mtesfay739
    @mtesfay739 2 หลายเดือนก่อน +995

    ኤርትራዊ እየ በጃኻ ተለፎና ጽሓፉለይ ብምሉእ ዓቅመይ ክሕግዛየ ።ብሓቂ ጅግና ጓለንስተይቲያ ተቢዓ ንሽግራ ምንጋራ ናይ ኩሉና ጅግናያ ኣጆኪ ኣለናልኪ ዝሓፍተይ።

    • @loveloveslove729
      @loveloveslove729 2 หลายเดือนก่อน +15

      እማን በልካ።

    • @binast6795
      @binast6795 2 หลายเดือนก่อน +14

      እበ መወደእታ እለካ

    • @SelamAngosom
      @SelamAngosom 2 หลายเดือนก่อน +12

      Amlak yhagzka marey

    • @Tamagn12hun
      @Tamagn12hun 2 หลายเดือนก่อน +10

      Tebarek kbur haw

    • @selamyemane5162
      @selamyemane5162 2 หลายเดือนก่อน +9

      Kid dmsus agame sahsah nskas Eritreawi qondaf agame

  • @sabateklay4890
    @sabateklay4890 2 หลายเดือนก่อน +399

    ሽኮሪና ጽብቕቲ ሓፍተይ ዋይ ቲ ጽንዓትኪ እንቅዋዕ ኣብ ሚዲያ ወጻኺ ኩላትና ብዓቕምና ክንሕግዘኪ እና ኣጆኺ ማዓረይ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ደስታ-ፃዲቅ
      @ደስታ-ፃዲቅ 2 หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤❤

    • @Samsunga15-u4k
      @Samsunga15-u4k 2 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤

    • @Ggff-m5r
      @Ggff-m5r 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤🙏

    • @ElsaAlene
      @ElsaAlene 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሳቢና ትክክለኛ ሰው ተባረኪ❤❤❤❤

    • @samrihaylay6720
      @samrihaylay6720 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤

  • @selamtesfay4450
    @selamtesfay4450 2 หลายเดือนก่อน +16

    ኣቤት ጓል ትረኽቦ 😭💔
    ኣጆኺ ሓፍተይ ተሓኪምኪ ናብ ንቡር ክትምለሲ ናይ ወትሩ ትምኒተይ እዩ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ሓያል ጅግና ጓለንስተይቲ ኢኺ እዚ ከሉ ጸገም ሰጊርኪዮ 🙏

  • @solaman1400
    @solaman1400 2 หลายเดือนก่อน +776

    50 ለሚን ንሓደ ጾር እየን ንብዙሓት ግን ፈኮስቲ እየን ኣጆኪ ኩላትና ንሓግዛ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣጆኪ ፈተና ሓላፋይ እዩ ምቅርቲ ❤

    • @ክብርቲኣብርሃ
      @ክብርቲኣብርሃ 2 หลายเดือนก่อน +8

      የቀንየልና መዓረይ

    • @ሜላት-ጠ5ፀ
      @ሜላት-ጠ5ፀ 2 หลายเดือนก่อน +31

      ሓግዛ ብዓልካ ድሕገዝኡ eritrea ኣለዉና ሓንካል

    • @sophiaali3933
      @sophiaali3933 2 หลายเดือนก่อน

      @@solaman1400 ጎይት ይባርኽኩም ሰናይ ግብሪ ናይ ሕልና ዕግበት እዩ እሞ ፅቡቕ ሓሳብ

    • @agehxhdb6690
      @agehxhdb6690 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ሜላት-ጠ5ፀሓንኳል ንስካ እካ ሓገዝ ምሕጋዝ ሰብ ምኳን እዩ ኤርትራዊ ትግራዋይ አይብልን 🤮🤮

    • @muzedebesay1345
      @muzedebesay1345 2 หลายเดือนก่อน +10

      @@ሜላት-ጠ5ፀ ayyy hgdf hagez seb mukan kab tgedfu 30 amet eniho

  • @hiwotghebremichael6321
    @hiwotghebremichael6321 2 หลายเดือนก่อน +242

    ተባዕ ጋል አንስተይቲ አጆኺ አብ ጎንኺ አለና ካብ ኤርትራዊት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AkhoSara
      @AkhoSara 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @mesijfgjvjcfzf6426
      @mesijfgjvjcfzf6426 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @Trendy-nd9ho
      @Trendy-nd9ho 2 หลายเดือนก่อน +1

      ምሾዶ ?!!! ብኸመይ ነረጋግፅ ኤርትራዊ ምዃንዃ ፈሳም

    • @zaydZayd-t6y
      @zaydZayd-t6y 2 หลายเดือนก่อน

      💚

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 2 หลายเดือนก่อน

      No you are not

  • @ErnestuChecvera-v3v
    @ErnestuChecvera-v3v 2 หลายเดือนก่อน +10

    እውይ ጅግና ኢኺ ናይ ብሓቂ።ጸገምኪ ብዘይ ቀልዓለም ዝተዛረብኪ።ሕልና ዘሎዎ ጸጋ ዘሎዎ ክሕግዘኪ'ዩ።ኣጆኺ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን።

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน +152

    ዝገርም ዝሓፍትና ዝዘጋጠማ ናይ ተፈጥሮ ፀገም ናብ ፀጋ ምቅያር ይከአል ዩ ኩላትና ነሓግዛ ነበራትዓያ❤❤❤❤❤❤❤

  • @TekleabFkadu-x4p
    @TekleabFkadu-x4p 2 หลายเดือนก่อน +107

    ኣባይኪ ይንባዕ ዝሓብተይ ብሓቂ ኣምላኽ ንዝኽእል እዩ ዝፍትን ንስኺ ድማ ሓሊፍክዮ እኺ ኣጆኺ ፈጣሪ ኣይሓደገክን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

    • @thth1588
      @thth1588 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ❤❤❤❤❤

    • @Genet-qe3qj
      @Genet-qe3qj 2 หลายเดือนก่อน

      😢❤❤❤❤

  • @Fisha.yemane-27
    @Fisha.yemane-27 2 หลายเดือนก่อน +3

    ነብዕኪ ኣንብዕክና 🥲
    መግለጺ የብሉን ናትኪ ተጻዋርነት እሞ እቲ ኩሉ ዝክእል ልዑል ጎይታ ክእለትን ምሕረትን ይሃብኪ ሓብተይ🙏🇪🇷❤

  • @mosobeworqdingilmariam1990
    @mosobeworqdingilmariam1990 2 หลายเดือนก่อน +14

    ዋይ ኣነ ሓፍተይ ልዕሌኺ ነቢዐ:: ኣብ ምድሪ ጸቢባትኪ ኣላ: ንጽባሕ ግና ኣብ ጎኒ ቅዱስ ሚካኤል ደው ክትበሊ ኢኺ:: እንተደፉኡኺ ስቅ ኢለኪ ተደፍኢ: ኣይትካራኸሪ: ኣጆኺ!!!

  • @KbraWeletensay
    @KbraWeletensay 2 หลายเดือนก่อน +11

    ወይ ሓፍተይ ናተይ ዝበፀሐኪ ኩሉ አንቢዑኒ 😢 እዚ ኩሉ ምፅዋርኪ ጠንካራ ኢኪ። ፈጣሪ ድማ ታሪኪ ክቅይሮ እዩ ፅሎተይ🙏🙏🙏

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z หลายเดือนก่อน

    ዋይ ምጥካራ ብእውነት እመቤተይ ትምሓርኪ ዛሓፍተይ አጀኪ እግዚአብሔር ኩሉ ይርኢ እዩ ርግፀኛ እየ ድማ ክምሕረኪ እዩ 😢😢😢ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልኪ ጎተተዋይ አየ ሰብ ዘይምፍላጥ ሓፍትና ተበዲላ😢😢😢😢

  • @AbelAbebe-m1d
    @AbelAbebe-m1d 2 หลายเดือนก่อน +105

    ኣጆኺ መዓረይ ኣብ ጎንኺ ኣለና 🇪🇷

  • @HagosBrhane-c2u
    @HagosBrhane-c2u 2 หลายเดือนก่อน +18

    ሓይልካ ፀንቂቅካ ስራሕ ኣብዚኣ ክቡር ሓው ብጣዕሚ ኢካ ጅግና ኩሉ ኣብ ጎንካ እዩ ክሕግዛ እዩ ድማ እቲ ለዋህ በዓል ሕልና ስለዚ ንካልኣይ ግዜ ፍሽክ እንዳበለት ተሓጉሳ ከም እተምፅኣ በዓል ሙሉእ ተስፋ ኢና❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @GuDg-v8i
    @GuDg-v8i 2 หลายเดือนก่อน +16

    ዶሑንኪ ወላድኪ የርእየኒ መድሃኒ ኣለም አቦይ አይዘኪ ዝሓፍተይ😢😢😢

  • @ምልኣት-ጐ2ዠ
    @ምልኣት-ጐ2ዠ 2 หลายเดือนก่อน +52

    ጠንካራ ልብል ቃለ ኣይገልፀኪ ልዕሊ ኣእምሮይ ኢኪ ካምዚ ዓርሱ ነፃ ገይሩ ፀገሙ ልጋፈጥ ውሑድ እዩ ካብቶም ውሑዳት ሓንቲ ኢኪ ብሓቂ ። ንግስቲ ንግስቲ ጥንካረ🖤

    • @loveloveslove729
      @loveloveslove729 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣንደበት ርቱዕ፡ ልቦናኺ ይባረኽ።

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 2 หลายเดือนก่อน +217

    አጆኺ መዐር ጓለይ አምላኽና ብዙሕ ዐይነት አፈጣጥራ እዩ ዝፈጥረና ካባኺ ዝኸፍእ እውን አሎ ክልተ ሰብ ብሐንሳእ ተላጊቦም ዝፍጠሩ አለው ስለዚ ሐይሊ ግበሪ አምላኽ ምሳኺ ይኹን🇪🇷🙏✝️

    • @AkhoSara
      @AkhoSara 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @MeriGaltewahdo-h5h
      @MeriGaltewahdo-h5h 2 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርን ማዓረይ

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@AkhoSaraደምርኒ ክብረተይ ❤😊

    • @MbrakAbrhaley
      @MbrakAbrhaley 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ

  • @Weditgrniya
    @Weditgrniya 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ዝሕዝን እንታይ ዝበልዎ ግፍዒ ኢዩ ኣጆኺ ሓፍተይ ናተይ ስቓይኪ ኣብዛ ምድሪ ኮለኺ ተወዲኢሉኪ ኢዩ ኣምላኽ ንጽቡቕ ኢዩ እዚ ኹሉ መከራ እመንኒ ሓፍተይ ናተይ ኣብ ሰማይ ዝኾነ ፍርዲ የብልክን ንዘለኣለም እንዳተሓጎስኪ ክትነብሪ ኢኺ ምሕረት የውርደልኪ ምቅርቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ክንሕግዘኪ ኢና ካብ ሓውኺ ኤርትራዊ 💙💙💙💙🇪🇷🇪🇷

  • @TtTt-hz1xf
    @TtTt-hz1xf 2 หลายเดือนก่อน +14

    Biakmna kinhgza ena 😢 ajoki marey jigna eki! Bzuh shigir getmki nski jigna eki ❤ ajoki amlak msaki eu Eritrea 🇪🇷 haftki eye

  • @1peter217honourallmen
    @1peter217honourallmen 2 หลายเดือนก่อน +29

    ኡፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሓፍተይ! ኣጆኺ እቲ ምስ እዚ ኹሉ ሽግርኪ ተመስግንዮ ዘለኺ ኣምላኽ ምሳኺ ኢዩ! ካብዚ ናይ ምድሪ ህይወት ዝበልጽ ናይ ዘልኣለም ህይወት ኣዳልዩልና ስለ ዘሎ፡ በዚ ንዕኡ ተኣዚዝና ናብቲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ንኽንኣትው ዝሕግዘና ናይ ምድሪ ሽግርና ኽንጭነቕ የብልናን! ክንሕግዘኪ ኢና ብርኽቲ ሓፍትና ❤ 🇪🇷🇪🇷

  • @BrihinHabte
    @BrihinHabte 2 หลายเดือนก่อน +43

    እዋይይ ሓፍተይ ናተይ ከምዚ,ኸ ኣሎ ድዩ ወደይ ኣጆኺ ብሊ እግዝኣብሔር ኣምላኽ🙏🙏 ምሳኺ ዩ ዘሎ ኣብ,ትሕቲ ኣምላኽ ድማ ኩልና ኣብ ጎነኺ ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኣሕፎሮማዊት
    @ኣሕፎሮማዊት 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣጆኪ ዛንበይተይ እመቤት ማርያም ሓጋዚ ሰዲዳ ትዋሓስኪ ዝሓፍተይ ገና ቆልዓ እንድኪ ዘለኪ ኩሉ ሓሊፉ ኣብ ፅቡቅ ክንርአኪ ተስፊ ንገብር ፈጣሪ ታይ ይሳኣኖኖኖ

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 2 หลายเดือนก่อน +19

    ኣጆኪ ሓፍትና ሰብ ብዘይ መክንያት ኣይፍጠርን እዩ ኣጆኪ ኣምላክ ምሳኪ እዩ ምሕረት የውርደልኪ 💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @Qurari
    @Qurari 2 หลายเดือนก่อน +1

    ehi ajoki hafitey natey amelak alo mesaki🙏

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 2 หลายเดือนก่อน +47

    ቁዱስ ሚካኣየል ዋሓስ ይኩንኺ ጠንኻራ ሂዋን ኢኪ ክንሕግዘኪ ኢና ኣጆኺ ማዓረይ🙏♥️

  • @JooklGookl-i1h
    @JooklGookl-i1h 2 หลายเดือนก่อน +5

    ድሕንኺ የርእየን ወሊድኪ የነርእየኒ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፅላሌ ታውድቀልኺ ኣሜን(((3)))🤲🤲🤲🤲🤲

  • @azizatahir1735
    @azizatahir1735 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ኣብ ሕጊ ዘይፈልጡ ዓዲ ምህሌውኪ እዪ ሽግር
    ኣላህ መዊጽኦ ይፍጠረልኪ

  • @GbremeskelWelday
    @GbremeskelWelday 2 หลายเดือนก่อน +15

    ሂወት ከባድ እያ ናይ ብሓቂ ኣጆኺ መዓረይ ስብ ሕልና ኣለዉ ተቀይርኪ ክርኢ ተስፍ ይገብር

  • @سلامسلام-ن4ر
    @سلامسلام-ن4ر 2 หลายเดือนก่อน +18

    እፍፍ እፍፍፍ ሓፍተይ ማዓረይ ድንግል ማርያም ምሕረት ትልኣከልኪ😢😢😢😢 ልብካ ዝነክእ ታሪክ ኣምላክ ያሓግዝኪ ናይ ሰብ ግዝያዊ እዩ እቲ ናይ ዘላኣለም ፈጣሪ ኣለኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢

  • @Lae-um5sh
    @Lae-um5sh 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ጽንዕቲ ሓፍተይ ምቅርቲ ፍጥረት ደስ ክትብለካ መልካዓን ትብዓታን ኣጆኺ ዛሓፍተይ ኣብ ጎንኺ ኣለና እዚ ኩሉ ፈተና ንጽቡቕኪ እዩ ኣጆኺ መዓረይ ❤❤❤❤❤

  • @zingero2017
    @zingero2017 2 หลายเดือนก่อน +36

    ወይዘሪት ንግስቲ አሰፍ ከልጅነት ጀምሮ እስከ ወጣት እድሜሽ የደረሰብሽን መገለልና በአረመኔ ወታሮች የደረሠብሽ ሥቃይ እጅግ አሰቃቂ በተደጋጋሚ መደፈር
    ባለችኝ የ45%ትግርኛ እውቀቴ እንዃ አሰቅቆኛል እግዚአብሔር ጥናቱን የሰጠሽ ስለሖነ ሑሉን አሸንፈሽዋል ለወደፊትም ታሸንፊዋለሽ ኢትዮጵያ ላንቺ አገርሽ ሳትሖን ሲኦል ነው የሖነችብሽ ጥናትሽ ወደር የለውም አይዞሽ። በአማርኛም አቅርበው ከቻልክ። እስቲ እድሜሕ ይባረክ አንተም ስላቀረብካት። እናመሠግናለን።

    • @አኩስሟዊት
      @አኩስሟዊት 2 หลายเดือนก่อน +3

      በትክክል ኹሉ ዩቱበራት ተትቅርቡዋ ኹሉ መንተ ክሕግዛ😢

    • @AbebeBelay-t7l
      @AbebeBelay-t7l 2 หลายเดือนก่อน +1

      እውነት ነው መታገዝ ካለባት በአማርኛም ሆነ በሌላም የኢትዮ ቋንቋ ብትቀርብ የተሻለ ነው

  • @tesfamariamhaile4930
    @tesfamariamhaile4930 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኺ ብርኽቲ ጎይታ አየሱስ ምሳኺ አዩ ኣቦኻን ኣዴኻን ኡካ አንተ ጠንጠኑኻ ደይጥንጠን ኣምላኽ አግዚኣብሄር ክረደአኪ አዩ አንቁአ ጥራይ ብትበዓት ወጻአኪ ኣብ media

  • @sanaselamey6810
    @sanaselamey6810 2 หลายเดือนก่อน +2

    You are a very talented woman. I have never seen a talented woman like you. My girl, God has helped you. You have no such thing as a sin. There are many people who commit sins. I am happy that you came out and spoke like this, my beautiful girl❤🙏

  • @fikadutsehaye6376
    @fikadutsehaye6376 2 หลายเดือนก่อน +63

    ኡፍፍ ኣብ ድሑር ሕብረ ተሰብ፡ሃብትን ሓይልን እንተ ዘይሃልዩካ፡ከም'ዛ ሓፍትና እንዳ ተሳቃኻ ትነብር!!
    ናይ ብሓቂ ግን ብርትዕቲ ሰብ ኢያ።

    • @Lemi__21yutb
      @Lemi__21yutb 2 หลายเดือนก่อน +7

      ሓበሻ እኮ ብሃፍቲ ብቻ ዘይኮነስ ድክነት ዝሓዞ ብአታሓሳስባ ካብ ዓለም ደንቆሮን ድካን ሓበሻ ብቻ እዩ😢😢

    • @Sss-g7k9f
      @Sss-g7k9f 2 หลายเดือนก่อน

      ብትክክል😢

    • @herilove7610
      @herilove7610 2 หลายเดือนก่อน

      በትክክል

  • @user-Melat
    @user-Melat 2 หลายเดือนก่อน +28

    ሓመድ ይብልዓኒ ኣነ ምዓረይ 😢😢😢ኣጆኺ ንስኺ ጠንካራ ኢኪ ምዓረይ ኩሉ ክሕግዘኪ እዩ ኣጆኺ ደጊም ቅንዕ በሊ 🥺♥️
    ኣቱም ሕማቅ ኣተሓሳስባ ዘለኩም ግን እግዝኣብሄር ፍርዲ ይሃብኹም 👌🏿

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ❤😊

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 2 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍፍ ቃላት ስኢነልኪ ብምንታይ ክገልፀኪ ብምንታይ ከ ከድንቀኪ ታይ ለ ክፅሕ ቃላታ ስኢነልኪ ሓፍተይ ባሓቁ ተባዕ ብልፅቲ ጋል ሂዋን ኢኪ ዝሓፍተይ ንዝበፀሐኪ ፀገምን ፈተናን ከይተበርከኪ ኣብዚ ደረጃ ምብፃሕኪ ኣድኑቀኪ ከዚ እዉን ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኪ እግዚእብሔር ኣምላክ ምስ ዉፃዓት እዩ ንስኪ ንፅህቲ ኢኪ ንፅህቲ ከም ማይ ንጎሆ ኢኪ ዝሓፍተይ በዘለኪ ከልተ ፆታ እዉን እግዚእብሔር ኣምላካ ዛሃበኪ ፀጋን ህያብን እምበር እግዚእብሔር ኣምላክ ፍፅም ኣብ ስሩሑ ኣይጋገን ጉሩምን ዘደንቅን እዩ ስሩሑ እና ብዘለኪ ክልተ ፆታ ርእሰኪ ከይትድንኒ ብዝበፀሐኪ ፈተነ ከስካብ ከዚ እዉን ትፍተኒ ኣለኪ ኣዞኪ ንሰናይኪ ንፅብቅኪ እዪ እግዚእብሕር ኣምላክ ንዝፈተዎ እዩ ዝፍትን ርግጠኛ እዩ ንዝኩሉ ፈተነ ሓሊፍኪ ፅባሕ ንጎሆ ከም ፃሓይ ክትደምቂ ኢኪ ኣሹዑ ስራሕ እግዚእብሔር ክሪኢዮ ኢኪ ዝሓፍተይ ኣና ኣዞኪ ኩሉ ሓሊፊ ፅባሕ ንጎሆ ኩሉ ሂወትኪ ተስተካኪሉ ከምቲ ትምነዮ ትብህግዮ ሂወት ከምተን ሂዋናት ወሊድኪ ዘሚድኪ ደሚቅኪ ከምትረይ ባዓልቲ ሙልእ ተስፋ እየ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ዝሓፍተይ❤️🙏

  • @RespectGOd-bx7tj
    @RespectGOd-bx7tj 2 หลายเดือนก่อน +5

    ጸገም እታ ሳምራዊት ሰበይቲ ዝርኣየ ኣምላክ ንዓኪ ድማ ብረዲአቱ ይብጻሕኪ ሓብተይ

  • @FtmFtm-r1p
    @FtmFtm-r1p 2 หลายเดือนก่อน +12

    ኣጆኪ ክብርቲ ሓብቲ ኩሉ ናይ ዓለም ነገር ሓላፋይ ዩ ታ ናይ ዘላኣለም ሂወት ናትኪ ያ ሞ ተስፋ ኣይ ትቁረጺ።

  • @bisratefrme6226
    @bisratefrme6226 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣባይኪ ሓፍተይ ምዓረይ ኩሉ ዘይሰኣኖ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ናይ ሰብ ደኣ ዘሕሰረካ እንበር ጽቡቅ ዝገብር የለን ናይ ሰብ ዘረባ እዝኒ ኣይ ትሃብዮ ኣጆኪ ምዓረይ❤❤❤

  • @gbximucht2376
    @gbximucht2376 2 หลายเดือนก่อน +209

    ሽኮሪና ሓፈተይ ኣጀኪ ክንሕግዘኪ እና ❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ElsaAlene
      @ElsaAlene 2 หลายเดือนก่อน +4

      ተባረክ/ኪ❤❤❤

    • @Seni1484
      @Seni1484 2 หลายเดือนก่อน +4

      የክብርካ/ኪ ሓወይ/ሓፍተይ

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 2 หลายเดือนก่อน +3

      God bless you

    • @heriefi3178
      @heriefi3178 2 หลายเดือนก่อน +1

      Mekeret haftey tebareki

    • @mesijfgjvjcfzf6426
      @mesijfgjvjcfzf6426 2 หลายเดือนก่อน +1

      ተባረክ/ኪ❤❤❤

  • @ፍቅሪስኒት
    @ፍቅሪስኒት 2 หลายเดือนก่อน +52

    ብፍጣሪ እንበር ብሰብ ጽብቅ የለን ከማኺ ጅግና ጋል ኣንሰቲ የላን ኣራኣያ ደቂ ኣንስትዮ ኢኺ ዝሓፍተይ ፍጣሪ ዝሓዘልኪ ኣለዎ እንበር ክድዚ ፍተነ ተራኣዮ ኣይፈልጥን ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ኣብ ጎኒኺ ኣለና ክልና ንሓግዛ ይሕወተይ ሕክምና ክትረአይ ኣለዋ ኣጆኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HiwotAndehaymanot
    @HiwotAndehaymanot หลายเดือนก่อน +1

    I’m Eritrean and I’m praying for you God bless you in Jesus Christ name Amen 🙏

  • @TDFTDF-s6p
    @TDFTDF-s6p 2 หลายเดือนก่อน +14

    ፈጣሪ ብሓቂ ተኣማሚንልኪ እዩ ክንድዚ ፈተና ናይ ባሓቂ ጅግና

  • @TV-ij5cs
    @TV-ij5cs 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኺ ንግስቲ ሓፍተይ እግዛቢሄር ንዝፈትዎ ኢዩ ዝፍትኖ ናዓኺ'ካ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዛቢሄር ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ምሳኺ ኢዩ እሞ ኣብ ጎንኺ ኣለና ካብ ኤርትራዊ ሓውኺ ካብዚ ዘለኽዮ ሓዊኺ ፈረ ማህጸንኪ እትርኢሉ ቀረባ ኢዩ እሞ ኣቲ ኩሉ ዘይሳኣኖ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ክብርን ምስጋናን ንዑዑ ይኹኖ ኣሜን

  • @Yordanosokbazghi
    @Yordanosokbazghi 2 หลายเดือนก่อน +2

    አጆኺ ጅግና ሐፍትና ነዚ ኩሉ ሕማቅ ተግባራት ብትብዓት ከምዚ ገይርኪ ምግላጽኪ ምልክት ብቅዓትኪ ን ብልሕኽን አየ አሞ ነቲ አትምነይዮ ረኪብኪ ብሰላሞ የንብርኪ

  • @iffk7994
    @iffk7994 2 หลายเดือนก่อน +144

    አፍፍፍ አጀኪ ዝሓፍተይ እመብርሃን ትምሓርኪ ጠንካራ እኪ ክሉ ኪኢልኪ ትከዲ

    • @gidaytemesgen7574
      @gidaytemesgen7574 2 หลายเดือนก่อน +1

      😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤

    • @KahsayLewute
      @KahsayLewute 2 หลายเดือนก่อน

      Gg

    • @KahsayLewute
      @KahsayLewute 2 หลายเดือนก่อน

      Gidayte temesgen endyet neh bthbo hasab harif new wendmye bejaka nay shishay weres slki lakley ebak

  • @መቅዲዮቱብ-ከ7ኀ
    @መቅዲዮቱብ-ከ7ኀ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኪ ማዓረይ ብፀጋ ተቀበልዩ ድቅሰባት ዳኣ ዝብላዕ እምበር ዝፅወ እኳ ኣይስእንን ድርኡ ፅብቅተይ ክንደይ ከ ትፅብቅ እያ ጓለይ ባዓልቲ በሊሕ ኣእምሮ ኢኪ ወለላይ እና ኣጆኪ ውላድኪ የርእየና ፈጣሪ

  • @diallosamrawit6996
    @diallosamrawit6996 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amelake zegemeki yerayelki

  • @የቅዱስሚካኤልልች
    @የቅዱስሚካኤልልች 2 หลายเดือนก่อน +61

    ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ማንጾሎት ተሓጸቢ መኣረይ ኣጀኪ

    • @cookingwithmary1641
      @cookingwithmary1641 2 หลายเดือนก่อน

      ማይጨሎት ኣይጠቅምን እዮ ሀለዉ ለዉ ኣይትበል😏 ኣምላኽ፣ማይጨሎት፣ጾም፣መላኣኽቲ ዘምልኽ፣ሕብረተሰብ እኳ እዮ እዚ ዀሉ ስቓይ ዘዉረዱላ፣ንክንደይ ደቀ ኣንስትዮ፣ መከራ ዘብጽሑለን ፀለዉ፣ኮንቱ እምነት።

    • @AaAs-ns7sx
      @AaAs-ns7sx 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@cookingwithmary1641 ዋይ ብስም ሰላስየ ከመይ ማለቲ እዩ ኮንቲ እምነቲ 😥
      ፀበል እዩኮ ንኩሉ ዝምሕርን ዝፍዉስን 🙏

  • @Natanemyoutub
    @Natanemyoutub 2 หลายเดือนก่อน +171

    ስልካ ተልዩ ሃበና ብዝካኣልናዮ ክንሕግዛ ኣባይኪ ጋልነይ😭😭😭

    • @SelamMeles-lt8lz
      @SelamMeles-lt8lz 2 หลายเดือนก่อน +7

      ስልካ አፍቲ ናይ መወዳታ ቪዲዮ አሎ 🙏

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ አምላኩ ኩሉ ግፍዕኪ ሪኡ ፈረ ፃምእኪ ነርኢኪ ኩሉ ዘይሳአኖ ፈጣሪ ሰቦኤ አቲኪ ገዳም ከይድኪ ብፆሎት አቦታት ታአምር ክረአ ይክእል እዩ አምላክ ተመስገን ኢልኪ ዉልድ የርእየና

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 2 หลายเดือนก่อน +12

    ኣምላክ ምሕረት የወረድኪ ለዋህ ሓፍተይ ዲሒንኪ ወላድኪ የሪአና🥺🥺🥺💒👈🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @rezeneselomun6755
    @rezeneselomun6755 2 หลายเดือนก่อน +102

    ከማኪ ሓያል ሰብ ሪአ ኣይ ፈልጥን ኣጆኪ ሓደ ማዓልቲ ኣክሊል ሩፉታ ክደፍኢ ኢኪ ❤❤❤❤።

    • @Fanatigray
      @Fanatigray 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @KerenDedah-l8m
    @KerenDedah-l8m หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይምሃርኪ

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 2 หลายเดือนก่อน +247

    ማዓረይ አጆኪ ወዮ ኢኮኖሚ ይሓትት እዩ እምበር ከማኪ ናይተፈጥሮ ፀገም ዘለዋ አብዚ 4 ወርሒ ውሽጢ አብ አዲስ አበባ እትርከብ ንእስቲ ብወገና ታሓጊዛ ናብ ወፃኢ ዓዲ ከይዳ ብሰርጀሪ ተስተካኪሉላ እዩ ሕዚ አብ ፅቡቅ ሓዳራ አላ ሰለዚ አጆኪ እግዚአብሔር ነቲ ናታ ዕዱል ክህበኪ ይምነየልኪ ዝሓፍተይ ።

    • @yohansberihu4322
      @yohansberihu4322 2 หลายเดือนก่อน +7

      ከመይ ትሕገዝ

    • @ባጡነኝቀባጥዋ
      @ባጡነኝቀባጥዋ 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣበት ማሓረኒ ካዉዙይ😢😢😢

    • @ራየተይት
      @ራየተይት 2 หลายเดือนก่อน +5

      ከለኣነ ርእየያ ነይሪ

    • @youtubyoutub5709
      @youtubyoutub5709 2 หลายเดือนก่อน +2

      እወ ተሓኪማ መፅያ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน +2

      Wye weladi ewin yedalu misti xegema helfi zegbea 😭😭😭😭😭😭

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bf 2 หลายเดือนก่อน +35

    ክሰምዖ ምውዳእ ዝአበየንስ እዚ ኩሉ መከራ በጺሕዋ ፀይራ ብድፍረት ናብ ሚድያ ብምቅራባ ፅንዓታ ከየደነቅዋ አይሓልፍን አሕዋት ከምቲ ዝተለመደ አጆኺ ንበላ አጆኺ ዝሓፍተይ መከራኺ በዚሑ'በር ተፈጥሮኺ ኖርማል'የ

  • @MuchotMuchot-n9j
    @MuchotMuchot-n9j 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሐሽኪ ኣብ ፁቡቅ ደርጃ በፂሕኪ ኪሪእኪ ብተስፋ ይፅበ ወለላይ ኣይዘኪ ፈጣሪ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ሳሓቅኪ እና ዉላድኪ የርእየኒ🤲🤲🤲🤲😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abebakasa349
    @abebakasa349 2 หลายเดือนก่อน +10

    ንኪሊ ግዜ ኣለዎ እዩ ናብ ምድያ ምውፃኣኪ ባኣምላክ ፈቂድው ይኮን ማዓረይ😢😢😢😢😢😢

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 2 หลายเดือนก่อน +381

    መቀለ ትምፃእ ንሓግዛ ገዛ ኽራይ ንኸፍለላ እና

    • @FreHailu-v8c
      @FreHailu-v8c 2 หลายเดือนก่อน +8

      Fetar yihgzka maerey😘

    • @romanroman2419
      @romanroman2419 2 หลายเดือนก่อน +4

      ኣምላኽ ይሓግዝካ ሓወይ🙏🤲🙏

    • @አኩስሟዊት
      @አኩስሟዊት 2 หลายเดือนก่อน +4

      አምላክ ይሓግዝኻ🙏

    • @your2323
      @your2323 2 หลายเดือนก่อน +4

      ክብረት ይሃብካ ሓወይ🙏

    • @BkHk-r2n
      @BkHk-r2n 2 หลายเดือนก่อน +4

      ሙሉ ጎደላ ዘይብሉ ይሃብካ

  • @fettrty
    @fettrty 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ምዓረይ❤❤❤❤❤

  • @kidu-t6x
    @kidu-t6x 2 หลายเดือนก่อน +118

    ከማኣ ዝበለት ነይራ ተሓኪማ ሰለስተ ዓርባዕተ ወሊዲ እንያ እና ክትሕከም እነሒግዚ🙏

    • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
      @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 2 หลายเดือนก่อน +3

      ብሓቂ ድኪ ኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ ወሊዳ ናብ ምሕቃፍ የብቅዓያ ዛሓፍትና እዉን

    • @ሂወትርብዒክፍለዘበን
      @ሂወትርብዒክፍለዘበን 2 หลายเดือนก่อน

      እወ ኣብ አዲስ አበባ ሎሚ ዓመት ትሓኪማ ኣላ ​@@ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ

  • @zaydZayd-t6y
    @zaydZayd-t6y 2 หลายเดือนก่อน +4

    ንእግዚኣብሄር ብዝሃበካ ተመስገን ምባል ኣባኪ ሪአዮ ኣቤት ጥንካሬ ኣቤት ሞራል ምሕረት ይልኣከልኪ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ❤

  • @Selam-sv9id
    @Selam-sv9id 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eway haftey egziabiher amlak mhret ywurdelki ajoki jgna eki❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @ኤሪStreetmedia
    @ኤሪStreetmedia 2 หลายเดือนก่อน +49

    ጽብቅቲ ሓፍትና ኣጆኪ ኣዚ ሕጂ ዘሎ ጸገም ታሪክ ክከውን እዩ ቅዱስ ሚካኤል ይሓግዝኪ

  • @samielbe5275
    @samielbe5275 2 หลายเดือนก่อน +22

    ሓፍተይ ኣጆኺ ኣነ ብዓቅመይ ክሕግዝ የ። ቡዙሕ ተማሂረ ካባኪ፥ good job Plot Media!!🇪🇷🇨🇭🌿💙

  • @RahelGoitom-h9b
    @RahelGoitom-h9b 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoki hafty kulu mewdata alowo anbsa eki really jegna gul amelak mehrt yewrleki hasbe lebki yesmrleke

  • @Msgnagebrelibanos
    @Msgnagebrelibanos 2 หลายเดือนก่อน +22

    ወላዲ ኩሉ ግዘ ምስጢር ውላዱ ዘይሓብእ እንተኮይኑ ንዘይረብሕ ሓደጋ እዩ ዘገልፀካ።ንስኪ ግን ርግፀኛ ናይ እግዚአብሄር መልእክተኛ ኢኪ፤ ኣጆኪ ኣጆኪ

  • @HagosTesfay-d2u
    @HagosTesfay-d2u 2 หลายเดือนก่อน +5

    😢 ፈጣሪ ካብዚ ኩሉ ፀገም ባዕሉ የወፀአኪ ሓፈተይ ኩሉ ፀገማትኪ ሓልፉ ስሩዑ ሂወትኪ ተመርሕሉ ወላድኪ ሓቅፊኪ የርአኪ 🙏🙏🙏🙏 ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ እና ሓፈተይ💞

  • @LuwamBerhe-md1hz
    @LuwamBerhe-md1hz 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak mhret yewrdelki kabzi zelekyo yewxeki

  • @jfttrt1275
    @jfttrt1275 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሓፋተይ ሓዊኺ ወሊድኪ የሪአና🙏🤲🤲🤲

  • @miriamrussom9404
    @miriamrussom9404 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ሓብተይ መዓረይ እመብርሃን ትኩን ምሳኪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @danayitkbrom9307
    @danayitkbrom9307 2 หลายเดือนก่อน +11

    መዓረይ እዚ ኩሉ ሽግር ሓሊፍኪ ማርያምን ኣነስ ክሰምዖ ከማን ምፃሩ ሲኢነይ ብጣዕሚ ሓዚነይ ኣምላክ ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ😢😢😢😢

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 หลายเดือนก่อน +19

    ስለ ዘቕረብካያ ዕድመ ይሃብካ ሓዉና ጋዜጤኛ ሽሻይ ።

  • @yonnaskahsai-hk8rh
    @yonnaskahsai-hk8rh 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ ታሪኽ ንግስቲ ከም ሽምኪ ንግስቲ ኢኺ ነዚ ኹሉ ሽግርን ግፍዕን ተጻዊራ ብትብዓት ታሪኻን ሽግር ናይ ብዙሓት ኣሓትን ከተካፍለና ብምኽኣላ ብዙሕ ክብሪ ኣለኒ ።
    እግዚኣብሄርውን ይርእየኪ ኣሎ እሞ ኣጆኺ በርትዒ ክብለኪ ይደሊ
    ጎይታ እየሱስ የፍቅረኪ እዩ ።

  • @MeryGB
    @MeryGB 2 หลายเดือนก่อน +20

    ማዓረይ ኣጆኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ህዝብኪ ሓግዙኒ እልኪ ክትሕገዚ ኢኪ ብሕክምና ክትድሕኒ ትክእሊ ኢኪ😔
    ከም ሓንቲ መአረምታ ኢለ ዝሓስባ ግን ገፃ ክትሽፍና ነይሩካ ዝሓወይ ናሓበሻና ነገር ተሓኪምካ ምስ ጠዐካ ለ ንቆስልካ ናለዐለ ስለ ዝጎደአካ ንዳሓር ተፅዕኖ ከየምፀአላ ብዝብል እየ😔🙏

    • @brktiTeklemaryam
      @brktiTeklemaryam 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ብመልሓስና ሰብ ንቐትል በቃ ከማና ኣማኒ እግዚኣቢሄር ዘየለስ መሊስና ኣምላኽ ዝፈጠሮ ፍጡር ነጋፍዕ

    • @MeryGB
      @MeryGB 2 หลายเดือนก่อน

      @@brktiTeklemaryam የሐዝን ብጣዓሚ ለካ ክሳብ ክንዱዙይ ለ ዝወረድና ኢና 😔

  • @ggfgjgfh4263
    @ggfgjgfh4263 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኪ ኣደዋይ መዓረይ እቲ ሰብ ዘይብሉ እግዚኣብሔር ኣለዎ ከምዚ ዓይነት ተፈጥሮ ዘለዎም ብዙሓት ቅዱሳን መነኮሳት ኣለዉ እግዚኣብሔር ስርሑ ኣለዎ ኣጆኪ እግዚኣብሔር ሓይሊ ይሃብኪ😢😢😢

  • @solomonrufael5598
    @solomonrufael5598 2 หลายเดือนก่อน

    Entay Ena wedey nkewin zelena lomis ferihna eko abayki haftey mearey egzabiher amlak edmen teanan yehabki weladki yerena✝️🙏 meglexi zeyblki seb jigna seb eki Nay Bahaqi 👸❤️

  • @AnbesaYobeyo
    @AnbesaYobeyo 2 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚኣቢሄር ምሳኺ ይኽን ☦️☦️☦️✝️🙏🙏🙏🙏

  • @SemiraHaftu
    @SemiraHaftu 2 หลายเดือนก่อน +13

    መድሓኒአለም ካብ ዘለክዮ ሕማም ይፈውስኺ🤲 ኣጅኪ ጠንካራ ሂዋን ኢኪ😘

  • @DMEYEKiTGRAY
    @DMEYEKiTGRAY 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቶም ሓድ ሓድ አንየኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ ኤሪትራውያን ክንሕግዝ ኢና ኢሉም ዝፃሓፉ ንስኻ ለባም ትብሎ ንምንታይ መዓት አኮ አዩም ሓድን ክልተን ኣይኮኑን ስላምን ፍቅሪን ዝድልዮ ኤሪትራዊያን ሓድ ሓድ ገዲፊካ ሎሚ ጥራሕ ኣይኮኑን ክንሕግዝ ኢና ዝብሎ ዘለዉ ቡዙሓት ኣለዉ አዩም ስብ ሕልና ብዝኾነ ስላምን ፍቅሪን የውርድልና ኣይዞኪ ውለላይ::🥰🥰🥰👏👏👏🥰

  • @SalamSALAM-rt7iv
    @SalamSALAM-rt7iv 2 หลายเดือนก่อน +22

    ዋይ ሓፍተይ ቅዱስ ምከኤል ምሕረት የውርደልኪ😢

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ❤😊

  • @MossesWedi-h7z
    @MossesWedi-h7z 2 หลายเดือนก่อน +36

    እቲ ዓይኒ ዝፈጠረ እግዚኣብሄር ንኩሉ ሽግርኪ ሪኡ ናብራኪ ትመርሕሉ ወላድኪ ትሓቅፍሉ ጌዜ ይሃብኪ ❤ሓፍተይ ❤

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 2 หลายเดือนก่อน

      ኣሕሕሕሕ😭😭😭😭😭

  • @ዳግማዊትኢየሩሳሌም
    @ዳግማዊትኢየሩሳሌም 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርቲ ሓፍተይ ወላደት አምላኽ እመብርሃን ቅድስቲ ማርያም ባዕላ ትርዳእኪ ::

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 2 หลายเดือนก่อน +7

    ቅዱስ ሚካኤል ፀገምኪ ይቃጥጠልኪ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ሓይሊ ይሃብኪ አይዞኪ😢😢😢😢😢 ንሕግዘኪ እና❤❤❤

  • @lolayeman6407
    @lolayeman6407 2 หลายเดือนก่อน +28

    አጆኺ ዛሐፍተይአጆኺ ንህዝብኺ ርድኒ ኢልኪአዲስአበባ ከይድኪ ተሐከሚ ከማኺ ቡዝሐት አለዋ ተሐኪመን በሕክምና ዘወገዶኦ አጆኺ

  • @weldaytsegay5215
    @weldaytsegay5215 2 หลายเดือนก่อน +2

    እግዝኣቢሄር ይኣክል ይበልኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዝኣቢሄር ናቱ መገዲ ኣለዎ ባዕሉ መፍትሒ ይፍጠረልኪ😇😇🙏🙏፡💔💔

  • @SolomonBerhane-su7zk
    @SolomonBerhane-su7zk 2 หลายเดือนก่อน +10

    ከምዚ ዓይነት ጽንዓት የለን ዝቀናእኩላ ኣብ ኣምላክ ዘለዋ ተስፋ ሕጅውን ኣጆኪ እመ ኣምላክ ትሓግዝኪ

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 2 หลายเดือนก่อน +4

    አሕሕሕ ማዓረይ አምላክ ምልእ ምሕረት የውርደልኪ ቆልዓ ትሓዝልሉ እዋን ክምፅእ እዩ አጃኪ አየ ምጥንካርኪ😢😢😢

  • @1515-g1k
    @1515-g1k 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኺ ዘይሓልፍ የለን ምስብኪ ማዕረ ክትኾነእኺ 😢❤❤❤❤

  • @brhanTekle2778
    @brhanTekle2778 2 หลายเดือนก่อน +11

    ብጣዕሚ ጀግና ኢኪ100% ዛሓፍተይ ድሒንኪ ወሊድኪ የሪአና ፈጣሪ🙏❤

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 2 หลายเดือนก่อน +28

    ብንብዓት ጀምረ ብንብዓት ወድአያ ቅድምከ ድአነ እግዚአብሔር አምላክ ሓይሉን ፅይዓቱን ይሃብኪ አጆኪ 😢

  • @fhdhh8160
    @fhdhh8160 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጅግና እኪ ቃላት የብለይን ናዓኪ ክገልፅ እና ኣጆኪ ናይ ሰራሕ እግዝኣብሔር ድንቅ እዩ ም ካብዚ ኩለ ኮዉፅኦኪ እዩ ዝሓፍቲይ🙏

  • @ssileshi7911
    @ssileshi7911 2 หลายเดือนก่อน +412

    ኒሲኪ ኣንበአሳ ኢክ ተለፎንኪ ሚደለኩ
    አሪትራዊት ሃፍቲኪ❤❤❤

    • @mussaron-vs6wq
      @mussaron-vs6wq 2 หลายเดือนก่อน +52

      አምላኽ ይባርኪ ኽፉእ ካባኺ ይርሐቕ ማዓረይ ፁቡቕ ምግባር ንባዕልኻ እዪ።

    • @Mkrti
      @Mkrti 2 หลายเดือนก่อน

      Ksab mewedata aysemakyon diki marey ab mewdata alo slki kuxri &babk kuxra ewn 🙏🏾

    • @FreHailu-v8c
      @FreHailu-v8c 2 หลายเดือนก่อน +15

      Fetar yibarek haftey😘😘

    • @asmaerasmaer9441
      @asmaerasmaer9441 2 หลายเดือนก่อน +2

      Bogg Yebelki Eritreawit Aykonken. Kondaf, Sahsah, Degal. Tekalat Gorebet.

    • @YohanaTeklemariam
      @YohanaTeklemariam 2 หลายเดือนก่อน

      kkkkkk ehi dea

  • @goitomfitsum6722
    @goitomfitsum6722 2 หลายเดือนก่อน +54

    ከሉ ከተሓባበር ይግባእ
    ነዚኣ ዘሳደዱን ዝበደሉን ሰባት እዉን
    ብሕጊ ከሕተቱ ይግባእ