#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 72

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  11 วันที่ผ่านมา +5

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @GzachewKebede-nj3tm
    @GzachewKebede-nj3tm 11 วันที่ผ่านมา +6

    እስታሊን አነ ዘይናትካ መደብ ካልእ አይጥዕመንን ምኽንያቱ ድማ አለኒ ሐቂ፣ ትግራዋይነት፣ ደላይ ሰላም፣ ምስ ኩሉ ፍቅርን ስኒትን፣ መፃኢት ትግራይ አሚትካ ትሰርሕ ክቡር ብምዃንካ ግን እንተኺኢልካ ካብ ትግራይ ኩሉ ሐሳቡ ክህበሉ ዝኽእል መደብ/platform/ እንተዝህልወካ ተአምር ዘብል ሐሳብን ሐቅን ኩሉ ምሰምዕ እቲ ታሕተዋይ ክፈል ሕብረተሰብ አብምንታይ ከምዘሎ ፈታውን ፀላእን ምሰምዐ ነይሩ ገለገለ ዳያሰፎራ እንበርከ አብቲ ዝማዕበለ ሃገር ድዮም ዝነብሩ እሞ ድማ ለውጢ ለውጢ ይብሉ ሃገር አረኪብካስ ለውጢ ግርቢጥ ፀላኢን ምእዙዛቱን ነዚ ክብሉ ንግረም.....

  • @Mikisadfer
    @Mikisadfer 11 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ ወደሸብር ዘረባ ሰሚዐዮ መንእሰይ ለውጢ ደላይ ምዃኑ ገሊፁ። ከም ኣባሃህልኡ መንእሰይ ትግራይ ሰላም ኣይደልን? ድሕንነት ትግራይ ኣይደልን? መሬት ትግራይ ናብ ቅድሚ ፕሪቶርያ ክምለስ ተፈናቀልቲ ክምለስ ኣይደልን ድዩ ዝብለና ዘሎ?

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 11 วันที่ผ่านมา

    ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም!
    ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግእን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 11 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ አሸብር ክሳብ እዚ ቀደድ
    ንሕንጻ ናይ አ.አ ከይውሮሶ ክሕደት
    ዋይ ውርደት

  • @tesfayetadesse3558
    @tesfayetadesse3558 9 วันที่ผ่านมา

    በዘረባ ወዲ ኣሸብር ብሓቂ በጣዕሚ እየ ሓፊረ! እቲ ናቱ ምስክርነት ካልእ ዋጋ ከምዘኽፍለና ምሕሳብ ድዩ ኣብይዎ? ኣታ ካብቶም ኣዝየ ካብ ዘኽብሮም ጀነራላት ሓደ እዩ ነይሩ። Sahme on him!

  • @KiduTekele
    @KiduTekele 11 วันที่ผ่านมา +1

    ጉጅለ ፀለመ፡ጉጅለ ክሕደትን ባንዳነትን ዝኾነ ግምት ንዓኹም ዝምልከት እዩ ብደንቢ ስምዕዎ።

  •  11 วันที่ผ่านมา

    ☹️ ካብ ዝይትፈልጦ ናይ ፒፒ ግምት " መልኣክ " እትፈልጦ ሰይጣን እዩ ምርጫና ኮንዎ ንህዝቢ ትግራይ : ኣነ'ውን ምርጫይ TPLF እዩ💔💔

  • @yemaneukubay6528
    @yemaneukubay6528 11 วันที่ผ่านมา

    Amanuel you are right.I agreement with all of what you say.

  • @VolvoD1379
    @VolvoD1379 11 วันที่ผ่านมา

    Wedi ashber ab norenet geze n Tigray zeykewen kab mot ferhu zemles reshenewo enda bele buzhat segenat zektele wenjelegna eu

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 11 วันที่ผ่านมา

    ፃድቃን ገብረትንሳኤን ወዲ ኣሸብርን ምሕደራን ፓለቲካን ትግራይ ብመናእሰይ ይመራሕ ዝበሉ ሓቆም እዮም። ድሮኳ ህወሓት ኣማንኤል ኣሰፋ ሊያ ካሳን ዶ/ራት ፍስሃን ሰለሙንን ካልኦት ፈላጣት መናእሰይን መሪፃ ዓቕማ ኣደልዲላ። ከዳዓት ፃድቃን ወዲ ኣሸብር ታደሰ ወረደ ጌታቸው ረዳን ዘውዲ ኪሮስን”ከ መዓዝ እዩም ብፈላጣት መናእሰይ ዝትክኡ? ዶስ ናይ ውልቂ ንብረቶምን ገንዘቦምን ኣብይ ኣሕመድ ከይምንጥሎም ፈሪሖም መሰል ህዝቢ ትግራይ ኣረኪሶም ኣብ ጠላዕ ክነብሩ እዩም? ከምዝመስለኒ ኣብይ ኣሕመድ እዚኦም ሰባት እዚኦም ህዝቦም ንምጥላም ሰጋይ ዘይብሉ ስለዝኾኑ ንዓይ እውን ኣይገድፉንን እሉ ተጠቒሙ ክድረብዮም እዩ። ህዝቢ ትግራይ ግና ብበሊሕ መሪሕነት ህወሓት ከምዝከሓስን መሰሉ ከምዝኽበርን እምነተይ ፅኑዕ እዮ። ኩሉ ንምርኣይ ምቕናይ ምቕናይ! ምስ ዓቕሊ!

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 11 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Meles-mf7rw
    @Meles-mf7rw 10 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ጅግና

  • @Savehumanlife
    @Savehumanlife 11 วันที่ผ่านมา +2

    አማኑኤል አሰፋ በጣም ጥሩ ማብራርያ ነዉ።

  • @ArAr-dp5sl
    @ArAr-dp5sl 11 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜጅግና❤❤

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 11 วันที่ผ่านมา

    ሰራዊት ከ አይፈልጥን ክበሃል ምእማኑ አሸጋሪ እዩ :: ልዕሊ 400 ጨፍጨፍቲ ከይተራእዩ ኽበኑ🤔 ሰራዊት ዓዒንቱ ዓዊሩ : ስለያ ጸጥታ ዓዕንቱ ዓዊሩ ማለት ድዩ ?

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru 11 วันที่ผ่านมา

    Lewti malet kemey ena niria? Tsadqan, Getachew, lewti, reform amakari Council, wereda mikrbet yifres bmbal n 2 ametat aselchiyomna tsenihom hiji ka wedi Ashebir degimwa alo. Entay hizka eka ezien tiserhen zbl hito gin shefef elom eyom zhalfwen. Milwat aby? maz? Entay? ..Etc zblu gudayat entey reka liwti...lewti entebelka meshequti eyu

  • @yemaneukubay6528
    @yemaneukubay6528 11 วันที่ผ่านมา

    Yes you are number one.

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 11 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ኣሸብር ዝብሎ ዘሎ ሓቂ እዩ። ደዊልኩም ኣረጋግፁ።

    • @Mengstab-m4f
      @Mengstab-m4f 11 วันที่ผ่านมา

      ረሳሕ በላዒ ውዳቕ ብዓይንና እናረአና ሓደሽቲ ተመዛበልቲ እናመፁስ ተረፍ ዝበላዕኻሉ ጨነናዊ ኣፍካ ትኸፍት?ከፋት ውታፍ ነቃይ

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 10 วันที่ผ่านมา

      @Mengstab-m4f ኣበይ ኢኻ ትሪኢ ደደብ። ተፈናቀልቲ መፂኦም ማለት ፋኖ ኣሎ ማለት ድዩ? ሕፃብ ሓንጎል ሂቡካ ደአምበይ። ኹርኹር። ስኻ ዲኻ ካብኦም ኢንፎርሜሽን ሃልዩካ ኮይኑ። ደዊልካ እንዶ ኣረጋግፅይ። ዕሙት።

    • @Mengstab-m4f
      @Mengstab-m4f 10 วันที่ผ่านมา

      @@YonasGebreegziabher-x8s ኣታ ረሳሕ ደንቆሮ ርእሲ ሓምሓም ንታ ትበልዓ ተረፍክትብልስ ህዝብኻ ትኽሕድ?ብሚድያ ብግልፂ ኩሉዝሪኦዘሎ ጉዳይ ትኽሕድ ወድዛ ካሓዲት

  • @LamllRyy
    @LamllRyy 11 วันที่ผ่านมา

    ብኮሚተ ዶ ኣይኮኑን እትም ዝሕለው ኣፍቱ እስር ዝነበሩ ዝካታተልዎም ናይግዝያዊ ምምሕዳር ጥራይ ድዩ

  • @yemaneukubay6528
    @yemaneukubay6528 11 วันที่ผ่านมา

    I realy impressed you. Just continue.

  • @YaredGebruyared
    @YaredGebruyared 11 วันที่ผ่านมา +1

    አማንኤል በርታ ታገል ።ወድ አሸብር ከደመቀ ዘውዱ አይሻልም።

  • @ibrahimnur5952
    @ibrahimnur5952 11 วันที่ผ่านมา

    Foshkal lewti ADEMe nmintay ,eytmles?????

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru 11 วันที่ผ่านมา

    Are ke Amhara qitlet (Dr Ambachew, G. Asamenew...) abakum ewun ketegbro gemiru alo eyu.

  • @betig3972
    @betig3972 11 วันที่ผ่านมา +3

    TPLF እባካቹ ጌታቸው ሚባል ሰውዬ አባሩት። የድሮ ልእልናቹ መልሱልን።i love ደፂ ❤ ካለዚያ ለTDF አስረክቡ

  • @user-cthgdbiopredsatgn
    @user-cthgdbiopredsatgn 11 วันที่ผ่านมา

    Wodi Aseber is a wealthy businessman don't even call him General. He is interested in what he can get from the situation.

  • @neggaasamene1912
    @neggaasamene1912 11 วันที่ผ่านมา

    Statsco is it current answer ?

  • @TeklayAbadi-h1p
    @TeklayAbadi-h1p 11 วันที่ผ่านมา

    Amanial eti haki nay wushti hmek kftah alewo aleza ntgray kebid wag a kekfla eu !!!

  • @HTHT-p5f
    @HTHT-p5f 11 วันที่ผ่านมา

    አጆኩም ራራ አብጎኑኩም ኢና

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 11 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 11 วันที่ผ่านมา +2

    ትክክል ዕጡቃት ወፂኦም እዮም። ፋኖ የለይ ኣብ ምዕራብ ትግራይ።

    • @salbog7936
      @salbog7936 11 วันที่ผ่านมา

      ሕሙም ዲኻ ጥዑይ? ድሁል!

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 11 วันที่ผ่านมา

      @salbog7936 እርግጠኛ እየ አነ። ሰብ ተሃልዩካ፣ ደዊልካ ኣረጋግፅ።

  • @TeklayAbadi-h1p
    @TeklayAbadi-h1p 11 วันที่ผ่านมา

    Megemerya baaluku m aryu etihmek abakum eu zero hasewti

  • @Savehumanlife
    @Savehumanlife 11 วันที่ผ่านมา +1

    እንዲህ እየወጣችሁ ወቅቱን የጠበቀ መረጃ ለህዝቡ መስጠታችሁን ቀጥሉበት። በጣም የምበረታታ ነዉ።

  • @neggaasamene1912
    @neggaasamene1912 11 วันที่ผ่านมา

    You said change means giving curent answee for curtenr question
    but you are trying to answer current question by 1983system

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 11 วันที่ผ่านมา

    ንሻዕቢያ ዉን የዉፀኣዮ ዶ???

  • @HussenAli-n8y
    @HussenAli-n8y 11 วันที่ผ่านมา +2

    ፕሪቶርያ ፕሪቶሪያ ፕሪቶሪያ ......ሰልቺዉና ብልዝብ ዘይምለስ መሬት ብሓይሊ አማራፂ ምጥቃም የድሊ

    • @hybirdgenetic7096
      @hybirdgenetic7096 11 วันที่ผ่านมา

      እዋይ ዓጋመ ብሓይሊ ድኣ መጁመርታ ፈቲንኩም ብትንትን ኢልኩም

  • @MsgnaBirhane
    @MsgnaBirhane 5 วันที่ผ่านมา

    leba

  • @HaileGirmay-hh6tu
    @HaileGirmay-hh6tu 11 วันที่ผ่านมา

    ነአክል

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 11 วันที่ผ่านมา +3

    Ammanuel belah seb eyu , i am impressed

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 11 วันที่ผ่านมา

      ሻዕቢያ።

    • @abiythelegend9532
      @abiythelegend9532 11 วันที่ผ่านมา +1

      @ heheh hemak seb nehna tegaru be getachew ina ab bereka kenber teferiduna ,teru ethiopiawi

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 11 วันที่ผ่านมา

    Thank you Ato Emanual .VIVA WEYEN & TDF ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TsegayTadesse-k6n
    @TsegayTadesse-k6n 11 วันที่ผ่านมา

    ኣየየየየየየየ

  • @TeklayAbadi-h1p
    @TeklayAbadi-h1p 11 วันที่ผ่านมา

    Betkkll staling abkereba zelo tsegem nay mftah dkumat eyom

  • @Mohdshamz
    @Mohdshamz 11 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ቅኑዕን ትግራዋይ አማንኤል አሰፋ ንቅንዕናካ ንፍልጠትካ ንንአድ
    ከምዚ መብርሂ ግን አይትዘንግዑ
    ህወሐት ይሰዕር ንባንዳ

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 11 วันที่ผ่านมา

      ንምንታይ እባ ብሓቀኛ ስምኩም ዘይትፅሕፉ? በላዕቲ ሰብ።

  • @cherkostafere2469
    @cherkostafere2469 11 วันที่ผ่านมา

    ያእክለና ዶ በሉ በይዛኹም

  • @TeklayAbadi-h1p
    @TeklayAbadi-h1p 11 วันที่ผ่านมา

    Amanial gltsi gbero aytfrah

  • @goitomdesta3806
    @goitomdesta3806 11 วันที่ผ่านมา

    Nska emo haki aytfeltan eka

  • @AlemGmedhin-wl9mj
    @AlemGmedhin-wl9mj 11 วันที่ผ่านมา

    አማንኤል ንስልጣን ክትብሉ ትግራይ ትብትንዋ ዘለኩም ሐሳዊ

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 11 วันที่ผ่านมา

    ዝተወሰነ እዩ ኢሉ። ፃዕሪ ይገብር ኣሎ እዩ ዝበለ ኣንታ ቶማም መታለሊ።

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu1284 11 วันที่ผ่านมา

    ብመጀመርያ ስታሊን ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብሩህን ቅኑዕን ህልው ኩነታትን ንመጻኢውን እንተኾነ መንገዲ ዝጸርግን ብርሃን መንገዲ ትግራይ ንከተል ዝብል ብሓቂ ምሁርን ብሱልን ምቕራብካ ምስጋና ይግባኣካ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ንትግራይ ወኪሎም ዝምጉቱን ሓድነት ትግራይ ዝሰብኩን ቀጽሎ።ኣማንኤል ከምቶም ካልኦት ምሁራት ተጋሩ ከም መቃመምቲ ኤርትራ ከይጠቐስካ ትግራይን ትግራውነትን ብምዝራብካ ምስጋና ይግባኣካ ከማኻ ይብዝሑ።

  • @Nigus-m4v
    @Nigus-m4v 11 วันที่ผ่านมา

    ቆርቆሮ

  • @FeredeNadew
    @FeredeNadew 11 วันที่ผ่านมา

    ውድብ ንምፍራስ ሕቡእ ተልእኾ ሒዙ ዝሰርሕ ዘሎ ኣማንኤል እዩ ሕጊ እናጣቐሰ ናብ ውግእ ክንኣትው ዝገበረ , ኣመራርሓ ካድረ ህዝቢ ዝበተነ ሓደገኛ ሰላሊ እዩ....ዘይተነቓሓሉ?

    • @mashimashi1214
      @mashimashi1214 11 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @KiduTekele
      @KiduTekele 11 วันที่ผ่านมา

      ብልፅግና ዝለኣኸኪ ፈላጥ ሸያኒት እስኪ መብሪሂ ኣምፅኢ

  • @rational4153
    @rational4153 11 วันที่ผ่านมา

    Try to be fair. Move out from the circle of one locality agenda to broad one of Tigrai. Serve your people not to groups. th-cam.com/video/2BEM7raa4TI/w-d-xo.html&lc=Ugx8N6VayNiYfqgiiOF4AaABAg.ADKHHIg3pRlADN2r4cwUDd