#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 82

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ህዝቢ ትግራይ ተጠንቀቅ እዛም እኒ ፃድቃንን ጌታቸውን ዝባሀሉ ብ አጠቃላይ ግምት ዝባል ናይ ሰርቅትን ሓሰውትን ናይ ቂመኛታትን ወንጀለኛታት እዩም ነዚኦም ህዝቢ ትግራይ ሓኒቁ ክጥፎኦም አለዎ።

  • @EphremGech-mm7ir
    @EphremGech-mm7ir 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    እስታሊን ጅግና ከማኻ 1000 ይወለዱ

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ስታሊን በይዛኻን ዶ ስለ ትግራይ
    ሓድነት ተዛረብ
    ጌታቸው ጌጋ ክህልዎ ይኽእል ዩ ግን ኩላትና ንምንታይ ንጋገ
    ትማሊ ምስ ህዝቡ መስዋእቲ ዝኸፈለ አይኮነ ን እንድዩ ?
    ንምንታይ ትግራይ ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ማዕረ ዘይንርኢ እምበር ስለ ትእምትስ ሎሚ ድዩ በራሁልካ ?
    ጌታቸው ንእሽተይ ተሳሓሒቱ ይኸውን እቶም ብዓብዩ ስህተት ሰሪሖም ዘግቡእ ዋጋ ዘኽፈሉና ኸ ንምንታይ ንሽታይ ዘይትዛረብ ?
    ብዕራይ ገዲፍካስ ንምንታይ አብ ምራኽ ትኹረት ገይርካ ?

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እቲ ንአረር አይተፍጠርናን ዝብሉ ዘለው ደቂ ባንዳታትን ደቂ አማሓራን እዮም።

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኢስታሊን ጂግና ትክክል እንዲካ ናብ ዝ ኩሉ ቺግር ዝሸመመና ግን ህወሓት እዩ ዘይረብሑ መራሓ እንድሓር ኮይኑ ዘይረብሑ ሰባት ይእክብ።

  • @MebrahtuGebregziabher
    @MebrahtuGebregziabher 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ስታሊን መርአያ ፅንዓት ህዝብና እኻ፡፡

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዛራ ሚዲያ እስታሊን ሓወይ ኣይዞኻ ስዉኣትና ሃገርና ህዝብና ከሙዙይ ገይርካ ውሽጥና ቁስልና እንቆስቆስካ ንባዕልኻውን ሕርር እንዳበልካ እትገብሮ ዘለኻ ትንተና መግለፂ ስኢነልካ አደ መን ጥዕናን ይሃብካ በርትዕ ወዲ ህዝቢ ኢኻ

  • @TsigeZemaryam
    @TsigeZemaryam 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እስታሊን ሓወይ ጀግና ኣይትባሳጮ
    ክሓልፍ እዩ ፈትሊ ሓቂ ክትስዕርእያ

  • @lauradavidson3630
    @lauradavidson3630 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    God bless you bro

  • @PurposeDriven4U
    @PurposeDriven4U 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Jesus ONLY Saves Tigray‼️

  • @Hf88Jd77
    @Hf88Jd77 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ለመጨ

  • @KirosAregay
    @KirosAregay 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እስታልን ኣብዛ ሰዓት እዝኣ ምስ ሕዋሓት ኮና ክንዋጋእ ንክእል ድካ ትብል

  • @HagosTewelde
    @HagosTewelde 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Ayteshkabt bro

  • @tdf12
    @tdf12 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታሊን ሓውና ጀግና ክንዲ ሺ ንዞም ባንዳታት ናይ ትግራይ ጉዶም ኣውጻዮም ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ጎንኻ ኣለና

  • @ezanademoz8573
    @ezanademoz8573 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Good job my brother ❤

  • @salbog7936
    @salbog7936 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው እኮ "ዒባ" እዩ!!!

  • @jemalmohammed863
    @jemalmohammed863 7 นาทีที่ผ่านมา

    ጉጅለ ኣደመ ፀረ ህዝብ ትግራይ ት.እ.ም.ት ድሕር ደጊም ናይ ህዝቢ ትግራይ እምበይ ናይ ሓደ ዓሌታዊ ጉጅለ ካብ ሙዃን ተገላጊላ እያ ቻው 🙌 ሃም ጡው እነኹም ሕረምዋ ቻው 🤝

  • @Asegedechtsehaye
    @Asegedechtsehaye 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ እስታልን ሰራዊት ኣብ ውሳኔ ምትግባር አይትዘንገጕዑ በለልና ምኽንያቱ እቶም ኣዛብእ ኣኻብዶም ከየስፍሑ ኣብ መንገዲ ክቀሪ ።

  • @MebrahtuGebregziabher
    @MebrahtuGebregziabher 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታሊን ሓወይ ብዛዕባ ምብዋዝ ከም ሕማቅ አይትውሰዶ ጥቅሚውን አለዎ አብ ታሪኽ ህወሓት ምትሕንፋፅ ከም ሓደ አሰራሪሓ ዝተጠቅምናሉ ሰለዝኾነ ፡፡

  • @tamerattsegay5299
    @tamerattsegay5299 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገበነኛታት ብቅልጠፍ ናብ ሕጊ ተዘይ ቀሪቦም ካብ ገታቸው ጀሚሩ ብዙሕ ጥፍኣት ከጥፍኡ እዮም።

  • @tamerattsegay5299
    @tamerattsegay5299 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብትክክክክክክክክል

  • @jemalmohammed863
    @jemalmohammed863 11 นาทีที่ผ่านมา

    ተወላይ 😂ኣፈ ጉባኤ ናይ ጉጅለ ድሕረትን ጥፍኣትን ኣን ሳፕስክራፕ ቻው 🙌 ትግራይ ድሕር ደጊም 🥳🫴 ካብ ጦርነት ወፃእ ኾይና ናይ ኹሉ ትግራዋይ እያ ትኾን ።

  • @AzabAbay
    @AzabAbay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እት ሽግሪ እዝኦም ትስብስቡ አይተስብስቡ እንታይ የምጽኡ
    እት ሽግሪ ስራውት ትግራይ ዝወስኖ ቀልጥፉ ናብ ትግባሪ
    ስለዘፍአተወ እዩ ዘይኮውን ትስፋ
    እንዳሓቡ ሕዝብ ስንፈለል የቡሉዋ
    አለው ታውዝውስኑ ስሙን ገሮም አለው አብ ጭንቅ ዘሎ ሕዝብ እንዃይ ሓደ ስሙን ሓንት ለይት እውን ነውሕ እዩ ሕዝ እውን እግሮም እንዳጉተቱ ናብ ዝገደደ
    ጉድ ይእትውዋ አለው

  • @dejenish
    @dejenish 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወድዛ ፀቢብ ባእባእታ

  • @NigussTad
    @NigussTad ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ታእዬ ዚ አንጫቅ, ባእባእ !: ዘይሰልጥን አድጊ::

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስራዊት ትግራይ ኢትዮጵያ ወዲቃ እያ የለን ወርሓ ክትዋጋአ አይቲክእልን ነዛም ጌታቸውን ፃድቃንን ወላ ግምት እንተተሓንቅዋም ምንም ዝዛረብ የለን።

  • @tamerattsegay5299
    @tamerattsegay5299 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋

  • @אסגדוםצגייה
    @אסגדוםצגייה 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ስትሌን እዞምአ ብስእሊ ዘቅረብ ኮዮምእ ኮጀነሪላ ትአይኮ ኑን?

  • @BahtaGebremeskel-d5h
    @BahtaGebremeskel-d5h 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😎😎😎

  • @senaitillingworth5682
    @senaitillingworth5682 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    The people should sue for extending their suffering also demand his resignation.

  • @user-pn2sv4sf7j
    @user-pn2sv4sf7j 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንዓረር ኣይተፈጠርናን እወ። ደቅኻ እንደማ ስደደን ንዕላማ። እንተገደደ ፈንጂ ረገፅቲ ይኮና? ፈንጂ ንምርጋፅ ኩሉ እኹል እዩ። ትግራይ ከም ጡብ ኣዴካ ክትሓርመካ እያ ናብ ልብኻ ተመለስ።

  • @abrhamkelali9038
    @abrhamkelali9038 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስታሊን ን TDF ዘሕለፍካያ መልእኽቲ አብ face book ገፅካ ጠቅዐያ ኢኻ ብጣዕሚ መሐበኒ ሓድነት ሰራዊት ዘጠናኽር እዩ እቲ ዘሕለፍካዮ መልእኽቲ

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @abrehetberhe6076
    @abrehetberhe6076 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Pls make things short and to the point

  • @AronAbera-t6o
    @AronAbera-t6o 38 นาทีที่ผ่านมา

    አየ ስታሊን መፈንቅለ መንግስቲ ግዚያዊ መንግስቲ ዝተጀመረ እኮ ጌታቸው ረዳ 18ብ17 ኣብ ዝሰዓረላ መዓልቲ ባንዳ ተመሪፁ ኢልኩም ምፅላም ኣብ ዝጀመርክሙሉ ግዜ ኣትሕዙ ምዃኑ ረስዕካዮ ድዮ? ንዚ ከይዲ መፈልቅለ መንግስቲ ንምክያድ ሕዝባዊ ዋዕላ እናተብሃለ ብጣብያ ብወረዳ ደረጃ ስም ምጥፋእ ምስ ጀመርኩም እዮ።

  • @hunnybunny7082
    @hunnybunny7082 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Stalin God bless you

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 53 นาทีที่ผ่านมา

    እዚ ቴድሮስ ዝባሃል ሰብኣይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ነይሩ ይባሃል ከመይ ገይሩ ናብ ትእምት መሪሕነት መጽዩ?

  • @tamerattsegay5299
    @tamerattsegay5299 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክነፍርሶ ኢና ማሌት አዩ

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Jegna stalin

  • @AronAbera-t6o
    @AronAbera-t6o 24 นาทีที่ผ่านมา

    ስታሊን ሓወይ መዓልቲ መዓልቲ ከምተን ፖሮት ኢፍ ኮይኑ ዓሪፉ።ብዛዕባ ትእምት ቤት ምኽሪ ሕጋዊነት ወይ ድማ ተሰማዕነት እንተዝሕልዎ ነይሩ ብፌደራል መንግስቲ ተወሪሰን ብፌዴራል ክማሓደራ ከለዎ መምለሰን ነይሩ።በቲ በለ በዚ እቲ ሓቂ ትእምት ዝተመለሰ ብመተሓዳደሪ ደንቢ ቤት ምኽሪ ትእምት ከይኮነስ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ምስ ፌዴራል መንግስቲ ብዝተገበረ ድርድር እዮ።እዚ ድርድር ድማ ናይ ብዓሉ ፍልይ ዝቀለ ስምምዕነት ነይርዎ እዮ።ብዝኾነ ትእምት ሃለወት ጠፍኣት ዝግደስ ትግራዋይ ኣሎ ተባሂሉ ኣይግመትን ምክንያቱ ንህዝቢ ትግራይ ዝረብሐቶ ነገር ስለዘየለ ንኣብነት መሰቦ ሲሚንቶ ኣብ ትግራይን ናይ ትራንስፖት ወፃኢ ተወሲክዎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ መዓረ እዮ እንዲያውም ይቅንስ እዮ።ብዝኾነ ንትእምት ክግደስሉ ዝግብኦም ተጠሸምቲ ከም ስታሊን ዝኣምሰሉ ተቀለብቲ ክኮኑ ኣለዎም።

  • @KifleTesema-c1h
    @KifleTesema-c1h 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የትግራይ ህዝብ ወሳኝ ጊዜ ላይ ደርሳችሁዋል ማለትም የልጆቻችሁ የመስዋዕት ውጤት ፍሬ የሚያፈራ ወይም የማያፈራ ትልቅ ፈተና ደርስናልና ጌታቸው ረዳ ትግል የሄደ መስዋዕት የከፈለ ስለማየመሥለኝ ይህ ግለስብ በገንዘብ ይህን በሌላ ስለሽጠው እሆን የህዝቡ ውሳኔ እንድ ምርጥ እንድ ቁረጥ ነውና ጊዜ ማባከን ህይዎት ማጣት ስለሆን ይታስብበት

  • @atsbhateklehaymanot2598
    @atsbhateklehaymanot2598 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    GSTS is directly dealing in the politics of Tigray out of its Vission and mission. Members don’t know who is deciding to do the press release on the politics of Tigray. Neutrality matters and GSTS should only focus on a given responsibilities. Otherwise, members should warn the individuals who are misleading the responsibilities of GSTS.

  • @meazateklegirgis6316
    @meazateklegirgis6316 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hero Stalin

  • @Yanshetkahsay
    @Yanshetkahsay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋእ እስታሊን ህወሓት ጨዋ እያ ምስ ህወሓት ኮይንና ንዋጋእ ዲኻ ትብል ዘለኻ?

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    No sound

  • @negasihaile5860
    @negasihaile5860 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እታ ዝወዲ እዙይ ይዓብድ ኣሎ ዝመክሮ ዝሰኣነ

    • @LiliYaynu
      @LiliYaynu 45 นาทีที่ผ่านมา

      Ata kid zeregna

  • @asterabera3567
    @asterabera3567 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Temt naye hizeb tigrai emberi nye Tplf ayekonen

  • @samuelhagos
    @samuelhagos 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tesheme toga is no a member of OHDD

  • @AronAbera-t6o
    @AronAbera-t6o 12 นาทีที่ผ่านมา

    አየ ባእባእ ሓዚ ድማ ናይ ከባቢያዊ ሓፍቲ ተፈጥሮ ከም መፍለይ ከባቢ ቆፂርካ ክተፀልም ጀሚርካ ኣብ ጫት እባ ኣብ ገለባ ታይ ዮ ምስ ፖለቲካ ክተዛምዶ ክኢልካ።አየ እዛ ሕዱር ሕማም ብዘርኢ እውን ድያ ትምሓላለፍ።ጨጩ እናኾንካ መፂካ።

  • @mezgebek.3367
    @mezgebek.3367 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማሕበር ብሩሳት ትግራይ ዝለጠፍዎ ሓሳብ ቅድም ኢሉ ብ ደጀን መዝገበ /ዶ/ር / ዝተነበበን ብጌታቸው ረዳ ዝወፀ መግለፂ ቅዳሕ ካብ ዓለም እንተይኮነ ቁሸት ቁሸት ዝጨኒ ሓሳብ እዩ፡፡ ልተግራይ ፀገም መፍትሒ ዝምጥን ሓሳብ የብሎምን፡፡

  • @WjemalAhimmed
    @WjemalAhimmed 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓስኻ ኢስታልን እንኳን አበል በጀት ዘየለ አበል ሓስኻ ፈስፋስ፣፣

    • @Zufan-gm7ht
      @Zufan-gm7ht 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አታ ቡሽቲ ንስታሊን ሐሻዊ አይትበሎ ስታሊን ጅግና ዓይኒ እዝኒ ልቢ ትግራይ እዩ

    • @WjemalAhimmed
      @WjemalAhimmed 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @Zufan-gm7ht ተወገር ወዶሸርሙጣ ኮላይ ነኡ

  • @AbebaGebrekidan-l5b
    @AbebaGebrekidan-l5b ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ni Getachew Reda eko abiy ahmed ali gizyawi mimhdar geyru zekmeto mientan ni tigray fahfah kenlelu ni tigray ketfaelu eyu mikniatwin kubur degter debretsion hageru adu silezfetu eyu zeyfetwu abiy ahmed ni getachew demo ablielu akmtwu zelo.

  • @HagosTewelde
    @HagosTewelde 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Estu eska kirshika akb

  • @yoseftesfahun8566
    @yoseftesfahun8566 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂👃🏽👃🏽

  • @AzabAbay
    @AzabAbay 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤረ በጃኩም እስኦም ተሰብሰቡ
    አይተስብስቡ እንታይ ትሪጉም አለዋ

  • @Ubaxeyubaxey143
    @Ubaxeyubaxey143 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰታሊን እቲ ኹሉ ፈኸራ ሰራዊት ትግራይ አበይ አሎ እንትርፎ ከማኻ ክልፍልፉ ብተግባር ልቢ ይጥይቅ እዩ ወረኛታት ከማኻ እዬም

    • @Mengstab-m4f
      @Mengstab-m4f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣታ ረሳሕ ሸያኒ ሰራዊት ትግራይ ኣብቦትኡ እዩዘሎ☝️

    • @almazabraha6198
      @almazabraha6198 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      👿👻👹🦓🐗🐀🐁🐖

  • @Berhun-zw9uw
    @Berhun-zw9uw 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @abrehetberhe6076
    @abrehetberhe6076 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Pls make things short and to the point

  • @meazateklegirgis6316
    @meazateklegirgis6316 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hero Stalin

  • @kiflaytsegay7601
    @kiflaytsegay7601 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @meazateklegirgis6316
    @meazateklegirgis6316 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hero Stalin

  • @SelamAdisu
    @SelamAdisu 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @Hdddigv
    @Hdddigv 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @AlluAlex
    @AlluAlex 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @HelenhagosTesfay
    @HelenhagosTesfay 47 นาทีที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @appall3985
    @appall3985 47 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @LiliYaynu
    @LiliYaynu 45 นาทีที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️