ውግእ ፀሊሞይ -TDF- ጀግንነት ሰራዊት ትግራይን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ก.ย. 2024
  • #tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic

ความคิดเห็น • 28

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f 6 หลายเดือนก่อน +4

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑኣያታትይን ኣሕዋተይን የቀንየልና ❤❤❤❤

  • @user-fo5wu1oj5j
    @user-fo5wu1oj5j 6 หลายเดือนก่อน +2

    Kberen mogosn nejegenu seweatna 😢❤❤

  • @fitawfitaw
    @fitawfitaw 2 หลายเดือนก่อน

    Kbrn mogesn njeganu nsemaetatna❤❤❤❤❤❤

  • @medid.454
    @medid.454 6 หลายเดือนก่อน +1

    Tdf ever ❤ always in our heart.

  • @hagerawi5745
    @hagerawi5745 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you TDF for your unmatched sacrifices💊❤

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 6 หลายเดือนก่อน +1

    God bless TDF for life ❤️ ❤❤

  • @alemfivetube
    @alemfivetube 6 หลายเดือนก่อน

    ናይዞም ጀጋኑና ስርሒት ብብቑዓት ሰባት ብልክዕ ተዝቐርብ ፅቡቕ ነይሩ

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 6 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ምጎሰን ጅጋኑ 💔💔💔❤️❤️😥😥💪💪💪💪

  • @haftomtadesse4113
    @haftomtadesse4113 6 หลายเดือนก่อน +3

    መጀመርያ ነቲ ትገብርዎ ዘለኩም ሰራሓቲን ነቲ ሚድያን ዘለኒ ክብሪ ክገልፅ ይፈቱ።
    # ካብዚ ብምቅፆል ሓደ ሓደ ነጥቢ ከልዕል።
    1) ሰለ እቲ ግምባር ብዙሕ ቅያን ታሪኽን አለዎ ኢልካ ግን ምንም ነገር ብዝባሃል ደረጃ አይነካአኻዮን።
    2) ስለ ሓንቲ አሃዱ (ኮር) ብዙሕ አውሪካ ፤ ሓለፍታ ፤ ዝተጓዐዘቶ ፤ ዝነበራ ምንቅስቃሰ ምንትስየ ምንትስየ..... out of the title.
    3) ውግእ ፀሊሞይ ን10 ማዓልትታት አይነበን።
    4) ብጣዓሚ ዝሕፍር ካዓ ዝፈረሳ አሃዱታት አይነበራን ፍፁም ጌጋ እዩ። አይነዎት አሃዱታት ? ማዓዝ?
    #####ክድህሰሱ ዝግበኦም ዝነበረ ነጥብታት####
    1) ውግእ ፀሊሞይ ማዓዝ ተጀሚሩ ፤ እቲ ዝነበረ ኩነታት in details
    2) ናይ አርሚ 17 ኮራት ዝነበረን ምትእስሳርን አንፈት አቀማምጠእንን።
    2) ናይ ደብብ አሃዱታት( አርሚ 42,33) ማዓዝ ፀሊሞይ አትይን ንሓገዝ በበይ በበይ አንፈት አትየን አስተዎፀኣኦን?
    3) አርሚ 50 ዝነበራ ታሪኻዊ ዉቅዒት? ነጥቢ መቀይሮ?
    4) ናይ ፀላኢ ስትራተጂክ እንታይ ነይሩ? ምሰ ሸራሮ ንዝነበረ ውግእ ክራኸብ ይፍትን ስለ ዝነበረ?
    5) ድሕሪ ናይ ደብብ አሃዱታት ናይ ፀሊሞይ ውግእ ከመይ ተቀይሩ?
    6) እቲ ኩነታት ዝተፈጠረ አብ እወን ምእከቢ አዝመራ ስለ ዝነበረ እቲ ህዝቢ ዝበፀሖ በደል?
    7) ደረጃ ምውፃእ አይድልን እምበር ልዕሊ ግብእን ግዳጅን ዝፈፀማ አሃዱታት ነይረን። ልዑል ምስጋና ዝተወሀበን ፤ ከምቲ ዝበልካዮ ዝፈረሳ ዘይኮናሰ ንታሪክ ዝተፈጠራ ጀጋኑ አሃዱታት ። ንአብነት ካብ 172 **ሓኽፈን***።
    ****አጠቓላሊ******
    እቲ ርእሲ እና እቲ ትንታነ ስለ ዝገረመኒ እዩ።
    ከሊእ ግዜ ከም ትደግሞ ተስፍ ይገብር ።
    የቀንየለይ!!

    • @MillardAva
      @MillardAva 6 หลายเดือนก่อน +1

      ✅✅✅

  • @abdujunaid1655
    @abdujunaid1655 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @wrwrffgg4546
    @wrwrffgg4546 6 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ነጀጋኑ ኣሕዋትና

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bergvinetsegay1744
    @bergvinetsegay1744 6 หลายเดือนก่อน

    ዘላኣለማዊ ዝክርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @user-gx2rm2cc8d
    @user-gx2rm2cc8d 6 หลายเดือนก่อน

    ከምዝይ ዓይነት ክስነድን ከቅዝልን አለዋ❤❤❤❤

  • @HaileGigi
    @HaileGigi 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ክላሲካል እባ aplod ግበረልና

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 6 หลายเดือนก่อน

    ♥️♥️♥️

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 6 หลายเดือนก่อน

    TDF❤

  • @tewahedomelese3734
    @tewahedomelese3734 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉

  • @sirakab7716
    @sirakab7716 6 หลายเดือนก่อน

    ተሳዒርና ከይብላስ፣ ይብሉኹም ከምዚዩ

  • @LuelAmare
    @LuelAmare 6 หลายเดือนก่อน

    ቪድዮታት ግንባር ውን ተትዝርግሕልና ፅቡቕ ነይሩ!

  • @sennaykahsay5067
    @sennaykahsay5067 6 หลายเดือนก่อน +1

    Qexlu ajoka nay kfle serawit nay dedebit ka amxelna ena

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 6 หลายเดือนก่อน

    Tegaru quinatin motin muwudas tetinigedfo tsibuq eyu.... Entrifi mot, mequselti, himam dikinet kalie ayterfinalun.

  • @user-dw1to4gm4b
    @user-dw1to4gm4b 6 หลายเดือนก่อน

    ኪበሪንመገሰንጀጋኑሲዋኣቲና

  • @abayaraya2123
    @abayaraya2123 6 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት

  • @wrwrffgg4546
    @wrwrffgg4546 6 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ነጀጋኑ ኣሕዋትና

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @gdushsgsushs4212
    @gdushsgsushs4212 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤