ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Love this ❤worship! Glory to God!
So blessed by this song guys! "Akileni bKealinetka" wow, amen
Akeleni 🙏🏾
Praise God; kemzuim aynet hbret zhabkana; nabaka zetemtu
God blessed you
Amennn. God bless you all beloved!!
Amlak ybarkkum brukat
Kebri kulu neu yekun tebarekku
Wowwwwww amennnn bless you
be blessed
Could you please post the lyrics of "Akileni" here? Blessings ❤
ምግባር ፍቓድካ ክሰኣነኒ እውስን ኣብ ቅድሜኻ ነንመዓልቲ ነቲ ዘይደልዮ እከይ ተግባራት እገብሮ ኣለኹ ምግባር’ቲ ሰናይ ግና ሰኣንኩ ተሓለልኩ ተደ።- ኣኽእለኒ ብኸኣልነትካ ፍቓድሲ’ሎኒ ምግባሩ ስእን ኣኽእለኒ ብኸኣልነትካ ዎ ጐይታ ባዕልኽእ ኣኽእለኒ ኣባይ ኣብ ስጋይ ሰናይ ነይብለይ ከም ጽዩቕ ጨርቂ’ዩ ኩሉ ጽድቀይ ካብቲ ስጋዊ ትምኒት ምስ ነፍሲ ዚዋጋእ ኪርሕቕ ሰናይ ኪገብር ርእሰይ ኪገትእ ንእከይ ክስዕር ተደ።- ኣኽእለኒ ካብ ጸዋዒ’ምበር ካብ ግብሪ ኣይኰነን ብምሕረትካ’ምበር ብምጉያይ ኣይኰነን በቲ ትህበኒ ሓይልኻ ጥራይ’የ ዚኽእሎ ኣኽእለኒ’ሞ ምግባር ፍቓድካ መታን ኪኽእሎ ተደ።- ኣኽእለኒ
Love this ❤worship! Glory to God!
So blessed by this song guys! "Akileni bKealinetka" wow, amen
Akeleni 🙏🏾
Praise God; kemzuim aynet hbret zhabkana; nabaka zetemtu
God blessed you
Amennn. God bless you all beloved!!
Amlak ybarkkum brukat
Kebri kulu neu yekun tebarekku
Wowwwwww amennnn bless you
be blessed
Could you please post the lyrics of "Akileni" here? Blessings ❤
ምግባር ፍቓድካ ክሰኣነኒ
እውስን ኣብ ቅድሜኻ ነንመዓልቲ
ነቲ ዘይደልዮ እከይ ተግባራት እገብሮ ኣለኹ
ምግባር’ቲ ሰናይ ግና ሰኣንኩ ተሓለልኩ
ተደ።- ኣኽእለኒ ብኸኣልነትካ
ፍቓድሲ’ሎኒ ምግባሩ ስእን
ኣኽእለኒ ብኸኣልነትካ
ዎ ጐይታ ባዕልኽእ ኣኽእለኒ
ኣባይ ኣብ ስጋይ ሰናይ ነይብለይ
ከም ጽዩቕ ጨርቂ’ዩ ኩሉ ጽድቀይ
ካብቲ ስጋዊ ትምኒት ምስ ነፍሲ ዚዋጋእ ኪርሕቕ
ሰናይ ኪገብር ርእሰይ ኪገትእ ንእከይ ክስዕር
ተደ።- ኣኽእለኒ
ካብ ጸዋዒ’ምበር ካብ ግብሪ ኣይኰነን
ብምሕረትካ’ምበር ብምጉያይ ኣይኰነን
በቲ ትህበኒ ሓይልኻ ጥራይ’የ ዚኽእሎ
ኣኽእለኒ’ሞ ምግባር ፍቓድካ መታን ኪኽእሎ
ተደ።- ኣኽእለኒ