ህድማ መንግስቱ ሃይለማርያም ናብ ዙምባቤ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 46

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ሓወይ ዘይትሓድገና ። ብዙሕ ዝባሃል ነገር እኮ ኣሎ። ብዛዕባ ሁሉው ኩነታት ኣድሂብሞ ንሰባት ጽጹይ ሓበሬታ ብዛዕባ ሃገርናን ከባቢናን እናሃብካ ኣፍልጥኦም ከምዝዓቢ ግበር።

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 7 หลายเดือนก่อน

    ይበል ታሪኽ❤❤❤❤❤❤ ፍናን ጅግና

  • @ትንሳኤትግራይ
    @ትንሳኤትግራይ 3 ปีที่แล้ว +17

    ትንታነ ዜናኻን ድምፅኻን ክምሰጠኒ 👍👍👍

  • @dawitteklzghi5326
    @dawitteklzghi5326 3 ปีที่แล้ว +11

    መርሓብ ፍናና ከመይ ኣለካ ሂወት ሰላም ዱ
    ኪትሕጎስ ከ ይምርዕ ኣለኩ።

    • @samiwedi1034
      @samiwedi1034 3 ปีที่แล้ว +2

      Ruhus gama

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

      Congratulations congratulations congratulations nay haki ente konu dea

  • @FthawiDebesay-o4p
    @FthawiDebesay-o4p หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 3 ปีที่แล้ว

    👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🙏🏻

  • @biniamtesfay8725
    @biniamtesfay8725 2 ปีที่แล้ว

  • @furtunayemane8783
    @furtunayemane8783 3 ปีที่แล้ว

    Thanks bro for your documentary

  • @d.kdawit1028
    @d.kdawit1028 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣዓ እዝከረኒ ኣባሓጎይ እዚ ከርናፍ ይብእል ነሩ

  • @akliludawit3597
    @akliludawit3597 3 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ መዛኻኸሪ ፡ እቲ መገዲ ወይ ዕጫ በዓል መላኺ ኢሰይያስን ኣብን ሙኻኑ እዩ።

  • @beyblademaster4445
    @beyblademaster4445 3 ปีที่แล้ว

    መንግስቱ አብ 1978 79 80 ከባቢ ን6 ወርሒ ንዝንባቦ አብ አዲስ አበባ አስሊጥንወም እዩ ሃገሮም ከ ብሐግዝ መንጉስቱ ሐራ ወጺአ

  • @Belewkelew-s9o
    @Belewkelew-s9o 3 ปีที่แล้ว +3

    *ሕጂ ከኣ መሸርፈት መህደሚኣ ክትጸርግ ኢያ*

  • @amlakymesgen5173
    @amlakymesgen5173 3 ปีที่แล้ว

    Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍💪💪💪💪💪

  • @ምልኪይፍረስሕጊይንገ-ጰ6ሐ
    @ምልኪይፍረስሕጊይንገ-ጰ6ሐ 3 ปีที่แล้ว

    ሓውና ፍናን ትምህርትኻ ጽቡቕ እካ እንተኾነ እቶም ንመንግስቱ ሒዞሞ ዝኸዱ ካፕተይን ዝገበርዎ ቃለ መጠይቕ ምስማዕ ከድልየካ እዩ ብሄሊኮፕተር ዘይኮነ ብናይ ህዝቢ ነፋሪት እዩ ከይዱ

  • @eastafricainformation2825
    @eastafricainformation2825 3 ปีที่แล้ว

    ክሳብ ሎሚ ብሂወት ኣሎ ድዩ መንግስቱ ሃይለማርያም?

  • @Gash246
    @Gash246 3 ปีที่แล้ว

    Fnan Hezbi Eritrea ke teresiu

  • @mbrhtomtmelso258
    @mbrhtomtmelso258 3 ปีที่แล้ว +1

    Hji wen kdgem eu zmsel 2 gize ab hade

  • @merhawibelay4992
    @merhawibelay4992 ปีที่แล้ว

    Ewe nsu da hadimu men eyu ke yehdimwo etom txerfom zeleka eyom yehdimomo

  • @genetatsbeha3205
    @genetatsbeha3205 2 ปีที่แล้ว

    እዙ ደም ስታይ እዙይ ኣሎ ዘይሞተ ናትካ መንገዲ ይከተሎ እቱ ኣሽባሪ ኣሽጉሊት መቸም ሩጉም ስብ ኣይሞትን ዝብሃል ሓቂ እዩ ኣብ ሲኦል የንብርካ 😈☠️👈

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 3 ปีที่แล้ว +1

    ነብስኹም ኣይተታልሉ ታሪኽ ኣይተዛብዑ ታሪኽ ህወሓት ንሻዕብያ ኣይትሃቡዎ።
    ህወሓት ብሜኬናይዝድ ህዝባዊ ግምባር ተሓጊዙ ኣዲስኣበባ በፂሑ ዝብል ቀልዲ ኣዝዩ ነብሰ ምትሓት ዝወሎዶ እዩ።እቲ ሓቀኛ ታሪኽካ ጨቢጥካ ኣብ ክንዲ ንመፃኢ ክትማሃረሉ ዝግባእ ታሪኽካ ኣዛቢዕኻ ዘይተሰርሐ ከተዕብዮ ካብ ምድላይ ሓሊፉ ሓቀኛ ታሪኹ ኣይገልፅን።ዉወሎድ ወሎዶ ዘዛብዕ ታሪኽ ኣብዘይ ታሪኽካ ንምምባር ሓንጎልካ ብጌጋ ምድንዛዝ ጥራሕ እዩ ትርጉሙ
    ፍናን ኣፕ ብቲ እትሰርሕዎ ኣዝየ እየ ዘድንቐኩም ክብሪ እዉን ኣለኒ።እንተኾነ ግን ሽግር ኤርትራዊያን መፍተሒ ክትረኽብሉ ዘይካኣልኩሙሉ ሚስጢር እቲ ሓቀኛ ታሪኽ ስለዘይትነብርሉ ዘለኹም እዩ። ኣብነት ጀነራል ፃድቃን ዝኣክል መሬት ሊሕስና ተሲእና ኢሉ ነቲ ክዛረብ እንከሎ እቲ ዝተፈፀመ ሓቀኛ ታሪኽ መፈከሪ ዘይኮነ ኩዉንነት ስለዝኾነ እዩ። እንተ ብወገን ኤርትራ ግን ዘየለን ዘይተገብረን እንትርፎ ሓያላት ወይ ወያነ ሓንጊሮም ናብ ኣ/ኣበባ ከምዘእተዉዋ ክዛረቡ ነብሶም ከም ፈላጣት ሓያላት ወታሃደራዊ ኲናት ክመስሉ ምፍታን ፈፂሞም ሓቀኛ ታሪኽ ንወሎዶ ከምህሩ ኣይትርኸቦምን ፣ስለዚ ፍናን ሓዉና ታሪኽኩም ተገዲስኩም ብሓቀኛ እቲ ዝተፈፀመ ታሪኽ ናብ ወለዶ ኣፀቢቕኩም ከተመሓላልፉሉ ንመክር።

    • @ክወግሕእዩኤረይ
      @ክወግሕእዩኤረይ 3 ปีที่แล้ว

      መራሕቲ ወያነ ባዕሎም ዝዛረብሉ ሓቂ እንድዩ ታሪኽ ኣይተዛብዕ ንባዕልኽ።

  • @Realityunlocked2861
    @Realityunlocked2861 3 ปีที่แล้ว

    Fesam hasawi higdef in tplf hagizemwo tible resah niskuns hisotkum zeytigedfu leka

  • @benjaminfranklin4157
    @benjaminfranklin4157 3 ปีที่แล้ว

    ልቢ ዘለዎ ጽቡቕ ትምህርቲ እንዲኻ እማሓላሊፍካ መሽረፈት ኣቢይ ካኣ ኣጀማምርኡ እኳ ኣይተጋገየን ልክዕ ናይ ኣያታቱ ኣካይዳ ቀጥ ኣቢሉ ሒዝዋ እንተሎ ኣብፊኒሺንግ ኣውዳዳኣ ምህዳም' ውን እንተዘይኪእልዋ ከምሳዳም ዕጫ ኣብዛጁቡኡ !!

  • @TamTam-nz6ej
    @TamTam-nz6ej 3 ปีที่แล้ว

    ክላእ መሰልቸው ኣርእስቲ ዶ ሲኢንካ ስቅ ኢልካ ትደጋግሞ ነቲ ዝሰራሕካዮ፨

  • @binyamaf8826
    @binyamaf8826 3 ปีที่แล้ว

    Heije germ nay hagrna tarki Amxie

  • @teweldetesfazghi5335
    @teweldetesfazghi5335 3 ปีที่แล้ว +1

    Fana ab infto xbuk eyu medebkom gen tedengyuo alkom

  • @destaftwi5229
    @destaftwi5229 3 ปีที่แล้ว

    Fnan lomis eza medebka tizhl do la haqey

  • @naybakalu7359
    @naybakalu7359 3 ปีที่แล้ว

    Airkobter ay koneten dash 5 neushety air eya

  • @abelabi6782
    @abelabi6782 3 ปีที่แล้ว

    Wey hdma hhhhh

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

    Fnan Wedi tom jeganu kab kedemom

  • @ሃገራዊቅዋም
    @ሃገራዊቅዋም 3 ปีที่แล้ว

    መቸም ወስ ቆብ ስለምንታይ ተዘኪሩ ታራ ጋውና ሓሊፉ ታራ መን ተሪፉ ኣቢ ቻይና ዶ ይመስል እሶም ናይ ኣብኦም ይገብሩ ንሕና ናዮቦና ንገብር ዶ በለ ትግራዋይ ።

  • @hagosx7gkxoakkhbereke780
    @hagosx7gkxoakkhbereke780 3 ปีที่แล้ว

    Dmxi ytht alo

  • @binyamaf8826
    @binyamaf8826 3 ปีที่แล้ว +1

    Bezaba heizbawi genbar ne weyani nab Arte Klo zeitwum kesbi 1994 kem zexihun Akerblna

    • @eskiasbayru2831
      @eskiasbayru2831 3 ปีที่แล้ว +2

      Ayfolton eye ezi tibilo zeleka zanta

    • @filmonmezolo6597
      @filmonmezolo6597 3 ปีที่แล้ว

      @@loveyoueritrea9817 kkkkkkk really man

    • @berihutekle3238
      @berihutekle3238 3 ปีที่แล้ว

      Bazabom da kemey elu kzareb

  • @tesfomtesfagergish4175
    @tesfomtesfagergish4175 3 ปีที่แล้ว

    Ba meselchewti 10 gzye mengustu endabelkum aytexmuna tm yhshekum

  • @mes2936
    @mes2936 3 ปีที่แล้ว

    Dmxka ythtena alo ab mengo srah kona nketateleka sebat alenamo kurub amehaysho bertea kea xbuk Srah

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

    Mengistu is the most evil like Abiy
    Ethiopa people Special hzbi eritrea ms hzbi tigray ab aghi knkrbo ygbe

  • @teklaimelake6995
    @teklaimelake6995 3 ปีที่แล้ว

    መርሓብ ፍናን ሰላም ዲካ ። እንታይ ድኣ ጠፍእካ ዜና ገድፍካዮ ህዝብ እጽበየካ ኣሎ ?

  • @georgeson21
    @georgeson21 3 ปีที่แล้ว

    Mengstu flew out of Ethiopia by airplane not helicopter do ur homework properly

  • @indabatsahmamedia9771
    @indabatsahmamedia9771 3 ปีที่แล้ว

    ሓሶት!