new eritrean orthodox tewahdo መንፈሳዊ ዉድድር መደብ ጸጋኻ ምልላይ 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น •

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ ปีที่แล้ว +45

    ኤርትራውያን ብጣዕሚ ገብዛት እኩም ኣብ እምነትኩም ተገደስት እኩም ፀጋኡ ያብዘሐልኩም🙏💗😍

  • @ኤማየተዋህዶልጅ
    @ኤማየተዋህዶልጅ ปีที่แล้ว +17

    ብዙሕ ኤርትራውያን ብመንፈሳዊ ህይወት ንፉዓት እዮም ብዓረብ ዝተሰርሑ መንፈሳዊ ፍልሚ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ቀይሮም ብዙሕ ትምህርት ቐስምና ኣለና ኣምላኽ ይባርኽም ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam185 ปีที่แล้ว +14

    ኣሰይ ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እግዚአብሔር
    ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኣጆኹም ኣይትሕመቑ
    ካብዚ ዘለኹሞ ዝያዳ እንዳ ነፋዕኹም ክትከዱ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣሜን።

  • @ፍኖተረድኤትዩቱብ
    @ፍኖተረድኤትዩቱብ ปีที่แล้ว +34

    Psalms 84 (ትግ) - ዳዊት
    10: ካብ ሽሕሲ ሓንቲ መዓልቲ ኣብ አጸድካ ትሐይሽ እያ እሞ፣
    ኣብ ድንኳን ረሲአን ካብ ምንባርሲ
    ኣብ ቤት ኣምላኸይ ሓለው ደገ ምዃን ይሔሸኒ።
    ብሓቂ አዝዩ ደስ ይብል ቀጽልሉ ካብ አብዘይከውን ምውዓል 10 ግዜ አብዚ ይበልጽ

  • @بريبري-د2و
    @بريبري-د2و ปีที่แล้ว +14

    _እሰይይይይ ክንደይ ደሰሰሰ ይብል እዚ መደብ ቃፅልሉ ክብራተይ ብሓቂ ፀጋኡ ያብዘሐልኹም እግዝኣብሔር ኣምላክ ፍቅራተይ✝️♥️🥀 ፈጣሪ ደቂ መዳመይለ ዓድና ብስላም ይመለሰና ኣብ ቅዱስ ሰፍራኡ ኣትና ክንሳተፍ🤲😌_

  • @CapitalShimendi
    @CapitalShimendi ปีที่แล้ว +22

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ ኣምላኽ አሜን!!! ሰላም ደቂ ማሕበረይ ከመይ ኣለኩም ኣብ ርሑቅ ቀረባ እትርከቡ ደቂ ማሕበረይ እንክዓ ብሰላም ምጽኣኩም ማለተይ ናብ ዩቲዩብ። ኢዚ ግርሞ ዘለኩም መደብ ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ ቅድሚ ሕጂ ዝካየድ ዝነበር እዩ። ኣብ ኣራብስታ ማሕበር መድኀኔዓለም ብይሕዋትና ካብኣቶም ገለ በብምጥቃስ ብዓል ምልጌታ ኣሮን ዝካይድ ዝነበረ መደብ ማይም ተባህሉ ዝተፋላለይ ዝካየድ ዝነበረ እዩ። ሕጅግን ዳርጋ ኩልሃና ደቂ ማሕበር ወጺና ኢና ናብ አውሮጳ እቲ ዝነበረ መንፈሳዊ ህያወት ነፍቅናዮ ኢና ኔርና ማለት ኣብ ማዓስከር ማዓይኒ ኣገልግሎት ነርካ ካበኡ ኣዲሳባባ ጽብቅ ኣገልግለት ክኣ ነይሩ ኣብ አውሮጳ ምስ መጻኻ ግን ሰማይን ምድርን እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ደጊመ እንክዓ ብሰላም መጻክም ናብ ዩቲዩብ ብጥዓሚ ኢና ንናፍቀክም ማሕበረይ ካልኣይ ክፋል ክኣ ክንጽበየክም ኢና ሓደራ ግን ከይትገድፍዎ ሰብ ዝበለ ይበል ማለት እቲ ኣብ ማሕበር ዝነበረ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ እና ልቢ ዝብል ክኣ በርትዑ እግዚአብሔር ምሳክም ይክን ክብራት ማሕበረይ በዚ ኣጋጣሚ ኩላክም ደቂ ማሕበረይ ኣብ አውሮጳን ኣብ ኣዲሳባባን ማዓስከር ዘለኩም በብዘለኽሞ ሰላም ይምነየልክም አሜን አሜን አሜን !!!ስብሐት ለእግዚአብሔር ፡
    ወለወላዲቱ ድንግል ፡
    ወለመስቀሉ ክብር ፡ አሜን(((3)))!!!
    ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ብሪጋልተዋህዶ
    @ብሪጋልተዋህዶ ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ኩቡራት አሕዋተይ ቀፅልሉ ከምዝታት መደብ ተትበዝሐል አብ ኩለን ሃገራት ብጣዕሚ ደስስስ ክብል ነይሩ አብ ናይ ዓለማዊ እምበር መንፈሳዊ መደባት የሎውን ሞ ቀፅሌሉ💟💟💟💟💟💟መንፈስኻ የሐድስ ኢዩ

  • @binishkor483
    @binishkor483 ปีที่แล้ว +9

    ንፉዓት ዳያኑ ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤

    • @abrehaletesfay9007
      @abrehaletesfay9007 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @ሓፍቲየሚፍቅር
    @ሓፍቲየሚፍቅር ปีที่แล้ว +6

    እግዚኣብሄር ይመስገን ፫ ❤ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ፕሮግራም ቀፅሉሉ ......

  • @gulgeralta9450
    @gulgeralta9450 ปีที่แล้ว +2

    ኦ! ሠናይ መደብዩ ካብ ዝወሃብ እርማት ብዙሕሕሕሕ ተማሂረ!!!
    ጸግኡ የብዘሐልኩም!

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew12 ปีที่แล้ว +27

    ኣሰይይይይ😊😊😊🎉 ጸግኡ የብዝሓልኩም ደስ ዝብል😊 መደብ ብዙሕ ተባረኩ። ቀጽልዎ ብሩካት ኣሓትና።🙏🤗❤️🙏👏👏

  • @ghgh2357
    @ghgh2357 ปีที่แล้ว +9

    አሰይይይ ተመሰገን ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ብከመዚ እንተንነብር ነይርና ፈጣሪና ምታሓጎሰ ነይሩ ፀጉኡ ይብዛሓልኩም ደስ እልና 2ይ ክፋል ብሰላም ምፅና♥️

  • @CvhHbvxdh
    @CvhHbvxdh 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና 👏👏👏🙏🙏🙏💒💒💒💐💐💐

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghffuh4437
    @ghffuh4437 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @danielokbasan6184
    @danielokbasan6184 ปีที่แล้ว +1

    Asey deki orthodox tewahdo eritrean ❤❤❤

  • @galmhrey
    @galmhrey ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እሰይይይይይይይይይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋትና ✝️💒❤️❤️

  • @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
    @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ ปีที่แล้ว +22

    ፀግኡ ያብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤

  • @stability_yemariam_lj
    @stability_yemariam_lj ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣብሄር ይመስገን ነዚ ዘብጽሓና ብዙሕ ኢካ ትርዳእ because መንፈሳዊ ትምህርቲ ንክመሃሩ ዕድል ዘይረከቡ በዚ ዝተፈላለየ ትምህርቲ ክማሃሩ ይክእሉ❤❤❤❤❤

  • @ንግዜ
    @ንግዜ ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwamgebrezghi
    @luwamgebrezghi ปีที่แล้ว +3

    Ellllllllll Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 Kale hiwet ysmalena kburat ahwatey betaemi des zble medeb xegu yebzhalekum fetari 🙏 amlak yhagzkum 🙏❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኹም ፍትዋተይ❤

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ደስ ዝብል እዩ ቃፅልሉ 2ይ ክፋል ብሃንቀዉታ ንፅበ
    ንለመዓንቲ ሱስና ለገሰ 1ይ ኢለያ ኣለኩ ሚጣየ ምሳይ ትስማዕምዑላይክ ጠዉቅላ ❤

  • @IsackBelay
    @IsackBelay ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ በሓቂ ደስ ዝበል መንፈሳዊ ትምህርቲ ሮዳስ ሓብተይ ናይ ብሓቂ ኩሎ ጽቡቅ ኣቀረርባ

  • @ngstitube3160
    @ngstitube3160 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ክንደይ ደሰ ይብል እዩ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @ሙሉወለተማርያምነኝየድንግ
    @ሙሉወለተማርያምነኝየድንግ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ፀጋኡ የብዘሐልኹም ክብራት አሕዋትና ብጣዕሚ ደሰ ብሃል ቓፅልሉ እግዚአብሔር ያሓግዚኹም🤲❤️❤️❤️

  • @Ytbarekeamlakeqdusanabewine
    @Ytbarekeamlakeqdusanabewine ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ።ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኣጀኩም ቀጽልዎ። ቀጻለት ክህልዎ ድማ ተስፋ ንገብር ❤❤❤

  • @sweetlifesweetlife5336
    @sweetlifesweetlife5336 ปีที่แล้ว +2

    ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን(3)💒✝️❤🙏🙏🙏🌹🌹🌹

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይበት የስምዐልና ፀጋኡ በረከቱ የብዝሐሉኩም እግዝኣብሀር ኣምላኽ🤲🤲🤲

  • @NahomDaniel-c2y
    @NahomDaniel-c2y 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ⛪❤☦️🙏🙏🙏

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zezelove7908
    @zezelove7908 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም። ናይ ታ ቆልዓ ልበይ ሰርኒ

  • @ArsemaZeresenay-ju9lj
    @ArsemaZeresenay-ju9lj ปีที่แล้ว +2

    ብታዕሚ ጽብቅ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፈቃርንወላዲታ
    @ፈቃርንወላዲታ ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ፀግኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዓና ለ ምስትውዓል ይሃበና❤❤❤
    ንእሽተን ከም ሪኢቶ ግን አብ ዳያኑ ብጣዕሚ ጉድለት ዘሎ ከይኑ ተራእዩ
    ማርጌታ ስሙ ይቅርታ ኣፍልዳት ናይ ልበይ ካሕኩሕ ብልብካ ትብል መዝሙር ዝዘመረ ንሱ ጥራሕ ዩ ፅብቁ ዘሎ አብ ዳያኑ እና ተተካኢሉ ተዘስተካክሉ
    በፍላይ ከኣ ዞም ክልተ ዕብይ ዝበሉ በሓደ እንየዉ ደያኑ
    ይቅርታ ግን ከም ሪኢቶ እየ እንበር ቀፅልዎ
    ኣምላኽ ዮሴፍ ዘማሪ ከኣ ብጣዕሚ የ ዝፈትወካ ምስ መዝሙርካ❤❤❤❤

  • @ልእልቲ-ዘተዋህዶ
    @ልእልቲ-ዘተዋህዶ ปีที่แล้ว +5

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክብራተይ❤❤

  • @senaygerezgher1562
    @senaygerezgher1562 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡራት የሕዋተይ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መደብ ምድላው ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም ተባረኽ።

  • @raheltsegay7991
    @raheltsegay7991 ปีที่แล้ว +4

    አነስ❤ ብልቢ ❤❤❤አድኒቀያ ነታ ቆልዓ ብስልቲ ሓፋታ አላትኪ keep up

  • @amlshaamlsha
    @amlshaamlsha ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ንኩለም እሞ❤❤❤❤ ፍልይ ዝበለ ግን ናይዛ ህፃን ቆልዓ ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im ปีที่แล้ว +2

    መርኃዊ ኪዳኑ አብ ዘመና ዘሎ😢💔
    ናይ ኩላትኩም ፅቡቅ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም👏🥰

  • @IssayasEyassu
    @IssayasEyassu ปีที่แล้ว

    እግዛቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብጣእሚ ጽብቅ መደብ እዩ መንፈሳዊ ብከምዚ ጌሩ ክብርትእ እምበር ክደክም ከምዘይ ብሉ ብስም እግዛቢሔር እምሕጸነኩም ብጣእሚ ጽብቅ መደብ ቀጽልዎ በርትኡ ስብሓት ለእግዛቢሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመሰቀሉ ክብር ኣሜን!

  • @eldanaqudus7919
    @eldanaqudus7919 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን (( 3 )) ቃል ሂወት የስምኣልና❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዝብል ኣዝዩ መሳጥን መሃርን ትሕዝቶ ጸጋ የብዝሕ ኣሕዋተይ ኩሉኹም ካብ ደያኑ ክሳብ ተዓዘብቲ መራሕቲ መደብ ኣቅረብቲ መደብ ኩሉ ብጠቅላላ❤🎉😊።

  • @SaliemTesfamariam
    @SaliemTesfamariam 13 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና🙏🙏🙏

  • @meridesta8011
    @meridesta8011 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላኽ እስራኤል ፀጋኡ የብዘሐልኩም

  • @fuch9239
    @fuch9239 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @akbertandemikael2389
    @akbertandemikael2389 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zimare melaekti yesmalna

  • @ማህበርቅድስትኪዳንምህረት
    @ማህበርቅድስትኪዳንምህረት ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይ ብሓቂ ንኪላትኩን ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብርት አሕዋትና❤🎉❤🎉❤ቀፅልሉ

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @Aleni16276
    @Aleni16276 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ቃል ሂወት የስምዓልና።

  • @yesus_goytayu1233
    @yesus_goytayu1233 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏✝️❤️ብሩኻት ጐይታ ፀግኡ የብዝሓልኩም አብ ቤቱ የጽንዕኩም 🤲✝️❤️

  • @MilenaAregay
    @MilenaAregay 18 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስማልና ይህዋት ፀጐ የብዝሃልኩም አግዚአብሔር

  • @GgfFffy
    @GgfFffy หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬመላኣክትየስመዐልናእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልሎ

  • @teshemeyigzaw6253
    @teshemeyigzaw6253 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብል መደብ እዩ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሐልኹም
    ቀጽልዎ😊

  • @sweetlifesweetlife5336
    @sweetlifesweetlife5336 ปีที่แล้ว

    Sesuna haftey btami zgery eyu ,amlak xeguau yebzahalki ,mahber dngl maryam xegaa tebzahalki,💒✝️❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qal hweit yesmeina fqurat yehwatey xegieu yebzhalkum egziabhier 🥰🥰✝️✝️✝️💒💒💒🙏🙏

  • @KisanetKahsay-m5t
    @KisanetKahsay-m5t ปีที่แล้ว +2

    Amen (3)Xegan tianan yhbkum ftiri.

  • @szazlzazm9647
    @szazlzazm9647 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይይይ ባሓቂ ደስ ዝብል መደብ እዩ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዛብሄር ቀፅልወ ኩቡራት ኣሕዋተይ💗💗💗💗💗💗💗

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 ปีที่แล้ว

    ዕልልል እዩ ዘብል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሕ ፡ ናይ ሰላም ኣምላኽና እግዚኣብሔር ካብ ምፍልላይ ኣድሒኑ ሓድነቱ ይሃበና ።

  • @edgrff7506
    @edgrff7506 ปีที่แล้ว +1

    በሓቂ ቃለ ህይወት ያሰማዐልና 👏👏👏

  • @tikeywedi
    @tikeywedi ปีที่แล้ว +1

    ምስጋና ነቲ ሉኡለ ባህሪ ዝኾነ እግዛብሄር ኣምላኽና ይኩን ኣሜን

  • @PETROSWEDIMEMHR
    @PETROSWEDIMEMHR 11 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ፈጣሪ ብጣዕሚ ደስ ክብለካ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @filimonweldu980
    @filimonweldu980 ปีที่แล้ว

    Amen kal hiwet yesmealna kburat yehwat egziabiher amlak xegeu yebzhalkum

  • @simonberhe6684
    @simonberhe6684 ปีที่แล้ว +1

    ፀግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር የሕዋት ደቂ ወንጌል❤❤❤

  • @asgodomkonstantinos8325
    @asgodomkonstantinos8325 ปีที่แล้ว +3

    Ellllllll Ellllllll Ellllllll Nay behaki des zebl medeb yehwatey kxelwo ⛪🙏❤

  • @ftanegeshagos799
    @ftanegeshagos799 7 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሐልኩም።

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-አ2ፐ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-አ2ፐ ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የሳምልና ብጣዕሚ ደስ ዘብል እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ ብሩካት ይሕዋተይ keep up the good work 💯🙏🏽

  • @DG12-m9i
    @DG12-m9i ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ❤

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ስራሕ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም❤

  • @meridesta8011
    @meridesta8011 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @ngstigoitom8353
    @ngstigoitom8353 ปีที่แล้ว

    burukar yehwat xegiu yebzahalkum zmere mlakti yesmana burukat yhwat🙏🙏🙏🙏🙏

  • @FmanAnde-br8gc
    @FmanAnde-br8gc ปีที่แล้ว

    Btaemi xbuk fetari xegeu yebzehelkum kal hiwet. Yesmalna

  • @habenamanuel4304
    @habenamanuel4304 ปีที่แล้ว +1

    ጸጋ የብዝሕ ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ ከምቀደሙ
    ኣነ ዉን ተሳታፋይ ክኸዉን ፋቅድ ኣምላኽ ይኹን
    ክሳብ ወርሒ 9 ዝቅጽል ተኾይኑ
    ሓበን ካብ ጀርመን

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu2634 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Qale hiwet yesmalna Egziabihier xegu Yebzhalkum Qexlwo Egziabihier Amlak Asbkum Yhabkum

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam185 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ እዩ። በሉ ኣጆኹም እስኪ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም።

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ หลายเดือนก่อน

    እሰይይይይይይ ደስ ዝብል መደብ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወሲኪ ወሳሲኹ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ መፃኢ ዘመንኩም ብሩህ ለምለም ይኩነልኩም ❤ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስመዐና ካባኻቱም ብዙሕ እየ ዝምሃር ቀፅልሉ ዞም ኣሕዋተይ 💚❤️

  • @TuTt-ey1sv
    @TuTt-ey1sv หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐል ቀጽሉሉ

  • @ቅንኣትቤትካበልዓኒ
    @ቅንኣትቤትካበልዓኒ ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ጸጋ ተዓደሉ ፣ ነዚ ከምዚ ከማይ ሰብ ካብዚ ናይ ዓለም ድራማታት ኣርሒቑም ብከምዚ መንፈሳዊ ትምህርቲ ጌርኹም ትምህርቲ ኣቕስሙና ። ሓደራ እዚ ጀሚርኩሞ ዘለኩም ቐሊል ነገር ኣይኮነን ፣ ዓቢ ነገር እዩ ፣ እግዚኣብሄር ኣብ ኣገልግሎትኩም ይተሓወሶ ።
    ከም ሓሳብ ግና እቶም ዝዝምሩ ኣሓትሲ በገና ወይ ዝኮነ መሳርሒ እንተዝጥቀሙ ከኣ ደስ ዘብል ምኾነ ኔሩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ፣ ብዝተረፈ ኣምላኽ ጸጋ የዓድልኩም ።

  • @fretamebre1020
    @fretamebre1020 ปีที่แล้ว

    Kalhihwet yesmerelna kuburat yehwat egzabiher nay agelguletkum zemen ybark 💖🙏🏾🙏🏾💖💖🙏🏾🥰🥰

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና✝️

  • @wahsey7931
    @wahsey7931 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዞምይሕዋተይ ጽቡቅ መደብ እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም
    ደያኑ ከኣ ምትብባዕ ኣይትሕመቁ።

  • @sandrahaile7435
    @sandrahaile7435 2 หลายเดือนก่อน

    ጸግኡ ያብዝሓልኩም እግዝእብሔር ኣምላክ ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mihrettesfamichael7028
    @mihrettesfamichael7028 ปีที่แล้ว

    Xgaeu yebzhelkum Egzabiher Amlak ❤ 🙏

  • @goitomokubit68
    @goitomokubit68 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሀር ጽጉኡ የብዝሓልኩም❤

  • @TgGg-g4v
    @TgGg-g4v 25 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህወት ያሰመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @askaluatobrhan4533
    @askaluatobrhan4533 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmeana Nay agelgulot zemenkum ybarek

  • @martagebremaryam-qf2bd
    @martagebremaryam-qf2bd ปีที่แล้ว

    ጸግኡ የብዙሓልኩም እግዛኣብሄር

  • @SAM-qt4jp
    @SAM-qt4jp ปีที่แล้ว

    ደስ ዘብል ክተባባዕ ዝግብኦ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም እሞ ንኽትቅጽሉን ክትዓብዩን ከኣ ኣምላኽ ጸጋ ኣኻእሎን ፍልጠትን ይሃብኩም።

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 ปีที่แล้ว

    _እሰይይይይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ ቀፅልሉ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🌹🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌹❤❤❤❤❤❤_

  • @issak528
    @issak528 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ።❤🎉ቀጽልዎ።

  • @Azahieleazahiele
    @Azahieleazahiele หลายเดือนก่อน

    Amelak xegeo yebzehalkum ❤❤❤🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒

  • @FyoriGerie
    @FyoriGerie ปีที่แล้ว

    🎉kal❤ hiwet yesmaena Hamere hiwet mahar kal❤❤❤

  • @SeluSelu-d9r
    @SeluSelu-d9r ปีที่แล้ว

    Kubrat ahwateyy btami des zbil medem amilak xgu yebzalkum 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tsigeredatesfaldet9040
    @tsigeredatesfaldet9040 ปีที่แล้ว

    kale hiwet yesmhalna rodas habtna btahmi tsibuk tmhrti

  • @Narde9879
    @Narde9879 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይይ ፀጋኦ ያብዝሓልኩ እግዚአብሔር አምላክ ቀፅሉሉ 🙏🙏🙏

  • @hawsenu6087
    @hawsenu6087 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy btaemi des zblyu egziabher nhbretkum ybarik🎉eti mezmur gn tezey akaretskumom temeratsi nieru

  • @adiammengisteab6284
    @adiammengisteab6284 ปีที่แล้ว

    Btaemi des zebl medeb. Egziabher xegue yebzhalkum

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    ብጣዕሚ ፅብቅ መደብ እዩ ቀፅልዎ🙏🖐💗

  • @fkrimisamlak6256
    @fkrimisamlak6256 ปีที่แล้ว

    Egzabher tsegu yebzhalkum ketsilwo.

  • @msgnaemnetu3688
    @msgnaemnetu3688 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሕ

  • @habtitmisgna2130
    @habtitmisgna2130 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ውህበት ጸጋ ዝለለየሉ በጣዓሚ ነፊዕኹም እግዚአብሔር ይሓግዝኩም