ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሃገር ማለት ታሪኽ ኢዩ።ታሪኽ ዘይፍልጥ መንእስይ ሀገሩ ክዕቅብ ኣይክእልን ኢዩ።ስለዚ ታሪኽና ኣብ ቀጻሊ ብከምዚ ዓይነት መድብ ክቅርብ ኣለው።ኣንባቢ ናይዚ ታሪኽ ኣዝዩ ብጣዕሚ መሳጢ ድምጺ ኣብ ውሽጢ ልብኻን ሓንጎልካን ዝኣቱ ኣቀራርባ ኣለው።ስለ እታ ኣቦርክቶኻ ክኣ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ።ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋእትና!!!!!ዓወት ንሓፍሽ !!!"
ዋውው ብሓጎስ ኣይድረርንየ ሎምስ ኣብታ ስዓትኩም ኣሰሰይይይ ደቂ ኤረይይ ሰብ ድርብ ግርማን ታሪኽን።
መርሓባ ኢንኳዕ ብደሓን መጻኩም
ፎርሳ ደቂ ኤረ, ታሪኽና ይነበብ ይተንተን ቀጽልዎ ኣጆና ምስጋናና ወሰን የብሉን
Tarik aeyifersini ayu nebari. Ayu sebt gn yihalfu ayomi
መርሓብ ተንታኒ ብዓል ረዚን ታሪክ እንቃዓነይ ብሰላም መጻኣካና ይተርክን ይዘንቶን ታሪክ ጀጋኑና
Ata Enka eritrawi konku eba ❤️🇪🇷❤️💪🏾 ajokum deki erey ab hadnetna kntarater yeblnan😢🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ wetru a wet night hafsh✊🏽
ወይ አቦይ አርአያ ሳሀለኔ ሽኮር አቦና እግዝአቢሄር ይባርኩም ኩሉኩም ደቂ ቅድስቲ መሬት
ናይ ብሓቂ ኣንባቢ።
ታሪኽ ኣርካናትና ከም ሓደ ሳብጀት ናይ ትምህቲ ክንፈልጦ ኣለና
Thank you deki eri jeganu 🇪🇷💪🌺
Well come dki eray ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እህህ ኣብ ኤርትራስ ዘይተነግረምበር ዘይተገብረ የለን።❤❤❤
ኣዝዩ መሳጢ ቅያ ናይ ጀጋኑ ከምኡ ድማ ብጣዕሚ ዝነኣድ ኣቀራርባ ዝኸበርካ ሰሎሞን ድራር Thank u so much.
ዎው ደስ አልኒ ቤላ የቀንየልና የቀንየልና
Wel came bro on time kiya jeganu tegediska tisedelna zeleka nemsgineka
Thankyou jeganu
እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ታሪኽ ስንቆም
Real world hero thanks god kabziom jeganu hakejatat siruyat hizbi miftarey kibrin megosin ni sematatina bezi agatami mebsa yatu hidirikum ketegibir ab zeleku halye awet nihafash 🙏🏼😇
ብጣዓሚ ጹቡቅ ዛንታ ኤርትራዊን ክማንዶ ደስ ዝብል እዩ ግን ቁሩብ ዶንግያ ቀኒ ዶ ሓቀይ
nay bhaki mesati zanta ❤
Jeganu abotatnan ayatatnan tegadelti men kemakum seb sre seb hamot netom jeganu sle eza kbrti meretn sle wuxue hzbkumn eta zeyttkae hiwetkum shabkum ksenu zelalemawi zkri nakum netom bhiwet zelekum jeganuna seb kia kae edmen tenan yhabkum awet nhafash 😍😍👍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrean history I’m Eritrea
Great job
Nice deki ere
Bhanqewta zxebeya medeb forza deqi ere ita mexehaf anbibeya imo zeymeno tarik kitsemio kitdegagimo..... harbegna ayneberen iyu tariku iyu zeroes!!!!!
Welcome back, keep up
🇪🇷🌹🇪🇷❤️🌹💌ጀጋኣኑና
ሰራሕቲ ሃገር
Welcome brother
Welcome favourite
Merhaba kubrat jeganuna anqea beselam mexakum
merhaba deki Eri halaley
ወቱሩ ዓወት ንሓፍሽ
Merhaba antum web tarki entay emo kemakomo web pya💐💐💐💐
Well com back bro
Merhaba seb dirib sre naybehaki enkea eritrawi konku deqi za halali meryet kbrn megosin nsematatna
Welcome brothers and sisters our senior military
welcome welcome welcome lovely hero brotheress
Teawet Eritrawi 👍
ድሓን ደጊምኩማ እንዲኹም 14 ክፋል ጽባሕ ግድን ክትሰዱልና ክንጽበ ኢና።
Nay behaqi welela zkene tarik alona semeka zeymno
ስጋ ለበስ ሰብ ፍጡር ወዲ ኣዳም እዚ መስተንክር ታሪክ ጂግንነት ክሰርሕ ኣብ ፊልም ወይ ጽንጽዋይ እምበር ኣብ ካልእ ኣይትረክቦን ኢካ ናይ ብሓቂ ዘደንጹ ጅግንነት ሎሚ ድማ ብዘይ ጠቅሙ በዓል ሽለት ዕሶ ሙሶ ታሪኮም ክብለል ክትሰምዕ ደምካ ሸረክረክ ይብለካ
❤❤❤❤❤❤❤
Eza serihit kabti bvoys tray zeymsimey bakal abu ztesatefu keliluni bmkaley edlena eye edilena eye.kabom ztesatefe azazi bergedey qedi rishan keme semere kod ztewahabo wedi rishan letenar konerel
💪🇪🇷
ካባ ኩሙ እንቃዓ ተወለድኩም ጀጋኑ
ዝሓለፈ ታሪኽ ብግቡእ ንፍለጥ የቀንየልና ክቡር ሓውና ሓንቲ ሕቶ ግን ክሓተካ እቶም ናይ ሎሚ ተዋሰእቲ እንታይ ኢልካዮም ተእትዎም በጃካ ኣውጽኣዮም?
Welcome brothers and sisters our senior militaryMen u dislike gieru zelo agame entekonika aymiliketekan u edkan afikan haz Eritrawi ente koynika hmaq aleka zibileka mihiret ywiridelika
hizkayo aleka digital weyane eyu sure
@@wedieri3180 ኣታ ሃላይ ዓሻ ካብ ድጅታል ወያነ ዶ ዋላ ጅንዕፊሪት ትብል ስ ካምቲ ቅድሜኻ ጺሒፉ ዘሎ ማሃርን ኣራምን መግለጺ ዘይትህብ ንዝተቃወሙ ስ ድጅታል ወያነ ሓሳቡ ንዝገለጸ ስ ዓገመ ሪኢቶኡ ንዝሃበ ስ ጭፍራ ወያነ በቃ እዚ ጥራይ ዩ ሓሳብኩም ደገፍቲ ሂግደፍ ። ምኻን ካብ ብዕራይ ስ ጸባ ዶ ይሕለብ ኢሎም ዝመሰልዎ ሊቃውንቲን ሙሁራትን ኣቦታትትና ከይራኣዩን ከይሰሙዑን ኣይተዛረቡን፨ ኣብ ባዓል ከማኻ ዛኣመሰሉ ዓያሹ ይሰርሕ ኣሎ ኣብ ክንዲ ንዝተጋገዩ ምእራምን ጉቡእ ሓሳብካን ማሃብ ዘይድሊ ፎርጂት ዝኮነ ሓሳብካ ብእግርኻ ረገጾ ። ካቡኡ ተማሃር ወይ ካኣ ማሃር ።ሓወይ ዘይኮውን ዘረባ ኣይትዛረብ ኣነ ስነ ሓሳብ ናይ ሂግደፍ ኣይድግፎን ዘይመደገፍየይ ምኽንያት ካኣ ብሰንኪ እዚ ዘሎ ስራዓት ህዝብና ቀባሪ ዘይብሉ ኣብ ባሕርን ምድረበዳን ኣብ ዓድናን ንጠፍእ 2-ክሳን 3 ወልዶ ንከውን ጠፋና ኣሎና ። ክምዚ ኮይኑ ኢለ ስለ ዝተቃወምኩስ ድጅታል ወያነ ክትብለኒ ማለት ድዩ ። ሓወይ ቁሩብ እንተተረደአካ ስ ገለ ካብቲ ኣብ ዓድናን ህዝብናን ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ገለ ክብለካ ካብቶም ጽቡቅ ራኢ ዝንበሮም ሙሉእ ሂወቶም እወን ንሃገር ዝተወፈዩ ጀጋኑና ድሩዕ ብተወደድ ኣብራሃ ጴጥሮስ ሰሎሙን ኣስተር ዮውሃንስ ዮውሃን ስ ጀስዋ ባዓብዩ ስባሓት ኤፍሪም ዋላ ዳኣ ዲሒሩ ይሳዓብ እንበር ህዝቢ ኤርትራ ካኣ ብዓ ብዩ ኡሱር ዩ ስለዚ ስ ንምንታይ ታኣሲሮም ኢልካ ሓቲትካሎም ትፈልጥ በል ንህና ካኣ ከምዚ ስለ ዝበልና ኢና ድጅታል ወያነ ትብል ዘለኻ ስለ ዚ ከምዚ ኮይና ኢልና ሃሳብና እንተገልጽና ስ ከምዚ ዓይነት ጸርፍን ዘረባን ዘይኮውን ትዛረቡ ብፍላይ ኣንቱም ደገፍቲ ሂግደፍ ብሰነ ሓሳብ ጉጠሙ መንነት ናይ ሓደ ዜጋ ተቃዊሙ ኢልካ ብንም ታኣምር ኣይትቅይሮን ሓንቲ ነገር ክብለካ ሓወይ ነባሪ ህዝቢ እንበር ነባሪ ስራዓት የለን ስለዚ ካብ ምስ እዚ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ፈንፊንዎ ዘሎ ስራዓት እትውግን ምስ ህዝብኻ ይሕሸካ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ሓንቲ ማዓልቲ ጻሓይ ክትበርቅ ምኻና ኣይትሳሓት ኣምላኽ ዘስተውዕል ሉቦና ይሃብካ ወዳሓንካ
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹
Merhabae
Wow deki eri mokraet Hizbollah
Entay dea tdegmwo nay zhalefe endyu ezi dea
Ezi degimka aleka mdagamko ayxlan u gen kal ksma sle zahrefku eye
Kbrn mogosn nswatna btaemi xbuk agelalxa des enda belka tsemeao
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷
Tedegem ala. Temali leyti semiaya nere!
ናብ ዝከበርካ ሳሚኢል አዶናይ ስለ እቲ ወርቓዊ ዝኮነ አብርክቶካ ብልቢ ነመስግነካ እቲ ናይ ገድሊ መዳርግቲ አልቦ ዝኮነ ጂግንነትና ገና አይተጻሕፈን ስለዚ እዚ ካብ መጽሓፍ ቕያ 18 ደቕይቕ ኮማንዶና ተንብበልና ዘለካ ዋላ እካ ቕድሚ ነዊሕ ዓመታት እንተንብብናዮ ሕጂ በዚ ተቕርበልና ዘለካ ሓጎስና ወሰን የብሉን ።ክልእ ዉን ከምዘን ካብዚ ንላዕሊ ጊርካ ከተቕርበልና ዘለና ተስፋ ወሰን የብሉን ስለ እቲ አብርኩተካ ሕጂ ዉን ብልቢ ብልቢ ነመስግነካ ።
እዋይ ከማይ ድዩ ኩሉ ሰብ አነስ እንቋእ ኤርትራዊት ኮንኩ ኡፍፍፍ
ድጋም ዳኣ ኣይኮነትን 12 ክፋል ኢያ. ደጊምኩማ
19 21ክፋላት የለዋን ኣብ መጽሕፍ ኣከዋ ኣብዚ ዩቱብ ግን የለዋን ስልዚ ስደዱልና
Abzi ydgfeka eye haki eyu ezi
Ezom dislikes etgebru wuxu kabxi sfra jeganu jeganu bijenom nayza planet eninebrelayom AWET N SHAEBIA!!!
Jgnnet eritreawyan zerzirka zwdae aykonen kbrn mogosn njeganuna
2006 sawa 18zur
ጀጋኑስ ዓቢ ታሪኽ ሰሪሖም ሓሊፎም እንታይ እሞ ኣደ እዚኦም ዶ ከምዚ ትፍደ
አንታይ ድኣ ደጊምክማ 14 ክፈል ቀልጥፍና በጃኹም
ተዓወት መጺካ ዶ ኣብ ሰዓትካ
እዚ ዓቢ ዛንታ ብዓቢ ስነጥበባዊ ሰለሙን ድራር ክጽሓፍ እቲ ዓቢ መጽሓፍ ብምኩር ስነጥበባዊ ሳሙኤል ኣዶናይ እንክትረክ ዘለዎ መቀረት ፍሉይ እዩ እሞ ታሪክና ኣብ ምስናድ ትገብርዎ ዘለኩም ከየመስገንክኩም ክሓልፍ ኣይደልን
ሎሚ የሖጊስካኒ ብርቮ ኣብ ጊዘኣ
tgrnaweet ade jgna welidaabey alewu dea ezom qondafat qebila?
..
ሰለሙን ድራር ምሽቲ ኩርኩር እቲ ሓቐኛ ታሪኽ ክትጽሕፎ ኔርካ ንዓካ ከም ዝጥዕመካ ታሪኽ ኣይጽሓፍን'ዩ ምኽንያቱ ታሪኽ ነባሪ ስለ ዝኮነ """"""ጥዕና ጥራይ እምበር ካልኣይ ግዜ ክጽሓፍ'ዩ እቲ ሓቐኛ ታሪኽ ጀጋኑና
Ata entay shigir eu nsika ke entay eka ktbil delika
@@hantimalti9540 ንስካ እምበር እንታይ ከፊእካ ድምሱስ
@@ዕቁበኣብርሃእንተዝነብር WXAE DENQORO GUHAF RESAH EKA
Enkae bdhan mxaka ata dum dmxi kemey dye ftwtew zeblka ane
Waga genzeb %%% agudlu???
Kid seraki entay da tetedagmo eti tarik hanti zereba aserte gzye tidegmo ezi sheket eyu wey xbuk gerka anbibbo $ ?
Ane ateberahanin $$$$$$ sheket eyu $$$$$ waga agudlu %%%%
Kemzi gerka natinet amxikas adi mexaweti beal mankey wela hagos kisha kitkewin ewayyyy
ኢዚ ከዳዕ ኢሰያስ አፎርቂ ኢስምዖ 'ዶ ኢከውን ብከምዚ መጼአ ሃገር ኒዓቢ አሕመድ ኢስካ ኢካ ትመርሓና ኢብሎ
DEM ENDATEAMEKA SEMAYO OK:...ezi tesemeo deleka ESU DEFETERON DEHANDESON COMANDOAWIi serehit -- AWET eyu !!!!
Boring boring repetition
ታሪክ ጂግንነት እስከ ይነገር ይዘርዘር እወ ብወርቂ ቀለም
😍😍😍🇪🇷🇪🇷😍😍😍
ሃገር ማለት ታሪኽ ኢዩ።
ታሪኽ ዘይፍልጥ
መንእስይ
ሀገሩ ክዕቅብ ኣይክእልን ኢዩ።
ስለዚ ታሪኽና ኣብ ቀጻሊ ብከምዚ ዓይነት መድብ ክቅርብ ኣለው።
ኣንባቢ ናይዚ ታሪኽ ኣዝዩ ብጣዕሚ መሳጢ ድምጺ
ኣብ ውሽጢ ልብኻን ሓንጎልካን ዝኣቱ ኣቀራርባ
ኣለው።
ስለ እታ ኣቦርክቶኻ ክኣ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋእትና!!!!!
ዓወት ንሓፍሽ !!!"
ዋውው ብሓጎስ ኣይድረርንየ ሎምስ ኣብታ ስዓትኩም ኣሰሰይይይ ደቂ ኤረይይ ሰብ ድርብ ግርማን ታሪኽን።
መርሓባ ኢንኳዕ ብደሓን መጻኩም
ፎርሳ ደቂ ኤረ, ታሪኽና ይነበብ ይተንተን ቀጽልዎ ኣጆና ምስጋናና ወሰን የብሉን
Tarik aeyifersini ayu nebari. Ayu sebt gn yihalfu ayomi
መርሓብ ተንታኒ ብዓል ረዚን ታሪክ እንቃዓነይ ብሰላም መጻኣካና
ይተርክን ይዘንቶን ታሪክ ጀጋኑና
Ata Enka eritrawi konku eba ❤️🇪🇷❤️💪🏾 ajokum deki erey ab hadnetna kntarater yeblnan😢🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ wetru a wet night hafsh✊🏽
ወይ አቦይ አርአያ ሳሀለኔ ሽኮር አቦና እግዝአቢሄር ይባርኩም ኩሉኩም ደቂ ቅድስቲ መሬት
ናይ ብሓቂ ኣንባቢ።
ታሪኽ ኣርካናትና ከም ሓደ ሳብጀት ናይ ትምህቲ ክንፈልጦ ኣለና
Thank you deki eri jeganu 🇪🇷💪🌺
Well come dki eray ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እህህ ኣብ ኤርትራስ ዘይተነግረምበር ዘይተገብረ የለን።❤❤❤
ኣዝዩ መሳጢ ቅያ ናይ ጀጋኑ ከምኡ ድማ ብጣዕሚ ዝነኣድ ኣቀራርባ ዝኸበርካ ሰሎሞን ድራር
Thank u so much.
ዎው ደስ አልኒ ቤላ የቀንየልና የቀንየልና
Wel came bro on time kiya jeganu tegediska tisedelna zeleka nemsgineka
Thankyou jeganu
እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ታሪኽ ስንቆም
Real world hero thanks god kabziom jeganu hakejatat siruyat hizbi miftarey kibrin megosin ni sematatina bezi agatami mebsa yatu hidirikum ketegibir ab zeleku halye awet nihafash 🙏🏼😇
ብጣዓሚ ጹቡቅ ዛንታ ኤርትራዊን ክማንዶ ደስ ዝብል እዩ ግን ቁሩብ ዶንግያ ቀኒ ዶ ሓቀይ
nay bhaki mesati zanta ❤
Jeganu abotatnan ayatatnan tegadelti men kemakum seb sre seb hamot netom jeganu sle eza kbrti meretn sle wuxue hzbkumn eta zeyttkae hiwetkum shabkum ksenu zelalemawi zkri nakum netom bhiwet zelekum jeganuna seb kia kae edmen tenan yhabkum awet nhafash 😍😍👍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrean history I’m Eritrea
Great job
Nice deki ere
Bhanqewta zxebeya medeb forza deqi ere ita mexehaf anbibeya imo zeymeno tarik kitsemio kitdegagimo..... harbegna ayneberen iyu tariku iyu zeroes!!!!!
Welcome back, keep up
🇪🇷🌹🇪🇷❤️🌹💌ጀጋኣኑና
ሰራሕቲ ሃገር
Welcome brother
Welcome favourite
Merhaba kubrat jeganuna anqea beselam mexakum
merhaba deki Eri halaley
ወቱሩ ዓወት ንሓፍሽ
Merhaba antum web tarki entay emo kemakomo web pya💐💐💐💐
Well com back bro
Merhaba seb dirib sre naybehaki enkea eritrawi konku deqi za halali meryet kbrn megosin nsematatna
Welcome brothers and sisters our senior military
welcome welcome welcome lovely hero brotheress
Teawet Eritrawi 👍
ድሓን ደጊምኩማ እንዲኹም 14 ክፋል ጽባሕ ግድን ክትሰዱልና ክንጽበ ኢና።
Nay behaqi welela zkene tarik alona semeka zeymno
ስጋ ለበስ ሰብ ፍጡር ወዲ ኣዳም እዚ መስተንክር ታሪክ ጂግንነት ክሰርሕ ኣብ ፊልም ወይ ጽንጽዋይ እምበር ኣብ ካልእ ኣይትረክቦን ኢካ ናይ ብሓቂ ዘደንጹ ጅግንነት ሎሚ ድማ ብዘይ ጠቅሙ በዓል ሽለት ዕሶ ሙሶ ታሪኮም ክብለል ክትሰምዕ ደምካ ሸረክረክ ይብለካ
❤❤❤❤❤❤❤
Eza serihit kabti bvoys tray zeymsimey bakal abu ztesatefu keliluni bmkaley edlena eye edilena eye.kabom ztesatefe azazi bergedey qedi rishan keme semere kod ztewahabo wedi rishan letenar konerel
💪🇪🇷
ካባ ኩሙ እንቃዓ ተወለድኩም
ጀጋኑ
ዝሓለፈ ታሪኽ ብግቡእ ንፍለጥ የቀንየልና ክቡር ሓውና ሓንቲ ሕቶ ግን ክሓተካ እቶም ናይ ሎሚ ተዋሰእቲ እንታይ ኢልካዮም ተእትዎም በጃካ ኣውጽኣዮም?
Welcome brothers and sisters our senior military
Men u dislike gieru zelo agame entekonika aymiliketekan u edkan afikan haz
Eritrawi ente koynika hmaq aleka zibileka mihiret ywiridelika
hizkayo aleka digital weyane eyu sure
@@wedieri3180 ኣታ ሃላይ ዓሻ ካብ ድጅታል ወያነ ዶ ዋላ ጅንዕፊሪት ትብል ስ ካምቲ ቅድሜኻ ጺሒፉ ዘሎ ማሃርን ኣራምን መግለጺ ዘይትህብ ንዝተቃወሙ ስ ድጅታል ወያነ ሓሳቡ ንዝገለጸ ስ ዓገመ ሪኢቶኡ ንዝሃበ ስ ጭፍራ ወያነ በቃ እዚ ጥራይ ዩ ሓሳብኩም ደገፍቲ ሂግደፍ ። ምኻን ካብ ብዕራይ ስ ጸባ ዶ ይሕለብ ኢሎም ዝመሰልዎ ሊቃውንቲን ሙሁራትን ኣቦታትትና ከይራኣዩን ከይሰሙዑን ኣይተዛረቡን፨ ኣብ ባዓል ከማኻ ዛኣመሰሉ ዓያሹ ይሰርሕ ኣሎ ኣብ ክንዲ ንዝተጋገዩ ምእራምን ጉቡእ ሓሳብካን ማሃብ ዘይድሊ ፎርጂት ዝኮነ ሓሳብካ ብእግርኻ ረገጾ ። ካቡኡ ተማሃር ወይ ካኣ ማሃር ።ሓወይ ዘይኮውን ዘረባ ኣይትዛረብ ኣነ ስነ ሓሳብ ናይ ሂግደፍ ኣይድግፎን ዘይመደገፍየይ ምኽንያት ካኣ ብሰንኪ እዚ ዘሎ ስራዓት ህዝብና ቀባሪ ዘይብሉ ኣብ ባሕርን ምድረበዳን ኣብ ዓድናን ንጠፍእ 2-ክሳን 3 ወልዶ ንከውን ጠፋና ኣሎና ። ክምዚ ኮይኑ ኢለ ስለ ዝተቃወምኩስ ድጅታል ወያነ ክትብለኒ ማለት ድዩ ። ሓወይ ቁሩብ እንተተረደአካ ስ ገለ ካብቲ ኣብ ዓድናን ህዝብናን ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ገለ ክብለካ ካብቶም ጽቡቅ ራኢ ዝንበሮም ሙሉእ ሂወቶም እወን ንሃገር ዝተወፈዩ ጀጋኑና ድሩዕ ብተወደድ ኣብራሃ ጴጥሮስ ሰሎሙን ኣስተር ዮውሃንስ ዮውሃን ስ ጀስዋ ባዓብዩ ስባሓት ኤፍሪም ዋላ ዳኣ ዲሒሩ ይሳዓብ እንበር ህዝቢ ኤርትራ ካኣ ብዓ ብዩ ኡሱር ዩ ስለዚ ስ ንምንታይ ታኣሲሮም ኢልካ ሓቲትካሎም ትፈልጥ በል ንህና ካኣ ከምዚ ስለ ዝበልና ኢና ድጅታል ወያነ ትብል ዘለኻ ስለ ዚ ከምዚ ኮይና ኢልና ሃሳብና እንተገልጽና ስ ከምዚ ዓይነት ጸርፍን ዘረባን ዘይኮውን ትዛረቡ ብፍላይ ኣንቱም ደገፍቲ ሂግደፍ ብሰነ ሓሳብ ጉጠሙ መንነት ናይ ሓደ ዜጋ ተቃዊሙ ኢልካ ብንም ታኣምር ኣይትቅይሮን ሓንቲ ነገር ክብለካ ሓወይ ነባሪ ህዝቢ እንበር ነባሪ ስራዓት የለን ስለዚ ካብ ምስ እዚ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ፈንፊንዎ ዘሎ ስራዓት እትውግን ምስ ህዝብኻ ይሕሸካ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ሓንቲ ማዓልቲ ጻሓይ ክትበርቅ ምኻና ኣይትሳሓት ኣምላኽ ዘስተውዕል ሉቦና ይሃብካ ወዳሓንካ
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹
Merhabae
Wow deki eri mokraet Hizbollah
Entay dea tdegmwo nay zhalefe endyu ezi dea
Ezi degimka aleka mdagamko ayxlan u gen kal ksma sle zahrefku eye
Kbrn mogosn nswatna btaemi xbuk agelalxa des enda belka tsemeao
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷
Tedegem ala. Temali leyti semiaya nere!
ናብ ዝከበርካ ሳሚኢል አዶናይ ስለ እቲ ወርቓዊ ዝኮነ አብርክቶካ ብልቢ ነመስግነካ እቲ ናይ ገድሊ መዳርግቲ አልቦ ዝኮነ ጂግንነትና ገና አይተጻሕፈን ስለዚ እዚ ካብ መጽሓፍ ቕያ 18 ደቕይቕ ኮማንዶና ተንብበልና ዘለካ ዋላ እካ ቕድሚ ነዊሕ ዓመታት እንተንብብናዮ ሕጂ በዚ ተቕርበልና ዘለካ ሓጎስና ወሰን የብሉን ።
ክልእ ዉን ከምዘን ካብዚ ንላዕሊ ጊርካ ከተቕርበልና ዘለና ተስፋ ወሰን የብሉን
ስለ እቲ አብርኩተካ ሕጂ ዉን ብልቢ ብልቢ ነመስግነካ ።
እዋይ ከማይ ድዩ ኩሉ ሰብ አነስ እንቋእ ኤርትራዊት ኮንኩ ኡፍፍፍ
ድጋም ዳኣ ኣይኮነትን 12 ክፋል ኢያ. ደጊምኩማ
19 21ክፋላት የለዋን ኣብ መጽሕፍ ኣከዋ ኣብዚ ዩቱብ ግን የለዋን ስልዚ ስደዱልና
Abzi ydgfeka eye haki eyu ezi
Ezom dislikes etgebru wuxu kabxi sfra jeganu jeganu bijenom nayza planet eninebrelayom AWET N SHAEBIA!!!
Jgnnet eritreawyan zerzirka zwdae aykonen kbrn mogosn njeganuna
2006 sawa 18zur
ጀጋኑስ ዓቢ ታሪኽ ሰሪሖም ሓሊፎም እንታይ እሞ ኣደ እዚኦም ዶ ከምዚ ትፍደ
አንታይ ድኣ ደጊምክማ 14 ክፈል ቀልጥፍና በጃኹም
ተዓወት መጺካ ዶ ኣብ ሰዓትካ
እዚ ዓቢ ዛንታ ብዓቢ ስነጥበባዊ ሰለሙን ድራር ክጽሓፍ እቲ ዓቢ መጽሓፍ ብምኩር ስነጥበባዊ ሳሙኤል ኣዶናይ እንክትረክ ዘለዎ መቀረት ፍሉይ እዩ እሞ ታሪክና ኣብ ምስናድ ትገብርዎ ዘለኩም ከየመስገንክኩም ክሓልፍ ኣይደልን
ሎሚ የሖጊስካኒ ብርቮ ኣብ ጊዘኣ
tgrnaweet ade jgna welida
abey alewu dea ezom qondafat qebila?
..
ሰለሙን ድራር ምሽቲ ኩርኩር እቲ ሓቐኛ ታሪኽ ክትጽሕፎ ኔርካ ንዓካ ከም ዝጥዕመካ ታሪኽ ኣይጽሓፍን'ዩ ምኽንያቱ ታሪኽ ነባሪ ስለ ዝኮነ """"""
ጥዕና ጥራይ እምበር ካልኣይ ግዜ ክጽሓፍ'ዩ እቲ ሓቐኛ ታሪኽ ጀጋኑና
Ata entay shigir eu nsika ke entay eka ktbil delika
@@hantimalti9540 ንስካ እምበር እንታይ ከፊእካ ድምሱስ
@@ዕቁበኣብርሃእንተዝነብር WXAE DENQORO GUHAF RESAH EKA
Enkae bdhan mxaka ata dum dmxi kemey dye ftwtew zeblka ane
Waga genzeb %%% agudlu???
Kid seraki entay da tetedagmo eti tarik hanti zereba aserte gzye tidegmo ezi sheket eyu wey xbuk gerka anbibbo $ ?
Ane ateberahanin $$$$$$ sheket eyu $$$$$ waga agudlu %%%%
Kemzi gerka natinet amxikas adi mexaweti beal mankey wela hagos kisha kitkewin ewayyyy
ኢዚ ከዳዕ ኢሰያስ አፎርቂ ኢስምዖ 'ዶ ኢከውን ብከምዚ መጼአ ሃገር ኒዓቢ አሕመድ ኢስካ ኢካ ትመርሓና ኢብሎ
DEM ENDATEAMEKA SEMAYO OK:...ezi tesemeo deleka ESU DEFETERON DEHANDESON
COMANDOAWIi serehit -- AWET eyu !!!!