ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብታሪክ ጀጋንኡ ዝኮርዕ ላይክ ንክብሪ ጀጋኑ
Well come my brother and am touched to hear the history of my Fathers,Brothers Sisters and mothers." Blessings in heaven to our Martyres🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌺🥀⚘🌷🌹🌺 Glory in Earth.Long live Eritrea and Eritreans.
Amlak ybarek sle hzbi Eritrean
እዛ መጽሓፍ ብዙሕ ግዜ ኣንቢበያ ሕጂ ውን ይሰምዓ ኣለኩ ። ኩሉ ግዜ ሓድሽ ታሪክ ኮይኑ ይስምዓኒ እዛ መጽሓፍ ብካልእ ቃንቃ ተቶርጊማ ኣብ ዕዳጋታት ዓለም እንተ ትቀርብ ካብ ታሪክ እዛ ዓለም ዝወዳደራ ኣይምረከበትን ዝምልከቶ ኣካል ገለ ስጉምቲ ክወስድ ንላቦ ።
Smret habtu Kubr haw wey hafti nayza tari mexhaf abey krekba ykel wey ka entay tibl!!!
@@muzeyalemseged665 ሰላም ክቡር ሓው ኣብዚ ዘለክዎ ዓዲ ኣብ suisse ኣብ bibliothèque ኣሎ ኣብ ዘለካዮ ዓዲ ህተት thanks .
@@simreth3954 ዝፕ
😂
ኩሩዓት ብታሪክና
ብጣዕሚ ኣዙ ጽቡቅ ኣናብባ እዚ ታሪክ እዚ ከኣ ብተገዳስነት ክንሰምዖ ኣለና እቶም ንኣሽቲ ዎሎዶ ታሪክና ታሪኽ ኣቦታትና ከምዚ እዪ ።ህዝባዊ ግንባር ሰራሒ ቅያ ንዘልኣልም ይንበር✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከድንቅ ኢለ ኮመንት ክጽሕፍ ይደሊ እሞ ታሪክ ከየባላሹ ካኣ ይፈርህ
ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ኣጀካ በርትዕ
ሓይሊ ጸላኢ ድንብርጭ ዘይበሎም ጀጋኑ ሰውራውያን ኣያታትና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ
ብጣዕሚ ኣዝዩ ብልጽን ብጣዕሚ ኣዝዩ መሳጥን ኣናብባ ናይ ብሓቂ!!!!ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ።ሃገር ማለት ታሪኽ ኢዩ።ታሪኹ ዘይፍልጥሕብረ ተስብ ሃገሩ ክዕቅብ ኣይክእልን ኢዩ።ስለዚ እዞም ሓዳስቲ ወልዶ #ኤርትራዊያን ልዕሊ ዝኾነ ነገር ታሪኽናብግብእ ክንፍልጥክንጽንዕ ኣለና።
ዕባይ ሳሕለይ ነቐፈታ ብጻይ ሀገር ዘይ ኮነ በቲ ሉሙድ ( ሃገር ) ኣርማ ብጻይ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ እንታይ ድዩ መስልካ ክብር ብጻይ ማለት ሃ &ሀ ኣጻሕሕፋ እንጥቅም መብዝሕትና ኤርትራዊያንእታ ሽግር እንታይ ይምስልካ።ኣብ ግዜ ድርጊ ብ ፋድል * ሃ * ኣማሓርኛ ዝተማሃርና ኣለና።ኣብ ግዜ #ሻዕቢያ ክኣ ብፋደለ *ሀ* ዝተማሃርና ስባት ኣለና።እዚ ኢዩ እት ፍልልይ ስለዚ ኣብ ቀጻሊ ክዕርያ ኦያ፡Thankyou
@@biniam5667 ዕባይ ሳሕለይ ኣቕሪበ ኢየ ቁቡል ኢዩ ንኺድ ጥራይ ገጂፍ ዕዮ ትጽበና ኣላ እዛ መሬት የቐነለይ✊💪👈✊።
ህዝባዊ ግንባር ኣዚዩ ጡኑቁቕ ኣብ ( ሰነዳት) ከመይ ኢሎም ይሓስቡዎ ነይሮም ክስኡሉ እሞ ከኣ ዓቕሞም ካብ ዚሮ ( 0 ) ናብ ሄሮ ብደይ ዕረፍቲ ( 30) ዓመት ቃልሲ ከም 3ተ ማዓልቲ ቀያሕቲ ተበጂም!! ተወዲኤን " ሎሚ ቀዲመ ሪጋ ሒዘ ኣሽከዐኩም ምሽ ላይክ ኣጡዑሙኒ ደቂ ኤረይ!!! ክክክክከ
Kkkkkkk
Neaka zey kone aykun 100 like hibeka aleku Eri ma
30 amet tekalisom 30 amet ke asakiyomna
@@geromogerhi8387 mushmush atine,,,
@@mesghinagheb3570 ata bexbats men ms xerefaka eka txaref zeleka dekum resi
ታሪክና ንፍለጥ ታሪከኡ ዝፈልጥ ሰብ ካ ኩሉግዜ ሃገረይ አዩ ዝብል ኤርትራ ኩሉግዜ ብደቃ ሕፍርት ሃገር አያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Nezi srihit zimerho znebere jeneral sbhat efrem abey alo mibal dima agedasi hito eyu
Thank you for sharing ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ነቢዐን ኮሪዐን ብኣያታተይ።
እግዚአቢሄር አምላኽ ኤርትራን ህዝባን መራሕታን ባርኽ ንዘልአለም ብርኽቲ ኩኒ ሀገረይ
Thanks more 🇪🇷🇪🇷hayet ertrawi
ታሪኽ ጅግኒና ከዝኽር ኽነብር ኢዪ
ዘገርም ዛንታ ክማንዶ ኤርትራዊን ኣብ ሂወት ወዲ ሰብ ዘይ ርሳዕመስተንክር ፍጻሚ ፠፠ኩሉ ግዜ ኣብ ሓስብና
ኣቤት ጅግንነት ደቅ እዛ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks bro
ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኩ ኢዩ ዝውረስ!!
ኣብ ልዕሌኹም ከኣ ብኣና ዝትኮስ ቡንባ ክህሉ ኢዩ። ❤እዋይ ታሪኽ ከምዚ ታሪኽዚ ብሕጂ ክድገም ኣይክእልንዩ ኣብ ዝኾነ ክፍሊ ዓለም።ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለዋ ኣዴታት ይወልዳን ይጠንሳን ከም ኤርትራዊያን ግን ኣይወልዳን ኣይጠንሳን።
Deki Ere 🇪🇷🇪🇷Niberuley Egziyabher Hagerna Eritrea🇪🇷🇪🇷 Mengstina🇪🇷🇪🇷 hizbina🇪🇷🇪🇷 Egziyabher yibarkelna Amen Amen Amen
አየ ጅግንነት ኤርትራውያን፡ ዘደንጹ እዩ።
ክብረት ይሃብልና ሓው
when I was feeling it was stopping any way thanks for share us a golden history, we waiting for the next part you will be welcome
አነስ አንቃዕ ኤርታራዊ ኮንኩ ወድዞም ጀጋኑ ሓርቦኛታት አቦታተይ ባኻ ሹዕ ተወልደ ንዛ ዛንታ ክሰምዕ ስምዓኒ ስሚዒት ሃገረይ ንበርለይ ጅግና አይነብርን ይብሉ አዞም ጀጋኑ ባአ
በርቃዊ ስርሒት ጀጋኑና ንዘንትእለት ኣብ ጎንኩም ኣለና
ደርጊን ሶቬትን ዝመስከርሉ ጅግና ኤርትራዊ ስብሓት ኤፍሬም( ወዲ ኤፍሬም ) ሓንጻጺ ውቃው ናዶው ቅያ18 ፈንቅል ባጽዕ
Well come bro
Good jab bro
ኣቤት ቆራጽነት ትብዓት ፡ዓዲ ጅጋኑ ሃገረይ።
Mena kemkam deki Eri ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ደሱ ዙቡል ታሪኽ ኣያ ገና ሓደ ሓዳ ምዕራፍ የለን 15& 18&19&20&21 ኣብ ዩርከባ
ናይ ሓበን ንብዓትን እንዳነባዕካ ዝስማዕ ታሪክ ጂግንነት ኤርትራዊ
ነዚ ታሪኽ እዚ ኣቃሽሹ ንገድሊ ሽፍትነት ዝብል ወድ ዜጋ፣ ካብቶም ከድዓት ናይቲ ዘበን ዝነበሩ (ወልደ ገባ]. ብምንታይ ይፍለዩ።እንቃዕ ሓዊ እዚኦም ኮንኩ።ደቂ ኤረይ ብኻ ሽዑ ተፈጢረ ኣነስ፣ካልእ ይትረፍ እቲ ምስጢር ንመስዋእቲ ጉያ ክፈልጦ ምኽኣልኩ ኔረ።ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ
መን ከም ደቂ ኤሬይ ጀጋኑ🇪🇷ሓርበኛ አይነብርን ታሪኩ እዮ ዝዉረስ🇪🇷 RIP deki eri jganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome bro
Amazing story ❤ ♥
Thanks Anbesa
Hagerey Eritrea 🇪🇷 Nizelalem bdekiki kebirki niberi
ብፊልም ኣገባብ ምሽ ተሰሪሓ ስለምንታይ ዘይተዘርግሐት ኤርትራውያን ታሪኽ ንሰርሕ እንበር ታርኽና ኣይንዕቅብኒና ክበሃል ሓቂዩ ትግራዋይ ታሪኽ ዘይብሉ ካብ ዘይብሉ ናይ ኦሪት ታሪኽ ተማዊቱ የቅርብ ንሕና ኽኣ ዓለም ዘስደድመመ ታሪኽ ሳሊና ፡ናቅፋ፡ ናደው ፡ቅያ 18 ፡ፈንቅል,፡ ሓፋሽ ዉድባት(ፈዳይን) ,፡ደቂ ኣራዊት ፡ኩሉ ብረታዊ ቃልሲና ተነጺፍናዮ ደቂስና ባእ ነዚ ወለዶ መሃሪዩ ስደድዎ ያኺ
Kexlo aythmek aytdonguyena nice bro
ህዝባዊ ግምባር ዓወት ንሓፋሽ
Merhaba wedi halal meri wc🌹🌹🌹Sewatina Nizelale Yezekru..🇪🇷💪Wotru🇪🇷💪 Awet🇪🇷💪 Nahfash🇪🇷💪... Bin ane abyeka defen thankss🌹🌹🌹
😢😢😢very heart touching
I am really proud of this great history of our country
ዋውውውውውውው። ብሓቒ። ካባኩም ምውላደይኮሪ0። አዚ ንዘበናት ናብ ወለዶ ኪማሕላለፍ ኣለዎ
🙏thanks
በዚ መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነት ኤርትራውያን ኣዚና ሕቡናት ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷15 ክፋል ግን ኣይረከብናያን
Haweboy seale ab zelekayo Ms megadelteka edmn tenann yehabka.... Enkae eritreawe konuku....... 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊ Awet nehafash ✊
ሰላም ኩቡራት ደቂ ኤረይ ምስናይ ይቅሬታ እዛ ታሪክ ቅያ ናይ ሰንበል ምቅጻል ነፈርቲ ምዕራፍ 15 ኣይቀጸለትን እንተትሰዱልና ደስ ምበለኒ ናብ ኣሰርተ ሽዱሽተ እያ ሰጊራ ዘላ በጃኩም ስደዱልና
Nay bheki tarik❤❤❤
Wawwwwww jganu deki erey ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you wedi Eri
Welcome favourite
welkam deqi Eri jeganu Enke beselam mexakum
Ertrawi kulu gzir jigna eya tweld men kem hzbawi gnbar ❤
welcome my dear bro
ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራውያን ክሰምዕ ማራ እየ ዝህንጠ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
Nay behaki zxibeya tarik eya wela shih gize semiaya zey menwa mikaney eu nic job bor tnx
Welcome
ኤርትራ ዓዲ ዘይነጽፍ ታሪኽ!
Bro pls part 13 krekba aykaalkun gelegber
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
Merhab wedi eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ታሪኽ ዓቢ ዛንታ እዩ : ነዚ ታሪኽ ብጋዜጣን መጽሐፍን መልክዕ አንቢበዮ አለኹ : ሐንቲ ሕቶ ዘላትኒ አስማት ናይዞሞ ኮማንዶ አብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ቀንዲ ስሞም ድዩ ዋላስ ቅጽል ስሞም እዩ ካብዞም ኮማንዶ ሐደ ንእሽቶይ ሐወይ አሎ ይሕደጎ ዝበልኩሞ ሽሙ ግንመኮነን ገብረአብ ጊላጋብር ይባሃል አብ ወረቐት ምስክር መስዋእቱ ውን ከምኡ እዩ ሽሙክእረመሉ ዝኽእ መንገዲ አሎዶየቐንየለይ
Hailom Ghebreab kisil simom yu even my father is here thanks god kibrin megosin nisematatna awet nihafash
@@yonatanbokere2181 ዮናታን አነ ዝብል ዘለኹ እዚ ኮማንዶ ይሕደጎ ንአሽቶይ ሐወይ እዮ ስሙ ግን መኮነን ገብረአብ ጊላጋብር እዩ ገለ ክፋል አብቲ መጽሐፍ ውን ይገልጾ እዩ
ኮማንዶ ናይ ብሓቂ ኮማንዶ
Well come deqi eri jeganu
መግለጺ'ዩ ዝሓጽረኒ በቃ ጀጋኑ ኢኩም😢
Harbeya aynbern tarki eyu zursi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Wellcome eri
15 ክፋል የላን ሲኢነያ፣ ብ መጽሓፍ ኣምቢበያ ኢየ በዚ ግን ዝያዳ መሲጣትኒ።
ኢዝ ወዲ በርሀ ቢሂወት ይሁሉ ዶ ኣብ ናይ ኢቶፕያ ሽረ ከይ ገደፈ ታሪክ ዚሰርህሕ ሰብ አዩ
Wedi berhe shimu Andebrhan eyu bhiwet alo
@@lol-jp6qh hiji ab mintay yserh alo
ኣነ ከማን ኪፈልጣ ዚደሊ እየ ኣበይ ኣሎ
Achi wedi
መርሓባ ጂግና በሎእስከ ታሪክና ሃበና ስንቂ ጂግንነትን ሓበንን።
🎉❤❤
Ata hawey tdegmo aleka eti last part znebere
Harerta Kidane 5 minutes eko aksirna 😂🤦🏾♂️
Temesgen fetari kabziom miftarey semika deysigeb 😇🤦🏿♂️🇪🇷❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪👍👍👍🙏🙏🙏❤️❤️❤️💯💯
Please 15 please wala abzey geza awrda ewa
Hji do mo kem shnti gemel dihrit temelesna
part 15 abey keyda
Nay bhaki eritrawi ajoka jigna kexlo btami mesati tarik jeganu
ኣነስ ይሕዋተይ ካብ ስድራይ ዳርጋ ታሕሳስ ልደት እየ ግን ቡነት ይብለኩም ፈጣሪ ታይ ክገብረልኪ ንዓድኪ፡ማለት ንኤርትራ ኢሉ ተዝሓተኒስ ሰላም ዘላለምን ንሰማታት ከኣ ከተሳለለይ ምለመንክዎ ዝገርመኒ ነገርሲ ገጠር ተወሊዶም ክነሶም 9th grade ይበጽሑ ኔሮም ብኹሉዮም እኮ ጀጋኑ ብሃገሮም ሽም ምጽዋዕ ብትምህርቶም ብትሕትኒኦም ብሓልዮቶም ብለውሃቶም ብመልዖም ብኹሉ ታይከ ይውሕዶም፡ ብዓደይ ብህዝበይን ዝመጸኒን ሕማቅ ዝዛረበኒንንን ደመይ ይፈልሕሞ ነዚኦም ቡሩራተይ ዳዘከርኩ ብንብዓትየ ዝምልስ ብሽም ጀጋኑን ብውጹዕ ህዝበይን ዝዛረበኒ ግን እዚ ኹሉ ሓሊፉስ ከም ደቂ ዛግራ ፋህ ፋህ ኢልና ኣደዳ libyan ስደት ሓዘኒን ኮይና ኳዕ ኣይሪእዎ ሰማታት ኤርትራ ከመይ ምስ ተሓመሱ ኳዕ ከኣ ዝይረኣዩና ታይና ግን ገርናዮ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝኹሉ ግፍዒ ንህዝቢ ኤርትራ ስላሰ ትፍረዱኻ መቸስ ነዚ የሕሊፍና ኣይከሰርናን፡ we are one with Ethiopia ማለት አንዲዒ ካብ ኤርትራይ ምስ ኢትዮጵያ ተሓዉሳ ክርኢ ሞት ከም ኣዳም ይመርጽ ጎረባብቲ ና ንፋቶ ንፋቀር፡ንኽእል ንኸውን እንተ ካርታ ሃገረይ ብደም ሰማታት ዝተላጠጠት ግን መሐወስታ ክትኮውን ብፍጹም ኣይቅበሎን ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማታት፡ኤርትራ ገነት ይኹን መንበሪኹም ቡሩራተይ።
Anqua bselam mexakum deqi rezin tarik
ክቡራት የሕዋት እዛ 15 ክፋል ተዘርጊሓ ኣላ
Weha zebele alem zesdememe jigninet enqua Eritreawi konku......
At any time right or roung with my (heart) my countery
Aziyu mesati tarik eiyu. Kuluntneu des zebl jignnet eiyu. Hlnaka ztnkf entawunetka nazekakera zkskseka fxamiye.
Btami ina nemsgnekum
ግን ካብ ምዕራፍ 12 ዘሎስ ይድገም ኣሎ ፡ወላስ ኣነየ ተጋግየ፡ ንገሩኒ ወይ ዞም ጸየቅቲ ጽቡቅ ጎረቤትና ገለ ምድንጋር ገሮም ፡ኣብ ስርቂ ከይህልዉ፡ንገሩኒ ዛ ናይ ትማልን ሎምን ዝወጻ ተደጊመን መሲሉኒ ሎ ።
Love my cantrry Eritrea God is Gllory ya xibuk aleka niay wun digam yu zimexeni zelo
Ya haqika ab mejemeriya degimwa alo mesleni
ab mejemerya do nbeyney mesilni xenihu
Ewe nmzikikar eyu 2 3 mesmer ydgem alo
Metshaf anbibeyo hiji ka 2 -3 gize ysemo aleku kulu gize hadish tarik ykoneni teamir tarik
Deqi erey jeganu tarik jigninet ayatatna zekurea u
Mglxi zeyblu jgnenet halifu ata nhna da nay men ena wesida.
Zhbn tarik deki Eriyy
ኣቤት ጅግንነት ደቂ ኤሪ ዛንታኹምን ጅግንነትኩምን ብወዲ መድህን በራድ ተጨውዩ እታ ዘምጸኹማ ናጽነት ብዘይ ሓርነት ትጉዓዝ ኣላ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና
15 part eba gele gberu sieney
Abey ala sineya part 15 ile xihfe wela
Kem komndo nay eritrea tark zefexme kesab hji yelen
Alem zesdememe tarik ewe
ሰለምንታይ ደምስስካዮ ሕጂ ዝእተካያ
ብታሪክ ጀጋንኡ ዝኮርዕ ላይክ ንክብሪ ጀጋኑ
Well come my brother and am touched to hear the history of my Fathers,Brothers Sisters and mothers." Blessings in heaven to our Martyres🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌺🥀⚘🌷🌹🌺 Glory in Earth.Long live Eritrea and Eritreans.
Amlak ybarek sle hzbi Eritrean
እዛ መጽሓፍ ብዙሕ ግዜ ኣንቢበያ ሕጂ ውን ይሰምዓ ኣለኩ ። ኩሉ ግዜ ሓድሽ ታሪክ ኮይኑ ይስምዓኒ እዛ መጽሓፍ ብካልእ ቃንቃ ተቶርጊማ ኣብ ዕዳጋታት ዓለም እንተ ትቀርብ ካብ ታሪክ እዛ ዓለም ዝወዳደራ ኣይምረከበትን ዝምልከቶ ኣካል ገለ ስጉምቲ ክወስድ ንላቦ ።
Smret habtu Kubr haw wey hafti nayza tari mexhaf abey krekba ykel wey ka entay tibl!!!
@@muzeyalemseged665 ሰላም ክቡር ሓው ኣብዚ ዘለክዎ ዓዲ ኣብ suisse ኣብ bibliothèque ኣሎ ኣብ ዘለካዮ ዓዲ ህተት thanks .
@@simreth3954 ዝፕ
😂
ኩሩዓት ብታሪክና
ብጣዕሚ ኣዙ ጽቡቅ ኣናብባ እዚ ታሪክ እዚ ከኣ ብተገዳስነት ክንሰምዖ ኣለና እቶም ንኣሽቲ ዎሎዶ ታሪክና ታሪኽ ኣቦታትና ከምዚ እዪ ።ህዝባዊ ግንባር ሰራሒ ቅያ ንዘልኣልም ይንበር✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከድንቅ ኢለ ኮመንት ክጽሕፍ ይደሊ እሞ ታሪክ ከየባላሹ ካኣ ይፈርህ
ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ኣጀካ በርትዕ
ሓይሊ ጸላኢ ድንብርጭ ዘይበሎም ጀጋኑ ሰውራውያን ኣያታትና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ
ብጣዕሚ ኣዝዩ
ብልጽን
ብጣዕሚ ኣዝዩ መሳጥን
ኣናብባ
ናይ ብሓቂ!!!!
ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ።
ሃገር ማለት ታሪኽ ኢዩ።
ታሪኹ ዘይፍልጥ
ሕብረ ተስብ
ሃገሩ ክዕቅብ ኣይክእልን ኢዩ።
ስለዚ እዞም ሓዳስቲ ወልዶ
#ኤርትራዊያን ልዕሊ ዝኾነ ነገር
ታሪኽና
ብግብእ ክንፍልጥ
ክንጽንዕ ኣለና።
ዕባይ ሳሕለይ ነቐፈታ ብጻይ ሀገር ዘይ ኮነ በቲ ሉሙድ ( ሃገር ) ኣርማ ብጻይ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
እንታይ ድዩ መስልካ
ክብር ብጻይ
ማለት ሃ &ሀ
ኣጻሕሕፋ እንጥቅም መብዝሕትና
ኤርትራዊያን
እታ ሽግር እንታይ ይምስልካ።
ኣብ ግዜ ድርጊ
ብ ፋድል * ሃ *
ኣማሓርኛ
ዝተማሃርና ኣለና።
ኣብ ግዜ #ሻዕቢያ
ክኣ
ብፋደለ *ሀ* ዝተማሃርና
ስባት ኣለና።
እዚ ኢዩ እት ፍልልይ
ስለዚ ኣብ ቀጻሊ ክዕርያ ኦያ፡
Thankyou
@@biniam5667 ዕባይ ሳሕለይ ኣቕሪበ ኢየ ቁቡል ኢዩ ንኺድ ጥራይ ገጂፍ ዕዮ ትጽበና ኣላ እዛ መሬት የቐነለይ✊💪👈✊።
ህዝባዊ ግንባር ኣዚዩ ጡኑቁቕ ኣብ ( ሰነዳት) ከመይ ኢሎም ይሓስቡዎ ነይሮም ክስኡሉ እሞ ከኣ ዓቕሞም ካብ ዚሮ ( 0 ) ናብ ሄሮ ብደይ ዕረፍቲ ( 30) ዓመት ቃልሲ ከም 3ተ ማዓልቲ ቀያሕቲ ተበጂም!! ተወዲኤን " ሎሚ ቀዲመ ሪጋ ሒዘ ኣሽከዐኩም ምሽ ላይክ ኣጡዑሙኒ ደቂ ኤረይ!!! ክክክክከ
Kkkkkkk
Neaka zey kone aykun 100 like hibeka aleku Eri ma
30 amet tekalisom 30 amet ke asakiyomna
@@geromogerhi8387 mushmush atine,,,
@@mesghinagheb3570 ata bexbats men ms xerefaka eka txaref zeleka dekum resi
ታሪክና ንፍለጥ ታሪከኡ ዝፈልጥ ሰብ ካ ኩሉግዜ ሃገረይ አዩ ዝብል
ኤርትራ ኩሉግዜ ብደቃ ሕፍርት ሃገር አያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Nezi srihit zimerho znebere jeneral sbhat efrem abey alo mibal dima agedasi hito eyu
Thank you for sharing ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ነቢዐን ኮሪዐን ብኣያታተይ።
እግዚአቢሄር አምላኽ ኤርትራን ህዝባን መራሕታን ባርኽ ንዘልአለም ብርኽቲ ኩኒ ሀገረይ
Thanks more 🇪🇷🇪🇷hayet ertrawi
ታሪኽ ጅግኒና ከዝኽር ኽነብር ኢዪ
ዘገርም ዛንታ ክማንዶ ኤርትራዊን
ኣብ ሂወት ወዲ ሰብ ዘይ ርሳዕ
መስተንክር ፍጻሚ ፠፠ኩሉ ግዜ ኣብ ሓስብና
ኣቤት ጅግንነት ደቅ እዛ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks bro
ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኩ ኢዩ ዝውረስ!!
ኣብ ልዕሌኹም ከኣ ብኣና ዝትኮስ ቡንባ ክህሉ ኢዩ።
❤እዋይ ታሪኽ ከምዚ ታሪኽዚ ብሕጂ ክድገም ኣይክእልንዩ ኣብ ዝኾነ ክፍሊ ዓለም።
ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለዋ ኣዴታት ይወልዳን ይጠንሳን ከም ኤርትራዊያን ግን ኣይወልዳን ኣይጠንሳን።
Deki Ere 🇪🇷🇪🇷Niberuley Egziyabher Hagerna Eritrea🇪🇷🇪🇷 Mengstina🇪🇷🇪🇷 hizbina🇪🇷🇪🇷 Egziyabher yibarkelna Amen Amen Amen
አየ ጅግንነት ኤርትራውያን፡ ዘደንጹ እዩ።
ክብረት ይሃብልና ሓው
when I was feeling it was stopping any way thanks for share us a golden history, we waiting for the next part you will be welcome
አነስ አንቃዕ ኤርታራዊ ኮንኩ ወድዞም ጀጋኑ ሓርቦኛታት አቦታተይ ባኻ ሹዕ ተወልደ ንዛ ዛንታ ክሰምዕ ስምዓኒ ስሚዒት ሃገረይ ንበርለይ ጅግና አይነብርን ይብሉ አዞም ጀጋኑ ባአ
በርቃዊ ስርሒት ጀጋኑና ንዘንትእለት ኣብ ጎንኩም ኣለና
ደርጊን ሶቬትን ዝመስከርሉ ጅግና ኤርትራዊ ስብሓት ኤፍሬም( ወዲ ኤፍሬም ) ሓንጻጺ ውቃው ናዶው ቅያ18 ፈንቅል ባጽዕ
Well come bro
Good jab bro
ኣቤት ቆራጽነት ትብዓት ፡ዓዲ ጅጋኑ ሃገረይ።
Mena kemkam deki Eri ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሓቂ ደሱ ዙቡል ታሪኽ ኣያ ገና ሓደ ሓዳ ምዕራፍ የለን 15& 18&19&20&21 ኣብ ዩርከባ
ናይ ሓበን ንብዓትን እንዳነባዕካ ዝስማዕ ታሪክ ጂግንነት ኤርትራዊ
ነዚ ታሪኽ እዚ ኣቃሽሹ ንገድሊ ሽፍትነት ዝብል ወድ ዜጋ፣ ካብቶም ከድዓት ናይቲ ዘበን ዝነበሩ (ወልደ ገባ]. ብምንታይ ይፍለዩ።እንቃዕ ሓዊ እዚኦም ኮንኩ።ደቂ ኤረይ ብኻ ሽዑ ተፈጢረ ኣነስ፣ካልእ ይትረፍ እቲ ምስጢር ንመስዋእቲ ጉያ ክፈልጦ ምኽኣልኩ ኔረ።ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ
መን ከም ደቂ ኤሬይ ጀጋኑ🇪🇷
ሓርበኛ አይነብርን ታሪኩ እዮ ዝዉረስ🇪🇷 RIP deki eri jganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome bro
Amazing story ❤ ♥
Thanks Anbesa
Hagerey Eritrea 🇪🇷 Nizelalem bdekiki kebirki niberi
ብፊልም ኣገባብ ምሽ ተሰሪሓ ስለምንታይ ዘይተዘርግሐት ኤርትራውያን ታሪኽ ንሰርሕ እንበር ታርኽና ኣይንዕቅብኒና ክበሃል ሓቂዩ ትግራዋይ ታሪኽ ዘይብሉ ካብ ዘይብሉ ናይ ኦሪት ታሪኽ ተማዊቱ የቅርብ ንሕና ኽኣ ዓለም ዘስደድመመ ታሪኽ ሳሊና ፡ናቅፋ፡ ናደው ፡ቅያ 18 ፡ፈንቅል,፡ ሓፋሽ ዉድባት(ፈዳይን) ,፡ደቂ ኣራዊት ፡ኩሉ ብረታዊ ቃልሲና ተነጺፍናዮ ደቂስና ባእ ነዚ ወለዶ መሃሪዩ ስደድዎ ያኺ
Kexlo aythmek aytdonguyena nice bro
ህዝባዊ ግምባር ዓወት ንሓፋሽ
Merhaba wedi halal meri wc🌹🌹🌹Sewatina Nizelale Yezekru..🇪🇷💪Wotru🇪🇷💪 Awet🇪🇷💪 Nahfash🇪🇷💪... Bin ane abyeka defen thankss🌹🌹🌹
😢😢😢very heart touching
I am really proud of this great history of our country
ዋውውውውውውው። ብሓቒ። ካባኩም ምውላደይኮሪ0። አዚ ንዘበናት ናብ ወለዶ ኪማሕላለፍ ኣለዎ
🙏thanks
በዚ መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነት ኤርትራውያን ኣዚና ሕቡናት ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
15 ክፋል ግን ኣይረከብናያን
Haweboy seale ab zelekayo Ms megadelteka edmn tenann yehabka.... Enkae eritreawe konuku....... 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊ Awet nehafash ✊
ሰላም ኩቡራት ደቂ ኤረይ ምስናይ ይቅሬታ እዛ ታሪክ ቅያ ናይ ሰንበል ምቅጻል ነፈርቲ ምዕራፍ 15 ኣይቀጸለትን እንተትሰዱልና ደስ ምበለኒ ናብ ኣሰርተ ሽዱሽተ እያ ሰጊራ ዘላ በጃኩም ስደዱልና
Nay bheki tarik❤❤❤
Wawwwwww jganu deki erey ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you wedi Eri
Welcome favourite
welkam deqi Eri jeganu Enke beselam mexakum
Ertrawi kulu gzir jigna eya tweld men kem hzbawi gnbar ❤
welcome my dear bro
ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራውያን ክሰምዕ ማራ እየ ዝህንጠ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
Nay behaki zxibeya tarik eya wela shih gize semiaya zey menwa mikaney eu nic job bor tnx
Welcome
ኤርትራ ዓዲ ዘይነጽፍ ታሪኽ!
Bro pls part 13 krekba aykaalkun gelegber
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
Merhab wedi eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ታሪኽ ዓቢ ዛንታ እዩ : ነዚ ታሪኽ ብጋዜጣን መጽሐፍን መልክዕ አንቢበዮ አለኹ : ሐንቲ ሕቶ ዘላትኒ አስማት ናይዞሞ ኮማንዶ አብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ቀንዲ ስሞም ድዩ ዋላስ ቅጽል ስሞም እዩ
ካብዞም ኮማንዶ ሐደ ንእሽቶይ ሐወይ አሎ ይሕደጎ ዝበልኩሞ
ሽሙ ግን
መኮነን ገብረአብ ጊላጋብር ይባሃል አብ ወረቐት ምስክር መስዋእቱ ውን ከምኡ እዩ ሽሙ
ክእረመሉ ዝኽእ መንገዲ አሎዶ
የቐንየለይ
Hailom Ghebreab kisil simom yu even my father is here thanks god kibrin megosin nisematatna awet nihafash
@@yonatanbokere2181 ዮናታን አነ ዝብል ዘለኹ እዚ ኮማንዶ ይሕደጎ ንአሽቶይ ሐወይ እዮ ስሙ ግን መኮነን ገብረአብ ጊላጋብር እዩ ገለ ክፋል አብቲ መጽሐፍ ውን ይገልጾ እዩ
ኮማንዶ ናይ ብሓቂ ኮማንዶ
Well come deqi eri jeganu
መግለጺ'ዩ ዝሓጽረኒ በቃ ጀጋኑ ኢኩም😢
Harbeya aynbern tarki eyu zursi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Wellcome eri
15 ክፋል የላን ሲኢነያ፣ ብ መጽሓፍ ኣምቢበያ ኢየ በዚ ግን ዝያዳ መሲጣትኒ።
ኢዝ ወዲ በርሀ ቢሂወት ይሁሉ ዶ ኣብ ናይ ኢቶፕያ ሽረ ከይ ገደፈ ታሪክ ዚሰርህሕ ሰብ አዩ
Wedi berhe shimu Andebrhan eyu bhiwet alo
@@lol-jp6qh hiji ab mintay yserh alo
ኣነ ከማን ኪፈልጣ ዚደሊ እየ ኣበይ ኣሎ
Achi wedi
መርሓባ ጂግና በሎእስከ ታሪክና ሃበና ስንቂ ጂግንነትን ሓበንን።
🎉❤❤
Ata hawey tdegmo aleka eti last part znebere
Harerta Kidane 5 minutes eko aksirna 😂🤦🏾♂️
Temesgen fetari kabziom miftarey semika deysigeb 😇🤦🏿♂️🇪🇷❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪👍👍👍🙏🙏🙏❤️❤️❤️💯💯
Please 15 please wala abzey geza awrda ewa
Hji do mo kem shnti gemel dihrit temelesna
part 15 abey keyda
Nay bhaki eritrawi ajoka jigna kexlo btami mesati tarik jeganu
ኣነስ ይሕዋተይ ካብ ስድራይ ዳርጋ ታሕሳስ ልደት እየ ግን ቡነት ይብለኩም ፈጣሪ ታይ ክገብረልኪ ንዓድኪ፡ማለት ንኤርትራ ኢሉ ተዝሓተኒስ ሰላም ዘላለምን ንሰማታት ከኣ ከተሳለለይ ምለመንክዎ ዝገርመኒ ነገርሲ ገጠር ተወሊዶም ክነሶም 9th grade ይበጽሑ ኔሮም ብኹሉዮም እኮ ጀጋኑ ብሃገሮም ሽም ምጽዋዕ ብትምህርቶም ብትሕትኒኦም ብሓልዮቶም ብለውሃቶም ብመልዖም ብኹሉ ታይከ ይውሕዶም፡ ብዓደይ ብህዝበይን ዝመጸኒን ሕማቅ ዝዛረበኒንንን ደመይ ይፈልሕሞ ነዚኦም ቡሩራተይ ዳዘከርኩ ብንብዓትየ ዝምልስ ብሽም ጀጋኑን ብውጹዕ ህዝበይን ዝዛረበኒ ግን እዚ ኹሉ ሓሊፉስ ከም ደቂ ዛግራ ፋህ ፋህ ኢልና ኣደዳ libyan ስደት ሓዘኒን ኮይና ኳዕ ኣይሪእዎ ሰማታት ኤርትራ ከመይ ምስ ተሓመሱ ኳዕ ከኣ ዝይረኣዩና ታይና ግን ገርናዮ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝኹሉ ግፍዒ ንህዝቢ ኤርትራ ስላሰ ትፍረዱኻ መቸስ ነዚ የሕሊፍና ኣይከሰርናን፡ we are one with Ethiopia ማለት አንዲዒ ካብ ኤርትራይ ምስ ኢትዮጵያ ተሓዉሳ ክርኢ ሞት ከም ኣዳም ይመርጽ ጎረባብቲ ና ንፋቶ ንፋቀር፡ንኽእል ንኸውን እንተ ካርታ ሃገረይ ብደም ሰማታት ዝተላጠጠት ግን መሐወስታ ክትኮውን ብፍጹም ኣይቅበሎን ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማታት፡ኤርትራ ገነት ይኹን መንበሪኹም ቡሩራተይ።
Anqua bselam mexakum deqi rezin tarik
ክቡራት የሕዋት እዛ 15 ክፋል ተዘርጊሓ ኣላ
Weha zebele alem zesdememe jigninet enqua Eritreawi konku......
At any time right or roung with my (heart) my countery
Aziyu mesati tarik eiyu. Kuluntneu des zebl jignnet eiyu. Hlnaka ztnkf entawunetka nazekakera zkskseka fxamiye.
Btami ina nemsgnekum
ግን ካብ ምዕራፍ 12 ዘሎስ ይድገም ኣሎ ፡ወላስ ኣነየ ተጋግየ፡ ንገሩኒ ወይ ዞም ጸየቅቲ ጽቡቅ ጎረቤትና ገለ ምድንጋር ገሮም ፡ኣብ ስርቂ ከይህልዉ፡ንገሩኒ ዛ ናይ ትማልን ሎምን ዝወጻ ተደጊመን መሲሉኒ ሎ ።
Love my cantrry Eritrea God is Gllory ya xibuk aleka niay wun digam yu zimexeni zelo
Ya haqika ab mejemeriya degimwa alo mesleni
ab mejemerya do nbeyney mesilni xenihu
Ewe nmzikikar eyu 2 3 mesmer ydgem alo
Metshaf anbibeyo hiji ka 2 -3 gize ysemo aleku kulu gize hadish tarik ykoneni teamir tarik
Deqi erey jeganu tarik jigninet ayatatna zekurea u
Mglxi zeyblu jgnenet halifu ata nhna da nay men ena wesida.
Zhbn tarik deki Eriyy
ኣቤት ጅግንነት ደቂ ኤሪ
ዛንታኹምን ጅግንነትኩምን ብወዲ መድህን በራድ ተጨውዩ እታ ዘምጸኹማ ናጽነት ብዘይ ሓርነት ትጉዓዝ ኣላ
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና