ተዘክሮታት ደርፊ /እምባ መጠራ /ብ ድምጻዊ በረከት መንግስታኣብ !!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 7

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 2 วันที่ผ่านมา +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይበል ክራር።

  • @YoditHaile-m8i
    @YoditHaile-m8i 2 วันที่ผ่านมา

    Wowwwww

  • @fatimatube1902
    @fatimatube1902 2 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ወንድም 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eritre123
    @eritre123  2 วันที่ผ่านมา

    Share like

  • @Debas-c9f
    @Debas-c9f 2 วันที่ผ่านมา +1

    "ደቂ ኢዛቤል/ኣከኣብ
    ኣሕዋት ቃኤል/ይሁዳ"
    እቶም ናይ ደቡብ "ኣሕዋትና" ንብሎም መሳፍንቲ ብዛላምበሳን ሩባ-በለሳን እናጠሓሱ ንዘመናት ኣነዊሮሙናን ኣሳቅዮሙናን ከይኣኽሎም፤ "አውራጃ"
    ዝብልዎ ቋንቅኦም ኣብ ሓንጎልና ዘይሃስስ ሕላገት ጌሮም ለጢፎምልና እዮም።
    ነቶም "ሙሁራትና!፣ ኣርካናትና!፣ ጀጋኑና!" ንብሎም፡
    መንካዓትና፣ በካዓትና፣ እንዳ ተጫኖ ቁሸታውያን ን15 ዓመታት ብስም ዲሞክራሲ ኣንቆራታት እንዳጫጭሑ ናጽነት ኤርትራ ዝጎተቱ እዮም። ንመንካዕ ስለ ዝረኣየ የሚን ተወሊዱ እንተዘይቁጸዩ ኣማኢት ካልኦት ኣንቆራ ምተፈጥሩ።
    ተሰከምቲ እቲ ቫይረስ [ቁሸታውነት] ግና ኣይንጠፍእን ኢና ኣሽሓት ኣለና፤ ማይ ዛላምበሳን ሩባ በለሳን ዝሰተና ክንሓዊ ኣይንኽእልን ኢና። መሳፍንቲ ትግራይን ኣምሓራን ዝሸኑሉን ዝሓርእሉን ስለ ዝኾነ።
    ኣያታትና ከም በዓል እቲ ሙሩኽ ነበር ሃይለ ዱሩዕ፡ እታ ኣብ ውሽጡ ተሓቢኣ ግዜን ኣጋጣምን ትጽበ
    ዝነበረት ቁሸታውነት ወያነ ተጎዝጒዙ "ተጣላቂና ኢና" ዝበለ። ጥልቁይ ቁሸታዊ እኳተኾነ፡ ኣያና እዩ ንመን ንሃቦ ማይ ሩባ በለሳን ዛላንበሳን ዝሰተየ።
    * ንሕና ኢና ብብዝሒ ንቃወም! እወ ረዲአት ወያነ
    ንልምን፣ ሽሮን ዙርያን ንነግድ፣ ኮላሊት ኣሕዋትና
    ንሸይጥ፣ ብጎ ፋንድ ሚ ገንዘብ ንልምን....
    * ኣብ ሰውራ ዝያዳ ኣበርኪትና! ኣይፋልና፡ ኣንቆራ
    ቁሸታውነት እናፈጠርና ንሰውራ መንሽሮ ዝነበርና ኢና።
    * ደረፍቲ ንሕና ንበዝሕ! እወ ኣብ ኣባሻውል ብምረት
    ናብራ ክንቁዝም ዝኣተናዮ መለመኒ ሞያ እዩ።
    እታ ኣውራጃ ትበሃል ሕላገትና ብርእሰ-ምትሓት
    ተሳቅየና ኣላ። ኬድናዮም'ምበር መዓስ መጺዮሙና።
    ናብተን ንሕና ኣውራጃታት ንብለን ተሰዲድና ንልምኖም ኣለና። ዉጹልና ኪዱ ናብ ቁሸትኩም ክብሉና እዮም ሓደ እዋን። ፈለምቲ መምህራን ምፍልላይ ንሕና እና!
    ፍርቂ ከብድና እሱውን እንጀራ ልማኖ በሊዕና እናዕገርገርናስ ከብድና እንተንመልእ ከመይ ምኾንና?
    አብርሃም ዓጋመ [Tigrai onlineዩቱብ] "ኣከሎጉዛይ ሓዋትና እያቶም ኸም ቀደምና ዓጋመጉዛይ እና" እንተበሉና፡ ብስም ሰገነይቲ፣ ሰንዓፈ፣ ዓ.ቀይሕ ኢልና ናይ ስደት ገንዘብ ሓገዝ ለሚንናሎም። ብተጋሩ ኣቢልና ስልጣን ክንብሕት እዩ ናትና ህርፋን። ዒብ ዘይናትና!
    € ወዶ -ገባ ኣረጋዊ ብ1984 ጭሩኡ ዝደጎለ:
    አውራጃ ዝሕላገቱ መርዚ ሩባ በለሳ ዛላምበሳ ።
    € ቴድሮስ ዘርኡ ዓጋመጉዘታይ ኣውራጃ ዝሕላገቱ
    መርዚ ሩባ በለሳ ዛላምበሳ ዝሰተየ መምሰሊ።
    € አብርሃ ዓጋመጉዛይ "ክቡር ህዝብና!" ኣውራጃ ዝሕላገቱ መርዚ ሩባ በለሳ ዛላምበሳ ዝሰተየ ጸቢብ።
    ኣጆኺ ዮርዳኖስ ጓልና ናይ መን ደኣ ክትወስዲ! ኣውራጃ ዝሕላገትና ናይ ዓጋመጉዛይ ኣቦታትክን ሓወቦታትክን እምበር ኢና!
    ኣብ ሰምሃር ዘሎ ትግሬ ነቲ ኣብ ዓንሰባ፣ሳሕል፣ባርካ፣
    ጋሽ፣ ዘሎ ትግሬ ኣውራጃ ብዝብል መርዚ ኣይፈልዮን እዩ። እቶም ኩሎም ካልኦት ብሄራት ውን ከምኡ።
    ማይ ዛላምበሳን ሩባ በለሳን ዝሰተና ኣሕዋት ብሄረ ትግርኛ ግና ኣሓትናን ኣሕዋትናን ክንቀትል ንውዕል ኣለና። ደቂ መርገም ኢና! ደቂ ጸልማት ኢና! ሰፈር ኣጋንንቲ ኢና! ኣሕዋትና ምቅታልሲ "ጀጋኑ" ኣቢልና!
    ቆልዑና ከነዕቢ ከለና፡ "ሑሕ ኣውራጃ መጸካ/ኪ!" ኢና ንብሎም። ዘይቋንቋና "ኣውራጃ" ንብሎ ናይ ሓንጎልና መንሽሮ ዘይሓዊ ጥራይ ዘይኮነ ካብ ውሉድ ናብ ውሉድ ዝመሓላለፍ ዘየቋርጽ መርገም ኣለንና።
    ¥ ገጾም ዘይቀልዑ! ተሓቢኦም! ... ወዘተ ንትብሉ
    እኳደኣ ኣብ ክንዳኹም እሓፍር። ብያቲ ስደት እንዳልመጽኩም ኣብ መስትያት ተለጢፍኩም ፉንፉን ዕያግ ጸቢብ መንሽሮ ሓንጎልኩም
    ክትተፍኡ ከለኹም።