Price of TV In Mekelle - ዋጋ ቴሌቪዥንን ፍሪጅን ኣብ መቐለ ክንደይ ኣሎ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ก.ย. 2024
  • Price of TV In Mekelle - ዋጋ ቴሌቪዥንን ፍሪጅን ኣብ መቐለ ክንደይ ኣሎ?
    #PriceOfTv #PriceOfRefrigerator #MekatechaMarket
    Subscribe Our Channel
    Content Reuse is Strictly Forbidden
    Mekatecha Entertainment - 2012/2020

ความคิดเห็น • 319

  • @ትግራይዓደይወናኒትኩሉ
    @ትግራይዓደይወናኒትኩሉ 4 ปีที่แล้ว +99

    ውይ ኣነስ ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ ደቂ ትግራይ ዓደይ ቀፅልሉ በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ብጣዕሚ እዩ ዝጠቕመና እሞ ከምኡ ላበልኩም ኩሉ ነገር ልክተፋሉጡና ብትሕትና ንምሕፀነኩም ኣሕዋተይ

    • @genetasefa4694
      @genetasefa4694 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤ናይ ማዓዝ እዩ ማዓረይ

    • @genetasefa4694
      @genetasefa4694 ปีที่แล้ว

      ናይ መዓዘ እዩ ማዓረይ❤❤❤

    • @shwayneshweldu2346
      @shwayneshweldu2346 ปีที่แล้ว

      አረ ሓሽዮም እዮም አነ ንዝአ ርእ ከይደስ እንኳን ንዓኩም ክንድዙ ንህበኩም ንሕና ከምኡ አይነምፅኦይ ኢሎምኒ ንእቱቦም እዮም አይትእመንዋም

    • @VdjhHgd
      @VdjhHgd หลายเดือนก่อน

      ናየ ቀደም ዶ የከው ሕጂ ካምዚ ኣየኮነን ዋጋ​@@genetasefa4694

  • @ማሬወዲብሬ
    @ማሬወዲብሬ 4 ปีที่แล้ว +90

    የቀንየልና ኩነታት ዕዳጋ ዓድና ክንፈልጥ ዝገበርካና ንሕና ኸዓ liek sabc ክንገብር ኢና

    • @albadr2531
      @albadr2531 4 ปีที่แล้ว

      Desa kibaLa Aedau meAeru 😢❣️❣️

  • @fsahagebremedihn2064
    @fsahagebremedihn2064 4 ปีที่แล้ว +17

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ኩነታት ዕዳጋ ትግራይና ዘፍለጥካና !!!! ከምዚ ቁም ነገር ፅቡቅ ዩ።

  • @selamselam3599
    @selamselam3599 ปีที่แล้ว +5

    ብሱሩ ካብ ስደት ምፅዓን ይቅረየና ዓድና ኩሉ አሎ እግዚአብሔር ይመስገን🙏

    • @ሳምሪዬፍቅር
      @ሳምሪዬፍቅር ปีที่แล้ว

      እወ ቀረፅለ ክባር እዩ።

    • @سلامه-ج7ش
      @سلامه-ج7ش 9 หลายเดือนก่อน

      ሓቅን ዋላ ኣነ ቃሕ ኢሉኒ😂😂

  • @moonebrahiem2788
    @moonebrahiem2788 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፅሉሉ ኣመተ ምህረቱ እና ዕለቱ ለ ኣብቲ ኣርእስቲ ተትፅሕፍሉ ናይ ማዓዝ ከምዝኮነ ንክንፈልጥ

  • @ጋልዞምተጋሩ
    @ጋልዞምተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +7

    ፅብቕቲ እያ ኣነለ ዓደይ ክኣቲ ስለ ልኾንኹ

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
    @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 4 ปีที่แล้ว +23

    ዋዉ ዋዉ ሠላም ክቡራት ደቂ ትግራይ ከመይ ሓዲርኩም እንኳዕ ድማ ንመድሃኒአለም ወርሓዊ በዓሉ አብፀሐኩም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅልሉ ሓቢርና ንዕበ።
    እና ክቡር ሓዉና ቦለፎን ዝበሃል እባ ኣጣይቀልና

  • @ተመስገንአምላኽይ
    @ተመስገንአምላኽይ ปีที่แล้ว +2

    ዉይይይይ ብጣዕሚ ደሰባሃል ቅፁልሉ ደቂ ዓባይ ትግራይይ

  • @stopgenocideontigraypopele3745
    @stopgenocideontigraypopele3745 9 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል❤ ቐፅሉሉ መፃናኩም ስልክኹምለ ፃሓፍዎ ኣቢቱ ቢድዮ ከባቢ

  • @አዚቲአዚቲ-በ7የ
    @አዚቲአዚቲ-በ7የ 4 ปีที่แล้ว +14

    ሓፀብቲ ማሽናትለ ጠይቐልና

  • @burukburuk8019
    @burukburuk8019 4 ปีที่แล้ว +24

    ናይ ክዳን መሕፀቢ ቀሳላ ጠይቀልና

    • @albadr2531
      @albadr2531 4 ปีที่แล้ว

      Kkk 💕💕💕💕

  • @ይኣቢክብራለማርያምእምኩሉ
    @ይኣቢክብራለማርያምእምኩሉ 4 ปีที่แล้ว +10

    ያቕንየልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ አንደልዮም ኣቑሒት እዩ ብዚ ቅፅልሉ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩሉ ዋጋ ዕዳጋ ክታቕርቡልና ብትሕትና ንሓትት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay1955 4 ปีที่แล้ว +11

    የቀንየልና መካተቻ ኢንተርቴይመንት በተለይ ንአብ ስደት ዘለና ብጣዕሚ ጠቃሚ እዩ። ከምዚ እንተኮይኑ ዓድና ምግዛእ ይሐሸና ጉዕዞን ቀረፅን መባዝሒ እዩ።

  • @brhanmauz6065
    @brhanmauz6065 10 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዓሚ ፅቡቅ እዩ ሰልኪ ገብረልና ዘሓዋይ❤❤❤❤❤

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 4 ปีที่แล้ว +8

    Waw ደስ በሃሊ በይዛካ ዝሓወይ ኩሉ አቅርበና በተለይ ንስደተኛታት አብዚ ኮይንና ንገዝእ እሞ ገዛና ንአቲ ካብ ስዑዲ ምሕዋል ናይ ዓድና ይሐሸና ከምኡ ውን ዓራት ሶፋ አርማድዮ ካልኦትን ጠይቀልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን

  • @Geeztube21
    @Geeztube21 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዓሚ ፅቡቅ እዩ ለሎ ቀፅሉሉ ዓድና ምስ መፀና ንገዝእ እና ❤

  • @ሓፍቲንጉስ
    @ሓፍቲንጉስ ปีที่แล้ว +1

    ብጣዓሚ ፁብቅ እዩ ዋጉኡውት ተመጣጣኒ እዩ ካብ ስደት ምልኣክ ንገድፎ ኢና በርትዑ ደቂ ተጋርዋኒ❤

  • @lichugalgerey8419
    @lichugalgerey8419 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓሰብ እዩ ብዝቅፅል ናይ ኣልጋ ሶፋ ክትቅርበልና ንፅብ ሽኮሪና ወዲ ትግራይ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @abebemesele
    @abebemesele 4 ปีที่แล้ว +15

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓበሬታ እዩ ። ቀፅልሉ!!

    • @henislmahri1423
      @henislmahri1423 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ❤ቀፅልሉ 💘💘💘💘💘

    • @سميرهال-ي4ط
      @سميرهال-ي4ط ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓበሬታ እዩ

  • @kailulove
    @kailulove ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ብሰላም ንዓደይ ይምለሰኒ❤❤❤
    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ተመጠጣኒ ዋጋ እዩ ብሓቂ ተኸይኑ😊

    • @wawa.h
      @wawa.h 9 หลายเดือนก่อน

      Nay haji diyu meary

  • @genetgebrekidan9124
    @genetgebrekidan9124 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕም ፅብቅ ሓበረይታ የቀንልና ክብራት ኣሕዎትና ❤❤❤

  • @letish3773
    @letish3773 4 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ክብር ሓወና የቅንየልና ዕዳጋ ዓዲና ክንፈልጥ ዝገበርካና ቀፅለሉ ❤❤

    • @embetukonjo
      @embetukonjo 8 หลายเดือนก่อน

      ❤❤🎉🎉

  • @hhgg856
    @hhgg856 9 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ናብዚ ኣብፅሓኪ ዓደይ ሙሉእ ሰላም ሙሉእ ዓወት ክኸዊን ድማ እግዚአብሔር ክሕግዘኪ እዩ ትግራይ ዓድና🎉

  • @ሜሪጓልተዋህዶYouTube
    @ሜሪጓልተዋህዶYouTube ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ተመሰግን ብጣዓሚ ድሰ በሃሊ ❤

  • @Greattigray
    @Greattigray 4 ปีที่แล้ว +34

    ደቅ ዓደይ ሽኮራት ብዝይ ባኣኽም ወጊሑ ኣይምስይ። ሳብስክራይብ ክኣ ኣይትረሱዑ

  • @tdfy5827
    @tdfy5827 4 ปีที่แล้ว +11

    እሰይ ደቂ ዓደይ 🇻🇳ማዓረይ ብሌን ዓይነይ ከመይ ዲየ ዝፈትወኹም ብጣዓሚ እና ነመሰግን ኩነታት ዕዳ ዓባይ ሃገር ትግራይ ብምቅራብኹም መሰግናና ውሑድ ኣይኮነን 🙏😘😍💘🇻🇳♥♥

  • @YyYu-cb5yb
    @YyYu-cb5yb 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቁፅሪ ስልኪ አምፅእ ሓውይ❤❤

  • @zahrazahra-yd5ch
    @zahrazahra-yd5ch 10 หลายเดือนก่อน

    ናይ ማዓዝ ግዜ እዩ❤

  • @SalamKeyoromeska
    @SalamKeyoromeska 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፁብቅ ቁፅሪ ስልኪ ግበርልና ❤❤

  • @winvms2148
    @winvms2148 ปีที่แล้ว +9

    ብሓዕሚ ደስ በሃሊ ካብ ስደት ፂዒንና ምምፃእ ንገድፎ ኢና ጥራቱ ፁፉፍ ግበርዎ ቀፅልሉ💛❤🙏 ሰላም ቅሳነት ንሃገርና

  • @ጓልትግራይ-ጘ2ቨ
    @ጓልትግራይ-ጘ2ቨ 4 ปีที่แล้ว +4

    Thnkos shikorna ብጣዓመ ኢና ነመስግን ካሊእ እዘን ኣቀረብለና wewwwwwww ኣታ ጀገና ወዲ ትግራይን

    • @غلبعلو
      @غلبعلو ปีที่แล้ว

      ይቀንየለና ደቅ ትግራይ❤❤❤❤❤

  • @ሶሎሜጓልባባ
    @ሶሎሜጓልባባ 3 ปีที่แล้ว +1

    መቀለዋይ ሰላምኪ ይብዛሕ ፅዮን ትሓልኩም ተጋሩዋይ

  • @yostinaberhe5422
    @yostinaberhe5422 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ሐሪፍዩ ተጋሩዋይ ካብ ዓድና ንግዛእ ሚዛናዊ እዩ ዋግኡለ

  • @solomongebresilasie9053
    @solomongebresilasie9053 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዐሚ ሕሱር እዩ። ካብ ስደት ህዝብና ተማሊኢ እዩ ዝመፅእ እማ አብ ውሽጢ ዓድ ምግዛ ይሐይሽ።

  • @xmxmxm108
    @xmxmxm108 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @Rokiybiio
    @Rokiybiio ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ብሓቂ ናይ መዓዝ ኣመትምህረት እዩ ፀሓፍሉ ናይ ኣልጋ ሶፍ ደሞ ጠይቀልና ዝሓወይ❤❤❤❤❤

  • @tiemtinguse5107
    @tiemtinguse5107 4 ปีที่แล้ว +20

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ከምኡ ኢልኩም ዋጋ ኣፋልጡና

  • @ጋልትግራይፍቅር-ቈ1ሠ
    @ጋልትግራይፍቅር-ቈ1ሠ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ደስባሃሊ ናይማዓዘ እዩ ሓወይ❤❤❤

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉዉዉ ብጣዕም ደስስስስ ዝብል ስራሕ በርትዕ እዝ ሓዉና በተለይ ስደት ንዘለና ብጣዕም እዩ ዝጠቕመናአ 🙏❤️❤️❤️

  • @mulurom3315
    @mulurom3315 8 หลายเดือนก่อน

    ደሰ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤

  • @AbraAbra-n8z
    @AbraAbra-n8z ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብልዩ❤

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው ቀፅሉሉ ብተይ ንዓና ኣብ ስደት ዘለና ከድልየና እዩ🌺👌🌺🌺🥰🥰

  • @hggbbn3059
    @hggbbn3059 4 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ዝሓወይ ብዙሕ ግዘ ይደልዮ ነይረ

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅልለ ብጣዕሚ ፅቡቅ ተክእልኩምካዓ ናይዓራት ናይኣቁሑ መቅመጢ ናይ ተለበጅን መቅመጢ ኣቅርቡልና

  • @samerasamera6669
    @samerasamera6669 28 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @razwali4987
    @razwali4987 ปีที่แล้ว

    ብጣእሚ ደስ ባሃሊ

  • @selugebremedhin-z5l
    @selugebremedhin-z5l ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ ሓወይ❤❤

  • @badermouri5355
    @badermouri5355 4 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና ዝሓወይ ቀፅለሉ

  • @SaraSara-hp2if
    @SaraSara-hp2if 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ የቀንየልና ናይ ክዳን መሕፀቢ ክዓ ጠይቀልና

  • @MdAbdurahmaan-fn4um
    @MdAbdurahmaan-fn4um ปีที่แล้ว

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ክብል ምቁሮት

  • @anenogead6807
    @anenogead6807 4 ปีที่แล้ว +2

    ዝገርምርካ እታ ናይ መጻረይት ዋጋ ተገሥኒ ነይራ እንተኾነ ዋጋኣ ከይጠቕስኩማ ሓሊፍኩም ብሃፈሻ ግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ

  • @gjhj5555
    @gjhj5555 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓበረይታ የቀንየልና ተጋሩዋይ ማዓረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ቀፅልሉ😘🥀🥀

  • @MakiGalEmbrhan-kg8nv
    @MakiGalEmbrhan-kg8nv 9 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ስራሕ

  • @mahberqdstiselassieze1908
    @mahberqdstiselassieze1908 10 หลายเดือนก่อน

    ናይ ቆልዑ መፃወቲ ስረሔልና ዝሓወይ

  • @Mare-qb9xr
    @Mare-qb9xr 22 วันที่ผ่านมา

    ስልኪ እባ ፀሓፎልና

  • @አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
    @አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ ปีที่แล้ว

    _ፍቁራት ደቂ ገዛና እቲ መደብ ከምዘሎ ደስ ዝብል ኮይኑ አመተ ምሕረትን" ዕለትን ተዘይ ገይርክምሉ ናይ መዓዝ ምዃኑ ንምፍላጥ ከሸግረልና እዩ። ስለዚ ማዓልቲ ግበርሉ" ዕለት ካብ ዕለት ዋግኡ ይቅንስ'ዶ ይውስክ ክንፈልጥ ንደሊ ኢና ምስ ሰናይ የቅሬታ👏_

  • @salmaetubi1466
    @salmaetubi1466 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅልሉ ካብ ቀረፅ ሚሒሩኩምና እስኪ ካልኦት ዓይነት እውን ንፅበ ኢና

  • @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ
    @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ መላእ ሰላም ይግበረና ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤

  • @almaneshethyopya9565
    @almaneshethyopya9565 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው የቀንየልና ክብር ሓውና በተለይ አብ ስደት ዘለና ናይ ዓድና ኩነታት ዕዳጋ ንክንፈልጥ ዝገበርካና ነመስግን

  • @tedggfdmm5516
    @tedggfdmm5516 ปีที่แล้ว +1

    በጣሚ ደስ ባህሊ ቀፅልሉ 🙏💊

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ ስራሚክ ተተቅርበልና የቀንየልና !

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ በተለይ ኣብ ደገ ዘለና ያቀንየልና❤❤ ቀፅልሉ❤❤❤😊😊😊

  • @shamceyahsoso8852
    @shamceyahsoso8852 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመሰገን ውድ ወንድማችን በጣም እናመሰግናለን በእውነት ለስደት ላለን ይጠቅመናል

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ቀፅለሉ ምክንያቱ አብ ስደት ዘሎ ሰብ ብጣዕሚ ይጠቅም ዩ

  • @tdsrdf2918
    @tdsrdf2918 ปีที่แล้ว +1

    ብልበይ እየ ዘመስግነካ ክቡር ሓወይ እና ቀፅልዎ ናባዕልና ከምኡ ኣቢልና ነዐቢ ፈጣሪ ስደትና የሕፂሩ ናብዛ ርሕስቲ ዓድና የብቀዐና ኣብሰደት ዘለክን የሕዋተይ🙏🥺

  • @dsg7438
    @dsg7438 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ ማዓዝ እዩ

  • @ምቅናይኩሉንምርኣይ
    @ምቅናይኩሉንምርኣይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ቀፃሊ እሰቲ እንዳ ወረቂ ጥልፊ እንዳ ጣዉላ ጠይቀልና ከረና እንተጠፈ፫ኡስ ዓድና ከንኣቱ ሰደት መረረና ኣሎ መቀለዋይ ሸኮረረረ

  • @selamselam2670
    @selamselam2670 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ምኣዝ ዓመተ ምህረት እዩ

  • @አምላኪምስናእዩ
    @አምላኪምስናእዩ ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ መደብ ናይ ብሓቂ ናይ ማዓዘ እዩ ናይ ቀደሚ ድየ ወይ ናይ ሐዘ

  • @مريمم-و6ع
    @مريمم-و6ع 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤naymaz video ametmhret ngern mkrtey kgeze eyewa

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu1015 ปีที่แล้ว

    ቀፅልሉ ኩሉ ንብረት ተተሪኡና ፅቡቅ እዩ

  • @ፍቕሪእዩመንገደይ-ረ2ዸ
    @ፍቕሪእዩመንገደይ-ረ2ዸ ปีที่แล้ว

    እሰይይይይ ተመስገን ደስ ክብል

  • @Mulutube-y1d
    @Mulutube-y1d ปีที่แล้ว

    ብጣሚ ፅቡቅ ቀፅርሉ ኣሕዋት ሓበሬታኹም ኣይፈለየና ካብ ስደት መልሲ ንመፀኩም❤❤❤❤

  • @zed2149
    @zed2149 ปีที่แล้ว

    ብጣዕም ደስ ይብል አላማጣ እውን ተተርእየና ብትሕትና ይጥይቅ ሓውና

  • @ቲቲጋልሃገርትግራይ
    @ቲቲጋልሃገርትግራይ ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እዩ ኣሕዋተይ ቀፅሉሉ ኢኩም ካብ ስደት ምሰ ተመለስና ክንገዝእ ኢና ዋ❤❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ናይ ማዓዝ እዩ ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤❤❤

  • @tarikhaile4779
    @tarikhaile4779 ปีที่แล้ว

    ዋውው እንኳዖ ናብዚ ኣብቀዓና ተጋሩዋይ🙏🙏🙏🌹🌹

  • @selamabrah6512
    @selamabrah6512 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅልሉ ኣሕዋተይ

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว

    ❤❤💛ናይ ማዓዝ እዪ ቅድሚ ዉግእ ዋላ ናይ ሕጂ ድሕሪ ሰላም

  • @tggaltigray9566
    @tggaltigray9566 4 ปีที่แล้ว

    ቀፅለሎ ዝተፈላለየ ካልኦት እውን አቅረበና

  • @fsahagebremedihn2064
    @fsahagebremedihn2064 4 ปีที่แล้ว +6

    ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ሓሊፍሉ ተጠቃሚ ፍርጅ ፣ ተለቭዥን ንኽከውን ዩ ። ትግራይ ትግራይ ...ህዝባ ፃዕራም

    • @hzhhdvzhbzv212
      @hzhhdvzhbzv212 4 ปีที่แล้ว +1

      ፅቡቕ የቅኒየሊና ኣዲራሻ ስሊኪ ቁፂሪን ኣቅሙጡሊና ግን ናብ ዝኾነ ቦታ ኸ ትራስቦሪቲ ካብ መን እዩ

  • @mareimhamed9189
    @mareimhamed9189 ปีที่แล้ว

    ናይ ማዓዝ ኣመተምህረት እዩ🎉

  • @JshshKwheh
    @JshshKwheh 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ መዓዝ እዩ

  • @ፍረይሸባትferyishbeti
    @ፍረይሸባትferyishbeti ปีที่แล้ว

    በጥዓሙ ፁቡቅ እዩ

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ይቀንየልና ሓወይ ፅቡቅ ሓስብ እዩ ከምዚ ዓይነት

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቕ ተጋሩዋይ❤💋

  • @genetalemayo4932
    @genetalemayo4932 4 ปีที่แล้ว +14

    ሶፋ ጠይቀልና

  • @ጋልዓድቐይሕYouTube
    @ጋልዓድቐይሕYouTube ปีที่แล้ว

    እሰይ ካብስደት ምፅዓን አየድልየናን ተመስገን❤❤❤❤

  • @tekichowe
    @tekichowe ปีที่แล้ว +1

    ኣዝዩ ደስ ብሃሊ ዝቅፅል ደማ ዋጋ ናይ
    ባጃጅ
    ፑል
    ካራምቡላ
    ጆተኒ
    ሳይክል

  • @ኣዶዳዊት
    @ኣዶዳዊት ปีที่แล้ว

    ናይ ማኣዝ እዩ እቱ ብድዮ

  • @ትግራይየይሰላምንዓኪ
    @ትግራይየይሰላምንዓኪ ปีที่แล้ว

    ዋውውው ማሬ ሓርፍቲ ዋጋ😍😍

  • @medimb4269
    @medimb4269 ปีที่แล้ว

    ናመዓዝ እዩ ተጋሩዋይ መልስለይ❤❤❤

    • @Mare-qb9xr
      @Mare-qb9xr 22 วันที่ผ่านมา

      ኣነለ ሕቶይ እዩ ?

  • @semu-c2j
    @semu-c2j ปีที่แล้ว

    ናይ ሎሚ ድዩ

  • @abebekasa7041
    @abebekasa7041 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሎ ከምኡ ገርኩም ኩሉ ጠቀምቲ ነገራት ኣፋልጥም

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን ปีที่แล้ว

    ዋይ በጣዕሚ ደሰ እሉኒ ብጣዕሚ የቅነየለና ዝሓወይ ሰብሰከራይብ ገይረካ አልኺ ዝይገብረኹም ደማ ግብሩ 🙏🙏🙏 ኩሉ ናይ አቁሕት ግዛ ታሪእይና በበሓደ ተሰፋ ግብሪ ካብ ሰደተኛ ሓፍቲኻ ብዝተረፍ 👍👍ናይ ማአዚ እዩ ድሕሪ ኩናት ድዩ ቅድም ኩናት እዩ

  • @hanahana4246
    @hanahana4246 4 ปีที่แล้ว +1

    Wow betami ena nemsgin mekatcha Entertainment betami zedlyu eka akerbka zelka

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ

    ናይ ማአዝ እየ ግን

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ ปีที่แล้ว

    ሓሪፍ እዩ ፅሩያተይ ቀጸልሉ 🎉🎉👍

  • @AN-oo5hg
    @AN-oo5hg 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks a lot for sharing👏👏👏👏🌳🌳🌳🌳

  • @ሸገመቀለና
    @ሸገመቀለና ปีที่แล้ว

    ስልኪ ኣቀምጠሉ ብሩኸይ❤