Asmara Show-ካልአይ ክፋል፡ኣብ መዓልቲ መርዕኦም ዝተኣስሩ መርዓውቲ፡ ጋል ክልተ ስውአት ተጋደልቲ Eritrean talk show

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 162

  • @yonasrahel7897
    @yonasrahel7897 5 ปีที่แล้ว +6

    ዘይተነግረ እምበር፡ዘይተገብረ ነገር የለን ኣብ ኤሪትራ ።ናይ ወንጌል መከራ'ዮ ረኽብኩም፡♥ኣብ ሰማይ ዓስቢ ኣሎኩም♥ቡሩኻት ...God bless you.

  • @yemengstwongel
    @yemengstwongel 5 ปีที่แล้ว +3

    ተስፌ & ዳህላክ፣ እቶም ምእንቲ ስሙ ኢሎም ዝስደዱን ዝሓስሩን፣ ብዘይካሕሳ ዘይገድፎም፣ ዓስቢ ዝህብ እምበር ዝርስዕ ገፋዒ ዘይኮነ ኣምላኽና፣ ዘመን ሂወትኩምን ሓዳርኩምን ምስ ኩሎም ደቅኹም ኣብዚሑ ይባርኽኩምን ገጹ የብርሃልኩምን። ኣሜን!!

  • @amanok9282
    @amanok9282 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣዚዩ ዝገርም ታሪኽ፡ ኣነ ባዕለይ ኣብ ሳዋ ኔረ እዚ ጉዳይ ክኸውን እንከሎ። ሓቂ ድማ ኢዩ። ኣነ ባዕለይ ኢየ ደብዳበታት ዘብጽሓሎም ኔረ። ከምዚ ኢሎም ክሪኦም ደስ ኢሉኒ። ክብሪ ን ኣምላኽ።

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 5 ปีที่แล้ว +15

    ኤሬትርያ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 5 ปีที่แล้ว +6

    ኡኩድ ፍትሓዊ፣ክርስቶስ ይባርኽካ።

  • @michealtesfamariam6874
    @michealtesfamariam6874 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ካብታ ሽ ኦል ዜጋታታ ዝኾነት ሃገር እንቃዕ ብሰላም ኣውጻኣኩም።

  • @ادريسمحمد-ك6د
    @ادريسمحمد-ك6د 5 ปีที่แล้ว +6

    አብ ታሪኽ ልቢ መጻሕፍቲ ኤድሞንቲ ዳንተ ኤንድ ፋርያል እትብል መርዖኦም መዓልቲ ብቅንኢ ዝተአስሩ ተሕዝን መጽሓፍ ቡዙሕ አንባቢ ረኺባ ።ተኸተልቲ ሰይጣን ስርዓት ብቲዕቢት ተሰርኒቆም አባና እመኑ አባና ስገዱ አባና ጸልዩ ክብሉ እንተደለዩ ከም ዘርኢ ፎርዖን ንጥፍአቶም ካብ ሙዃን አይሓልፍን ።እቶም ጹኑዓት አመንቲ ጎይታ ፈጣሪ ግን ጸጋ ብርሃን ሓይሊ ፈጣርን ይዕደሎም። ብቅንዕናን ክብርን ብሰላም ይነብሩ ። እንኳዕ ብጽንዓት ቃል ኪዳንኩም ሰሚርኩም አርአየና ።ትእምርቲ ናይ ጎይታ ኢዩ ። ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ይሃብኩም!!!

  • @E.God.is-Love
    @E.God.is-Love 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣምላክ ኪዳኖም ይባርከሎም ብውልዶም ይተሓጎሱ👨‍👩‍👧‍👦💝💍💍

  • @AsSa-ub9kb
    @AsSa-ub9kb 5 ปีที่แล้ว +8

    እዋይ ጉድ ዘሕዝን ታሪክ እዩ እግዚአብሔር ንኩሉ ይካኣሎ እቆዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም ክተዘንትውሉ ፈጣሪ ይካኣሎ ዩ

  • @ermijesus4493
    @ermijesus4493 5 ปีที่แล้ว +20

    ግብሪ ሃዋ 5 (Acts)
    41፤ ንሳቶም ግና ምእንቲ ስሙ ኺሐስሩ ብቑዓት ኰይኖም ስለ እተቘጽሩ፡ ካብ ቅድሚ እቶም ዋዕላ እናተሐጐሱ ኸዱ።
    42፤ ኣብ ቤተ መቕደስ ኣብ በቤትን ብስራት የሱስ ክርስቶስ ምምሃርን ምስባኽን ኣየብኲሩን ነበሩ።

  • @rehaboth203
    @rehaboth203 5 ปีที่แล้ว +2

    Anbesa eleka aleku,Journalist. Amlak semai bereketu yebzahalka.

  • @DaywithHabu5258
    @DaywithHabu5258 5 ปีที่แล้ว +5

    Amlak Senay eu Temesgen enqa ezi arayekum ezi zeyrayu dema Amlak keredom nexeli 🙏🌺🍇

  • @amanok9282
    @amanok9282 5 ปีที่แล้ว +2

    ዳኒ ሓውና ድማ ኣጆኻ፡ ቀጽሎ።

  • @ኣሌክኣማንዳ
    @ኣሌክኣማንዳ 5 ปีที่แล้ว

    selam hawey ati interview xbuk andyu niere hanti gn xbuk girka zehatetkayom hto ala bteklala kndey zakl gizi teasierom aygelexkayon thanks

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 5 ปีที่แล้ว +6

    አዝግዮ ምሓረና ክርስቴስ

  • @edenwinea
    @edenwinea 5 ปีที่แล้ว +4

    Wo Amalakey hizbka bxah .🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @neghestifitiwi6953
    @neghestifitiwi6953 5 ปีที่แล้ว +6

    Hi dani nice interview gen eti zehattkyom keymlsewo tekrsom alka pls good point ey ezi wala part 3 tegberlu

    • @frayelyas3574
      @frayelyas3574 5 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki zehzin zanta u gn korarxikumo kulu ketemahalalfo nerkum Thanks

  • @Peace-zf1br
    @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว +2

    Eway mosba kemzzz ke alo deyou
    Enkie selam weskum kabzzom seytawnti

  • @tomassankara644
    @tomassankara644 4 ปีที่แล้ว

    ደርጊ ካብዚኣ ንላዕሊ እንታይ ጌሩ ነማርሮ መልሱለይ እስኪ

  • @asmarashow1310
    @asmarashow1310  5 ปีที่แล้ว +15

    ኩቡራት ተከታተልቲ ኣስመራ ሾው፡እዛ መደብ ንክትዓቢ ናታትኩም ኣበርክቶ አዝዩ ወሳኒ እዩ፡ ስለዚ ላይክ ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፡ ንትገብርልና ምትሕብባር ኣዚና ነመስጊን።

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 5 ปีที่แล้ว +1

      Asmara Show ajoka hawey natey. Ketslo trah

    • @rehaboth203
      @rehaboth203 5 ปีที่แล้ว +1

      Asmara Show just subscribed. Much appreciate you

    • @messilove1449
      @messilove1449 5 ปีที่แล้ว +1

      Asmara Show ትቆራርጾም ኣለኻ ኣወዳእዮም

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว

      Asmara show ajoka kingbro ena
      Tsetsebuku
      Mahri
      Agsdsi melkityy amselna

  • @ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ
    @ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ 5 ปีที่แล้ว +2

    አሕዋተይ ብጣዕሚ ዘጉሂ ፍጻሜ ኤርትራዊ ት ምኪነይ ይሕዝነኒ እሰያስ ማለት ጨካን አረሜን ሰብ ንምንታ ዕንጨይቲ ዘይአምን መሰለኡ እያ ዱህላ ሽም አይትግለጺ ንዑእ ጸብቅ አይኮነን

  • @sologrande2521
    @sologrande2521 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣነ ዝገርመኒ ከም ኢሰያይ ደንቖረን ሃሳዊን የለን
    ግን ኢቶም ክሳብ ሂጂ ዝድግፍዎ ዘለዉ ኢዮም

    • @Agheb123
      @Agheb123 5 ปีที่แล้ว

      GHISSS

  • @ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ
    @ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ 5 ปีที่แล้ว

    እግዝዮ መሐረና አታ ልዑልይ እቅረ ኢልካ እባ ተመለሰና ፡ተመለሳ እባ ነዛ ውጽእቲ ኤርትራ ተመለሰና ተመልሰና ተመለሰና ፡ ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ እንካን ኣብዚ ኣብጸሀኩም

  • @genatgenat9946
    @genatgenat9946 5 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ከምዚ እውን አሎ ዲዮ እግዚኦ ማሃርነ ክርስቶስ

  • @yonasteklemichael7506
    @yonasteklemichael7506 5 ปีที่แล้ว

    ኣብ ሃገርና ሰይጣናዊ ስርዓት እናገዝአ ውጽኢቱ እዚ ኮይኑ ፡ስርዓት ኢሰያስ ካብ ሱሩ ተቦርቂቑ ክመሓው ኣሎዎ፡ እዚ ኤርትራዊ ዜጋ ኣይኮነን።

  • @medawediasmera2524
    @medawediasmera2524 5 ปีที่แล้ว +5

    ንስኩም ቡሩካት ኢኩም መመሊስኩም ንበረከት ኩኑ ጎይታ የሱስ አንታይ ይሳኣኖ እንሆ ከማን ሓሊፉስ ተድግሙሉ ከማን ኣለኩም ክብሪ ን የሱስ ይኩኖ

  • @selehaile3895
    @selehaile3895 3 ปีที่แล้ว

    #እዋናዊ_ጉዳይ!
    #ኣለሊናዮምዶ_መጋይሽታ_ንጁንታ?
    #ኣዲኦም_ዝሓመመቶም_ናይ_መንነት_ሸቃጦ_ቅጣዋት!
    ኲናትን ወረ ኲናትን ኣብ ዞባና ቀርኒ ኣፍሩቃ ካብ ዝነግስ፡ ልዕሊ 100 ዓመት ኣቑጺሩ ይርከብ፡፡ዞባና ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝውንኖ ጸጋን ስትራተጂካዊ ሰሓብነት፡ነማኢት ዓመታት ኣብ ምልኪ ሓያላን ሃገራት ወዲቑ፡ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግዳይ ዘይዓግብ ሸውሃቶምን፡ውጽኢት ከልበትበት ኣህዛብን ምዕራባውያንን ሸቀልቶምን ክኸውን ተፈሪዱ'ዩ።
    ሎሚ ሕጽር ዝበለ ትዕዝብቲ ክንትንትን!
    እዛ ብተደጋጋሚ ሽሻያን ሽግራን ማዕረ ዝኾነት ሃገረ ኩሽ ኢትዮጲያ፡ካብ ትምስራሕ ኣትሒዛ ክሳብ ሕጂ እንትርፎ ኣፋዊ፡ግብራዊ እምነት ዘይብላ "ብስምኣብን_ብኢስም ኣላሕን" ዝብሉ ናይ ምስጋና ቅዱሳን ቃላት ጉሒፋ፡ንጸጋታታ ከይበርበረት ኪኖ ስግር ሃገር ዘሎ ቀይሕ ባሕርን ሃፍታም መሬቱን ከተቓምት ክትብል፡ብኣምዑት ደቃ ክትጻወት እያ ኣብ ዘመናት ከሪማ፡፡
    እቲ ናይ ወራርን ዓመጽን ባህሪኦም፡ነታ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ተዶኪና እትደጉሕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ፡ሃገር ራእሲ ነገስታት፡ሃገረ ምድረ ባሕሪ፡ሃገረ 9 ምሩጻት ብሄራት፡ሃገረ ሰማእቲ ኤርትራ ድቃስ ዝኸልእን፡ብተደጋጋሚ ግዳይ ሞትን ስደትን ዝገበረ ፍጻሜ ተባሂሉ'ዩ ተሰኒዱ ዘሎ።
    ኤርትራ 1991 ናጽነታ ረኺባ !!! እዛ ብመግዛእታዊ ዶባት ተሓጺራ፡ወናኒት ልዕሊ1000 ኪሎ-ሜተር ገማግም ባሕሪ፡ዝኾነት ሃገርና ግን ብሰሪ ዘይጸግብ ዓማጺ ሸውሃት፡ዳግማይ ክትውረርን፡በታ ንህላዌ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ መንነት ኣብ ምድምሳስ፡ዝተዋፈረት ጉጅለ ወያነ፡ኲናት ከፊታ፡ኣብ መሬትና ኣራጢጣ፡ግዳይ ኲናትን፡ውጽኢት ድሕረ ፍጻሜ ኲናትን ክንከውን ፈሪዳትና እያ።
    ጉጅለ ህ.ወ.ሓ.ት. ነቲ ዝተሰርሓትሉ ፋብሪካ ህዝባዊ ግንባር ክሒዳ፡ነቲ ብጽንዓቱን ትዕግስቱን ጭውነቱን ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ፡ተንበርኪኹ፡ፋሕፋሕ ኢሉ፡ክትርእዪ ናብ ዘይጸለየቶ ጣኦት ኣይነበረን።
    ኣብዚ እኩይ ስነሓሳባ ምጥፋእ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝብል፡ዝኸሸነቶ ድግስ ዝቃደሱ ኤርትራውያን ዝመስሉን፡ብሽም ኤርትራ ዝሽቅጡን "ቅጣዋት" ኣዋዲዳ ፊዕፊዕ ክትብል እያ ክልተ ዓሰርተ ዓመት ኣቑጺራ።
    ጽጋባ ዝሸንድሓ እዛ ጓሕናቕ ጭፍራ ግን ምስ ደቂ ዓዳ ክትራጸም ጡብ ወላዲታ ነኺሳ ኣብ ዕርበት'ያ ትርከብ ዘላ።
    ጁንታስ ሎሚ ወይ ጽባሕ ምጋሻ'ዩ።
    ኣለዉ ግን መጋይሽታ!እወ'ለዉ እቶም ኤርትራውያን ኢና ኢሎም ብመንነት ዝሸቀጡ።
    እወ መንዮም ግን መጋይሽታ ንጁንታ?
    1-እቶም ንወላዲት ኣዲኦም ንኤርትራ ሓንቲ ሚእቲ ልኢኾም ዘይፈልጡ፡ኣብ Go Fund Me ንወያነ ግን ሕምም ኢሎም 100 ዝቕርቕሩ፡፡
    2-እቶም ዘዕሰበቶም ከብዶም ጎራዕራዕ ዝጀመሮም ጥምየት ዝለሓሶም ግዙኣት።
    3-እቶም ብስም ትግራይ- ትግርኛ ዘደላደለቶም'ሞ፡ፍርቂ ጎኖም ከይቆሩ ማሙቕ ኣግኣዝያን ኢላ ዝመስራሓቶም።
    4-እቶም ዝበዝሑ ኣብ ስነጥበብ ኤርትራ ዝጠፈሹን፡ብግንዖ ጥበብ ክግብቱ፡ፍቖዶ ናይ መቐለን ኣዲስ ኣበባ ስቱድዮታት ዕንክሊል ክብሉ ዝተዓነዱ ናይ ግዜ ስነጥበባውያን።
    5-እቶም ጻማን ጻዕርን፡ከርተትን መስዋእትን ንስለ ሃገር ዝተወፈዩ ሰማእታትና ዘነኣኣሱን ዘቛሸሹን።
    6-እቶም ዳግማይ ኣብ ሕነን ደም ጸቢብ ኣውራጃውነት፡መዋእል ክንነብር ዝሓለሙን ከይደቀሱ መሬት ከም ዝብኢ ዝወግሖምን።
    7-እቶም ንልዕሊ 20 ዓመት ኣብ መሬትና፡ኣራጢጣ ንዝደቀሰት ወይን፡ንተግባራታ ከም ጽድቂ ቖጺሮም፡ሕጂ ግን ኣዴና ህወሓት ትሞተና ኣላ ኢሎም፡ንሰላማዊ ሰልፊ ጸሓይን በረድን ዝቕጥቐጡላ ዘለዉ ናይ ዲያስቦራ ለማኖ።
    እዝን ካልእን ክፋኦም ተሰኪሞም ንጃንዳ የካይድዋ ኣለዉ'ሞ፡ሰናይ ጉዕዞ ምስ ጃንዳ ንምነየሎም፡፡ጃንዳስ ትኸይድ ኣላ ንሓዋሩ፡እንተ ንስኹም ግን ኣበየነይቲ መሬት ሰማእቲ ኢኹም ክትነብሩ፡ንነብስኹም ሕተትዋ።
    ኤርትራ ናይቶም ንስለመሬታ ንእስነቶም ከይመነዉ፡ዝተበጀዉ ኣቦታትና፡ኣዴታትና፡ኣሕዋትናን፡ኣሓትናን ኢያ።ስለዚ ንኸድዓትን ሸያጦ ሃገርን እትኸውን ኤርትራ ኣይክትህሉን'ያ።
    ነዚ ንዝኸሓዱን ከብዶም መሪጾም ስግኦም ንዘስብሑን እትኸውን ብሽም ኤርትራ ተመሳሲሎም ብላህጃ ንዝልምኑ፡"ውግኣት ጁንታ" እትኸውን ሃገረ ሰማእቲ ኣይክትህሉን'ያ።
    ንሎሚ ወደሓንኩም ሰላም ንመትከላውያን ጽኑዓት ኤርትራውያን።
    "መበል 30 ዓመት ግንቦት 24- 2021 ኣብ ከተማ ባድማ የራኽበና"!

  • @tirhasweldu1337
    @tirhasweldu1337 5 ปีที่แล้ว +2

    መሰል ሰብ ተጋሂሱ እታ እንሕበነላ ዝነበርና ሃገርና፡ እዞም ኣሕዋትና ንኣምላኽ ኢዮም ኣሚኖም።እዛ ዓለምናስ ንውጒዝ ግብረ ሶዶም እኳ ከተኽብር ዕግርግር ትብል ኣላ፡ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን ኣብ ትፈትዋ ሃገርካ ፍትሒ ሕጊ ተረጊጹ ዜጋታትካ ካብ ዝሓለፉ ገዛእቲ ብዝገደደ መሰሎም ክረግጹ ንርኢ ዘሎና፡ኣምላኽ ብምሕረቱ ይዘክረና!!

    • @wedierixebaxegeb8046
      @wedierixebaxegeb8046 5 ปีที่แล้ว +1

      Tirhas Weldu yigermeki eyu kemzi natki athasasba zelewo weldo eyu wihdiwa eza hager..gele Mergen dia keyhliwena ember seb do kemzi yirekib..amlak mihret yewrid.

  • @Alexboxba
    @Alexboxba 2 ปีที่แล้ว

    Eintay eyu iti Bandera rebishina Eko bezi seb Reward bezi Bandera Teriuina

  • @tesfaygirmai5219
    @tesfaygirmai5219 5 ปีที่แล้ว

    Dahlak u should smile.

  • @filmonmehari8193
    @filmonmehari8193 5 ปีที่แล้ว +3

    nimiskr gayta harikum tebareku

  • @salikoerilove6480
    @salikoerilove6480 5 ปีที่แล้ว

    Haymonetom bizyegedis wela kieaser wela teteferede ab mealti mera gin gega zehzin iyu

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 5 ปีที่แล้ว +5

    አዋይ ኣምላኽ ምምላኽ ገበን ኮይኑሲ ስጋዕ ምርሻን

  • @killi27
    @killi27 5 ปีที่แล้ว +3

    Amlak ybarkum brukat amlakna senay eu

  • @ok-bi3gj
    @ok-bi3gj 5 ปีที่แล้ว +5

    ላሐወላ ወላ ቅዋታ ህግደፍ ሐሰቢየላህ ዋ ኒዕመል ወኪል

  • @hallowiegehts477
    @hallowiegehts477 5 ปีที่แล้ว

    GBU more and more! ! !

  • @ሰማይእዩሀገረይ
    @ሰማይእዩሀገረይ 5 ปีที่แล้ว +1

    ጸጋ አምላክ መመሊሱ ይብዝሐልኩም

  • @merhawitecle6574
    @merhawitecle6574 5 ปีที่แล้ว +2

    I’m not surprised HGDEF can do that but at the same time I’m shocked all the atrocities against civilians who just wants to worship God and no crime.

  • @ermijesus4493
    @ermijesus4493 5 ปีที่แล้ว +2

    krestena dew ayblen eyu hgi wen enkuea bekuate konkume trekebkume hasre mekra alku eluna eyu goyta kesabe mewedaeta alem gin mesakum alku elna eyu hgi wen Yesuse ksebek eyu hallujhae bless you

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣስላም ሃይማኖ ኣለዎም

  • @weredebrahnabraham
    @weredebrahnabraham 5 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ጉድ ህግደፍ ከምዚ ከ ኣሎዱ ኣጆኩም በሉ ኣምላክ ምሳኹም ይኹን የሕዋት

  • @robseme1362
    @robseme1362 5 ปีที่แล้ว

    Ab Eritrea xbah ngho kala hayli metsyu ante hizwo si tarik hgdef kdmses dyu wolas kktsel aske atom kala hayli nkmetsa ttmneyu ngeruni bejakum

  • @eliltayonas2365
    @eliltayonas2365 5 ปีที่แล้ว +3

    Ezgyo, hgdef si beta zmexa enteztefie kemey xbuq neru meslekum n hzbi Eritrea!!!.... Ezi shfta gujle mafya zeytenegrelu ember zeygebero yelon abzi hager.

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste3793 5 ปีที่แล้ว

    Seb dyom kemzie zgebru welasss nay seb msle zelewom 🦖

  • @aronwadgare3051
    @aronwadgare3051 5 ปีที่แล้ว +1

    Welcome sekarenatata enka besalm maxakum edman xenan yehbkum faxare ajokum bartu xeray foresa::kab hegdaf manedaf entay xebuk kerkab

  • @hilinahilina5001
    @hilinahilina5001 5 ปีที่แล้ว +3

    ንደቂ ስውእ ዘይትኸውን ኤርትራ!!!!
    ልክዕ ከምቲ ናይቲ መንግስቲ ዝብሃል ግን ከኣ ዘይኮነ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣማሓድራ ዓይነት ናይቶም ትጻረፉ ዘለኹም ሰባት የሕዝነኒ። ንደቂ ስውኣት ዘይትኸውን ሃገር ሃገር ኣይኮነትን። እቶም ትጻረፉ ዘለኹም ክትሓፍሩ ከማን ምስ ተገብኣኩም። ስድርኣኦም ዘይተስዉኡላ ካናዳ ብናጻ ተቐምጦም ኣላ። ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ክርኢ ከለኹን እሞ ከኣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ደጊፎም ዝጻረፉ ክርኢ ከለኹ ኤርትራዊ ምዃነይ የሕፍረንን የሕዝነንን። ኣበይ ኣሎ እቲ ድንጋጸ? ሰብ ተኣሲሩ እሞ ከኣ ጓል ስውእ፥ እሞ ከኣ ኣብ መዓልቲ መርዓ!!!!
    ጳጳስ ናይ ኦርቶዶክስ ተኣሲሮም?
    ኤርትራዊያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም?
    ህጻናት ኣብ መዓስከራት ስድተኛታት ተኸላቢቶም?
    ሰብ ብባርነት (ሃገራዊ ኣገልግሎት) ተቖሪኑ
    እቶም ነቲ ስርዓት ትድግፉ ዘለኹም ሓንቲ ክሓተኩም? ነዞም ሰባት ጴንጠ እዮም እሞ ኣብ ኤርትራ ቦታ የብሎምን ትብሉ ዘለኹም እሞ እቲ ሰብ ናብ ዝደለዮ ክኸይድ ክፍቀደሉ ኣለዎ። አብ ኣብ ኤርትራ ከም ንብረት ናይቲ ስርዓት ከምዝኾነ ዶ ቁሩብ ይርድኣኩም እዩ።
    ብዙሕ ምጽሓፍኩ። ክጻረፍ ኣይደልን። ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ እምበር ህግደፍ ሕልና ዘለዎ ስርዓት ኣይኮነን። ደርጊ ንህዝቢ ኤርትራ ሃስይዎን ኣጽኒትዎን እኳ እንተኾነ ናይ ህግደፍ ግን መወዳድርቲ የብሉን።
    ንዓኻትኩም ግን እንኳዕ ካብ ኣምላኽ ጻማ ረኸብኩም። ስድራ ብቤትኩም ዘሰዋእክምሉ ሃገር ዘየኽበረኩምሲ መንግስቲ ካናዳ የኽብረኩም ኣሎ። እንኳዕ እቶም ተሰውኡ ስድራ ተመሊሶም ዘይርእይዎ።
    ዘሕዝንን ዘብክን እዩ እዚ ወሪዱ ዘሎ

    • @wedierixebaxegeb8046
      @wedierixebaxegeb8046 5 ปีที่แล้ว

      Hilina Hilina 4 netbi gerelka aleku..kulu eritrawi kemaka entezkeein....eritrawian mikana nihafrelu gize ena bexhna zelena

  • @samuelsami8449
    @samuelsami8449 5 ปีที่แล้ว

    I am just listening ..... powerless😥😥

  • @Lakified_official
    @Lakified_official 5 ปีที่แล้ว +3

    yesus tmaln lomn nzelalem goyta eyu amlak zterefe zemenkumn hadarkumn ybark

  • @asterpeniel4487
    @asterpeniel4487 5 ปีที่แล้ว

    Egziho meharenea kerstos gud u ayay hagereay nzagaki zaytkoni nbedawiyan teray tkoni ayay Eritrea hagerey bejakiba telemeni nezi rgum tenban iseyas belka tefaredo amen amen amen

  • @berhaneghebru190
    @berhaneghebru190 5 ปีที่แล้ว

    Enquae amlak awsteakum ,
    Gual jeganu ajoki.
    Eseyas dablos ms gbreaberu tarik hagerna merizomo gohalalu mealtom ytsebeyu .

  • @andetesfay4300
    @andetesfay4300 5 ปีที่แล้ว +1

    Eway ahwatey, shaebia kab baedi ember gedidu. Ni nay baedi megzaeti zibelselu gizie koynu.

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 5 ปีที่แล้ว +3

    ጸላኢና ሓደ ሰይጣን አዩ

    • @abi_nay_eyesus6113
      @abi_nay_eyesus6113 5 ปีที่แล้ว +1

      No bzuhat xelaiti eyom zelewuna !
      Merahiom gin Seytan eyu.

  • @Alexboxba
    @Alexboxba 2 ปีที่แล้ว

    Ekut Tigre eyu ila ghin bilenay eyu Kab kebabi Keren

  • @asterpeniel4487
    @asterpeniel4487 5 ปีที่แล้ว +1

    Zgerm u nzfetereka aytemlk nay amlku zblu seb taot amlku malet u zgerm u egzabhar neeu knegelgul ena tefetirn gun iseyas tenban nay goliyad serh u zserh zelo

  • @weldeabyohannes3931
    @weldeabyohannes3931 5 ปีที่แล้ว +1

    Enquae bedehan wexakum, ember ab adna ci zeytegebre kufue yelen, zeytenegre entezey koinu.

  • @wehazitaraya3594
    @wehazitaraya3594 5 ปีที่แล้ว +2

    Enkuae mewaxio feterelkim zom ahwatey

  • @Kiku-ec3xt
    @Kiku-ec3xt 5 ปีที่แล้ว

    Uyyy hgdef seb dyom....

  • @kelatitewelde3533
    @kelatitewelde3533 5 ปีที่แล้ว +1

    ህግደፍ ንዓና ንኤርትራውያን ለኪሞምና ብዓል ኢሰያስ ወዲ መድህን በራድ በላዕቲ ስጋ ሰብ ሰተይቲ ደም ሰብ ኣነ ዝገርመኒ እዞም ተጋደልቲ ኣሕዋትና ክንደይ ይሕይሉ ኣብ ቅድሚኦም ሽሾ ሰራዊት ምስ ዝባላዕ ሓዊ ዝተፍእ ኣጽዋር ጸላኢ ብድሕሪት ጨካን መሪሕነት እዚ ኩሉ ተጻዊሮም ሃገርና ኤርትራ ኣብ ዓለም ከም ሃገር ኣፍሊጦማ ከም ሃገር ተመዝጊባ እዋይ ኣታ ኣምላኽ እንቋ ከኣ እታ ሪፈረንደም ረገብረት ።

    • @kelatitewelde3533
      @kelatitewelde3533 5 ปีที่แล้ว

      እርማት ሪፈረንደም እንቋዕ ተገብረት

  • @bahtagrmay1615
    @bahtagrmay1615 5 ปีที่แล้ว

    እንኮዕ ኣብቃዓኩም
    እዚ ኩሉ ሽግር ሓሊፍኩም
    ከተዘትው ዝበቃኩም።

  • @simretaraya1969
    @simretaraya1969 5 ปีที่แล้ว

    ❤️💕💓😭

  • @0049-d4o
    @0049-d4o 5 ปีที่แล้ว

    Wal ean Kaze natka agetmen nakersan ealmen kafel sarwet 35

  • @munabekit7072
    @munabekit7072 5 ปีที่แล้ว

    🙏♥️🌹👈

  • @Abita1651
    @Abita1651 5 ปีที่แล้ว +2

    Mnafk nakum des geina kenetfakum aina meisy zeyblu haymanot welodo ketebalshwu kttefau aikum ati swa tblyo aboki kea kemzey hbenelkum rgxena aye

    • @abelabi6782
      @abelabi6782 5 ปีที่แล้ว +1

      Ane orthodoxs eye eti natey Amlakna kea n bxayka kem nebska afkro eu zbl::
      Ezi natka haymanot gn kemey eu endi ab deki sebat tfat tmne mhret yewurdelka

    • @ወዲሰብክቡርእዩ
      @ወዲሰብክቡርእዩ 5 ปีที่แล้ว

      Fars Afro gunuf Eritrea eko nkulu eritrawi B maere eya tbixho nedaf menafiknet aykonen kalie zeykonu merat hangol derho

  • @emnettemesgen8551
    @emnettemesgen8551 5 ปีที่แล้ว +1

    ስርዓት እሰያስ ዘይተነግረሉ እንተ ዘይኮይኑ ዘይፈጾሞ ነገር ኣብዛ ምድሪ የሎን ክንድዚ ክኸይድ ድማ ኤርትራውያን ዓቢ ግደ ተጻዊትና ኢና ብሓደ ወዲ ዕሱብ ኣብ ክንድዚ መግደራ ክንወርድ ኣእዳዉ ኣብ ንፍስወከፍ ገዛ ክበጽሕ መጋበርያ ኤርትራውያን ኢና።

    • @Agheb123
      @Agheb123 5 ปีที่แล้ว

      GHISSS

  • @MZ-wx7nl
    @MZ-wx7nl 5 ปีที่แล้ว +4

    Eway hgdef kndzi chekane ah

  • @kidanear5784
    @kidanear5784 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተፈጸመ ገበን የለን። እንቋዕ ትራይ ሕጂ ከምዚ ኢልኩም ክትዛረቡ ኣብቀዓኩም። ነቲ ጉዳይ ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣስማቶም እንተትጠቕስዎ ጽቡቕ ኔሩ። ሓደ መዓልቲ ክወግሕ ኢዩ። ኣብቲ ወጋሕታ ከኣ ከምዚ ዝገብሩ ገፍዐኛታት ክሕተቱ ኣለዎም።

  • @abelabi6782
    @abelabi6782 5 ปีที่แล้ว

    Ab Eretra zeytenegre enber zeytegebre geben ab leli nxhuhan sebat yelen::

  • @tcagayberhe6002
    @tcagayberhe6002 5 ปีที่แล้ว

    እቲ ስራሕ ድብሎስ ዝሰረሐ እዩ ድያብሎስ እሞ ይቅረ ምባልኩም ጽቡቅ ንሳቶም ግን ይቅረ ዘይባሃሎ ገበን ኣብ ምፍጻም ኣለዉ

  • @amanuelhaile7080
    @amanuelhaile7080 5 ปีที่แล้ว

    Dergi bmiesarn bmrshanin ayemberkekenan enteylom nmntay hji baelom bmiesarn b mirishann ketfiuwo yftnu alewu, kab tarik aymharun diom, weys Nay Dergi tarik ab Hzbna kdegmwo eyom Teatikom, Shame.. Mengsti alena Do Nbel Hji Ke.

  • @selamselam4301
    @selamselam4301 5 ปีที่แล้ว

    Aye tesefay. Be sebeya. Kunat. Tesatefi elka. Eshi. Ab sebeya. Zegefakanas. Edika rekebika. Neza. Haftena. do telkema. Tesfay. Gin. Abiza. Sebeya. Zesrahkaya. Gefie. Eya. Mkeneyatu. Ab sebeya. Sli. Zenbirku. ey. ena. nehmak ykun nesebuk. edika. Eya. Kemta zegefakana. do gefae rekebika. Edika. Rekebika.

  • @galkeren5268
    @galkeren5268 5 ปีที่แล้ว +9

    Evil government sorry 😭

    • @Agheb123
      @Agheb123 5 ปีที่แล้ว

      GHISSS

  • @amanuelhaile7080
    @amanuelhaile7080 5 ปีที่แล้ว

    Tsegay Kahsay Hawi Dahlak Ab Egypt Nekel Msay teasiru kelo Kal Amlak kmskrelom,koleku Neza Tarik Yielilni Nieru, Ane Ema iye Tsegay Kahsay Dhayu telekum Ngeruni Ahwat.

  • @aserayataturhd3233
    @aserayataturhd3233 5 ปีที่แล้ว

    Eway mesakin hiwet enda sefa da zereba zeyblu

  • @millionogbaledet5022
    @millionogbaledet5022 5 ปีที่แล้ว

    Exactly orthodox kab hawaryat ya mexa

  • @habtombahta676
    @habtombahta676 5 ปีที่แล้ว

    Ata hzbi nezi srat sgab meas eka ktdgfo ezi kekelilu eyu kalie alo Aremen Srat 😂😂😂

  • @ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ
    @ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ 5 ปีที่แล้ว

    እከድ ወጼዪ ድዬ አብ ኤርትራ ሽም ዘይ ምጃግላጽ አድላይ አይኩነን ኢሰያስ ናይ ኢዱ ክረክብ እዩ ምክንዪቱ ዝዘረካዬ ኢኽ ትዓጽድ አሕዋተይ

  • @filmonmehari8193
    @filmonmehari8193 5 ปีที่แล้ว

    etom kaliot merawti ke abey alewu

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 5 ปีที่แล้ว +1

    euyyyyyyeuyyyyyeyyyyeyyyyy egzio meharene kirstos thry are evil deki sheramut

    • @Agheb123
      @Agheb123 5 ปีที่แล้ว

      SIIIDI, GHISSS

  • @mahanshohabtemikael
    @mahanshohabtemikael 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ጋል ስዉእ ተግባር ግበሪ

    • @wordpower4619
      @wordpower4619 5 ปีที่แล้ว

      ጋል ስውእ ስለ ዝኾነትሲ ኣምላኽ ከተምልኽ የብላን ማለትካ?

    • @mahanshohabtemikael
      @mahanshohabtemikael 5 ปีที่แล้ว

      ኖእ ጂግና ጅግና ኪወልድ ዪግብኦ ጵንጠ ኣይወልድኒዩ

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 5 ปีที่แล้ว +1

    ይንዋሕ ይሕጸር ብሐንሳብ አሎና ህግደፍ ሰረቅቲ ኢሰያስ አፉወርቂ አብርሃ ተምቤናይ ሳዓብቱን ጊዜኩም ቀሪባ እያ ደቂ ሸርሙታ

  • @messilove1449
    @messilove1449 5 ปีที่แล้ว +1

    እንታይ ኢኻ ቁርጽ ቁርጽ ተብሎም ቁሩጽ ዝኾንካ ወዲ ኣብ ሙድ ከለና ኣይትቅሮጾም

    • @peacepilot2251
      @peacepilot2251 5 ปีที่แล้ว

      ሙድ ተራኢካ ድማ ንስኻ፣ወይ ጉድ

  • @killi27
    @killi27 5 ปีที่แล้ว +2

    Bhaki yesus zseroto znqnqo yelen nsu zelon zneberen eu kbri yesus

  • @mendeferawyan9970
    @mendeferawyan9970 5 ปีที่แล้ว

    Ajokum ajona ma3lti fithin meselin tigerib ala. Ezi sheytan dictator firqi nebsu abgudguad atyu alo.
    Mot nezi seytan tembenay a3game Wedi Medhin Berad.
    Eritrea ni Eritrawyan

  • @Freedom-dg3dr
    @Freedom-dg3dr 5 ปีที่แล้ว

    Neyzom gfeee ayrsean eyu eti esrbat 3 amet gere eya eti gfeee bzhu eyu ayrseon eya mat nayziom mewedeata yeblun amlka eyu mewatsieti fetrlna

  • @truelove2433
    @truelove2433 5 ปีที่แล้ว +2

    እሞ ጓል ስውእ ኣቢሳ ክትእሰር የብላን ዝብል ሕጊ ኣበይ ሃገር ኢዩ ተራእዩ።መንግስቲ ዘይፈቕዶ ዘይሕጋዊ ምዃኑ ፈሊጥካ ብሕጊ ምምእዛዝ ኢዩ።

    • @feleggames3914
      @feleggames3914 5 ปีที่แล้ว

      Tizarebo flet nyesus slezeamenu
      teasirom Amlak entedea teamn konka

    • @kudusgebrematiam6677
      @kudusgebrematiam6677 5 ปีที่แล้ว +1

      Amlak aytferhin dika

    • @letinak4559
      @letinak4559 5 ปีที่แล้ว

      ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ

    • @nitshtimelles4857
      @nitshtimelles4857 5 ปีที่แล้ว

      Teredieka aleku Goiyta yibarika Entetieibis nera hakika eti higi nikulu hade kikewin alewo. Eza haftina gin minim abesa ayterekban baeilom shabiya gal Siwuat mekalistom bimukana tehagisom mesharif hibom kemerieiwuwa neyriwom.

    • @erapentertement1043
      @erapentertement1043 5 ปีที่แล้ว +1

      Filimon Aman denkoro temhar mhaym ab dlitom kamnu meselom eyu

  • @aptongermi1682
    @aptongermi1682 5 ปีที่แล้ว +1

    ይቅረታ ዳኣምበር እዞም መናፍቃን ዝባሃል እምነት እትኣምኑ ሰባት ዑሱባት ናይ ገንዘብ ኢኩም ኣብ ልቡኩም እንተተመለስኩም ይሕሸኩም ።ንሳቶም ካኣ ክኣስሩኩም ኣይግቦኦምን እንተነበረ ግን ኣማራጺ ካኣ የብሎምን

    • @letinak4559
      @letinak4559 5 ปีที่แล้ว

      ንኣምላኽካ ይቅረታ ሕተት ነቲ ዝኩሕኩሓካ ጽሩይ ሕልናኻ ስማዕ : : ወላ ኣብ ሰይጣን ይእመን ሓደ ሰብ ወላ መናፍቃን ይኹን መሰሉ አዩ::

    • @erapentertement1043
      @erapentertement1043 5 ปีที่แล้ว

      Apton Germi temhar nska wn mhaym wedi seb ab dlitu kamn meselu eyu

    • @msgnakeleta4559
      @msgnakeleta4559 5 ปีที่แล้ว +1

      Eisubat nay genzeb zeykona eisubat nay goytan yesus kirstos eina tebarek

  • @nakfaeritrea9203
    @nakfaeritrea9203 5 ปีที่แล้ว

    You problem your leaders that why that happened on your

    • @kbrabkidane4049
      @kbrabkidane4049 5 ปีที่แล้ว

      what are you writing pls clear your write

  • @ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ
    @ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ 5 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ወን ንሱ እዩ ዘሎ እቲ ጉዳይ ሃይማነትኩም ፍቁድ ኣይኮነን ኣብ ኤሪትራ እንዳማረርኩም ጥራይ ንበሩ

    • @merhawitecle6574
      @merhawitecle6574 5 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ህዝባዊ ግንባር ንኹሉ ሃይማኖት ዩ ህግደፍ ኢድ ኣእትዩሉ ዘሎ::

    • @ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ
      @ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ 5 ปีที่แล้ว

      @@merhawitecle6574 ኣይምሰልካ ኣብ ልዕሊ ነብስካ ጽላኣት ገይገብረልካ ናይ ፉሹላት እዪ ኣይትገደስ ካብ ሕግና ወጻኢ ንዝከደ ካኣ መሰልና እዪ ክንሓቶ

    • @godislove7721
      @godislove7721 5 ปีที่แล้ว

      @@ወዲህዝባዊግንባር-ኸ7ቐ adengixkani meskinay

    • @merhawitecle6574
      @merhawitecle6574 5 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ህዝባዊ ግንባር ኣንታ ስብ ንሃገር ሕማቅ ኣይግበር እንበር ንምንታይ ወላ ኣብ እምኒ ዘይኣምን?

    • @ናይነጻነትባይታ
      @ናይነጻነትባይታ 5 ปีที่แล้ว +1

      ንስካ ደኣ እንታይ ወዲ ህዝባዊ ዶንቆሮ ማሃይም

  • @vivilala9115
    @vivilala9115 5 ปีที่แล้ว +1

    ጴንጠ ደኣ እዚ ከማን ክዉሕደኩም ሎቃምጽ
    ኣነ ምቀንጸልኩኹም ኔረ ደቂታ ረሳሐት ዓሌት
    ወዲ ቀሺ ኢየ ከኣ ይብል ድሁል

    • @nitshtimelles4857
      @nitshtimelles4857 5 ปีที่แล้ว

      Biseytan keytereshenka koleka nikrstos tekebilka kab hatiyatika dihan. Ember niana nipente ketetsnitena aytikieilin eika. In Jesus name.

    • @erapentertement1043
      @erapentertement1043 5 ปีที่แล้ว

      Vivi Lala denkoro mahym temhara 🤔

    • @vivilala9115
      @vivilala9115 5 ปีที่แล้ว

      @@nitshtimelles4857 ቅቅቅቅቅ ጎሐፍ ረሳሕ ዓሌት

    • @vivilala9115
      @vivilala9115 5 ปีที่แล้ว

      @@erapentertement1043 ዓሌትካ/ኪ ምሉእ ምመሃርክዎም ረሳሕ

    • @msgnakeleta4559
      @msgnakeleta4559 5 ปีที่แล้ว

      Ata texarafi weldo bejka xerfi kali zeyfelt nab amelak megrab yheshekum