"ወግዒ ልቢ ኤርትራውያን" ምስ ምብራቕ ገብረወልዲ & ሳባ ገብረጊዮርጊስ 1ይ ክፋል | ብጽልኢ ዝተኸሓነ መርዛም ፖለቲካ ወያነ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ก.ย. 2024
  • "ወግዒ ልቢ ኤርትራውያን" 1ይ ክፋል ናይቲ ኣብ ዕለት 17 ለካቲት 2024 ዝተኻየደ ሰፊሕ ዘተ ምስ ምብራቕ ገብረወልዲ & ሳባ ገብረጊዮርጊስ | ብጽልኢ ዝተኸሓነ መርዛም ፖለቲካ ወያነ ትግራይን፣ ጽልዋኡ ኣብ መጻኢ ዝምድናታት ንሰላም ሰናይ ጉርብትናን ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ከምኡ'ውን ምፍጣር ውሑስ ጎደቦ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን።
    #Eritrea #HornOfaAfrica #Africa

ความคิดเห็น • 44

  • @jenayghebregherghish3424
    @jenayghebregherghish3424 6 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ መደብ፥ ብዙሕ ሰብ ክንቅሓሉን ክመሃረሉን ዘለዎ ኣገዳሲ ዛዕባ፥ ምስጋና ንዓኹም ብጾት። ዝመጽእ ክፋል ንጽበየኩም።

  • @teklia3701
    @teklia3701 6 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ ተጋሩ ተዛሪብካ ኣይውዳእን ኢዩ ኣምላኽ ደኣ ሰላም የውርደልና ንህዝቢ ኤርትራ

  • @freweininegash765
    @freweininegash765 6 หลายเดือนก่อน +5

    ኣይትዓደሎ ተዓዲልና። ዘዕበኻዮ ከልቢ ኣይንከስካ። ካብ ሕሉፍ ጌጋ ዘይማሃሩ ንሰላም ዘይሓስቡ ኣብ እንክሕራ ዝነብሩ ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረት የውርደሎም።

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 6 หลายเดือนก่อน +5

    We Eritreans we will never give up 🇪🇷

  • @danielbarnabas2206
    @danielbarnabas2206 6 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ በሓቂ እዞም ጸማማት ዘይመሓሩ ::

  • @Tedros-ሰብ-ቀደም
    @Tedros-ሰብ-ቀደም 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you so much Elias Saba and Mbraq, you and all Eritreans who stood by their country brought about a big change and Eritrea emerged as a leader.💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 6 หลายเดือนก่อน +3

    Keep up my brother 🇪🇷💪🏾

  • @efremgebrekidan4291
    @efremgebrekidan4291 6 หลายเดือนก่อน +4

    ሻላ ማላ ይኣክል። ንጸላኢ ጸላኢ ምባል ስጋብ ዘይጀመርና ንሕና ኤርትራውያን ንጥፍኣትና ካብ ምስራሕ ድቃስ ኣይክህሉዎምን እዩ። ኣሕዋትና ኣይኮኑን

  • @danielhaile790
    @danielhaile790 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤ hsdna u nayzom gorebetna edmen tena ehabkum deki erey

  • @tirhaszemiceal7475
    @tirhaszemiceal7475 6 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515 6 หลายเดือนก่อน +1

    Well done Deqi Erey.And Thank you for your nice analysis.
    The question of Tplfite is the question of leadership and its leadership breathes by zwest's interest who knelt down for them.

  • @hasenkelifa339
    @hasenkelifa339 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷💯👍

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 6 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsehaitesfai4665
    @tsehaitesfai4665 6 หลายเดือนก่อน +3

    Rugumat gorebet kab weledo nab weledo zimehalalefu zeytanawi himam 🇪🇷🇪🇷✊✊✊

  • @Yacobgenzebu70
    @Yacobgenzebu70 6 หลายเดือนก่อน +3

    መርሓባእ ብጻይብኢፅይስ

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you all deki Eri 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️very educational

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽

  • @yodittekeste-mc6pt
    @yodittekeste-mc6pt 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks for the program B.Amare
    Great topic

  • @Hzbawit
    @Hzbawit 6 หลายเดือนก่อน +1

    I’am glad for the Eri-gethering👁️⏰📚✍🏾🤝🇪🇷🤝🧗🏾🐪

  • @yonatangebray9821
    @yonatangebray9821 6 หลายเดือนก่อน +1

    GOD bless you brother 🙏

  • @felabela
    @felabela 6 หลายเดือนก่อน +1

    Good job, guy's bela bela

  • @yosiefghebrezghi3830
    @yosiefghebrezghi3830 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጻይ ኤልስ ከም ወትሩ ብእተቅርቦ እዋናውን መሃሪን መደብ ምስ ዕዱማትካን ምስጋና ይብጻሕኩም።🇪🇷✌🇪🇷✌

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515 6 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑💪🎉

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሕስድና!
    ናይ ጉሒላ ወኣነ ነገር፡ ክዝሕለካ ብኢድካ ክውዕየካ ድማ ብማንካ ወይ ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ ጥራይ ኢዩ ክብሃል ዝከኣል!
    ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @meharigoitom4495
    @meharigoitom4495 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ከምዚ ዓይነት መደባት ክቅጽል ዘለዎ ኮይኑ :ኢትዮጽያውያን ዘለውዎ ብፍላይ ለባማት ተጋሩ ተተረኪቦም ከኣ ብሓንሳብ ኮይንካ መደባት ተተቅርቡ ጽቡቅ እዩ:

  • @birhanetesfu5873
    @birhanetesfu5873 6 หลายเดือนก่อน +2

    መራሕቲ ወያነ ከምቲ ነፍሲሄር መለስ ዝበሎ ወይ ሓቢርና ንለምዕ ወይ ሓቢርና ንጠፍእ ዝበሎ ስግኣቶም ምዕብልቲን ርብሕቲ ኤርትራ ንኸይትመጽእ ሓቢርና ንረመስ እዩ ዕላማኦም።

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl 6 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷

  • @jesusking3536
    @jesusking3536 5 หลายเดือนก่อน

    Please baba hzbi ktblu qurbtea aytshequt Tigaru kefinu hrdig endabelea si Baba hzbi talent Ella's ageb ageb baba Eritrea 🇪🇷 n hzban ember bzaba Tigaru aymlketenan chirkolata kndey emo selamta ktrekbu kabtom demegnatatna knebr yedlanalo ezom kab mzrab ayeqartsin

  • @dohan1.0
    @dohan1.0 6 หลายเดือนก่อน +1

    what the Eritreans see and what the world thinks of Eritrea, ????

  • @divoracuttino807
    @divoracuttino807 6 หลายเดือนก่อน

    It is very sad 😢

  • @ftsumghebrhiwet9489
    @ftsumghebrhiwet9489 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኤሪትራዊ ብኸምዚኤን ዝአምሰላ ብሱላት ኣዴታት ስለ ዝዓቢ እዩ ወረጃን እሩም ስነምግባርን ሒዙ ዝዓቢ ፡ ኤሪትራዊ ምኻን ትዕድልቲ እዩ።

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 6 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣቢሄር ዳኣ ከምዚ ሉኡም ዘረባ እንድዩ ዝፈቱ፡ ኤርትራ ዕድለኛ ሃገርያ፡ሉኡም ዘረባ።

  • @birhanetesfu5873
    @birhanetesfu5873 6 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ኤርትራ ሓባራዊ ጽምዶ ምስ ምዕራባውያን ይኹን ጎሮባብቲ ተለኣኣኽቲ ክዕረቕ እንተኾይኑ ብጀመርታ ቅድሚ 60 ዓመት ንናጽነት ኤርትራ ቆጽዮም ኣደዳ ሓሳረ መከራ ብቐጻሊ።1ይ ተጻብኦ ከቋሩጹ 2ይ ብወግዒ ይቕሬታ ክሓቱ 3ይ ናይ 80 ዓመት ካሕሳ ንኤርትራ ምስ ዝወሃባ ጥራሕዩ።

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 6 หลายเดือนก่อน +1

    ስለምንታይ ብተጋሩ ዝጉስጎስ ጽልኢ ንህዝቢ ኤርትራ ብፊላይ ግዳይ ዝኸውን ዘሎ ዘይሕበሮ ብፊላይ ኣብ ኤርትራ ኤንተርነት ዋይፋይ ስለዘየሎ እንታይ ይባሃል ኣሎ እንታይ እዮም ዝሓስበሉ ዘለው ኣይፈልጥን ስለዘይፈልጥ ዶብ ናይ ፕሮተርያ ፈክ ዝኾነ ሰላም ተፈራሪሙ ምስ ተሰምዐ ክንደይ መንእሰይ ዶብ ሰግሩ ግዳይ ጽልኢ ናይ ተጋሩ ኮይኖም መንእዩ ናይዚ ሓለፊነት ንሕና እና ነዞም መንእሰያትና ሓብእናሎም ከይዶም ግዳይ ኮይኖም።
    እስከ ሓደ ትግራዋይ ናብ ኤርትራ ዝሰገረ ኣሎ ሰራዊት ኤርትራ ኣራዊት እዩ ህዝቢ ኤርትራ ጸላእኻ ስለዝተባህለ እንካን ዶብ ሰግሮም ናብ ኤርትራ ክሰግሩ ኣብ ኩናት ካይማረኹ እዮም ዝፈርሑ።
    ኤርትራዊ ገርሂ ሕያዋይ ዘይኮነ ዓሻ እዩ ምኽንያቱ ዘለብሞ ኣይረኸበን እትዮጵያ ብሓፈሻ ተጋሩ ብፊላይ ን ኤርትራን ኤርትራውያን እንታይ ታሪኽ ኣለዎም እንታይ እዮም ዝሓስብሉ ኣይፈልጡን ከይዶም መጻወትን ግዳይ ናጽልኦም ይኸኑ ኣለው። ክሳብ ሕጂ ንርኦ ዘለናን ብጋሂ ጣዕ ንብል ኣሎና ሕጅውን ትማሊ ብኽብሪ ዝተቀበልናዮ ጠ/ሚ ኣብይ ደግሉዎ ዝነበረ ጸረ ኤርትራ ኣውጽእዎ መንእሰያትና ኣብ ኣድስ ኣበባ ግዳይ ኮይኖም ኣለው ዓው እሉ ልዕላዊነት ኤርትራ ዝግህስ የስማዓና ኣሎ ትማሊ እትዮጵያ ኣድሕኖማ ህዝቢ እትዮጵያ እዚ በጋይት ዝኾነ ህዝቢ ሓውና ዝብል ዝነበረ ምስ ኣብይ ጠጠው እሉ ኣንጻር ሃገረ ኤርትራን ህዝባን መንግስትን ክዝንጥሉ ብብደዐ ሃገርናን ህዝብናን መንግስትናን ከናሽው ይውዕሉ ኣለው።
    ኣቱም ሰባት እዝኦም ታሪኻውያን ጸላእትናን ንህላወና ንቀጻልነትና ሓደገኛታት እዮም ግን ንቅበሎ ኣይንመድልን

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቲ ዝገሪም ስለምንታይ እዩ ግፍዕታት እትዮጵያ ብሓፈሻ ተጋሩ ብፊላይ ዘይዝረበሉ ክዝረበሉ ዘይድለ እዝኦም ብፊላይ ተጋሩ ካብ ዘመነ መሳፊንት ቅድሚ መግዛእት ጥልያን ኣብ ልዕሊ ናይ ሕጂ ኤርትራውያን በብሓደ ሓንሳእ ናብ ዓፋር ሓንሳእ ናብ ህዝቢ ሳሆ ሓንሳብ ናብ ኩናማ ሓንሳብ ናብ ናራን ብንዓሚሪን ብሌኒን ራእስታት ከበሳ ትግሪኛን ሰፍ ዘይብል ጽንተት ፈጽሞም ሕጅውን ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ሓንሳእ ናብ ብሄራት ኤርትራ ብተናጸል ክጻረፉን ክሳብ ከነጥፈኦም እና ዝብል ዘረባታት ዓው እሎም ይዛረቡ።
    እዚ ጉዳይ መንእሰያትና ዕላማን ጽልእ ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ስለዘይንገሮም ዶብ እና ሰገሩ ግዳይ ናይ ጨካናት ተጋሩ ይኾኑ ኣለው።
    ሕሰብዎ ውዑል ፕሮተርያ ምስ ተፈረመ ሰላም ኮይኑ ስለዝሰመዕይ ስነ ልቦና ትግራይን ብጽልኢ ሕነ ክፈድዩ እና ተሃንደዱ ከለው ክንደይ ቆልዑን መንእሰያትን ዶብ ሰግሮም ንትግራይ ከይዶም ሕነ መፍደይኦም ገይሮሞም ክንደይ ከምዝሓረዱ ኤርትራዊ ይፈልጥ ድዩ ክንደይ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን ተጸውቶምለን ብጭካነ ቀትሎመን እዚ ዝዛረበሉ የለን ስለምንታይ ተበልካ ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ጽልኢ ክዝራእ የብሉን ይብሉ። እዚ ዘርኢ ገና ተስፋ ዘለዎም ምስ ትግራዎት ጽልኢ ዘይደልዩ እት ይሕዋት እና ዝብልዎ ዝቅበልዎ ኣለው ዘሕዝን ምስኦም ኮይኖም ነቲ ካልእ ብሄር ዝጻረፉ ከም ይሕዋቶም እቶም ካልእ ብሄራት ኤርትራውያን ከምዘይ ይሕዋቶም ዝሪኡ ፕሮፖጋንዳ ወየነ ተጋሩ ዘኣምኑ ኣለው።
    እዚ ዘዘኻክረካ ኣንድነታውያን ዝነበረ ስነሓሳብ እዩ እንተኾነ እትዮጵያውያን ኣንድነታውያን ኤርትራ ከረክብዎም ዳኣሎም ዘቅሪብዎም ዝነበሩ ከምት ኣንድነታውያን ዝሓስብዎ ኣይነበረን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ መጨረሽታ መረቱ እምበር ህዝቡ ስየድልየናን እሎም ንኹሉ ኤርትራዊ ከጽንትዎ ዝተላዕሉ ኩሉ ኤርትራዊ ኣንድነታውያን ደቆምን ደቂ ደቆምን ኣይሓደግዎምን እቶም እትዮጵያ ዝብሉ ዝነበሩ ኣብ እትዮጵያ ልዕሉ እትዮጵያ ኮይኖም ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ዝቃለሱ ዝነበሩ ደቆም ደቅደቆም ሕብሪ ዓይንኹም ደስ ኣይበለናን ተባህሎም ብግፍዒ ንብረቶም ረስዮም ሰጊጎሞም።
    ሕጂውን ከም ትማሊ ተጋሩ እና ተጋሩ ይሕዋትና ዝብሉ ነቲ ካልእ ኤርትራዊ ዝኽሕዱ ትግራይ ትግሪኝ ዶ ኣግኣዝያን ዓባይ ትግራይ ዝብሉ ጹባሕ ብተጋሩ ክካሓዱን ኣብ ትሕቲ ተጋሩ ኣብ ገዛእ ሀገሮም ኤርትራ ካላኣይ ዜጋ ኮይኖም ብተጋሩ ተዓብልሎም ከም ማሕበር ኣንድኔት ብጣዕሳ ' በግዐይ በግዐየ ባዕለያ ዜንግዐየ" እናበልካ ሙቁዛም ጥራይ ይኸውን ህዝቢ ኤርትራ ይዳኸም ይኸውን ግን ትማሊ ምስ እትዮጵያ ኮንካ ዘየጥፋእካዮ ምስ ትግራይ ኮንካ ከነጥፎኦም ምባል ካብ ታሪኽ ዝርይሚምሃር ጥራይ እዩ።
    ኤርትራ ሰብ መትከል ኤርትራውያን ኣለዋ ምስ ተጋሩ ኮንካ ንሕና ተጋሩ እና ዝብሉ ሓድነት ኤርትራውያን ብከንደይ ዝተፈተነ ስለዝኾነ ገለ ጸገማት ይፈጥሩ ይኾኑ ግን ስዑራት እዮም።

  • @almazabraha4674
    @almazabraha4674 5 หลายเดือนก่อน

    🙏💯💯🇪🇷🇪🇷💪💪❤❤👂👂👍👍እሜን ኤሕቢሩ ኤሪትራውኔት ኩቡስ ሜንኔት ዬቄኔልና እዚእ ኩሉ ትጌብርዎ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩመ እዛእ ሻዕቢያን እሳያስን እሬጊትን እብ እፎመ ኢዮመ ቴዌቂጦማ ሜን ኢዩ ኬውጻእሎመ እዋእ እቤይ እሎ እዝኩሉ እርሓ ዌያናይ ዌድዞመ ቶኪሶመ ዜይስሕቱ ዌይ ጉድ 🤔🤭🤣🙏🙏

  • @jesusking3536
    @jesusking3536 5 หลายเดือนก่อน

    Game over qondaf Tigraway junta kid bzaba Tigrayka gber leqbat hasawi hasad buda game over ms Ethiopia 🇪🇹 embers Tigaru aynfeltekumn

  • @jesusking3536
    @jesusking3536 5 หลายเดือนก่อน

    Ezaw hasadat budatat zkonea seb entaykea ymlketeki ab Qeyh bahli yeamen zkonu Zeleke Tigaru aykonen do hasadat budatat

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 6 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽