"ናይ ስሚዒት ቃልሲ ጠጠው ይበል" ተጋዳላይ ማዓሾ ሶሎሙን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • "ናይ ስሚዒት ቃልሲ ጠጠው ይበል" ተጋዳላይ ማዓሾ ሶሎሙን
    #Eritrea #AANMEDIA #ERIDRONAWI #Ethiopia #Sudan #aanpodcast #egypt #uae #china #somalia #russia
    Join this channel to get access to perks:
    / @aanmedianetwork

ความคิดเห็น • 38

  • @raheemh.9891
    @raheemh.9891 3 หลายเดือนก่อน +3

    ማዓሾ ኣስሊ ወደባት

  • @abdulalimkhiar572
    @abdulalimkhiar572 3 หลายเดือนก่อน +2

    አገናዕ መዓሾ ጽቡቕ ዘረባ ኢዩ ፍልልያትና ብምጽባብ ልዑላውነትና ንምዕቃብ
    ጸላእትና ዕድል ክንህቦም የብልናን
    ነባሪ መንግስቲ (መራሒ) የለን
    ሀዝቢ ኤርትራን ሰራዊትናን
    ንዘልዓለም ክህልው እዮም
    ማለት በቶም ሐደሽቲ መንእያት
    እንዳ ተተኩኡ ነታ ዓዲ ናጽነታ ብምዕቃብ ቀጻልነት ሃገርና
    ከረጋግጹ እዮም።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Brokethebeas
    @Brokethebeas 3 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ ጌርኩም መሃርዎም ነዞም ብመደናገርቲ ፖሎቲካውያን በሃልቲ ዝዓሸዉ መንእሰያት።

  • @fanitesfu7750
    @fanitesfu7750 3 หลายเดือนก่อน +2

    Btaemi des zbl astemhro yeqenyelna aan medya tbebkum yglexelkum fetari qexlwo

  • @andemeskel8634
    @andemeskel8634 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሱር ዘለዎ ተባዕታይ ቑቡል ሐሳብ ፣ምትፍናን ምቅታል የአክል። ካብ ሕሉፍ ንምሀር።እሂን ምሂን ንብሃሃል፣ሕድሪ ስዉአትና ነተግብር።አብ ሞንጎና ፍቕሪ ይሰስን❤

  • @frezemen888
    @frezemen888 3 หลายเดือนก่อน +1

    መነደኹም ዋጋ ምስሃበኩም ኢኹም ትልፍልፉ ዘልኹም ሃገር ሰብ ኣለዋ ሰባ ድማ ናብ ኤርትራ ኣለዉ ኩሉኹም ናብ ደገ ክትአርጉ ኢኹም, ኣነ ከማይን መንግስቲ ብዘይፈልጦ ናብ መጎኩም ኣቲና ብምብታንኩም ሃገርዊ ጉቡእና ፈጺምናን ንፍጽም ኣለና, ኢሰያስ ኣቦ ኤርትራ እዩ, ንሕና ኸኣ ደቁ እና ኢሰያስ ግን ኣይለኣኸናን, ንሃገር ናብ ሓደጋ ዘእቱ ማንም ይኹን ክንቅንጽሎ እና, ዓወት ንሓፋሽ,

  • @Moi-j3b
    @Moi-j3b 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስለምታ እዩ ትግር እኛ ትዘርብቲ እዚ ሽግር ዝሎ ሐወ መዓሾ እታይ ትብለኒ እኔ ትዘርቢ ትግርኛ እያ እንታ እዩ እቲ ሽግርና እብ ከልእ ቤህራት ዝይርእ

  • @ahmedshokary-rr1hb
    @ahmedshokary-rr1hb 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይተሰርሑ ኣይተስሩሑ ንዕደመ እስያስ ዘተፈጠርኲ ሰባት እዂም ሞ ኣስማቴኬም ቀይሩ ኣሕዎትኲም ብሙኻናንሓፈር ኣለና

    • @medhaniewoldeab3948
      @medhaniewoldeab3948 3 หลายเดือนก่อน

      በየናይ መንገዲ : ኢኻ ከምዚ ትብሎም ዘለኻ
      ንስኻን ኣተሓሳስባኻን የዕሪ

  • @aynomgodefa8228
    @aynomgodefa8228 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሓሶት ልምዲ

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 3 หลายเดือนก่อน +2

    Great one tegadalay Maasho Selomon🤙🤙🤙🤙

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 หลายเดือนก่อน +1

    Yeknyela harbnana maco zubuk mkeri 🇪🇷🕊👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 3 หลายเดือนก่อน +2

    Selamat❤❤❤🎉🎉🎉

  • @abdulyassin8031
    @abdulyassin8031 3 หลายเดือนก่อน +2

    Selam AAN

  • @zeru-b4r
    @zeru-b4r 3 หลายเดือนก่อน

    ልዕሊ 30 ዓመት ብሰላማዊ ሰልፊ ዓንገረር ኢልካ ለውጢ ኣየምጻኻን ብሕጂውን ካልእ 30 ዓመት ዳውን ዳውን ክብሃል ትደሊ ዘለኻ ትመስል

  • @eyobhabte3595
    @eyobhabte3595 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብ አዚ ዓቅሚ የብሉ ኩኖታት ፈሊጡ መርሚሩ ክገልጽ። በጃኩም ኣቱም ጋዜጠኛታት ኣሰተቢሂልኩም ጋሻኩም ዓዱሙ።

  • @Sky20844
    @Sky20844 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 3 หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊ ናይ እሰራኤል ድአ ተጋሩ ንኤርትራዉያን ኢዩ እቲ ባእሲ ዘሎ ወያነ አብ መሬት ተሳዒራ ሕጂኸአ አብ ሃለዉለዉ አትያ አንቱም ድሁላት ርእሲ ዘለኩም አይመስለንን ፎእ ።
    ኤረይሲ ንዓለም አንቀጥቂጣ ኮሪዓ አብ ልምዓትን ህንጸትን ኢያ ዘላ

  • @hiweteyafewerq7230
    @hiweteyafewerq7230 3 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያ ነታ መጺኣ እያ እታ እንደልያ ሓርነት ዝበልካ :እንድሕር ደኣ ተኣመንካ መጀመርያ ክትገብራ ዘለካ እታ ኣብ ድሕረኻ ዘላ ባንዴራ ፈደረሽን ብግቡእ ዓጺፍካ ኣብ መዝገብ ቤት መዘክር ኣቀሚጥካ ነታ ብመስዋእቲ ዝመጸት ባንዴራ ብግቡእ ህዝቢ ኤርትራ ዝኸበረላ ኣብ ዓለም ማዕረ ክትገብረና ዝሰቀልናያ ባንዴራና ተክኣያ 🇪🇷 እሞ ሽዑ ንዝተረፈ ሃገርካ ኣውሒስካ : ነቲ ዘሎ ስርዓት ይኹን መንግስቲ ብሓሳብ ይኹን ብተግባ ኢድካ ሓዊስካ ተቃለስ ::
    እምበር ነዚ ሓሳባትካ ባዕልኻ ንባዕልኻ ትፍርሶ ኣለኻ ኣቶ መዓሾ::

  • @Lamekglove
    @Lamekglove 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ዕረ ብማዓር ዝተሸፈነ ዘረባኻ የዐር

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 2 วันที่ผ่านมา

    Gega hasab, jebha zgeberoto gega tdegmo aleka, kttefie zgba wdb eya, zbeleye tzareb aleka, hasawi

  • @fthawi2218
    @fthawi2218 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷yes naybhki

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 3 หลายเดือนก่อน +2

    Yes🎉🎉🎉🎉

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 หลายเดือนก่อน

    Athsu kedina hageir hzbin kedina mezina caby nzenet kemzu eyom huwotom keflom hager amzom hager knhniz ygbana neru wala etmrere kemit selhita worair kemi afuke ete

  • @mebrahtomnegash2969
    @mebrahtomnegash2969 3 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት ሕብሰታዊ ወጽዓ የለን አብ ኤርትራ

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምሽ ዶ!?

  • @yemanemenghstab6139
    @yemanemenghstab6139 3 หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊ እዚኦም እሞ ትግራይ ትዕወት ዝብሉ

  • @afomiatsegai9522
    @afomiatsegai9522 3 หลายเดือนก่อน

    Fantastic !!!! Brother Measho , you are sooo brilliant ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @medhaniewoldeab3948
    @medhaniewoldeab3948 3 หลายเดือนก่อน +1

    Maasho Great Great job

  • @ሳራመኮንን
    @ሳራመኮንን 3 หลายเดือนก่อน +3

    ህልሚ ትሀልም አለካ አብ አውሮፓን አሜሪካ ተቀሚጥካ 😂

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 หลายเดือนก่อน

    Hakica dekina wuludna asedet bied yhuwatna bejkum dekina bsarhi ticalu atkun sewuwom nezom bloqom demu dekum delrwu smuwom🇪🇷🕊🤝🤲

  • @ibrahimadam1609
    @ibrahimadam1609 3 หลายเดือนก่อน

    ane kehatekum ezatbluwa delekum fuluyat kebabiyom zkawemuni zelowu zbelelu akeba wey kea meglesti amstulna. hasot haram u.
    Tekawemti yebilnan kulu gin nesemina. hakom kea tegaru eyom ember

  • @HabtemariamAbraham
    @HabtemariamAbraham 3 หลายเดือนก่อน

    Wae neaba gdef hzbawiy naebiy ayndeliy baesi ayndeli kte fltet eziy boba awraja gdefu Eritreawi nenhdhdu etafae alo erqki Eritreawi hsebu ::

  • @hedrijeganuna
    @hedrijeganuna 3 หลายเดือนก่อน

    Masho wetru kemqedmka zeytiblel metklawi agenae 🎉❤

  • @Asmarino1225
    @Asmarino1225 3 หลายเดือนก่อน

    TEQAMERTI & WEYANE JUNTA ARE THE SAME ENEMIES OF ERITREA 🇪🇷

  • @salomongabriel5945
    @salomongabriel5945 3 หลายเดือนก่อน

    Hawina wey mis higdef way birgiedka mirex hataf kelbi 💙💙💙💙💪💪💪💪💯

    • @zzeeyib3009
      @zzeeyib3009 3 หลายเดือนก่อน

      Agree very conflicting ideas. Hatef tef.

  • @Lamekglove
    @Lamekglove 3 หลายเดือนก่อน

    ስርዓት 🤔🤔🤔